ሓዳረይ በቲነ፣ ነብሰይ ኣሕሲመ፣ ንወደይ ገዲፈ ፕሮስስ ጌረ ዘእተኹዎም ኣሕዋተይ ኢደይ ሰይሮሙኒ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 янв 2025

Комментарии • 124

  • @John..ጆን
    @John..ጆን 5 месяцев назад +34

    ተሰኪምኪ ጎሓፍዮ ብገደል ይጥፉኡ ፡ ንስኪ ከኣ ኣመና ኣይትለዉሂ እቲ ግድለቶም ንገርዮ ።

  • @NguseTtsion
    @NguseTtsion 5 месяцев назад +4

    ኣቦታትና ክምስሉሲ ንለባም አምተሉ ንዓሻ ደርጉሓሉ እዚ ደኣሞ ሓፍተይ ኩሉ እቲ ኣብ ህይወትኪ ዘጋጠመ ንገርዮም እንተ ሰምዑኺ ሰናይ እንተዘይሰምዑኺ ድማ ሕይወቶም ይኽኣሉ ሕይወትኪ ከኣሊ ከምታ ቀደምኪ አምላክ የሓግዝኪ ሰናይ ዝገብር ግን ሰናይ ኣይስእንን ኢዩ እሞ ኣጆኺ

  • @EreyNEriBEri
    @EreyNEriBEri 5 месяцев назад +4

    እዛ ሓፍተይ ናተይ እዚ ታሪኽኪ ልክዕ ናተይ ታሪኽን ኣሕዋተይን ኢዩ። ናተይ ካብ ናትኪ ዝኸፍእ እውን ኣለዎ ኢዩ።
    እሞ ክሳብ ሕጂ ዝገበርኪዮ ኩሉ ጽቡቅ ሓሲብኪ ስለዝኾንኪ ፈጺምኪ ከይትጥዓስሉ ኢኺ።
    ሓደራ ካብዛ ሕጂ ሰዓት ግን ብዘይካ ሕውነት ምልጋስ እንተዘይኮይኑ ብገንዘብ ይኹን ብንዋት ምሕጋዝ ጠጠው ኣብልዪ ኢኺ። ገዛ ክራይ ይኹን ናይ ኣስፔዛ ይኹን ናይ ካልእ ዝኽፈል ዘበለ ብሓባር ክኸፍልዎ ስለዘለዎም ኣኽፍልዮም ኢኺ። ጽባሕ ንግሆ ሓሚምኪ ይኹን ግዳም ሓደር ዋላ እንተኾንኪ ፈጺሞም ቁሊሕ ከምዘይብሉኺ ርግጸኛ ኢየ እሞ ተጠንቀቂ ኢኺ። እግዚኣቢሔር ምሳኺ ይኹን።

  • @bereketgebre4685
    @bereketgebre4685 5 месяцев назад +11

    ኣጆኺ በርትዒ ትማሊ ኣብዚ ቻነል ዝተዘርግሐት ክልተ ኣሕዋት ካብ ሓደ ሰምሳሪ ጠኒሰን , እዚኹሉ ክትገብሪ 3 ዓመት ዝኸውን ግዜ ምስ ኣቦ ውላድኪ ተረሓሒቕኩም ማለት ኢዩ መስጣ ናቱ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ኩነታት ኣቦ ወድኺ ኣይተገለጸን እንበር ናብኡ ክትምለስ ሕቶ እንተተቕርብሉ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ,

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari 5 месяцев назад +5

    እዋይይይይ ጸገም ሓፍተይ ልዕሊ ዕድመ ተኮይኖም ብዓሎም ሂወተይ ይምርሑ ህኮት ከመይ ገራ ክእላቶ ወደይ ዓቅሊ ዘሎዋ 😢😢

  • @Natan0755
    @Natan0755 5 месяцев назад +11

    ጉሓፍዮም ከምዘይናትኪ ርኣዮም 😢

  • @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
    @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 5 месяцев назад +11

    እዚ ኩሉ መስዋእቲ ከፊልኩሎም ከም ሓፎተም መጠን ዘይግደስልኪ ነዖዖም ብግልጺ ተዛሪብ ሂወትኪ በዓልኪ ሕለይላ ንሶም ግን ይጥቀምልኪ ጥራይ ዮም ዘለዎ

