Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
መርሓባ ይካኣሎ ጽቡቅ ጌርካ ኣቅሪብካዮ ኣሎኻ ወዲ ትኹል ካኣ ተቃዊሙ ኣይፈልጥን ብዝኾነ ቀጽሎ ኣጆኻ 💙💙💙💙💙
ኣቱም ሰባት ኣነ ኽነግረኩም መንእሰያ ምስ ኣምላኽ ተዓረቁ ክጥዕመኩም እግዛእብሄር ዘበን ዕረፍትን ሰላምን ከምጸኣልኩም ምእንታን::
በርትዕ ወዲ ማይጆግሮ ወዲ DC 👍
ሰላም ሰላም፡ያኪ ሓወይይ ትጠፍኣና ኣለካ ስራሕ ዲዩ ትምህርቲ
እጆኻ ብሩኽ ሓወይ ገንዘብ ከምጾ ትኽል ኢኻ። ሂወትካ ግን ስድራኻ ክትሓስብ ኣለካ
Kab blux seb blux hasab hji win kem wetru blux srah yka hawey ajoka👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽💙💙💙💙👍🏽👍🏽.
ይከኣሎ ብራቮ፡ ጽቡቕ መደብ
I AM so Sorry my Brother she is not yours, be Strong ,and yours is some where safe and Sound GOD knows🙏🙏👍
ይካኣሎ ብጣዕሚ ንፉዕ ❤❤❤❤❤
Thank you so much Ykealo hawna!
Welcome ykealo hawey tefieka 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Good job 👍
YK bro DC💙💙💙
Wedi Tkul hawna hjiwn bhiwet keleka ms hzbka teareq.Ab lbka temeless 💚🍀💙
Ykealo jgna 💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤ykaalo amazing 😍 explanation
welcome yikealo tv adneqti yikealo tv like netebabeayo
አንቱም ሰባት ንህዝቢ ሕቀፍዎ ብቀረባ ክእለይ እዩ
ኣነስ ሓዳር ከይገብር ምስ ነብሰይ መብጽዓ ኣትየ እየ እበር ኣይግድን ኤርትሪን ዕደ ካብ ከምዚ ዓይነት የድሕነና ኣመን
Ajoka bro. Tesfa aytiqurets genzeb yimetsi yikeyid silezih do not give up egizabher misaka yikun
ብሮ ዋላ ንዓይ መርዳኣ ኣቢኒ ኣሎ ናትና ነገር ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን😢😢😢
ይካኣሎ ሓውና እዚኣ ድኣ ብልክዕ ተኣውሞ እንድያ ነስተብህል ጥራይ ዓቅሊ ጥራይ ንግበር በርጌድ ንሓመዱ ። ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ግን ይካኣሎ ሓውና ኩሉ ግዜ ህግደፍ ዝበሉ እንተበሉ ንሕና ንድሕሪት ተመሊስና ጥራይ ኡሱሎም ንጉድኣዮም ።
Ajoka zehawey. Egziabher tirah eyu kikhseka Zekel. Ajoka nasa natka atneberetin… Egziabher kea arhikulka alo. Egziabher yhaluka.
Ahh way Haway ajoki amlak nay yda yahaba kebday belykani 💔 ajoki nebska keytigoa bejaka kolo kahalf yjo 🙏🙏🙏⛪️
❤🎉🎉🎉 ይከአሎ ለባም 🎉🎉🎉❤
ኣይትጥለም ኣማኒኻ ከይጠልመካ ፈጣሪኻ ኢዩ ኣምላኽ ኣብ ሂወቱ ጽላሉ ገሩ ይዓቅቦ ንኣምላኽ ዝሳኣኖ የለን አሞ ንጽቡቑ ይቐይረሉ አንታይሞ ክንብል አና ዝባሃልውን ይጠፍኣካ ኢዩ መስደመም ኢዩ ዓለምዶዳኣ ክንድዚ ትአመንያ?
