Selam hawey eza tizareb zela gal malet sebayey yharmeniy tibil zela emo kia baelu Polis zixiwue Polis kia walahantiy zeybluwo endie ane ab Germany eye zikimet emo kemzia esmien rieyen ayfelitin
Nahom BRAVO!!! I really enjoy your program. This guy need an ultimatum...or needs to do a therapy... Bekemzi eritrean kenfelet jehezen iju. It is also sad for the children...to grow up under such circumstances....May God protect them....
ane kehatekum indo menu iza sile nedei maryam timesil elu zeqre belkum iza silike kab mintai tebegisu u neza sile maryam elu aqrebuwa minelbat tekerukum tikewun izi siletat ke Ronaldo davin nezom melakte bigexom (biakal rewom diu ) walas yikowun elu u siliwom. Nohom xxx meliselei
ኮመንትኩም ሓጋዚ ስለዝኾነ ሓሳብኩም ሃቡና 👍🏼.
Ezi medebka btami stubuk alo kestilo.eta metewit amazinday tbil gin. Bzuh aysehabetnin buzuhat kemay telewa keyra. Mis akburetey.
ምሕረት የውርደልኪ እንበር ናይ አዴና ቅድስቲ ማርያምሲ ይሳዓም እንበር አይ ቅደድን
ናይ ድንግል ማርያም ስእሊ ዝቀደድኪ እዝግኣብሔር ምሕረት የውርደልኪ ዘሕዝን እዩ ኦ ጎይታ ይቅረ በለልና
ክብሪ ንኣምላኽ ንወላዲቱ ድንግል ማርያም እሞ ብዘይ ድንግል ኣዴናስ ወልሓንቲ የለን 🙏🙏🙏🙏
ነዛ ናይ ኣደይ ማርያም ስእሊ ትቀድድ ምሕረት የውርደላ ይቅረ በለለንና ጎይታይ
ናይ መላእኽቲ እምበር ናይ ኣማልኽቲ ሰእሊ ኣይበሃልን እዩ ። ብዝኾነ እግዚኣብሔር ምሕረት ይግበረላ
ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና 👏👏👏👏
ኣማልክት ኣይብሃልን ዝሓወይ ምክንያቱ ሓደ ኣምላክ እዩ ዘለና መላእክቲ እዮም ብዝሓት ፍትዋይ
እዋይ ሓፍተይ ናይ ጀርመን ድኣ ዝበዝሑ ኣወዳት ከምኡ እንዲዮም ትሩፋታት ዳባር ቁማርን ቲቢኮን ሓዲሮም ስዓት4 ወጋሕታ መጽዮም ግዜ ይከልእወን ይርቡሹወን ሓላፍነታውያን ኣይኮኑን
መጀርታ ምሕረት የውርደላ ካብ ብሰብ ብኣምላኽ ሕማቕ ክወርዳ መንኮይና ንእመብርሃን ክትቐድድ ቅድሚ ሕጂ ሓንቲ ጋል ንስእሊ ኣደይ ማርያም ዝረገጸት እንታይ ረኺባ ኣብ ፌስቡክ ሪኢናዮ ኢና
thank you for waching...new video soon.like and #subscribe
ሕማቅ መንፈስ ሓድርዋ እዩ ምሕረተ ያውርደልኽ ሓፍተይ ማዓረይ🙏🙏🙏
Eme brhan baela bmhreta tbxahki haftey kemu gberi do eluki ezi rugum seytan.