  • @semrethaile2370
    @semrethaile2370 5 месяцев назад +2

    ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕፍር።
    ኣብ መብዝሕትኡ ሰብ ዝጋጥም ዘሎ ነገር ኢዩ፡ ብዝሓገዝኪዮም መጥን ክጸልኡኺ ኢዮም፡ ሓድርኪ ኣይኮነን ሂዎትኪ ውን ክብቱንኺ ኢዮም።
    ንስኺ ሓላፍነታዊ ግቡኪ ብምግባርኪ ናይ ሕልና ቅሳኒትን ዕጋብትን ኢዮ ዋጋኺ።
    ካብ የሕዎትኪ ግን ገና ካብዚ ዝገደደ መክራ ክመጸኪ ኢዩ። ከሎ ገና እንተዝይኣሊኽዮም።
    ድካኣል ተኾይኑ ምስ ኣቦ ውላድኪ ዝመዓራረ ኣመዓራሪኺ ምትቅራቅ ጽቡቅ ኮይኑ ይራየኒ።
    ሓደ ሓደ ገዜ ነብስኻ ጎዲካ ትገብሮ ሓገዝ መዘዙን መከሩኡን መወዳአታ የብሎን።
    ሓንቲ ምስላ ንክምዚ ዝበለ መዘዝ እትገልጽ፡ ክነግርኪ!
    ሓደ ግዚ ሓደ ኣቦ ካብ ሓደ ዓዲ ናብቲ ካልእ ጎዶቦ ዓዲ እዳገሹ ክለው ብርቱዕ ማይ ወቅዑ እቲ ዝሓልፍዎ ሮባ ብጋሻ ውሕጂ መሊኡ ንክስግሩ እዳተጽብዩ ክለው ተመን ኣብ እግሩ ተጽግዑ ናበይ ኢኻ? "ኢሉ ሓተቶ" ንሱ ድማ ናብዚ ስግርና ዘላ ጎዶባ ዓዲየ ኢሉ መለሰሉ።
    ንሱ ድማ በል በጃኻ ነዛ ውሕጂ ኣስግረኒ ኢሉ ለሞኖ።
    እቲ ሰብኣይ እቢ ትይለዮ ኣብ እግረይ ኢዩ ዘሎ ክንኽሰኒዮ ኢሉ እደፈርሖ ሐርይ በሎ። እቲ ውሕጂ ብርቱዕ ስለዝነበረ ኣብርእሱ ሰቂሉ ብኣኽብሮት ኣስገሮ'ሞ በለ ስጊርና ኢና እሞ ውረደለይ ምስብሎ፡ እቲ ተመን ሎሚ ኣይ ወርድ ጽብሕ ኣይወርድ ኢሉ ኣእብዮ።
    ዎዮ በዓል ጽብቕ ግብሪ ሰብኣይ ብግርህነቱ እደተመረረ፡ በል ናብ ዳኛ ንኺድ ኢሉ ናብ ዳኛ ተሰክምው ወስዶ።
    እቲ ዳኛ ብገርህነነት ናይቲ ሰብኣይ እናተገረመ።
    ጎግዳይዮም ምስ ሰምዕ
    ነቲ ተመን እሞ ናብ ዳኛ ክትዳነ ስለዝመጻኻ የምስግንካ። ግን ሕጂ ኣብ ቅድሚ ስርዓት ክትዳኒ እሞ ብይን ( ፍትሒ) ክትርክብ እንተድሊኻ ብመጀመርያ ውርድ ኢሉ ሓተቶ 'ሞ ሕቶ ዳኛ ኣክቢሩ ምስ ወረደ።
    ኢቲ ዳኛ ነቲ ሰባይ፡
    በትሪ ኣብ ኤድካ ተመን ኣብ እግርኻ በሎ እንታይ ትጽበይ ኣሎኻ በሎ ይበሃል።
    ሕጅ ድመ ኣቲ ሓብትና በትሪ ኣብ ኢድኪ ኢያ ዘላ እንትይ ትጽበይ ኣሎኪ።
    ክትንከሲ ውይ ክትስከምዮም፧፧? 🙅🙅😡 0:09

  • @AbrahamAfewerki19
    @AbrahamAfewerki19 5 месяцев назад +2

    ንዓይ ልክዕ ከምዚ ናትኪ ኣጋጢሙኒ ድህሪኡ ንኽልተ ዓመት ዝኣክል ሕማቕ ግዜ የሕሊፈ ሕጂ ግን ካብ ኩሎም ብሰላም ርሓቒ ጽቡቕ ኣለኹ ሂወትኪ ግበሪ 😢😢

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 5 месяцев назад +3

    ማዓረይ ካብኦም እንድሕን ረሕቅኪ እዩ ኩሉ ዝረዶኦም ገዛ ይካረዩ እናሰረሑ ንክማሃሩ ንገረዩም ንስከ ውን ነአቦ ወድኪ ይቅሬታ ሐቲትኪ ሐዳረክን ሂወትክን እለይ እናተማሃረና እናሰረሕና ዶ አይኮናን ሂወትና ንመረሕ ዘለና አብ ዓዲ ዘሎ ክትሕግዚ ንእኦም ውን ክትሕግዚ ድፕረሸን ከይትገብረ ድሕረ ነብስካ ዩ ኩሉ ነገረ ነብሲ ፈተዊ መጀመረታ ማዓረይ

  • @Selemawit278
    @Selemawit278 5 месяцев назад +1

    ኣባት ነብሲ ሕዚ እሞ ብ ኣባት ነብስኺ ጌርኪ ከተዘራርብዮም ፈትኒ ምንም ኣይትበሊ ምስኦም ሓደ መዓልቲ ዋጋኺ ክርደኦም ኢዩ ሓፍተይ❤❤❤❤

  • @አየሱስክርስቶስአምላኬ
    @አየሱስክርስቶስአምላኬ 5 месяцев назад +14

    Eway mskineyti haftey❤ zei edki rekibki😢. Ane zbelki gn hade mealti ni kilometer Akibki kulu zehlefkiyon niaatom kitbli ztegodaekoyon ngeryom bzey mnm frhn skften. Eti kemzi tkonlu zelokum mknyat kifelto ydeli aleku beliyo dehar ka . Hiji nay jbakum genzeb ywehabekum silezelo awatskum asbeza kitgezu alekum. Kisab hiji abzi abtsihekum eye hiji gn nitehagagez belyom . Kalie nay betekrsyab wei abyi seb ewuni shmagle zkonekum azarbi. Zkone lewti kfter eyu. Suk aytbeli bejaki . Suk mefthi aykonen. Neti abo wedki dma tsbuk tekerarebu bhiji temtsyo seb silezeyelo wela nab gezu endakedki hadarkum teketselkum?

  • @eritreatibarekx4013
    @eritreatibarekx4013 5 месяцев назад +2

    ክብርቲ ሐፍተይ ኢዚኦም ዝገበርኪ ተገበርኪ የሕዋት ኣይኮኑኺን ኢዮም፣ ኣብዛ ዐለምና ከምዛ ናይዞም ጽዐዱ ተሐሳሰብ ከም ጓና ተፋቐር ከም የሕዋት ኢያ ተዋጽ ኣኪ። ገንዘብ ስከዝውሃቡ ዘለዉ፣ ክንደይ ከምዝውሃቡ ሕተትዮም ካብቲ ዝምልከቶውን ክትረኽቢዩ ትኽእሊ ኢኺ ። ካቡኡ ኮፍ ኢልኪ ገዛ ኽራይ መብራህቲ፣ ኢንተርነት፣ ናይ መግቢ፣ ንጽረት ዝኸውን ነገራት ንወርሒ ክንደይ ምኻኑ ሕሰብዮ። ድሐር ናብ ኣርባዕተ ምቐልዩ። ንስኺውን ቆልዐ ስለዘላትኪ ናይ ክራይ ገዛ ሐገዝ ኣልኪ። መሽከንከን ከይበልኪ ትርር ኢልኪ ሎሚ ክንዘራረብ ኣለና ትብልዮም፣ ካቡኡ ክኸፍሉ ከምዘለዎም ትነግርዮም። ተዘየለ ይብለጹልኪ ዝለዘለዉ ካብ ገዛኺ ኣይወጹን ኢዮም፣ ኣብ ኣ ከእርጉኺ ኢዮም። ንሰባይኪ ድማ ይቕሬታ ሕተትዮ፣ ተተኻኢሉ ናባኺ ምለዩ፣ መታን ተሰኪፎም ኣብ ዝቐልጠፈ ጊዜ ስራሕ ጀሚሮም ክወጹልኪ። ኢታ ኣዝያ ዝገረመትኒ ግን ቅድሚ ሰብኣይኪ ፣ ንሕዋትኪ ምፍቃርኪ አዩ። ንሰብኣይኪ ብሐቂ ኣፍቅርዮ ይብለኪ። ኣብ ዝደለኺዮ ሰላምኪ ይንገስ፣ ተባረኺ።