ያኪ ከም ወትሩ ብሉጽ 💙
ይካአሎ አምላክ ከም ምዃኑ አይንረስእ እሞ እዛሽም ቀይራ
እዛ ጔል ገንዘቡ ብሰላም ኩትመልሰሉ ሐጉዙዎ ብጾት በጃካትኩም.
💙ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት💙
Alem. Mehtson 🙏🙏🙏🙏🩵🩵🩵🩵🩵
Yiki hero❤❤❤
Welcome ykealo 🤴💙🌿💙💙💙💙🥰💊🥰🥰💙💙✊
Welcome ykealo wedi
We havet to support to our brather
Bravo BRO ajoka !!
❤welcome brother
Nic ketselo bro ❤
Ykalo blux mensey 💙💙💙
Good job
Beal wedi tkul zbele etebele zemtsalna yeblun leqomts eyom hzbna zetsnetu eyom
ሕጄ ውን ግዜ ኣይተወድኤን ጂግና ወዲ ጂግና ኢኻ ወድ ትኹል ሓወይ ነዚ ኣንጻር ውልቀ መላኺ ዝካየድ ዘሎ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ መጺእካ ኣባራብሮ🩵🩵🩵🩵🩵
Tetekailu sli nayti wedi kirkeb alewo
ሰላም ይካአሎ በዚ ተምጽአልና መደባት ሕጕሳት ኢና እንነ እዚኦም ባዓል ወዲ ትኹል ዘማች ፊሒራ ተፈኖ እዚኦም ሓሰውቲ እዬም ደሞም ብናይ ሻዕቢያ ዝሓሰኸ እዮ ሰለዚ አብ ክንዲ ምሰ ህዝቦም ምሰዚ ሰርዓት ሸፋቱ ዝወገኑ ነንእሸተይ መሬት ካብ ዋናታቱ መንዚዑ ሰለዝሀቦም መን ከማይ ዝብሉ ሓራግጽ እዬም ሕጂ ግዜኦም ሰለዝቀረበት የጣዕሰኒ ሎ እንተበሉ መን ይሰማዕ ራህዊ
Yekalo tv is good
መጣቅኢ ህዝቢ እንዳጠቀዩ ዝነብር መዋእሉ ባርነት ዝመረፀ ህዝቢዩ።
Welcome bro wedi tekul hij do tefltka
So ma question is we have to wash it or we have throw out?
❤❤❤❤ ykaalo we love 😘 you
ጠሊማትካያ ሸለለ በሎ ገንዘብ ሰሪህካ ታምፆኢካ ጥእና ጥራህ ። ክንህግዘካ ድልዋት ኢና ኣጆካ ።
Lomi do adiss yikyed eyu wey good
Nsu wedi amlak dyu
ከመይ ሐዲርካ ይክኣሎ ወደይ
🎉💙🦁💐
Yaki❤
❤❤❤
Welcome 🙏 yki jigna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Nihna nihagizo nezi hawuna🙏 genzeb zetfeo kenewatsalu edey edka nibel ahwat
Ajoka rebi misaka yokon
Wedi tkul Kab swuatn akale snkulatn meakor isayas indadegefe fête mdlab merxu ezi kedae wata
ምስ ትኣሰረ መን ሓቲትሉ
ይካኣሎ ሓወይ መደብካ ጽቡቁ ኣሎ ቀጽሎ እተ ናይ ወዲ ቱኹሉ ኮምኡ ዝተበደለ የለን ሕጂ የማርር ኣሎ
Rgum hzbi ab kulu yetaqe😢😢😢
