ከምዚ’ውን ኔሩ ወላድን ውሉድን ኣብ ነንበይኑ ዕላማ ኣቦኡ ክቕንጽል ዝተኣዘዘ ውፉይ
HTML-код
- Опубликовано: 25 мар 2024
- ARAዛራ ፍልጠት EXTRA SUBSCRIBE 👇
• ፑቲን 8 ወተሃደራውያን ጀነራላቱ ካ...
ከምዚ’ውን ኔሩ ወላድን ውሉድን ኣብ ነንበይኑ ዕላማ ኣቦኡ ክቕንጽል ዝተኣዘዘ ውፉይ
zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍
መሳጢ ታሪኽ ጽንዓትን ጅግንነትን፣ መትከል ሓያል ኢዩ❤❤❤❤❤
Eritrea for ever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍
Mesati tarik eu,,, AB anabiba gna tkolalif aloka kem rieto ember nekefta aykonetin👍🙏🙏🙏
😢😢😢eieh zehzn tarik elaman zmdnan Ab wushtu yrbshwo yhlwu. MESKINAY.
ብኤርትራ ጸወታ ዝባሃል የለን
መን ይኩን ብዘየገድስ አብ መትከል ጹኑዕ ህዝቢ
Elama hsum u nay bhaki ezi kulu tarik menti eza halal hagere sematat u wetru hagerey ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Great job bro
Wawww btami jigna ab seatu
Waww zegerm zanta eiu❤
እዚ ኩሉ ታሪኽ ዝፈጸመ ህዝቢ ኣብ ስደት ክነብር ካብዚ ዝኸፍእ ታሪኽ የለን
እቶም መራሕቱ ዝባሃሉ ካብቲ ህዝቢ ዘይምኳኖም ውሽጣዊ ሚስጥር ዝኣከቦም ብነብሰምትሓት ዝሳቐዩ ድኹማት አንጻር እዚ ህዝቢ ተንሲኦም እዮም
ፍቕሪ ውድብ ሲ ልዕሊ ቤተሰብ? ክክክክ ድንቁርና
@@emanuelgebrehiwet1872ካበይ ድኣ’ሞ መጺኦም ኤርትራዊ ዘይነበርካ ኤርትራዊ ኮንካ።
ደቂ ሕዝቢ ሰለ ዝኮኑ እንዲዮም በረኻታት ስንጭሮታት ተጋዲሎም ኤርትራ ትባሓል ሃገር ኣብ ካርታ ኣሲፊሮማ አለም ፈሊጦማ ዘለዉ
ተወፋይነት ዕላማን መትከልን ፍቅሪ ሃገር እዚ እዩ.ህ.ግ ጀግንነት ትብዓትን ተወፋይነት እዩ .
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ጽቡቅ ኣቃራርባ ኣጆካ በርትዕ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዝበልጽ ኣቃራርባ ንጽበ
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዛንታ ።
ቑጽሪ ቴሌፎንካ ስደደለይ ።
ኣነ ብዙሕ ክሕግዘካ ይኽእል ኢየ ።
Wowowow nay bahki zgerm u
Bay behakie fkrie hagern hzbaui gnbarn kmzi eyu ❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ታሪክ ግን ኣናብባ አንተተመሐዪሽ ደስ ምበለኒ።
ውውው❤
በጃካ 2ይ ክፈሰል ዘይብላ ደሊካ ርኮቦ ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
Wawwww hager & seb hada eyu so 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome
❤❤❤❤❤
ዝገርም እዩ
Sound system eba gele gbereo ❤❤❤
Kemziom zbelu sebat eyom hji hager dhrit melisoma zelewu. Ezi elama aykonen anxar tefetro mklas yu
😂😂😂
Yes nay bhak kemti abue n hawu zehaleylu nsu ke nebue maer kndzi
ዘስደምምን ጽንዓት ኣብ መትከልን ታሪኽ ኤሪትራኣውያን እዩ!!