  • @mikikeshi9315
    @mikikeshi9315 5 месяцев назад +1

    ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ንድሕሪት ተመሊስኪ ታሪኽ ገዛኹም ክትሓቲ ኣለኪ ምኽንያቱ እቶም ስድራይ ትብልዮም ዘለኺ ዘዕበይኺ እምበር ፍረ ማህጸኖም ዘይኮንኪ ካይትኾኒ ድሕሪ ስደት ምውጻኺ ካኣ ነቶም ቖልዑ ጥራይ ትግበረልኩም እምበር ናይ ስጋ ሓፍትኹም ኣይኮነትን ኢሎሞም ካይኮኑ እዚኦም ካኣ ናይ ቖልዑ ነገር ይገብርዎ ካይህልዉ ምፍታሽ ከድልየኪ ዩ ወዳሓንኪ።

  • @YuelTeklesenbet-n3e
    @YuelTeklesenbet-n3e Месяц назад

    ቅድሚ ምዝራብኪ ጸሎት ግበሪ ብኑጹህ ልብኪ ሹዑ ፈጣሪ ባዕሉ ክመርሓኪ እዩ።

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 5 месяцев назад +2

    ሓደ ሰብ ነብሱ ምስ ዘኽብር እዩ ዝኸብር ስለዚ ኩሉ ግዜ ንዕኦም ስለ ትሓሊሎም ምንም ኣይመሰለሙን ከም ኣነ ግን ካብ ገዛኺ ሰጒጉኪ ጉሓፍዮም ገንዘብክን ግዜኽን ንነብስኽን ንውላድክን መፃኢ ሂወትኪ ውን ኣዕርዪ ንዘይግደሰልካ ሰብ ማዕረ ክንድዚ ይውህና 😢

  • @zaidokbanderias3794
    @zaidokbanderias3794 5 месяцев назад

    ኽብርተይ እዚኦም ጨኻናት እዮም ብጣዕሚ እዮ ዝሕዝን ገሌና ኻብ መጠን ንላዕሊ ለዋሃት ገለና ጨኻናት ዝሕዝን እዩ ኸምዛኦም ዓይነት ሰባት ቡዛሓት እዮም ኣብ ዓዲ ሰብ ይትውዮም ኢኺ ባዕሎም ነብሰም ይኽእል ዝገደደ ኸትህሰይ ነብስኽን ውላድኽን ኣድሕኒ ብእግዝኣቢሄር ጻማኺ ኽትረኽቢ ኢኺ

  • @Wedifish
    @Wedifish 5 месяцев назад

    እቲ ቀዳማይ ክትገብሮ ዘለዋ፡ ንየሕዋታ፡ ንዕኦም ክትብል ዝኸሰረቶን ክሳዕ ሕጂ ትኸፍሎ ዘላ ዋጋን ብግልጽን ብስነስርዓት ዘለዎን፡ ኣገባብ፡ ክትነግሮም ይግባእ። ብድሕሪኡ ክሕግዝዋ ድዮም ክርሕቅዋ፡ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ኬይና ምጉዓዝ የድሊ።ወድሓንካ

  • @tuimzghiaregay4626
    @tuimzghiaregay4626 22 дня назад

    ከይ ወዓልኪ ከይሓደርኪ ጎሓፍዮም፡ ሹዑ አቲ ካብኦም ትደልዮ ክብረት ክትረክቢ ኢኪ

  • @tesfebeyene94
    @tesfebeyene94 5 месяцев назад +14

    ኣነ ስሚዕተይ ምቁጹጻር ስኢነ ወልሓደ ክጽሕፈ ኣይከኣሐኩን

    • @meronmengstab3842
      @meronmengstab3842 5 месяцев назад +1

      Me to 😢😢😢😢😢😢 fetari mesana yekun enbar entay nekawn alena

  • @haragozana3340
    @haragozana3340 4 месяца назад

    አጆኸ ኩሉ ክሐልፍ እዮ ከብ ሰብ ፅቡቅ ነገር አይርከብን ብአምላክ ግን ፅቡቅ ክረክብ ኢክ ልዕሊ ዕድመ እንተክኮይኖም ዓርሶም ይከአሉ ናብ ሐዳርኪ ተመለሲ

  • @adiamyonas-zp3qp
    @adiamyonas-zp3qp 5 месяцев назад +1

    ሰላም ዝከበርኪ ሓፍተይ ቀዲመ ሰላም ይብለኪ ቀጺለ ኣነ ኣብ ሽወደን ኢየ ዝነብር ከባቢ ዮቶቦሪ ተወሊደ ዝዓበክሉ ውን ኣብዚ ኢዩ እሞ ክብለኪ ዝደሊ እቲ ህይወት ንስኪ ልዕሊ ኩሉ ክብደቱ ንስኪ ኢኪ ትፈልጥዮ ስለዚ እዚ ዓዲ ውን ልዕሊ ቲ ትነብርዎ ዘለኩም ጸቅጢ ይርደኣኒ ኢዩ ኣነ ኣብዚ ስለ ዝዓበኩ ብመጠኑ ኡሓይሽ እታ ክትገብርያ ትክእሊ ሕጂ 1 ኢያ ንሶም ካብቲ ገዛ ኣብ ሾሻል ከይዶም ገዝኦም ከም ዝሕዙ ምግባር ወይ ድማ ንስኪ ገዛ ረኪብኪ እቲ ገዛ ክትገድፍሎም ኢዩ ዘለኪ ቅድሚ ምውሳንኪ ግን ኩሉ ዝስምዓክን ዝገብርዎም ኮፍ ኣቢልኪ ኣረድእዮም ትህሰይ ከም ዘለኪ ውን ንገርዮም እንተ ደሊኪ ግን ኢመይል ግበርለይ ኣነ ብዓቅመይ ዝኮነ ክሕግዘኪ ፍቃደኛ ኢየ