Yikealo, tegagiga, Hafash Wudubat , Civil eyom nerom. Gn already b Hizbawi Ginbar zitewedebu eyom dea ember civil eyom nerom. Civil sle zikonu win b jeka certificate, wala hanti metayesi rebiha ayrekebun
Like 👍 shera Like shera ❤❤💙💙
💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤
🎉🎉🎉🎉
ስእላ ዘርግሕ መን ክንብላ ኢናሞ።
Wedi dcey hash meriet
እቲ 280 ሽሕ ዶላር ተሓዲጉ ከይከውን ክክክክ ይከኣሎ ሓወይ
Bal wedi tkul ab natom dem atyu eu hgdef bal ezi mexiom kydom zmlulna yblun Berged nhamedu ezom nashtu mensyat natna tarik eu zdlyna
❤❤❤🎉🎉🎉
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም። እዘን ደቅ ኣንስትዮ ገንዘብን ህይወትን በሊዐን ወረቐቶም የሕሪረን ህይወት ህይወት ስድራቤቶምን ዘበላሽዋ ዘለዋ፡ ኣነ ንባዕለይ ኣብ ጀርመን ኣላ ጠሊማቶ ቃል ኪዳን ከየውረደት ቃል ኪዳን ዛሲራ ወሊዳ ኩሎም ደቅ ዓዳ ይፈልጡ እዮም።ገንዘቡ ስለ ዘይመለሰትሉ ወረቐቱ ሓሪሩ ኣብታ ዝረኽባ እዋን ግን ደማ ክሕጸቦ ወይ ክሰትዮ ሙዃነይ ብፍጹም ምስ ስድራቤታ ክትዝንግዖ ከምዘይብላ ትፈልጥ እያ ኢዩ ዝብል።ስድራቤታ ብገንዘበይን ብግዜይን ብህይወተይን ህይወት ስድራይን ይስሕቁ ኣለዉ ኣብቲ ግዜ ግን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኣብ ካሜራ ቀሪበ እየ ከም በጊዕ ሓሪደ ደማ የዕቊረ ከም ዝሞተ ከልቢ ክጎታ ክብል ኣይድቅስን ኢዩ።ደቅ ሓደ ዓዲ ስለ ዝኾንና ኣይሽገርን እየ ኢዩ ዝብል።ንሱ ወድ ዓድ-ዃላ ንሳ ጓል ዓድ -ዃላ ከባቢ እዮም።እቲ ወዲ ብዘይ ሓተቶም የለን ስድራቤታ ገንዘቡ ምምላስ ኣብዮሞ ኣዝዩ ቅኑዕ ወዲ እዩ። ኣነ ጽቡቕ ጌረ ኢየ ዝፈልጣ ኣብ ሱዳን ተመርዕዮም ብልብያ የእትዩዋ ኣብዚ ከባብየይ ኣላ ቆልዓ ወሊዳ ካብ ገዛ ኣይትወጽእን እያ። እተም ዘይፋለጡስ ኣታሊልና ይብሉ እቶም ደቅ ሓደ ከባብን ደቅ ዓድን ግን እንታይ ኢዩ ሕልሞም ኣይርደኣንን።ደም ኣየደቅስን እዩ ።ካብ ጥልመት ዝዓቢ ደምነት የለን።ደቅ ከባቢ ዓድ-ዃላ ደቅ ዓዲ መተዓቢቲ ካብ ኤውሮጳ ናብ ኣዲስ ከይዱ ተመርዕዋ ዓርኪ ጸኒሕዋ። ኩሎም የዕሩኽተይ ዓድ ዃላ ብደቅ ዓዶም ዝተጠልሙ ብዙሓት ኣለዉ ዓገብ ብህይወት ከለኹም ገንዘቦም ክመልስሎም ይግባእ እምበር ህይወትካ ምስ ወሰደልካ ሓዘን ዋጋ የንሉን። ምሉእ ስማ ክሕብሮ ዝደሊ እንተሃልዩ ጸገም የብሉን ሓዋ ኣሎ ቀይሕ በራሕ ኣብዚ ጀርመን ደቅ ከባቢ ዓድ ዃላ ክሕብረኩም ይኽእል እየ።እቲ ሰብኣያ ግን ኣብ ሱዳን ገዲፈዮ ኣብ መስመር Facebook የለን ብገለ ሰባት ሓቲተሉ ግን ብህይወት ከምዘሎ ሕሹኽታ ኣለኒ። 6 ዓመት ኣብ ሱዳን ካብ ዝሓድጎ።