ኩሉ ንዕላማ። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🙋🏽♀️🕌🇪🇷⛪️🐪
ጽላለ፡እዩ፡ዝባሃል።
ብዕላማ ምስ ወለላዲኡ ተፈላልዩ ዝቐተለ ምድናቅ'ከ እንታይ ክበሃል'ዩ!
መርገም!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
How can I trust that this is real
It is fiction
Ooooo maoo
መወዳእቱኡ ሲ ኣብ ስደት በልዩ ኢዱ እያ
kemzi aynet tarik shapbiya degagmena kibri niswuatna
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኢዱ እዩ ረኪቡ እዚ ህ.ግ ማዕረ ክንደይ ሩኹስ ምንባሩን ሙዃኑን ኣንጻር ሃይማኖትን ክብርታት ሕብረተሰብናን ዳ ከደ መጽዩ ብከሙ ከኣ ይቅጽልን ኣሎ ወለድካ ኣክብር ትብል ትእዛዝ ጢሒሱ ብሂወቱ ከኣ ይቅጻዓላ ኣሎ ሞ ከኣ ንዑኡ ዘይትከዉን ንዓና ዘይትከውን ናጽነት ኣምጺኡ ንሱ ኣብ ስደት ንሕና ኣብ ስደት ዘሕፍር ታሪኽ።ናይ ሓሳብ ፍልልይ ዘይምቅባል ዘምጾኦ ዕንወት!።
Kabzom andenet dika konka
ኣብሰውራ ኤርትረያ ዘይተነግረ እምበር ዘይተነግረ የለን'ሞ ኩሉቲ ንፈልጦ ታሪክ ጅግንነት ሰኒድናዮ ንሕለፍ ወለዶታትና ክምሃሩሉ።
Nay Bihaqi Jigna Qdmi Kulu Hager Thalu. Eta Qendi Gega Koyna Ztesemaetni Gn Eti Awtista Ms Aboka Krshen Neruwo. Muknyatu Ms Ahwatkan Ms Betesebkan Ktxalae Zgebere Nsu Eu.
🇪🇷🇪🇷❤❤
Hade barya Hawobo Aleni neay ka😭💙🌿
Wedi meslsha seray
Mlsha srnay kemzi iyu dxhaf@@soliyoki9175
Aresti nayza Film entay tbl
Eti kedae sebay xubuq nere blasfa bzey fre hzbawi tenbar
Azi klu trik geiru ab sdet 😢
Mergem snku eyu zbahal ezi,ab ktlet abou edu ketu ayneberon.b kaliot kifxem zgbae,
is it true 🤔🤔🤔
Kemza channele eza wegenawit rie ayfeltin ye ab Eritrea tarik hizbawi gmbar tray aykonen neru gin eskum Bergen ztelaetetkum sle zkonkum nay hizbawi gmbar tray ekum tdelyu tehznu
Is it real 😢😢😢😢😢omg
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷abssa Eritrwent kebur menent
Tareik eritrean gelxeka zaywedea
Kkkkk denqero neboka tqetl
Anabbaka neti tarik abalashwo
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ርጉማት ዘርኢ
ጽቡቅ ኣቃራርባ የመስግነካ ኣብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገረ የለን ጽንዓት ጅግንነትን
ህዝቢ ኤርትራ ነባሪ እዩ ዓወት ንሓፋሽ
😂😂😂😂😂 paw nebeu ketilu si kem jignnet mesilwo emo hji etom zmkhalom zelo kabti Abeu zgebero ንላዕሊ ይገብሩ ምህላዎም ይርድኦ ይከዉን ሕጇ
ቅኑዕ ዩኩን ጌጋ ቅድሞ ኤርትራ 🇪🇷🩸💪🏾❤️🕌🇪🇷⛪️❤️🇪🇷🩸💪🏾❤️☝️
Shebyaa arawit hawie hafeti abo ade
Sebyti sebaey endafelaleyu fah betaen aetmula eyom. Eti zehzenka kaa zeytinberla mekanu eyu .