  • @MIHIRU31
    @MIHIRU31 5 месяцев назад +6

    ኮፍ ኣቢልኪ ኣረድእዮም ኣነ እንታይ እየ ገረኩም ትከቱኒ ዘለኩም ነዓኩም ክብል እዚ ጌረልኩም ሕጂ ውን ንናትኩም ኩሉ ጽቡቅ ዘበለ እየ ዝምነ የሕዎተይ ማዕረይ ኢልኪ እንታይ ከም ዝገበርክዮም ውን ጽቡቅ ጌርኪ ሕተትዮም እምበር ኩሎም ሓደ ክከኑ ዘይግባእ እዩ ዝኮነ ንዓኪ ዝተሓብኣኪ ውን ክህሉ ይክእል እዩ ማራ ከኣ ለዎህ ኣይትኩኒ

    • @kakutes9962
      @kakutes9962 5 месяцев назад

      Kemti / zihasebkiyo anewu hasibelu telepati

    • @sabakiflu7361
      @sabakiflu7361 5 месяцев назад

      Yes exactly

  • @SamilKiflmariyam
    @SamilKiflmariyam 5 месяцев назад

    ክሳብ መንግስቲ ሓላፍነት ካብ ርእስኺ ዘውርደልኪ ተጻወሪዮም ዓቅሊ ይሃብኪ ጅግና ኢኺ ሓብተይ

  • @Mahustar1
    @Mahustar1  5 месяцев назад +2

    ሓዳረይ በቲነ፣ ነብሰይ ኣሕሲመ፣ ንወደይ ገዲፈ ፕሮስስ ጌረ ዘእተኹዎም ኣሕዋተይ ኢደይ ሰይሮሙኒ

  • @pettyJonny77988
    @pettyJonny77988 5 месяцев назад +1

    ኔው በልዮም ደጋላት

  • @Berhane.TV.Tube7777
    @Berhane.TV.Tube7777 5 месяцев назад

    ንስክ ጀግና እኺ ናይ በሓቂ ብዝገበርኺዮ ኣይትማቃቀል ኣይትሕሰቢ ዝግበኣኺ ገሩኩሎም ካብዚ ንላዓል ኣይኩነን የሕዋትካ እታ ኣዶ ወይ እት ኣቦ ኣይገብሩሎኻን እዮም ንስኽ ከኣ ብጠዓሚ ኣይትጨነቅ ብጉቡአ ይዕብክዮምን ኣልኽዮምን እኽ ንሶኦም ምስ ግዜ ክማሃሩ እዮም ኣብሽርኪ ግን ካብ ቢልቢኺ ዲያ እዛ ሓሳብ ካብ ሓዳርኺ ተፈልኺ ንስለ የሕዋትኺ ምሕሳር ኣይኹንን እዃደኣ ኣዶን ሓፊትን ኣቦን ኮይኒኺዮም ሕስረት ኣይኹንን ዘሓፈተይ

  • @Senay-v3w
    @Senay-v3w 5 месяцев назад

    እዋይ ሓፍተይ ሽግር እንዲኪ ደኣ ረኪብኪ ኣባይኪ እዝኩሉ ንነብስኪ ረሲዕኪ ብዙሕ መስዋእቲ ከፊልኪ ኣብ ዝብጻሕ ኣብጺሕክስ እዚ ክትፍደይ ኣይግብእክን እዩ ኔሩ እዞም የሕዋትኪ ግን ደንበር ዶ ናይ ብሓቂ የሕዋትኪ እዮም እንታይ ዓይነት ሕልና ኣለዎም ግን ከይገረመኒ ኣይተረፈን ካብዚ ዝሰማዕክዎ ዛንታ ግን ከማኪ ዓይነት ሰብ ኣይረኣኩን ከማክስ ወላ ሓደ ሚልየን የወለዳ ወላ ካ ናይ ብዙሓት ዛንታ ይሰምዕ እንተኮንኩ ንስኪ ግን ፍልይቲ ኢኪ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ሕጂ ደኣ ቀሪብኪ ኢኪ ካብ ዝነበርክዮ ኣይነውሓክን እዩ ተጸሚምኪ በቦትኦም ይሓዙልኪ የሕዋትኪ እንድዮም ንመን ደኣ ክትህብዮም እንተ ንሶም ግን ብጣዕሚ ተጋግዮም ደሓር ከጣዕሶም እዩ ኣጆኪ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla217 5 месяцев назад +1

