Gal Raya shkor behaki eba Beta nay wedi Keshi " tmali mshett ab dhri gezana dmtska semie"zbll derfi ab tiltok zelo Bnay raya tekedadinki srhi tsegurki ferizki ...plissssss🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Gal raya abay seb kab kemey dbelu sdra tefetirki malete natka tewhbo alo edu gn bay sdrabiet ka alewo tara hjis sdraki ke kemzi kemaki dyom ane seb buzuh ayednkn iye baki gn mara iye zgrem kexelyo kbrti habti ajuki 🤞🏿😊🥰🍀🏃♀️👌🏻
ኣሜንን ኣሜንን ጋል ራያ ሓብተይይ፡ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኪ
ዋውው 👍👍ኣይተካኣልክን ጋል ራያዋይ ምቅርቲ ከማኪ ለባምን መስትዋዓሊትን የላን ሶ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ዘድንቀክን ቀፅልሉ 🥰❤💛
ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላክ የብዘሐልኪ ብጣዕሚ ዘደንቅ ኣገላልፃ እዩ ኣጆኪ ቀፅልሉ ፀርፊ ብዘይ ኣገድስ 💕💝💝💗💕💕💝💝💗💕💗💝💗💕💝💝💗💕💕💝💝💕💕💝
💪💪💪 ዋውውውውውው እሰይ ጓል ራያ ሽኮር ንዝኮነ ነገር ብትሕትና ኢካ ትስዕሮ 👍👍👍💐💐💐💐🌻🌻🌻🌻🌻💝💝💝💝💝💝ጓል ዓደይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይብኪ 😍😍😍😍
ዋውውው ጋል ራያ ሓፍተይ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ነዘሞ ናይ ጸርፊ ወልፊ ዘለዎም ድማ ብዙሕ ኣይትገደስሎም መባኩርቲ እዮም
ዋው ፅብቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅልሉ ሓፍተይ ናተይ ከማን ኣድኒቀኪ ለባም ሰብ ኢኪ በሓቂ
ኣምላኽ ወሱኹ ልቦና ይሃብክ ሓፍተይ ናተይ 🙏🙏🙏🙏🙏
ጋል ራያ ቀፅሉሉ💘
ንፊዕት ብናይ ሰብ ቀናእተኛታት ብሸለል ጥበብኪ ሓደራ ከይተስተናዕቅዮ ቀፅልሉ ንስኺ ዋዕሮ ሃሪበኛ ስነጥበብ ክትኮኒ ወይ አብ ዓብዩ ደረጃ ንከይትበፅሕ መሓላኻታት ፈተናታት ህይወት መፃእኺ ዕብየትኪ ዘቅነአአን እዩ ሞ በሪትዕኺ ስርሑሉ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን
ዋውውው ብጣዕሚ ዝገርም አገላልጻ እዩ ጋል ራያዋይ እግዚአብሄር ንኹሉ ዓለም ምሕረት የውርደና
ጋል ራይ ቅፅሉሉ የኔ ዉድ❤❤❤❤❤❤
ዋው ጋል ራያ ሽካር ምቅርቲ ቀፅሉሉ❤❤👸💋👌💥
ኣሰይይይይ ጓል ራያ ሸኮር❤️❤️❤️❤️💘💘💘💘💘💘💘ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🙏🙏💋💋💋💋💋💋💋💞💞💞💞💞