Amalkti aykonen zbehal መላእክቲ ምስትውዓል ጽቡቅ ዩ
ገሊኤን አዋልድ ሲ, ካብ ነፍሰን ንላዕሊ ንወዲ የፍቅራ. ዘፍቅረካ ወዲ አይሀርመካን እዪ
ክብሪ ንአምላክ ንወላዲቱ ድንግል👏
ብሩኽ ስእሊ ዘያምኑ ኣለዉ ኢልካ ኣብታ ናትካ መጽሓፍ ቁዱስ ኣንብባ ኢሞ ክትፈልጦ ኢኻ ናይመን ከምዝኮነ ናይ ኩሉ ኡዩ ኩሉ ጊን ኣይኮነን ዝስእቦ በጃኻ ኣንብቦ Exodus 20 (ትግ) - ዘጸአት
4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡
Exodus 20 (ትግ) - ዘጸአት
6: ንዚፈትዉንን ትእዛዛተይ ንዚሕልዉን ግና ክሳዕ ኣሽሓት ምሕረት ዝገብር እየ።
7: እግዚኣብሄር ስሙ ብኸንቱ ንዘልዐለ ኸይቀጽዔ ኣይሐድጎን እዩ እሞ፡ ስም እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ብኸንቱ ኣይተልዕል።
ሕማቅ መንፈስ ሓድርዋ እዩ ሓሚማ እያ ምሕረት የውርደላ
Keshi Entay gebaray men koynu eyou tefelaleyou zblom ayashu
Respect to Eritrea people
ኣምላክ ምሕረት የርደላ እንበር ናይ ቅዱሳን ክትቀድድ ከቢድ እዩ
ዛስእሊ ኣድህኖ ዝቀደደት ግን ሓሚማ እያ ነይራ ድሓር የቅርታ ሓቲታ እያ ላፈለጠት ኣይኮነትን ቀዲዳቶ፡
ናይ. ብሓቂ ሰንቢደ. ኣነስ
Egziabihier amlak mhret yewrdela kbleka zdeli gn nay amalkti sali aytbel nay melakti sali bel amlkti zbehalu taotat eyom arma
Nahoma eritreawi🇪🇷 dika ethiopiawi🇪🇹
ጋል ትግራይ ።
ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ብዘይ ካ ሓደ ኣምላክ ካሊእ ኣምላክ የለን ንሱ እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣልፋን ኦሜጋን ዝኮነ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ እቲ ኣብ መስቀል ዝወዓለ ክቡር ስጉኡን ቅዱስ ደሙን ዘፍሰሰልና ንደቂ ኣዳም እዩ ምስ ሰናይ ይቅሬታ ኣማልክቲ ክትብል ስለ ዝሰማዕኩካ እየ እታ ስእሊ ኣድህኖ ዝትቀድድ ዘላ ሓፍትና ምሕረት የውርደላ እቲ ኣብ ርእሲኣ ዞሎ ሩኩስ መንፈስ እመ ብርሃን በኣማላድነታን ብፆሎታን ትገስፀላ ቅዱሳን መላእክቲ ይርድእዋ
እታ ሰብኣያ ዝብድላ ዘሎ ሓፍትና ከኣ ዓቅሊ ይሃባ ስብኣያ ናብ ልቡ ክምለስ ለባም ሰበይቲ መራሒት መንግስተ ሰማያት እያ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ግዜ እካ እንተነወሐ ዓስብኪ ክትረክቢ ኢኪ ክብርተይ
ብዝተረፈ ሰሰናዩ ንዓኩም ።
ኣምላክ ይመስገን እዛጋል ኣምላክ ኢዩ ረዲኡዋ ቃል ኣምላክ እንታይ ይብል ስእልን ምስልን ንዓካትኩም ኣይትግበሩ ኢዩ ዝብል ስለዚ እዚ ስእሊ ቅድስቲ ማርያም ኣይኮነትን ንግስቲ ጠፈር ኢያ ብናይ ማርያም ስም እትሽቅጥ ናይ ስይጣን ኣገልጋሊት ኢያ ስለዚ ኣብ ኤርሚያስ 44 ኣለኩም ናዛ ስእሊ መንነት ብጃኮም ህዝቢ ተዋህዶ ናብ ኣምላክ ተመለሱ ሂወት ክትረክቡ ይጽበየኩም ኣሎ ንሱ ባዓል ዓቢ ምሕረት ኢዩ ንኣምላክ ድለይዋ ክትረክብዋ ኢኩም ፡ስለዚ ናይ ተዋህዶ ነገር ብክልተ እግሮም ዝሕንክሱ ህዝቢ ኢዩም ኣምላክ መንፈስ ኢዩ ፡ማርያም ካኣ ስብ ኢያ ሞይታን ተቀቢራን ናብቲ ናይቁዱስን ስፍራ ካኣ ከይዳ ስለዚ ንሳ ከተማልድ ኣይትክእልን ስራሕ ኣምላክ ክትስርሕ ኣይትክእልን ኢያ ስለዚ ህዝበይ ሳኣን ፍልጠት ይጠፍእ ይብል ቓል ኣምላክ ንዑ ናብ ጎይታ የሱስ ጾርኩም ከራግፈልኩም ኢዩ ኣንስቱኩም ክትቀትሉ ዝገብረኩም ዘሎ ብድሕሪ ስእሊ ዘሎ ናይ ስይጣን ወዲት ኢዩ ንስኩም ካኣ መሳኪ ስእሊ ናይ ቁዱስን ኢዩ ኢልኩም ኣብ ገዛኩም ትስቅልዋ ፡ ንጎይታ የሱስ ኣብ ልብኩም ስቀልዋ ናይ ዘልኣለም ሂወት ክትረክቡ ኢኩ ኣምላክ ንህዝብና ዓይኑ ይክፈት ።