Minizaz dikum kolay ktkliwo
💙💙💙💙💙💙💙💙💙🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇
💙🌹💙🌹💙🌹
ክላትትና ስብስክራይብ ንግነር 100000 ኪትበጽሕ እዛ ቻነል ናይ ይካኣሎ ሓውና
ህግደፍ አቃሪጹ አሎ 2%ቅድሚ ክልተ ዓመት ዘተወ ንንኣይ 2 ዐመት አሎ ማለት simple ማለትዩ። 😁 ንማግት ንረትዕ ንርታዕ ዩ ጉዳዩ ፡ 💙💙💙👈🤣🤣ክሒድኩሞ ብላክ💙አብ ዘለካዮ አሎ ስራሕ ብጻይ😉💙💙💙
AB BIET MAESERTI ZIQETSET EYA TESHAMO 1995
ከመይ ሐዲርካ ይክኣሎ ወደይ ወዲ ትኹል ናብ ልቡ ተመሊሱ አይፈልጥን ይናሳሕ እንተልዩ ባዕሉ ይፍለጥ ፈገር በሎ
ዓሻዲኻ ጽባሕኮ ካሊእ መዓልቲ እኮእዩ ተስፈምቁራጽ ናይ ናይሰነፋት አዩ
ይካኣሎ ፡ ን 4 ዓመት ብዘይ ደሞዝ ኢዩ ተባሂሉ ኔሩ ን 3 ዓመት ኣይኮነን ።
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙✅✅✅ welkom
ኣንታ ይከኣሎ እዛ ደርፉ ንህዝቢ ትግራይ ዘለፋ ኢሉ ዝሰርሓ እዩ።
የሕዋትና ኣወዳት ንስኹም ኣይትጋገዩ ጓል ሂዋን ብገንዘብ ዓዲኩም ፍቅሪ ክተወኽሉ ትሓሰስቡ ዘለኹም ጌጋ ካባና እዩ
Aytgage hedar delka mihgaz gega aykonen ageb neten telamat belen
💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍🙏
Adrasha nayta gal tehababeruna waga kenekifla bailina bejakum…
❤❤❤🎉
ስጋብ ከንድዚ ገዘብ ምጥፋእ makes no sense ክንደይ ደቂ ንሰተዮ አለዋ ምሰአቶም አብ ቲዝቐመጥዎ ዘለው መዛናጊዕን ናይ ገንዘብ ባንከ እዬን ዝገበረአኦም ብአአተን ከንሸድሖ ኢና እዬን ዝብላ ቁማር እየን ዝጻወታ ምሰ ካልኦት አወዳት ኮይነ ን ፋጣዝያ እዩ ንዐአተን እተን አብወጻኢ ዘለዋ ብጣዕሚ እዬን ሰነሰርዓት ዘለወን ዝተሞከራ እዬን they know te value of marriage እተን ካብ fresh out of the bout ዝመጻ ግን ዝበሰላ አይኮናን ነቲ ምትላልሲ ጉርሒ ወይ መንፈዓት እዩ ዝመሰለን
ወዲ ትኩል ቀዳማይ ተቃዎማይ እድዩ ኔሩ ተአሲሩ ደይነበረን ብከመይ ወፂኡ እድኢ
Bhaqi derfu kemti qole koleku zfetekuwo maerieu tselieyo neyre hji gin teredieuwo turgum kemzeyblu. Haqu eu
Wedi tikul kimewut keribu eyu nay nisha derfi eya kab zigebeto geben gin aydimsison eyu
Turgum teseinkalu kid haw bel belo lokmax u
ብዘይ ደሞዝ ን 4 ዓመት እዩ ኔሩ
ስልጣን ከነሰጋግር ታሓባበውሩና ዝብል ለመጭ ፕሮፖጋንዳ ባህላዊ ጉዳያትን ሚኒስትሪ ሓበሬታ ሓሶትን እዩ ።ፖሊሲ ቼንጅ ዝኣርእስታ ናይ ወዲ........ ደርፊ፡ብናተይ ትርጉም። ደርፊ።ሬጂም ቼንጅ።!!