    ኣጆኺ አሮፓ ኣቲዮም ቡዙሓት አዮም ተጥሊሞም ዘለዉ ቢዞኾነ ጎሓፍዮም

  • @ጋልቶምብውሕዶምዝሓበ-ቈ5ዘ
    @ጋልቶምብውሕዶምዝሓበ-ቈ5ዘ 5 месяцев назад

    እዋይ ጀሚረ ክሳብ ዝውደኣ ስሚዒተይ ብግዲ ተቃፃፂረዮ ሕርቅ ሕርቅ ይብል ንሳስ ክንደይ ትሓርቅ ትኮን😢
    ሓፍተይ ኣነ ዝመክረኪ ምሸት ኣኪብኪ ንኩሎም ቀስ ኢልኪ ብጠባይ ኩሉ ዝከፈልክዮ መስዋእቲ ካብዓዲ ክሳብ ስደት ከምዝከፈልክሎም ንአኦም መሪፅኪ ሓዳርኪ ከምዝበተንኪ ንገርዮም ፉሉጥ ንብዓት ክስዕረኪ እዩ ዋላ እናነባዕኪ ኣዕልልዮም ዝኮነ ርህራሄ ዘይብሉ መልሲ ወይተላዒሎም እንተከይዶም ወይ ይቅርታ እንተዘይኢሎምኪ ዋላ ኣሕዋትኪ ይኩኑ ዘየክብረካ ምክባር ሕስረት እዪ ጋሓፍዮም በቃ ንኣይ እንተዘይራህርህኩምለይ ምሳይ ምህላውኩም ትርጉም የብሉን ውፁለይ በልዮም ረሳሓት ዳሓር መጨረሻ ዘልዕሉኪ ከይመስለኪ ሓዳርኪ ግበሪ ኣቦ ወድኪ ሓዳር እንተዘይገይሩ ተዓረቂ ምስኡ 👏ተዘየለ ካኣ ሓዳርኪ ግበሪ ውለዲ

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 5 месяцев назад +1

    ካብቲ ገዛኺ ኣውጸእዮም ገዝኦም ወይ ሰራሕ ይሓዙ ሱቕ አልኪ መስከንኪን ኣይትበሊ አንታዩ eti ጸገም በልዮም ክንድዚ ክኮቱኪ ውን ኣይግባእን አዩ ሂወትኪ ምስ ወላድኪ ኮንኪ ጥራይ ምርሒ

  • @Kbdcitawrodri1716
    @Kbdcitawrodri1716 5 месяцев назад +3

    ኔው በልዮም ልዕሊ ዝግብኦም መስከንከን ኣይቲ በልሎም

  • @kerenmariamdearit7733
    @kerenmariamdearit7733 5 месяцев назад +1

    Kaliot mehazutt hazi beteseb zikonuki ☝️☝️ezi getimuki zelo nikulna agatimu eyu , guna keman haw ykoneka eyu 😢

  • @Nebyat-dp2fi
    @Nebyat-dp2fi 5 месяцев назад

    Ajoki zhafitey Egziabiher misaki yikun tekielikis neti bial kalikidaniki tearekiyo

  • @samiWerede-il6bw
    @samiWerede-il6bw 5 месяцев назад

    Eway haftey ajoki egziabher alo msaki

  • @AdeGoita21
    @AdeGoita21 4 месяца назад

    Same to my history. I sacrificed them a lot but at this time they didn't receive my call. Don't worry sis be brave , silence is a big lecture. I choose to be silent .

  • @EfremHans
    @EfremHans 5 месяцев назад +1

    Emni yghaxu bya belyom entay kmlulki eyom ajoki hafteyyy nateyyy ❤❤❤❤

  • @abelgrmay2413
    @abelgrmay2413 4 месяца назад

    Gega yebulkini haftey tekieliki guhafuyom

  • @yafetamanuel6539
    @yafetamanuel6539 5 месяцев назад

    ሓው ፈውሲ ሃው ዝገብሩልኪ የብሎምን ብገደል ይጽደፉ።ንኣቦ ውላድኪ ይቅሬታ ሓቲትኪ ናብ ሓዳርኪ ተመለሲ።እዚ ኩሉ ምስጣ ቃል ኪዳን ኢዩ ወሪድኪ ሕጂ ግን ናይ ልብኺ ተመለሲ

  • @maerez3974
    @maerez3974 5 месяцев назад

    ልክዕ ዳርጋ ከምዚ ናይዚኣ ጓል ኣጋጢምኒ ዝፈትዎ ሓወይ ናብ ኤሮጳ ምስ ኣእተኽዎ ወላ ደዊለሉ ምቅባል ያኣቤኒ😢😢😢

  • @adulis73
    @adulis73 5 месяцев назад +1

    ተዋስኦ ድኳን ዩቱብ።

  • @Kusneyy
    @Kusneyy 4 месяца назад

    Guhafyom balom nebseom yekalu, tetklu mes sebayki tarki

  • @fevengirmay5910
    @fevengirmay5910 5 месяцев назад

    Mara hariqe zeytguhfyom kulu kab haqu ayhalfin genzeb wun habuni belyom asbezan krayin yhaguzuki

  • @FiliMusse2014
    @FiliMusse2014 5 месяцев назад

    ሓቀኛ ታሪኽ ከይከውን ተስፋ ይገብር

    • @azmerasengal2616
      @azmerasengal2616 5 месяцев назад

      Filimusse,tebel zeleka ,ezi haqi eu, etea gual mehazay eya

  • @kibrahadish3214
    @kibrahadish3214 5 месяцев назад

    Ajoki mes sebayki zey arki entay gedski kendzey zegem tehlfi

  • @hamadhamad9521
    @hamadhamad9521 5 месяцев назад

    ኣብ ኢሮጳ ዝለዝኣተዉ ክደፍዮም መን ክፈልጠልኪ ኢዩ ህወትኪ ምርሒ

  • @iloveyoumysweethomeeritrea2162
    @iloveyoumysweethomeeritrea2162 5 месяцев назад

    መጀመርያ ኣተሓሳስባኺ ቀይሪ፡ ከይብሉኒ ኢልኪ ካብ ዝግብኦም ንላዕሊ ክብረትን ፍቕርን ኣቛሪጽኪ። ካብ ነፍስኺ ንላዕሊ ኣይትፍተዉዮም ኣይትሕለይሎም። ህድእ ኢልኪ ድማ ነብኺ ፈትሺ ስለምንታይ ማዕረ ክንድዚ ንዒቖሙኒ ኢልኪ ሕሰቢ። እቲ መልሲ ድማ ኩሉ ነገር ካብ ዝግብኦም ንላዕሊ ስለዝኮክሎም እዩ። እሞ ብዘይ ባእስን ግርጭትን እቲ ጸገም ክፍታ እዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ሽግር ድማ ኣብ በይንኺ ኣይኮን ኣጆኺ ዓቕሞም እዮም ጌሮም።