ኣየ ሰብ ን ሰላም ዘይዝምር እንትርፎ ፀርፊ 😢
ጓል ራያዋይ ጅግና እኪ ብጣዕሚ'የ ዝፍትወኪ ብዘለኪ ቀፅሊ ምጭውተይ ❤❤❤❤❤
ኣጆኺ በሪቲዕ ሓፊተይ ማዓረይ 👍👌
ውይይይይ አቲ ንስኪ ብምንታይ እየ ክገልጸኪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ እንኮላይ ዘድንቀኪ ብጣዕሚ ኢኪ ንፍዕቲ ዓብዪ ተውህቦ አለኪ ተጠቀምሉ ሸለል አይትበልዮ ሓደራ💓💓
እቶም ዝጻረፉ ከኣ እንታይ ኮይኖም ይኮኑ ቅንኢ ዶ ይከውን ምክንያቱ አነ ዋላ ሓንቲ ትንቀፍ አይረከብኩላን ንጓል ራያ
ውውውውው ጋል ራይ ሽኮሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣጆኪ ጋል ራያ ኣንበሳ🙏😘😘😘😘😘
ኣጆኺ ምቅርቲ ፈጣሪ ዕድሜን ጥዕናን ይምነየልኪ
ንዘን ዝፃረፍ ኸዓ ቀናኣት ብቻ እየን ርእሰን ዘይሰርሕ ፎእእእ ብቻ ንስኺ ኣይትገደስለን💕💕💕💕
ኣርቱዋይ ስምዐስ ምምናው ስኢነክ ኢግዛብሔር ኣምላክ ብምቁልልኽ ያንብርኽ
ዋዋዋዋዋዋዋዋዋዋዋዋዋው ቀፅሉ 100% ብፀርፊ ዘይትድሀሊ
ጎል ራያ ሽኳር ቀፅልሉ ድሕሪየክስ እንታይ አሎ ብዘይ ባአኪ ዓዲ አይኩን ኩሉ እተቅርብየ ቀልዲ ምስ ቁምነገር ውድድድድድድድ❤❤❤❤❤
ኣጀኪ ጋል ርያ ከነሕጉስክ አና
AMEN AMEN AMEN AMEN🙏🙏🙏💒🕊
Eta fkri ksab mekabr ayxelakuwan xbuk melsi gal raya shikor
እዋይ ፅብቅተይ ከመይ ዲኪ ጅግና እምበር ጓል ራያ መልስኪ ከም ኣወል ቡን ግንፍል ግንፍል ኢሎም ዘየንቡር ንዝዛረቡ ምሕሳብ ዝወሓዶም ብውርዙይ ላዛ ራያ ኣምሂርክዮም ይጠቀምሉ እናበልኩ እንተ ብኣኪ ኮሪዐ ምክንያቱ እቲ ኩሉ ሃለውለዉ ናይ ምባል ሕማም ዝሓዞም ሰባት መድሓኒት ዝኮነ መልሲ ሂብክዮም ቀፅልሉ ይበል ኮሪዐልኪ ጓል ሃገረ ትግራይ ።💪💪💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰
ጋል ራያ ቀፅሉሉ
መልሲ ግን 😁🤣👌 ጠሰሚ ልበይ ሰትየ ❤❤❤❤
ጋል ራያ ዓድይ ቅመም ቓፅልሉ በርትዕ ሰለስብ ድማ አይትጨነቕ
Gal Raya shkor behaki eba
Beta nay wedi Keshi " tmali mshett ab dhri gezana dmtska semie"zbll derfi ab tiltok zelo
Bnay raya tekedadinki srhi tsegurki ferizki ...plissssss🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ab gonu koyki metey eye
ቀፅልሉ ማዓረይ
ኣጀኪ ክብርተይ በርትዒ
Haweki Eritreawi eya gual Reya qaxelayo ajoki seb hasad eyu😭🙏
ሰላም አግዚብሔር ፈጣሪ አምላክ የመሰገን