😢😢😢😢
Kela ewa aytfelta kemey abelka eka kendeze genzeb tewexe eze mesta adeu eyu
ወዲ ቱኩል ን4 ዓመት እዩ ተአሲሩ ንህግደፍ ጽቡቕ ጌሩ እዩ ዝፈልጦም አብ ደገ ምስመጸ ክርሕርሖም ኔርዎ።
አንቱም ስባት አሽግር ክይትእትዎ
መርሓባ ይካኣሎ ጽቡቅ ጌርካ ኣቅሪብካዮ ኣሎኻ ወዲ ትኹል ካኣ ተቃዊሙ ኣይፈልጥን ብዝኾነ ቀጽሎ ኣጆኻ 💙💙💙💙💙
ኣቱም ሰባት ኣነ ኽነግረኩም መንእሰያ ምስ ኣምላኽ ተዓረቁ ክጥዕመኩም እግዛእብሄር ዘበን ዕረፍትን ሰላምን ከምጸኣልኩም ምእንታን::
በርትዕ ወዲ ማይጆግሮ ወዲ DC 👍
ሰላም ሰላም፡ያኪ ሓወይይ ትጠፍኣና ኣለካ ስራሕ ዲዩ ትምህርቲ
እጆኻ ብሩኽ ሓወይ ገንዘብ ከምጾ ትኽል ኢኻ። ሂወትካ ግን ስድራኻ ክትሓስብ ኣለካ
Kab blux seb blux hasab hji win kem wetru blux srah yka hawey ajoka👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽💙💙💙💙👍🏽👍🏽.
ይከኣሎ ብራቮ፡ ጽቡቕ መደብ
I AM so Sorry my Brother she is not yours, be Strong ,and yours is some where safe and Sound GOD knows🙏🙏👍
ይካኣሎ ብጣዕሚ ንፉዕ ❤❤❤❤❤
Thank you so much Ykealo hawna!
Welcome ykealo hawey tefieka 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Good job 👍
YK bro DC💙💙💙
Wedi Tkul hawna hjiwn bhiwet keleka ms hzbka teareq.
Ab lbka temeless 💚🍀💙
Ykealo jgna 💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤ykaalo amazing 😍 explanation
welcome yikealo tv adneqti yikealo tv like netebabeayo
አንቱም ሰባት ንህዝቢ ሕቀፍዎ ብቀረባ ክእለይ እዩ
ኣነስ ሓዳር ከይገብር ምስ ነብሰይ መብጽዓ ኣትየ እየ እበር ኣይግድን ኤርትሪን ዕደ ካብ ከምዚ ዓይነት የድሕነና ኣመን
Ajoka bro. Tesfa aytiqurets genzeb yimetsi yikeyid silezih do not give up egizabher misaka yikun
ብሮ ዋላ ንዓይ መርዳኣ ኣቢኒ ኣሎ ናትና ነገር ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን😢😢😢
ይካኣሎ ሓውና እዚኣ ድኣ ብልክዕ ተኣውሞ እንድያ ነስተብህል ጥራይ ዓቅሊ ጥራይ ንግበር በርጌድ ንሓመዱ ።
ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ግን ይካኣሎ ሓውና ኩሉ ግዜ ህግደፍ ዝበሉ እንተበሉ ንሕና ንድሕሪት ተመሊስና ጥራይ ኡሱሎም ንጉድኣዮም ።
Ajoka zehawey. Egziabher tirah eyu kikhseka Zekel. Ajoka nasa natka atneberetin… Egziabher kea arhikulka alo. Egziabher yhaluka.