  • @akberetzere2745
    @akberetzere2745 Месяц назад

    ናተይ ሂወት ክመርሕ እየ ኢልኪ ወጺ

  • @ሰባሓሰባሓሽግር
    @ሰባሓሰባሓሽግር 5 месяцев назад

    ኣመና ለዋሃ ኣይትኩኒ ባራ በሊዮም ኢኪ።

  • @mekourweldenkea6377
    @mekourweldenkea6377 4 месяца назад

    Eway haftey ajoki amlak alo msaki

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 5 месяцев назад

    ምሕር ነብስኻ ይሕስምኻ ንሰብ ምግዳሴ ሳዓቤኑ😢

  • @FilYem
    @FilYem 5 месяцев назад

    Ewae habtey ajoki ,e gn kulu eti haki naom elki bzuh waga kem zkefelklom bzrzr ngeryom

  • @AnTesfay
    @AnTesfay 5 месяцев назад

    ኣብ ቡዙህ ሰባት አየ ዚሰሚኦ ጊን ግቡአኪ ገርኪ አኪ ካብ ከዛኪ ኣውጽዮም ከስ አሉ ኪርዲኦም አዩ

  • @Eseygermay
    @Eseygermay Месяц назад

    ከይፈለጥኪ በዲልክዮም ከይትኮኒ እንተዘይ በዲልክዮም ግን ኣውጽዮም ካብ ገዛካ

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 5 месяцев назад

    ሰላም እግዚኣብሔር ምሳኽን ምስ ኣዳለውቲ ዩትብን ምስ ኩሎም ተኸታተልትን ይኽን ደላይት ምኽሪ ሓፍትና። 1 ጽቡቕ ግብሪ ንመን ንማንም ይብሉ ኣቦታት እኳ፡ እግዚኣብሔር ከኣ ዓስቢ ጽቡቕኪ ክፈድየኪ ኦዩ። ንስኺ ንዑኡ ጥራይ ኣመስግኒ ስለዝሃበኪ ዕድመን ጥዕናን ምስ ዓቕሊ። ነዞም ኣሕዋተይ ትብልዮም ዘሎኺ ከኣ እቲ ዝገበርዎን ሕጂውን ዝገብርዎ ዘሎው ኩሉ ኣባት ነፍሲ እንተኣሎዉኺ ኩሉ ኣዕልልዮም፡ መጺኦም ከኣ ከረዳዱኡኹም ሕተትዮም። ቤተክርስትያን ፍቕርን ምትሕልላይን ኢያ እትምህር ሞ፡ ንሶም ከኣ ናብታ ቅድስቲ ቤት ምኻዶም ክመሃሩ እምበር ክዘናግዑ ይኸዱ ከምዘየለዉ ይፍለጡ ዝሓፍተይ። እግዚኣብሔር ንኹሉ ሂወትኪ ይባርኽ።

  • @SsLl-sm3ds
    @SsLl-sm3ds 5 месяцев назад

    መጀመርታ ብሰላም መአታዎም ንፈጣሪ ኣመታዎም ንፈጣሪ ኣመስግኒ።ቀጺልኪ ኩሉ መስዋአትኺ፡ ብጽሑፍ ጌርኪ ኣብ ኢዶም ሃብዮም ንኹሎም።ኣጆኺ ክትዕወቲ ኢኺ ንአሽተይ ዓቅሊ ግበሪ።

  • @amanueltesfahans
    @amanueltesfahans 5 месяцев назад

    haftey natey nski zgbaki gerki iki nebski hasiki ab zbxah abxihkyom iki yakleki nski hiwetki mrhi ente nsom ka azerarbyom ente zey koynu nabrom baelom ymrhu halafnetki awrdi sle nsom hasab gdefyo

  • @Nataniya22
    @Nataniya22 5 месяцев назад

    ሓፍተይ ኣብ በይንኪ ኣይኮነን ሎሚ ገንዘብካ እንበር ንዓኻ ዝደሊ ሰብ የለን።ዝኮነ ሰብ ሂወቱ ከይ ይዕረየ ሂወት ካልእ ክዕሪ ኣይክልን አዩ ንሱ አዩ ከኣ እቲ ጌጋ።ስልዲ ምስዳድ ጥራይ ዘይኮነ ከመይ አልካ ከም ትሰደሎም ክትነግሮም ኣልካ ።2 ሕዉነታዊ ሓላፍነት እንበር ነኦም ክትሰደሎም ግደታ ከም ዘይብልካ አዉን ክትነግሮም ኣልካ.እንበር ንሶም ግቦም አዩ ዝመስሎም።ንስኪ ግደፍዮም ሂወትኪ ምርሒ ተኬልኪ ምስ በዓል ቤትኪ ተዓሪቂ።ንዓኦም ከኣ ንብሶም ክመርሑ ባዕሎም ንገሪዮም ሽዕ ሓላፍነት ምስካም ማዕረ ክንደይ ከቢድ ምኾኑ ክርዶም አዩ።አንበር ሎሚ ሰብ ልዕሊ እቲ ትሓሊየሉ ክንዱ ከኣ አዩ ዝሕስረካ

  • @belultekle4932
    @belultekle4932 5 месяцев назад

    Tasgbane khase ab mokla kala yfalta yblu sdrana sebuke gabaruke bzkona hje awen lbme awesome nabrome ynbaru gaza kray nay asbeza takablyome ksab zwasu wadhanke labme