ዋዉዉዉዉዉዉ አግራም አጋላልፀ ልባም ሰብ ሸለል በልየን አጅክ ቀፅል ሓላለይ አነሰ ሓንታ መባይል አያ ዘላትን ብሓንታ መቦይል 1000 ሺሕ ግዜ ዘግበረ ተዘከዉን
ግን ቅረ ዘብለን ነገረ ይቱቩ ዘለኩም ሓድሸት ጅመረት አለና ሰለምንታይ ሰብሰክራይብ ዘይትሙሉሱ/ሳ
Mami Love አየ ሓላለይ ግን ሰብሰክራይብ መልሰለይ
@@hayatube7832 ጏል ራያ ሽኮር አጆኪ ኩልጊዜ አብጎንኪ ኢና ይመችኪ አብ አለም ጥኡም ሰብ ከምዘሎ እትረግመ ሰብ እውን አሎ አይትህረቅ 💖💖💖ጂግና ትግራይ ምኳንኪ ንፈልጥ 💪💪ትግራይ 💐💐💐ትስዕር
ጋል ዓደይ ኣጆኺ ማር 💋💋💋💋💋
@@Selamawit-cw7nu አሺ ዘያዳይ ሳብሰክራይብ አንግረጭዉ አብልን
ጀግና በርትዒ
Nifieti haftina Bertie kesililu ab goniki ena tigray tisier ayekum nayna 🏗💕⛪
በርች የኔ ልዩ ጎራ በይ ከግሩብ ነው የመጣሁት
ብኹሉ ሙሉ ምልእቲ ኣማሊኡ ዓዲሉኪ
Men.. Eyu... Zixerifeki. 🌹.. Zibleki..❤.ni.. Siki. Tixirefi.... Yyyy🌹❤🌹 Galtom.🌻. Tgaru🌹.. Jegahu.. Nihaki❤. Nihaki🌻.. Shekolet.🌹 Hibra.❤. Hattyyyy.. Shikor.🌻.. Gal.. Tigray.. ❤
Gali rey shekor edema tenant yhabek amlak 🥰🥰🥰🥰🥰
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏
የኔ ቆንጆ😍😍😍😍😍
ወልልልልልል ጋል ራያ ምቅርቲ 🥰🥰🥰🥰
እንካን ሀባን......
ጎበዝ
ዋዉ ጣዕማም
ጎል ራያዋ ምቅርቲ💘💘
ኣቱም ሰባት ቱቁማልስ ፅሬተይ ክሕሉ
ቱናትካ ህማም ግን ዶክተር ሲኢነሉ
ፃሓይ ከይዓረበት ሓጂ ሕሰበሉ
ኣይተካኣልክን በርትዒ
Ayky gol adey mary reseyn ezn
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍 ajoki no aytqtlna emba ne kulatna aye zerba gele aynet melsi yeqnilan kabo zeblxe ketesrhi kea nexbyki
ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊
ዋዉ ዋዉ ኣቲ ሓሪፍ
keep it up and thank you.
Ajkey gel adeyi Mary
ቱላዝኪ ደስስ ክብል ሽኮር
ሰላም ሰለም ጋል ራያ ሓፈተይ ብጣዕሚ አኪ ንፈዕቲ ብዝከነ ፅቡቀ አጋላልፃ አዩ ማዓረይ አጀኪ በርትዒ ጋል ትግራይ ዓደይ
ኣርቱ ሓፍተይ ክንዳኪ ዝፍቶ የለን ኣብ ኩሉ ሚድያ ብትገብርዮ ባህላዊ ይኹን ዘመናዊ ዝሓፍተይ ግን ብናይ ሰብ ሓሳብ እንትርፊ ክትዓብይይ ከይትወድቕ ግን ኣነ እቲ ዋና ዝገርመኒ ኣብ ዝማዕበለ ዓዲ ከይድና እክንዲ ኣእምራዊ ሎውጢ ፍዝካዊ ለዉጠ ሒዝካ ምምላስ እዩ ❤❤❤❤❤❤ ካብ ዝሳተፈሉ ሚድያ fb, ins, tik, y, b ብጣዕሚ እየ ዘድንቀክ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ዘለኽዮ ይሃብኪ ዝያዳይ ፍቕርን ሰላም ንህዝብና 🥰🥰🥰🥰💞💞