Ahh way Haway ajoki amlak nay yda yahaba kebday belykani 💔 ajoki nebska keytigoa bejaka kolo kahalf yjo 🙏🙏🙏⛪️
❤🎉🎉🎉 ይከአሎ ለባም 🎉🎉🎉❤
ኣይትጥለም ኣማኒኻ ከይጠልመካ ፈጣሪኻ ኢዩ ኣምላኽ ኣብ ሂወቱ ጽላሉ ገሩ ይዓቅቦ ንኣምላኽ ዝሳኣኖ የለን አሞ ንጽቡቑ ይቐይረሉ አንታይሞ ክንብል አና ዝባሃልውን ይጠፍኣካ ኢዩ መስደመም ኢዩ ዓለምዶዳኣ ክንድዚ ትአመንያ?
ያኪ ከም ወትሩ ብሉጽ 💙
ይካአሎ አምላክ ከም ምዃኑ አይንረስእ እሞ እዛሽም ቀይራ
እዛ ጔል ገንዘቡ ብሰላም ኩትመልሰሉ ሐጉዙዎ ብጾት በጃካትኩም.
💙ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት💙
Alem. Mehtson
🙏🙏🙏🙏🩵🩵🩵🩵🩵
Yiki hero❤❤❤
Welcome ykealo 🤴💙🌿💙💙💙💙🥰💊🥰🥰💙💙✊
Welcome ykealo wedi
We havet to support to our brather
Bravo BRO ajoka !!
❤welcome brother
Nic ketselo bro ❤
Ykalo blux mensey 💙💙💙
Good job
Beal wedi tkul zbele etebele zemtsalna yeblun leqomts eyom hzbna zetsnetu eyom
ሕጄ ውን ግዜ ኣይተወድኤን ጂግና ወዲ ጂግና ኢኻ ወድ ትኹል ሓወይ ነዚ ኣንጻር ውልቀ መላኺ ዝካየድ ዘሎ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ መጺእካ ኣባራብሮ🩵🩵🩵🩵🩵
Tetekailu sli nayti wedi kirkeb alewo
ሰላም ይካአሎ በዚ ተምጽአልና መደባት ሕጕሳት ኢና እንነ እዚኦም ባዓል ወዲ ትኹል ዘማች ፊሒራ ተፈኖ እዚኦም ሓሰውቲ እዬም ደሞም ብናይ ሻዕቢያ ዝሓሰኸ እዮ ሰለዚ አብ ክንዲ ምሰ ህዝቦም ምሰዚ ሰርዓት ሸፋቱ ዝወገኑ ነንእሸተይ መሬት ካብ ዋናታቱ መንዚዑ ሰለዝሀቦም መን ከማይ ዝብሉ ሓራግጽ እዬም ሕጂ ግዜኦም ሰለዝቀረበት የጣዕሰኒ ሎ እንተበሉ መን ይሰማዕ ራህዊ
Yekalo tv is good
መጣቅኢ ህዝቢ እንዳጠቀዩ ዝነብር መዋእሉ ባርነት ዝመረፀ ህዝቢዩ።
Welcome bro wedi tekul hij do tefltka
So ma question is we have to wash it or we have throw out?