  • @Joe123_
    @Joe123_ 5 месяцев назад

    ኪድ ሓሳዊ አልዕል አቢልካ ከምኡ ጸገም ዘለዋ ባዕላ ፖስት ዘይትገብር

  • @semmytesfazion1171
    @semmytesfazion1171 5 месяцев назад

    የሕዋትኪ ንዕዖም ክትብሊ ሓዳርኪ ብምብታንኪ ጥራይ ክንዕቁኪን ክፍንፍንኩን ግድን ኢዩ።
    ከመይሲ ካብ የሕዋትኪ ሰባይኪ ኢዩ ዝቀርበኪ ነይሩ። ስለዚ እሳቶም እንታይ ከምዝሓስቡ ዶ ክነግረኪ፡ """እዚኣ ጽልልቲ ኢያ ። ንሰባያ ዘየክበረት ንዓና ኣይተክብረናንን ኢያ """ ዝብል ሓሳብ ኣለዎም።
    ወይድማ ""ናይ የምሮ ጸገም እንተዘይህልዋ ንሰባያ ኣይምሰጎጊቶን "" ኢሎም ኣብ ልዕለኪ ፍርሃት ወይ ንዕቀት ኣለዎም።
    ኣነ ግን ሓደ ነገር ምበልኩኪ።
    ስበብኣይኪ ብልቢ ይቅረ ሕተትዮ፡ ንክምለሰኪ ዘይኮነስ ብልክዕ ስለ ዝበደልክዮ ፡ ኣምላክ ፈቂድዎ ውን ክምለስ ይክል ይከውን። እንተ ዳ ብልብኪ ተጣዒስሊ ኡቅረ ኢልክዮ።
    ካላልኣይ፡ ነሕዋትኪ ከም ዝሞቱ ሕሰብዮም ፡ ቅበጽዮም ፡ ካባኪ ኣርሕቅዮም፡ ዋላ መንግስቲ ሽወደን ንዓዶም ይምለሶም።

  • @Mil16934
    @Mil16934 5 месяцев назад

    Mlsyom afta nebrwa:;

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 5 месяцев назад

    ኣብ ኩሉ እዩ ሓፍተይ ኩሉ ዝሓሰብክዎ ማለት ዕላማይ ሓዲገ ዝተቀበልኩዋ ሓፍተይ ዓዲ ሰብ ምስ ኣተወት ኣብ ሂወተይ ሓሲበዮ ዘይፈልጥ ጸርፊ ጸሪፋ ብሎክ ኢላትኒ ብጣዕሚ ገሪሙኒ ግን ከኣ ንጽቡቀይ እዩ ኢለ ተቀቢለዮ ግን ብልቢ እዩ ዘጉህየካ ብጣዕሚ እዩ ተሰሚዒኒ😢😢

    • @mamismam1055
      @mamismam1055 5 месяцев назад

      Eway haftey ajoki amlak msaki ykun kab sab da entay kitxbey

  • @soligualagame
    @soligualagame 5 месяцев назад

    Marey ayine tela do yikewin efii hasadat gin ka bkemey kinferdom nay wushitom xegem men yifelit🤔

  • @hailzgiAbraham
    @hailzgiAbraham 4 месяца назад

    Awxiyim kabti geza nski gubueki gerklom eki hiwetki mrhi

  • @EmbabaHagose
    @EmbabaHagose 5 месяцев назад

    Ze hafetey nay asfeza temaqilkom kete kefelewo kem zelekum nagereyom. kalay ka mara ay te gedeselom maletey nesom sele ze mezmezuki eyom komu ze geberu zelewu selezi neseki wen tebeqremelom mara hanqaqe ka ay te reyom❤

  • @kevu9384
    @kevu9384 5 месяцев назад +3

    Kem zmesleni b zaebaki zkone zsemewo wey hmaq rdiet keyhlwom kof abilki azarbiyom kulu bsekom zkefelkiyo meswaeti ngeriyom kabue nlaeli gen gex aythabiyom

    • @mamismam1055
      @mamismam1055 5 месяцев назад

      Wala gega yhalwa eske nbel..... emo ka ab geza da neberu...hamika ab kemzi wesani kitkown aleka

  • @Eritreantv-k8b
    @Eritreantv-k8b 5 месяцев назад

    haftey natey wela Ahwatki ykunu nhade seb Abti dbxah ms Abxahkayo nnebsu kkel gdeta Alewo emo kA Ab sdet kemzi zgebruka Ahwatka Ane bnebsey kemdey Ahwatey mferemku nere naki hji nmot eyo feridomki yhwatki entay tgebri hanti malti wesni

  • @GebrehiwetTeckle-nc7dh
    @GebrehiwetTeckle-nc7dh 5 месяцев назад

    Btaim zehzin eyu aijok bzaiba hwetk hseb hiji

  • @TARIK-KALSI
    @TARIK-KALSI 5 месяцев назад +2

    meskineyti , ni yehiwata kitibel hiweta zibeten seb, abzi ewan single ente konka yehiwatey ente elka dehan hadar haliuka sidray yehiwatey tibel ente konka likie kem barya nay iseyas eka.

  • @meazaandom4657
    @meazaandom4657 5 месяцев назад

    Awxayom kiab gezakie resakie weliadekie weliedi gezakie teatakiamluie

  • @MerhawitGidey-l9i
    @MerhawitGidey-l9i 5 месяцев назад

    Agoki zehaftey amlak alo msaki gize keredeom eu naki ke a amlak alki

  • @merhawijamie4772
    @merhawijamie4772 2 месяца назад

    Hawtey bahansab akibki entay eyu eti segem beliyom mes sebayki besonkom kemzefalalki wen negriyom

  • @SelamHabteslase-d9v
    @SelamHabteslase-d9v 5 месяцев назад

    Dhan ezabhier kikihiseki u nay edom aysanu

  • @FthawitZeriegabr
    @FthawitZeriegabr 5 месяцев назад

    Kinidi Sebu zeakelu zegeba gerikilome iki gelixi tezaribuyome zegereme ekayu kemezi ke alo iyu ayukonen nesiki wesini hiwetika mirihi

  • @biemnetbereket526
    @biemnetbereket526 5 месяцев назад

    Xbuk geberuki hadarkin nebskn derbki endhr ahwatki merixki wuhidki keman,hgi kea dxluki zelewu bschit sle zelki u. Hanti kbleki gen kulu zhalefe resieki kabom tefeliki nnebski kuni

  • @munir5489
    @munir5489 4 месяца назад

    ምናልባትዶ ከይተመርዓወት ብወሰን ወሊዳ ኢሎምዶ ይኾነ? ግምተይ እዩ ። ግን እንሻላህ ነዛ መደብ ይሰምዕዎን ልቢ ይገብሩ ይኾኑ ።

  • @peacetoallofus7428
    @peacetoallofus7428 5 месяцев назад +3

    Hadar leli kulu kedamay eyu. Bdhriu abokan adikan haftkan hawkan yesebu. Bdhriu akmi terekibka dma nab hawoboy akoy Amoy hatney tbl. Ezi sk ilka hadarka ab risk aetika ahwatey mbal azyu giga trah zeykone hatyat wn eyu be fetari.

