Bro I just want to tell you I am Eritrean, pro the GoE, but I hate your show because its full of fake propaganda and doesn't express the virtues of Eritreans and shaabiya.sorry to tell u this but U need to avoid click bait news and prepare a balanced news. D.S from Juba
በሊሕ ትግራዋይ ብጣዕሚ ቡቁዕ ፖለቲከኛ ከየጥፍዎ ጥራይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንዓኻ ንስድራኻን ንሙሉእ ኤርትራን ዓ መተ ሰላም ራህዋን
ይግበረልና 🙏🇪🇷🌹❤🇪🇷🌹
ትግራዋይ መ/ኣብራሃ ጭራ ሰላም ንተጋሩ ኣጆኻ!ፈጣሪ የሐልኻ!!!
❤ትግራዋይ ዓለቕቲ ዘርኢ ተመን ሓሳድ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 for ever Eritrea
መርሓባ ኣበሳ ወዲ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏💐🙏💐
እዛ ሕምምቲ ትግራይ ከም መምህር አብርሃ ተኹሉ ዝአመሰሉ ምሁራትን ንሐቂ ደው ዝብሉ ውሑዳት ሰባት እንተትረክብ ምሐወየት ነይራ!!
Thanks Professor Abrha enjera alem bilea
ሕማም ካንሰር ክልል ትግራይ ክፍውስ ዝኽእል "ሓኪም" ምበልክዎ ንመምህር ኣብርሃ😊🎉🎉🎉
Shabiya jiganu yak🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት ❤❤❤
ንመምህር ኣብርሃ ዝመስል ካብ ኢቶፒያውያን ኣይተረክበን ሃደ ሰብ ኣብሃቂ ድሃሉ ዝከብር አንበር ኣብ ሃሶት ኣይከብርን ሃቂ ምዝራቡ ናይ ኣይንሃሳድ ይከውለሉ ሃቂ ተዛሪብካ ህለፍ
Memher Abraha Tekhlu Edmen tienan yehabelna .Qunue seb.❤
HAPPY NEW YEAR TO ALL MY BELOVED ERITREAN ❤
Merry Christmas fenql Eri media ❤⭐️🌻🌴🇪🇷❤️🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
🇪🇷💎💎💚🕊️🍀🌴🌿☘️🎇🎇🎇 ኤረትራዎነት ከብር መንነት ንዘልአለም ከአ ተከቢሩ ይነብር!!! ዓውት ንሐፋሸ ውደቀት ንፋሸፋሽ
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
መምህር አብርሃ መራሒ መጻኢ መድሕን ህዝቢ ትግራይ ክኸውን ዓቢ ትኽእሎ አሎ፡ ህዝቢ ትግራይ ንረብሓ ድሕነት ደቅኻ ክትብል ነዚ ብሉጽ መምህር አብርሃ ሓግዝዎ ሓልውዎ ❤
☝️ ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ኣብርሃ ተኽሉ ዝብሃል ሰብ ኣምላኽ ደኣ ይሓልዎ እምበር ክቀትልዎ ኢዮም። ንስለ ሓቂ ስለ ዝተጣበቀ።
መርሓባ ወዲ ሱቡሕ መሬት 🇪🇷
🇪🇷🇪🇷❣️❣️👍⚘️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ሻዕብያ ነዞም ህዝቢ ኣዝዩ ለዋህ እዩ ፡ እዚ ናይ ሕጂ ወሎዶ ግን ድራጎን ኮይኑ ሓዊ ክተፋኣሎም እዩ።
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Fengil Eri media Fantastic news good continuation merry Christmas 🫶🇪🇷🫶🤶 🎄 rest in peace our sacrificed Awet nhafash
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
♥️🇪🇷♥️🇪🇷⭐️🌸👍
ከም ኣቦታቱ ክጠፍኢ ደሊዩ ኢዩ Game over በሎም ወዲ ኢረይ ❤❤❤❤
WEL COME THE SON OF THE NINE DIAMOND GENERATION ❤
🇪🇷❤️👍✌️👌
🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉❤❤❤❤
Yes tebark
Wel com
🌲🌲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
❤️❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Merry Christmas 🎄🎁
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🎄🎄🎄🇪🇷🎄🎄
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