❤❤❤❤ ykaalo we love 😘 you
ጠሊማትካያ ሸለለ በሎ ገንዘብ ሰሪህካ ታምፆኢካ ጥእና ጥራህ ። ክንህግዘካ ድልዋት ኢና ኣጆካ ።
Lomi do adiss yikyed eyu wey good
Nsu wedi amlak dyu
ከመይ ሐዲርካ ይክኣሎ ወደይ
🎉💙🦁💐
Yaki❤
❤❤❤
Welcome 🙏 yki jigna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Nihna nihagizo nezi hawuna🙏 genzeb zetfeo kenewatsalu edey edka nibel ahwat
Ajoka rebi misaka yokon
Wedi tkul Kab swuatn akale snkulatn meakor isayas indadegefe fête mdlab merxu ezi kedae wata
ምስ ትኣሰረ መን ሓቲትሉ
ይካኣሎ ሓወይ መደብካ ጽቡቁ ኣሎ ቀጽሎ እተ ናይ ወዲ ቱኹሉ ኮምኡ ዝተበደለ የለን ሕጂ የማርር ኣሎ
Rgum hzbi ab kulu yetaqe😢😢😢
Yikealo, tegagiga, Hafash Wudubat , Civil eyom nerom. Gn already b Hizbawi Ginbar zitewedebu eyom dea ember civil eyom nerom. Civil sle zikonu win b jeka certificate, wala hanti metayesi rebiha ayrekebun
Like 👍 shera Like shera ❤❤💙💙
💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤
🎉🎉🎉🎉
ስእላ ዘርግሕ መን ክንብላ ኢናሞ።
Wedi dcey hash meriet
እቲ 280 ሽሕ ዶላር ተሓዲጉ ከይከውን ክክክክ ይከኣሎ ሓወይ
Bal wedi tkul ab natom dem atyu eu hgdef bal ezi mexiom kydom zmlulna yblun Berged nhamedu ezom nashtu mensyat natna tarik eu zdlyna
❤❤❤🎉🎉🎉
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም። እዘን ደቅ ኣንስትዮ ገንዘብን ህይወትን በሊዐን ወረቐቶም የሕሪረን ህይወት ህይወት ስድራቤቶምን ዘበላሽዋ ዘለዋ፡ ኣነ ንባዕለይ ኣብ ጀርመን ኣላ ጠሊማቶ ቃል ኪዳን ከየውረደት ቃል ኪዳን ዛሲራ ወሊዳ ኩሎም ደቅ ዓዳ ይፈልጡ እዮም።ገንዘቡ ስለ ዘይመለሰትሉ ወረቐቱ ሓሪሩ ኣብታ ዝረኽባ እዋን ግን ደማ ክሕጸቦ ወይ ክሰትዮ ሙዃነይ ብፍጹም ምስ ስድራቤታ ክትዝንግዖ ከምዘይብላ ትፈልጥ እያ ኢዩ ዝብል።ስድራቤታ ብገንዘበይን ብግዜይን ብህይወተይን ህይወት ስድራይን ይስሕቁ ኣለዉ ኣብቲ ግዜ ግን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኣብ ካሜራ ቀሪበ እየ ከም በጊዕ ሓሪደ ደማ የዕቊረ ከም ዝሞተ ከልቢ ክጎታ ክብል ኣይድቅስን ኢዩ።ደቅ ሓደ ዓዲ ስለ ዝኾንና ኣይሽገርን እየ ኢዩ ዝብል።ንሱ ወድ ዓድ-ዃላ ንሳ ጓል ዓድ -ዃላ ከባቢ እዮም።