Ezgio meharena kristos (3) zgebrwo aifeltun eiom ikrebelelom. Ibel mexhaf kdus. Ikre ibelelna ibelelki 🤲🤲🤲
Haki hawey ❤❤❤❤🎉🎉🎉
Mhret yewrdelka fetari
Anchi koshasha yestan zer aydey maryam keftena tautashi enji lemtfo negr atargim
Egzabher amlek yeqra yeblki habtey natey
Selam hawey eza tizareb zela gal malet sebayey yharmeniy tibil zela emo kia baelu Polis zixiwue Polis kia walahantiy zeybluwo endie ane ab Germany eye zikimet emo kemzia esmien rieyen ayfelitin
Egzabehar amlik yekera yebelalkey
bsemam bewul menfes kudus nei ba bejki ab Lebki temlise Egzbher amlak yeqre yebililki zhaftey kali neblki yebilnan xelut ka azwteri Eki
እንታ ይበሃል ኮዩኑ ይግበረላ ካብ ተጸበየት ኣቡ ኸሎ መዛዘም ናይ መጠረሽታ 😭ይግበረልና ኣዋልድ ዝከብራሉ ዘመን የምጻልና 🙏💐
egzanher mehrit yewrdalki
Keep it up 😉
Nahom BRAVO!!!
I really enjoy your program. This guy need an ultimatum...or needs to do a therapy...
Bekemzi eritrean kenfelet jehezen iju. It is also sad for the children...to grow up under such circumstances....May God protect them....
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉
Nohom × zikone sheytan atiwaaa
Eta seli gdsti dngl weladit Amlak zkededet haftna Egzabiher mhret yewrdela kubur hawey kea bjeka hade Amlak kale Amlak yelen.
😊😊😊🎉🎉🎉🎉
Besmammmm beweld menfes kudus owwwww lewhhhh goyta negebro ay nefeleten ina emo mehret geberelna
🙏 amen
Amen
Eizan sabat kay maslaka ezan wala yeimto
Amlak bane mhretu ytemta aber ade kulu hzbi adiya lewah ado
😉
ነዛ. ስእሊ. ድቀደተት. ኣምላኽ. ኣብ ልባ. ይምለሳ እዛ. ምስ ሰብኣያ. ድተጋራቸወት. ዕርቂ. ይፍጠረሎም. ኣምላኽ ብደይ. ጸሎት. ሓንቲ. ክንገብር. ኣይንኽእልን ኢና ጸሎት. ብዓቕምና. ጸሎት. ንግበር
ናሆም ሓወይ ብእተቕርቦ መደብ ኣዛናጋዕን መሃርን ክትቅጽሎ ይላበወካ ብዛዕባ እቲ ናይ ቅዱሳን ኣሳል ስም ግን ኣማልኽቲ ዘይኮነ መላእኽቲ እዩ ዝበሃል።
grm eber
Keep it up bro
I will. thank you
ንስካ ንባዕልካ ተደንግጽ ኢካ መልኣክቲ ባሮት ኣምላክ ምካኖ ኣይትፈልጥን ዲካ ብዘይ ፍቃድ ኣምላክ ከምዘይ ይንቀሳቀሱ መን ክትንክፈ ይክእል ነዛ ጋል ንስካ ጎስጋስ ኢካ ትገብር ዘለካ ንክቀትልዋ ፡ ብዛዕባ ኣምላክ ክትፈልጥ መጽሓፍ ቁዱስ ኣንብብ ኢካ ተዋህዶ ካኣ ናይ ስይጣን ሞዕቆቢ ባዓቲ ኢዩ ስለዚ ሓመይቲ ዘመዉቲ ዓበይቶም ናኣሽቶ ተራገምቲ ስረቅቲ ሓስዉቲ ፍቅሪ ኣምላክ ዘይብሎም ብዛዕባ ከብዶም ዝሓስቡ መምለክቲ ጣኦት ኢዮም ስለዚ ኢዩም ካኣ ኣብ መርገም ዝነብሩ ንስካዉን ሓደ ካብኣቶም ኢካ ።
ጅድ ዱሁል ኣምላኽ ካብቲ ዘለኻዮ ጥንቆላ ናብ ኦርቶዶክሳው ት የእትኻ