Bravoflfltv❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉 ርሑስ ልደት 🎉
Hawey mearey wedi rimeyyyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrean
❤ 100 % 100 Haqi jgna tgraway Hade kab 100 terekubu ::
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ኣነ ከምዚ ዓይነት ሓቀኛ ትግራዋይ ክሳብ ሕጂ ኣየጋጠመንን፡ተባዕ፡ክምህ ዘይብል ፡ብልክዕ መረዳእታን ስነ ሓሳብን ዝገልጽ፡ኣብ ክውንነትን ዝተጨበጡ ሓቅታት ታሪኽ ዝምርኮስ ፡ክም ኦሞን ሳሙናን ኮይኑ ንርስሓት ስነ ሓሳብ ርእሲ ዘጽሪ ልክዕ ሰብ ኢዩ።መም/ኣብርሃ ስለዚ ከምዚኦም ዓይነት ሓቀኛታት ሰባት ነተባብዕ።
right
እዚ ወዲ ሃቂ ዝዛረብ ከምዚኦም ይብዛሀልና
❤❤❤❤ great
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🌹🇪🇷🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ፈንቅል ኤሪ ሚዲያ እዞም ተጋሩ ዝብልዎ ኩሉ ግዜ ኣምጻኣዬ ድኣ ገለ ኤርትራዉያን በዞም ጭንጫ ርእሶም ዘይቀበጹ ስለ ዘለዉ ገለ መቅበጺ እንተኾኖም ኤርትራዊ ኣስተዉዕል ብሑሉፍ ታሪኽ ኣብ ርእሲ ኤርትራዉያን ዝተገብረ ክፍኣትን ተንኾልን ብሕጂ ዉን ኣይትታሃመል ሃገራዉነትካን ሓድነትካን ኢዩ ድሕነትካ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🐪✝️☪️9️⃣💪👈
ናይዚ መምህር ኣብርሃም ንቅሓትን ትብዓትን ይገርመኒ እዩ፡ ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት ነቲ ሓቂ ይነግሮም እዩ ግን እዞም ቆማላት ተጋሩ ወላ ኣይርድኦምን
❤❤❤❤❤❤
Thus radish meting lidetin ni kuluna❤❤❤❤❤eritrea
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
haqe ente qebrkaya be egra tewxe 🎉🎉🎉eze tegrway anbesa eyu
Memhir aberha tigraway haki zizareb seb alo
አንታ ነዚ አምበሳ ዝኾነ ብሮቤሰር ክቀትልዎ እዮም
ኣታ እዛ ኢትዮጵያ አዚ ዘይመርሓ ነበረ ሰላም ንኽትረክብ
Tegaru reshat bega eritreawiyan gah yibelu
Beka, behaki tigray seb seina.. 1 kab 1000.
Fekilawi will come
ዝመተ ሬሳ በሉ በቃ
Let's make our reporting less dramatic.
🇪🇷🐪🇪🇷
ካበይ እዮም ዝሽምትዎ እቲ ዶ/ር ወይ ፕሮፊስር ዝግርም እዮም።
አዞም ሰባት ኣበያናይ ጠፈር አዮም ዝነብሩ ካብ ጌጋታቶም ዘይምሃሩ ክግዕሩ ክሕስው ክፍክሩ ንሰምዖም ኣለና አዚ ግን ፖለቲካዊ ነውጺ ንምፍጣር አዩ ዓቕሚ ዝብሃል ግን የሎን ።
ETHIOPIWIAN TIGARU sek elka gura zeibelka kehlwene alow elom teanderu eti wana k sek elu zehbekum Do jemeselekum💐💐💐🙏🙏🙏💓🇪🇷🇪🇷
ተጋሩን ኣብ ኣመሪካን አውሮፓን ዝነብሩ ከዳዓትን ካብ ትግራይ ዝወለዱን ዝተውለዱን ኣብ ኤርትራ ዝዓበዩን አዪም ሎሚ ኣንጻር ህላወ ህዝቢ ኤርትራ ደው አሎም ዘለዉ አዚኦም ኩሎም ባዓል መን ሙካኖምን ኣስማቶም ብንጹር ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ወጻኢን ኣብ ወሽጥ ሃገር ዘሎን ጽቡቅ ገሩ ይፈልጥ አዩ
ሎሚ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ሓንቲ አያ
ኤርትራዊ ዲኻ ወላስ ትግራዋይ ?
መልሲ ንነብስኻ ሕተት ?
እዚ ሕቶ ህላወ ህዝቢ አርትራ አዩ ?
ሎሚ እዋን ፍለለ
Hade tigrawy alo haki zizareb
Nrie kkkkk
Etiae metewit musical zey tkyra kab kulu musica xbuk sinca
Hawey. Teqribom. Kulom. Xubukat. Eka. Entekenu. Bizaba. Ethpia. Tigraye. Buzuh. Tezeytegedeska. Yahayshi. Buzuh. Bota. Aytahabom.