  • @Yared-g3t
    @Yared-g3t 4 месяца назад

    Za video ezia dawnload gerki ariyom kabu zzanta nateynn natkumnyu belyom rgxegna eye nab lbom kmlesyom

  • @meazzarai6850
    @meazzarai6850 4 месяца назад

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @almazgessesew13
    @almazgessesew13 5 месяцев назад +1

    let tham go

  • @Feqare_ye_nezfqerni
    @Feqare_ye_nezfqerni 5 месяцев назад

    Haftey kesab hji zekaleki gerki eki zetase wen yeblken abe zebxah abxihkyom eki,, hji natki hiwet mrehi yeakle

  • @hanibalgebar7580
    @hanibalgebar7580 5 месяцев назад

    ባእ ዘይትጉሕፍዮም ወይለይ ክሳብ ክንድዚ ክብረት ከ ታይ ክዓብስ ዩ

  • @trhasweldemicael4628
    @trhasweldemicael4628 5 месяцев назад

    Halafnet zelewo lewahnet eti zabeye ksara nay hiwet eu kemey nska gbuka eu eyom zhasbu ente thatyom ewn melsom nebski gedifki gberlna zbeleki alo dyu kemzblki tekerebi.entwkone nski gente genzebkn aemrokn akibki 144 netbi gerki hiwetki mrhi nebsom keilom ykidu aythmwmi .lomi lewah malet faran ashan eyom zblwo.ayt gedelom si hiwetki gberi.mebzahtiu seb zelo eu.xbuk gber nmen nmanm ybelx.

  • @AbrahamAfewerki19
    @AbrahamAfewerki19 5 месяцев назад

    This is my story 😢😢😢

  • @Lealti_2
    @Lealti_2 5 месяцев назад

    😢😢😢💔💔

  • @godisourdoctor7861
    @godisourdoctor7861 5 месяцев назад

    Haftey kemzom tebeletsti ahwat buzuhat eyom eti hade selam tirekbulu gezom ehazu emo kemzeynatki riayom shu selam kitrekbi eki

  • @BrhanYasin
    @BrhanYasin 5 месяцев назад

    Mengedi athizyom ab mengedi baelom kimlesu eyom niski natki gerki aleki bizaeba menebabro shere gerkum kitguazu baelki habryom Nay selection firqi natki gerkum niktguazu baelki gabriyom zeymichinaq mefthi kisab zimexe

  • @bahtagrmay1615
    @bahtagrmay1615 5 месяцев назад +2

    ኮፍ ኣቢልኪ ኩሉ መስዋቲ ተሕልፍዮን ዘለኽን ዝኸፈልክዮን ነገርዮም ካቡኡ ለውጢ ተምጽዮም ጽቡቅ እተ ዘይኮነ ንስኺ ነብስኺ ለውጢ እበር እዚ ኣብ ኩሉ ኤርትራዋን ኢዩ ዘሎ በለጽ።

  • @freedomnow1210
    @freedomnow1210 5 месяцев назад

    እዚ እኮ ቀሊል እዩ ካብ ገዝአ ከተውጽኦም ንሶሻል ነጊራ ማለት ክአልዬም አይከአልኩን እንተኢላቶም አብ ሐሙሽተ ደቂቅ ክወስድዎም እዬም ድሕሪኡ ሂወታ ትገብር እንበር ኤውሮፓ ይሕዋትካ አይኮኑን ዝወለድካዬም ከማን አይጠቅምዃን እዬም
    ወደሐንኩም፣

  • @TommyEmbaye
    @TommyEmbaye 5 месяцев назад

    Mzrab iyu eti ftah, xegematki ngeriyom guday hadarki tetgebri iyu xbuq, nkbri zgbo kbri mehab nmanm aytefon iyu

  • @AbrahamWghere
    @AbrahamWghere 5 месяцев назад

    Beqa alutawi tirah keteqrb toq abilkana foo😅

  • @daniberhane8140
    @daniberhane8140 5 месяцев назад

    የሕዋትኪ ኣባኪ ጌጋ ኣመላካክታ ክህልዎም ይክእል ኢዩ ኮፍ ኣቢልኪ ኩሉ ናይቲ ዘለክዮ ሃገር ሲስተምን ነዕኦም ክትብሊ ዝከፈልክዮን መስዋእቲ ካይኣግደልኪ ንገርዮም

  • @MuseArone
    @MuseArone 5 месяцев назад

    Nab abo wediki temellessi dihar ka suq aytibelli kulu zegatemeki nigeriyom koff abilki

  • @gebremikalmebrahtom
    @gebremikalmebrahtom 5 месяцев назад

    ሰላም ሃፍተይ እንባር እዚኩሉ ዝገበርክሎም ምሰዋት ንገርዮም እንተተረድኦም

  • @KahsayTesfazgi
    @KahsayTesfazgi 5 месяцев назад

    Awxeyom

  • @ፊፊየ
    @ፊፊየ 5 месяцев назад

    ደቂ ጋሓቡ በልዮም ባራ በልዮም ቆማላት

  • @amt2306
    @amt2306 5 месяцев назад

    Bnnuxur akibki azerarbyom bsenkom hadarki kemzefeeski guday sebayki wun aynegerknan bsenkom entekonki fetihkyo mastiu u

  • @adhanetzerehannes6937
    @adhanetzerehannes6937 5 месяцев назад

    You have done enough now think about your self.

  • @Lewahkun
    @Lewahkun 5 месяцев назад

    ከም ዛ ንሰምዓ ዘሎና ምስኪን እንተ ደኣ ኮዪኒኪ ኣነ ሕጂ ሓዳር ክገብረልኪ ኣብ ሽወደን እየ ዚቕመጥ ገዛ ኣሎኒ ናባይ ትመጺ፡