@@fyorihayle7127 መጀመርያ ትግርኛ ምጽሓፍ ተማሃሪ ኢኪ ተዋህዶ ካኣ ብፍረኩም ኢኩም ትፍለጡ ተጻረፍቲ ኢኩም ናብ መጽሓፍ ቁዱስ ተዛወሪ ኢኪ ብዛዕባ ተጻረፍቲ እንታይ ከም ዝብል ክትማሃሪ ምካኑ ኣይተንብቢዮን ኢኪ ባዕለይ ክነግረኪ ተጻረፍቲ መንግስቲ ኣምላክ ኣይኣትዉን ኢዮም ዝብል ሓፍተይ ፡ኣምላክ ይምሓርኪ ኢየ ዝብለኪ ።
Eway zebey belieki yehder enda tahrmka nabra do alo eyu ewae 🤔
sbuk agelalsa postive..nay bhaki adnikeka
thank you.
She is disrespecting women in the world and particularly habesha. This kind of women allows abuse to herself and her kids. Shame on her.
ክሳብ ነብሳ ትጠፍእ ትጽበ እንተላ ዓሻ እያ
Nahoma eti shigr zbezhu shmagletat iyom zketateluka mesleni xeweta iyu talent natka thats why iye subscribe gierelka
May chelot eyu zedlia. Eti rkus menfes miwestala neru.
ወይለይ ገለ ዝኩነ ሰቦ እዩ ሰብ ናይ ለብበን።ንሕና ኣሕዋትና ተቀቲለን ኢልና ንሓርርን ንቃለስን ። ገሊእክን ከኣ ባዕልክን ንሂወትክን ከም በጊዕ ገንሸል ትገብርኣ።እንታይ ትጽበ ኣላ ክሳብ ዝቀትላ። ወይለከይይይይይይይይ
Zgerm iu nmeswat ztekerebet bhaki
Tsebhi bekibeakudus seriha tebieleayo kigedefo u
Emoተከተልቲ ኦርቶዶክስ ሲ ጽሉላት እዮም በለናምበር
Mhrete yewrede
Sektu demamu
Hiftey nabski dakikine tatnkaki neski endhir kemze kaxlki da bezab dakiki aethisben alki nemntay neu ab fatna aetetwyu bjke
ትክክል
Fekeri terah ekule ayekonen abe hadare
Eway ezgyo mahrena fetari kekonelke Hadar eko buzu xerke eke koynu gen maere nehewetke zefeten entkoynu nebseke adhene segb teketele aytxebey hade seb keketleke kehardeke ente jemeru hante malte kefexema eue bejake netom hexanat neberlom dekeke keytezekteme mesaken komu enda bela eyen buzuhat tefen geze aytektele marey megas eko xubuk entekone hewet wede seb gen kubur eue
Guhaf nefat kemedia zbelwa get hamle Sene Iya tmesl geta GDA atebiqa ab mustmiedya atiya zeytzareb guhaf buda telam Iya kahadit kem satnaal Iya guhaf
Nay seb melkie endhr koynu eti sieli tkkl aykonen eti zkededeto gn abyi hatyat eyu mknyatu eti zkededeto nay seb sieli zeykones siele adhno eu zbehal amlak bmhretu ytemteki
6 Bira 😒😂 ? Wey seb dekey
ane kehatekum indo menu iza sile nedei maryam timesil elu zeqre belkum iza silike kab mintai tebegisu u neza sile maryam elu aqrebuwa minelbat tekerukum tikewun izi siletat ke Ronaldo davin nezom melakte bigexom (biakal rewom diu ) walas yikowun elu u siliwom. Nohom xxx meliselei
tegaru gedfe ba