ኣይኮነንዶ ምስ ጎረባብቲ ሓብርካ ንኢትዮ ጵያ ክትህረም ብዛዕባ ቀይሕ ባሕሪ አርትራን ህዝቢ ዓሰብን ኣማርኛ ዝዛረብ ህዝቢ እትዮጵያ እዩ እንዳበሉ ካብ መንግስቲ አርትራ ዝቃወም ኣይራናን ንኣወል ሲዒድ ብዉልቁ ዝህቦ ዝነበረ ግብረ መልሲ ዉን ኢሳያስ ከልክልዎ ኣሎ
2pac diu zibele
😂
እቶም ዝሰምዑዎ ዘለዉ ኢንግሊሽ ኣይግጥሙን እዮም ኢሉ 2Pac 50 Cent ይብሎም ኣሎ እንታይ ፈሊጥና 😂😂😂😂😂😂
ስምዓኒ ዝወደይ ብትገብሮ ክትምስገን ይግብአካዩ እንተኾነ እቲ ሓደ ሓደ ትጽሕፎ ዘለኻ አርእስቲ ዘሰክፍዩ ዓቀን እንተትገብረሉ ጽቡቅዩ፣ "ኢትዮጵያ ብሓሙሽተ ኣንፈት ሚሳይል ክዘንባ'ዩ" ምባል ንምንታይ አድለየ ናይ ስምዒትን ዕሽነትን ዘይምብሳልን ድዩ፣ አምሓሩዶ ተጋሩዶ ተዛሪቦም ኢልካ ቦሮቅሮቅ ምባል አይጠቅምንዩ ንሃይለስላሴ ንደርግ ንወያነ ንአቢ ውን አይጠቀሞምን ድሕሪ ሕጂውን አይጠቅሞምንዩ፣ ህግ አብ ታሪኹ ስርሑ ይሰርሕ ዝግባእ መልሲ ድማ አብ ሰዓቱ ይህብ እምበር ቦሮቅሮቅ ክብል ተሰሚዑ አይፈልጥንዩ ንስኻ ውን ካብኡ ተመሃር ይፈልጦየ ትብል እንተኾንካ፣አብ ሰዓቱ መአዝኑ ዘይሰሓተን ግቡእ ዝኾነ መልሲ ድአ ትህብ እምበር ብዙሕ ዘየድሊ ፈኸራታትሲ ይትረፍካ ዋጋውን ስለዘይብሉ ሱቅ ውንኮ መልሲዩ ይበሃልዩ፣ ንትምህርቲ ክኾነካ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣብ አመሪካ ብጋዜጠኛ አዳነሽ ፍስሃየ ብዛዕባ አባይ ጸሃየ ሕቆኦም ክንሰብሮም ኢና ኢሉኩም ኢላ ንዘቅረበትሉ ሕቶ ብከመይ ከምዝመለሶ ተመሊስካ ስምዓዮሞ አብ ስራሕካ ክጠቅመካዩ ዝወደይ፣ እግዚአብሄር ሰላም የውርደልና
Bzaeba naxinet eritrea zeyamin abzihalewe haliyu miqibax u mikhiniaytu nimot ziteqedademnala naxinet u
መምህር ኣብርሃ ዘቅሪቦም ሓሳባት ብተዛማዲ rational ምኽንያት ዝኾነ ሞጎተ የቅሪብ እዩ።
ሓደ ሓደ ምልክታት ናይ ትግራውይነት ባህሪ የርእይ እዩ።
2:35 ! Zkedeme yeaklena tigrenaka amahyesh: neskan etom tblom welke tegarun neze hzbe selamu kelekumo:ab zhshkum konkum: hzbe selam harmwo ::
እቲ ዓገብ ዝብሎ ዘሎ ትግራዋይ ከም ዝኾነ ኣሚንካን ኣመስጊንካን ከተብቅዕ ጽንሕ ኢልካ ኸኣ ንኹሉ ብምሕፋሽ ነገር ትግራይን ተጋሩን ትብል? እዚስ ነንሓድሓዱ ኣይጋጮንዶ?
እዚ ዶክተር እየ ኢሉ ሀተፍተፍ ዝብል ዘሎ ዶክተር ናይ ፒያሳ እዩ. እቲ ግቡእን ሐቅን መልሲ ዝሀቦ ምሁር ወዲ ትግራይ ንሱ እዩ እቲ ሐቂ. ኤርትራ አፍንጫ ፀላእታ ሰይራ እያ ካብ ኢድ ገዛእቲ ነፃነታ ብሐይላ ጨቢጣ.