ብሲሚ ራያ ብዝሒ ዝሺቂጡ ሲለ ዘዉ ፊልይ በታኺ ጊለፂ ልና
Gal raya abay seb kab kemey dbelu sdra tefetirki malete natka tewhbo alo edu gn bay sdrabiet ka alewo tara hjis sdraki ke kemzi kemaki dyom ane seb buzuh ayednkn iye baki gn mara iye zgrem kexelyo kbrti habti ajuki 🤞🏿😊🥰🍀🏃♀️👌🏻
ፅሪቲ
ንዝጸረፈካ ብፍቅሪ ክትምልሰሉ ከለካ ሕልንኡ እዩ ዝረትዖ
🌹🌹🌹🌹🌹💯💯💯💯💯
ጓል ራያ ግርህቲን ቅንዕትን እኺ እሞ ፍሽኽታን ሰሓቅን ኣይኽላእኪ ኣምላኽ።
Hahhhhhhhh ewayyyyy nskisi mkseb alemmm hahhhhh 🥰🥰🥰🥰love you so much
ንፍዕቲ ቀፅልሉ ሽክረይ አጆኪ
Gal raya shekor keseni ajokiiiiii
💪💊💪💊💪💊💪💊💞💞
በሓቂ ጓል ሸኮር
⛱⛱⛱⛱💪💪💪💛❤️💛❤️❤️❤️🙏🙏🙏👍👍👍👍🌹🌹🌹
ጀግና ኢኪ ብሓቂ ንምንታይ ኢና ግን ንፁሃት እንፀርፍ
አመል፣ቅንአት ሓፍተይ ሕማቅ ፍጥረት
ጽቡቅ መደብ
አሜንንን
ጋል ራያ ሽኮር 💋💃
Nski eki xerifkiya tkoni shermuta
ካብ ኣድነቕትኺ ሓደ እየ ይበል በርትዒ እናበልኩ እታ "ሕጂ" ትብል ቃል በቲ ተብሃጊን ጥዑምን ራይኛ እንተትትኪኢያ።
Goboz
Amen amen amen
ደናቁር የእማን ክድርብዩ ከለዉ በላሕቲ ሰባት ድማ ዝተደርበዮም የእማን ጸሪቦም ውሕሉል ቤት ይሰርሕሉ።
nay behaki
አጀኪ አበሳ
Zixerifeki... Xiruf.😍. Eyu.. Zi. Barikeki. Buruk. Eyu🌷😍😘.. Hattttt🦚🦚🦚. Shikorrrrrrrr muhayyyy🥰🥰😍😘💖💖💖💖💞💞❣️
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣይተካኣልክን ጽብቕቲ
❤❤❤🙏🙏🙏
💔💜💞🇻🇳👌🙏👍
waww ጋል ራያ ሓድሽ ተኻታተልኺ ምስ ሓድሽ ቻነልኪ ብጣዕሚ ኣዕጋቢ መልሲ ዩ ኮሙኡ እውን ማሃሪ ዩ እሞ ኣጀኺ ቀጽሊ ብጣዕሚ ንዝርዳእ ስ ብጣዕሚ ዓብዪ ትምህርቲ
❤🎉🎉🎉🎉
💊💊💊💊💊💊💊💊💊👍👍👍👍👍
🌹🌹🌹🌹🌹
❤💛❤💐🌹✊✊✊✊✊✊✊✊🙏🙏
ጓል ራያ ምቅርቲ በርቲዒ
ኣጃኪ ምቅራቲይ
Fliti ftret💞💞💞💞
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጓል ራያ ማዓረይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Jgna😘👌
በርትዒ ሓፍተይ
💞💞💞💞💞💞💊💊💊💊💊
ምከኤለ
ጋል ራያ ሽኮር💊💊💊✊✊💪💪💪♥️♥️
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😅😅😅😅
ቀፅልሉ
ኮሎ ይጥዕመልኺ ቆንጆ 🥰
😁😁😁😁😁🙆🙆🙆🙆🙆💛💛💛💛💊💊💊