እቲ ወዲ ብዘይ ሓተቶም የለን ስድራቤታ ገንዘቡ ምምላስ ኣብዮሞ ኣዝዩ ቅኑዕ ወዲ እዩ። ኣነ ጽቡቕ ጌረ ኢየ ዝፈልጣ ኣብ ሱዳን ተመርዕዮም ብልብያ የእትዩዋ ኣብዚ ከባብየይ ኣላ ቆልዓ ወሊዳ ካብ ገዛ ኣይትወጽእን እያ። እተም ዘይፋለጡስ ኣታሊልና ይብሉ እቶም ደቅ ሓደ ከባብን ደቅ ዓድን ግን እንታይ ኢዩ ሕልሞም ኣይርደኣንን።ደም ኣየደቅስን እዩ ።ካብ ጥልመት ዝዓቢ ደምነት የለን።ደቅ ከባቢ ዓድ-ዃላ ደቅ ዓዲ መተዓቢቲ ካብ ኤውሮጳ ናብ ኣዲስ ከይዱ ተመርዕዋ ዓርኪ ጸኒሕዋ። ኩሎም የዕሩኽተይ ዓድ ዃላ ብደቅ ዓዶም ዝተጠልሙ ብዙሓት ኣለዉ ዓገብ ብህይወት ከለኹም ገንዘቦም ክመልስሎም ይግባእ እምበር ህይወትካ ምስ ወሰደልካ ሓዘን ዋጋ የንሉን። ምሉእ ስማ ክሕብሮ ዝደሊ እንተሃልዩ ጸገም የብሉን ሓዋ ኣሎ ቀይሕ በራሕ ኣብዚ ጀርመን ደቅ ከባቢ ዓድ ዃላ ክሕብረኩም ይኽእል እየ።እቲ ሰብኣያ ግን ኣብ ሱዳን ገዲፈዮ ኣብ መስመር Facebook የለን ብገለ ሰባት ሓቲተሉ ግን ብህይወት ከምዘሎ ሕሹኽታ ኣለኒ። 6 ዓመት ኣብ ሱዳን ካብ ዝሓድጎ።
Minizaz dikum kolay ktkliwo
💙💙💙💙💙💙💙💙💙🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇
💙🌹💙🌹💙🌹
ክላትትና ስብስክራይብ ንግነር 100000 ኪትበጽሕ እዛ ቻነል ናይ ይካኣሎ ሓውና
ህግደፍ አቃሪጹ አሎ 2%ቅድሚ ክልተ ዓመት ዘተወ ንንኣይ 2 ዐመት አሎ ማለት simple ማለትዩ። 😁 ንማግት ንረትዕ ንርታዕ ዩ ጉዳዩ ፡ 💙💙💙👈🤣🤣ክሒድኩሞ ብላክ💙አብ ዘለካዮ አሎ ስራሕ ብጻይ😉💙💙💙
AB BIET MAESERTI ZIQETSET EYA TESHAMO 1995
ከመይ ሐዲርካ ይክኣሎ ወደይ ወዲ ትኹል ናብ ልቡ ተመሊሱ አይፈልጥን ይናሳሕ እንተልዩ ባዕሉ ይፍለጥ ፈገር በሎ
ዓሻዲኻ ጽባሕኮ ካሊእ መዓልቲ እኮእዩ ተስፈምቁራጽ ናይ ናይሰነፋት አዩ
ይካኣሎ ፡ ን 4 ዓመት ብዘይ ደሞዝ ኢዩ ተባሂሉ ኔሩ ን 3 ዓመት ኣይኮነን ።
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙✅✅✅ welkom
ኣንታ ይከኣሎ እዛ ደርፉ ንህዝቢ ትግራይ ዘለፋ ኢሉ ዝሰርሓ እዩ።
የሕዋትና ኣወዳት ንስኹም ኣይትጋገዩ ጓል ሂዋን ብገንዘብ ዓዲኩም ፍቅሪ ክተወኽሉ ትሓሰስቡ ዘለኹም ጌጋ ካባና እዩ
Aytgage hedar delka mihgaz gega aykonen ageb neten telamat belen
💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍🙏
Adrasha nayta gal tehababeruna waga kenekifla bailina bejakum…
❤❤❤🎉
ስጋብ ከንድዚ ገዘብ ምጥፋእ makes no sense ክንደይ ደቂ ንሰተዮ አለዋ ምሰአቶም አብ ቲ
ዝቐመጥዎ ዘለው መዛናጊዕን ናይ ገንዘብ ባንከ እዬን ዝገበረአኦም ብአአተን ከንሸድሖ ኢና እዬን ዝብላ ቁማር እየን ዝጻወታ ምሰ ካልኦት አወዳት ኮይነ ን ፋጣዝያ እዩ ንዐአተን እተን አብወጻኢ ዘለዋ ብጣዕሚ እዬን ሰነሰርዓት ዘለወን ዝተሞከራ እዬን they know te value of marriage እተን ካብ fresh out of the bout ዝመጻ ግን ዝበሰላ አይኮናን ነቲ ምትላልሲ ጉርሒ ወይ መንፈዓት እዩ ዝመሰለን