Shaibya kaybelu zaykonelim eziom yeidug belom teriy ezom komalat
ቐደም ሻዕብያ " ምግንጻል ታሪኸ ኣይፈቅደልኩምን" እንተበለኹም : ትበኣስዎም ኔርኩም:: ሕዚ ድማ አይንግንጸልን ምግንጻል ....ትብሉ ኣለኹም:: ትዕዝብቲ!!!!
እዚ ሰብኣይ ደርጊ ክወድቅ ከሎ ንእሽተይ እዩ ነሩ ኣይርድኦን ነሩ ብከመይ ከም ዝደርዓምናዮ ፈዛዝ።
ቅርብ ትብል ወይልኻ ትግራዋይ በሎ ቴድ፡
Memhr abrha hlawe hzbi tgray zgedso eu keyketlwo tray ezom hasadat
slemntay himak timineyelu aleka , nsu zzarebo zelo ntgray halyu iyu, slemntay iyom zketlwo, ab zlaale tsifhi kibetsh zeytmneyelu
Bro I just want to tell you I am Eritrean, pro the GoE, but I hate your show because its full of fake propaganda and doesn't express the virtues of Eritreans and shaabiya.sorry to tell u this but U need to avoid click bait news and prepare a balanced news. D.S from Juba
ጌጋ ሓበሬታ አቋርጽ ንባድመን ዘላምበሳን ዝወረርኩም አይንወጽእን ኢልኩም ዝፈከርኩም ንስኹም ኢኹም ንልዕሊ 50 ዓመት ጸረ ትግራይ ሰሪሕኩም አብ መወዳእታ ንትግራይ ክተጥፍኡ ምስ አቢ ኮይንኩም ናብ ትግራይ ወፊርኩም ተሳዒርኩም ብህድማ ወጺእኩም ምስ አቢ ምስተጠላለምኩም ከኣ ተኾሊፍና ኢልኩም በኺኩም ካብ ሕጂ ንቅድሚት ሰናይ አይክመጸኩምን'ዩ ። ከም ቀደም ከም ዘይትቅጽሉ ርጉጽ'ዩ። ሕጂ መለስ የለን ደብረጽዮን ከኣ ለሚሱ'ዩ። ዝጎድለኩም ነገር አሎ አብ ቀረባ ዕድመ ዝሃቦ ክርኢ'ዩ።
መረትካዶ የወረር እዩ. ባድመ ብናይ ዓለም ሕግ ኒ ኤረትራ ተፈሪዳ እንዲያ.
ዘተከፍለ ይከፈል ኩናት ክቀጽል እዩ ቃል ገብሩ ኣሰራት
ንሕና ዓቕሚ ሰለዘይብልና ኣመሪካ ሓግዛትና ቃል ሙዉት መለስ
ህግደፍ ወይ policy ክቕየር ወይ ክንወርር ኢና ቃል ሙዉት ገብረሶዶማዊ መለስ
ቡዙሕ መበልና ግን ሱቕ ኢለ ኣሎኹ
@@Ahmedinhusseinግቡእ መልሲ ሂብካዮ ነዚ ሓሳዊ ዓጋመ
ኲናት ባህላዊ ጸወታና እዩ ኢልኩም ብጌጋ ቅማረ ኲናት ከፊትኩም ሚሳይል ቶኲስኩም ሻዕብያ ድማ ምሉእ ክልል ትግራይ ተቆጻጺሩ ኣፍንጫኹም ደርዒሙ ኣእጋርኩም ሴሩ ሓለውቲ ስጡሕ ተጸበይቲ ረድኤት ጌርኩም። እተን ትምኩሑለን ዝነበርኩም ኣጽዋር መንዚዑ ወሲዱወን ሕጂ ነንሕድሕድኩም ትቃተሉ ኣለኹም ልሙሳት ፍጥረት። ሕጂ'ውን ፈንጠርጠር እንተኢልኩም መንደላይ ኣሎ ክትቁሽመዱ ኢኹም። ስረኹም ዝፈታሕኩም ፈረሓት ሃደምቲ 😂😂😂😂😂😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
🇪🇷🌸💕🌸🇪🇷🌸💕🌸🇪🇷🌸💕🌸🇪🇷🌸💕🌸🇪🇷🌸💕🇪🇷
❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