Ezi naey jegnent aykonen ezi naey denqurena eyu . Ayhafern kaa abuu qetilus behiwet yenber alo😢
አምኒ ትድርቢ ዘለካ ኣይተረደኣካን ማለት ዱ
ታሪኽ ህዝባዊ ግምባር ክጸሓፍን ክዝንቶን ብሃንቀታ ንሰምዖን ንከታተሎን እኳ እንተ ኮነ ግን ነዚ ምስጢራዊ ዛንታ ጸላእትና ማለት ብፍላይ ተጋሩ ከይማሃሩሉ የሰክፈካ ዩ። ታሪኽና ኣባና ክሕጸር ኣባና ጥራሕ ክውቀጥ እንተ ደለና ውን ታሪክ ዘይብሎም ከይንበሃል ንስከፍ ኣብ መንጎ ክልተ ነገር ተቀርቂርና በቃ በስማኣም።
ኤ😂
ኣህ 😂😂😂
ምሽ ዶ😅 በየናይ ርእሲ ሰብ ዶ ክኾኑ :: ተጋሩ ደኣ full time አብ ክፍኣትን ሕስድናን እንድዮም ዘሕልፍዎ : ቁሩብ እንተ ዝምሃሩ ካብ ህውከት መዕረፍና ::
@@settieritrea1991 ብታሪክና ተማሂሮም ሓያላት ክኮኑ ኣነ ብውልቀይ ኣየፍቅድን የ።
@@user-bj8ks6jf4j ለባማት ክኾኑ ባ ንደሊ ሰብ ሰብ ክጨንዉ 😊
ልዕሊ እዚ ዘሎ ስርዓት ጸላኢ ኤርትራውያን የለን !
ዶናቁር እዚ ታሪክ ኢልኩም ኣምጺኩሞ 😢😢😢
ናይ ሓሶት ዛንታ ምኳኑ ዝኾነ ሰብ ክፈልጦ ይኽእል ሕጂ ኣዝዮም በሊሖም ንባዓል በየነ ርእሶም መጸናንዒ እዩ ክክክ
Xbuk tarik gun qrub qdmi mzrgahka chek gbero qrub ab Mnbab
ሕማቅ አዲል አዪ አዚስ የህዝን ምስካናይ
Please anabbaka gna ameararyo mesati aykonen 🙏🙏🙏
ኣብቲ ታሪኽ እንተ ኣተኮርና ይሓይሽ
🇪🇷💪🇪🇷🫶🇪🇷❣️🇪🇷✌️
ወይ ታሪኽ 😢 ዝገርም ብጣዕሚ ዝገርም እዩ :: ኣጆኻ ሓወይ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ስድራኻ ኢና ::
|🇪🇷 R. E. S. P. E. C. T 🇪🇷|
ኣንቢብካ እካይካ ዘይትክእል ከመይ ዝበለ ታሪክ ሕምስምስ ኣቢልካዮ
The cheapest one
ሓሰዉቲ :ታሪክ ከም አዘንታዊኡ ይባሃል:ጨወይቲ ታሪክ ባአኩም ዝደናገር ወሎዳ የለን።
Nay habsha xerfi keytrf d u
ካብ ሕወሓት ዶ ከይከፍአ😂😂😂😂😂
ድንቁርና ሃገራውነት ኤርትራ፣ ውሉድ ንወላዲኡ ዝቐትለሉ እዋን
ሕጂ ተዝኸውን ኣኮነን ኣቦኻ ክትቀትል ነዛ ረሳሕ ውድብ ኣይምተቃለስካላን እንታይ ፈድያትካ ኣብስደት ክትበሊ ፈሪዳትካ ስድራኻ ኣስኢናትካ
እዚ ዝተረኽካዯስ ልቢወለድ ድዩ? ክእመን እንተድኣ ደሊኻስ ልክዕ ስም ናቲ ከዳዕ ንገረና:: ካልኣይ ነገር ከኣስ: ከምዚ ዓይነት ምስጢራዊ ሰብ ኣብ እንዳባር ርኽብ ኣቢሉካስ እዚ ኩሉ ምስጢር ናይ ስሪሒቱ ከምዚ ጌሩ ክነግረካ ዘይእመን እዩ:: ኣይትተሃመል ስማዒ
ኣብ ስውራ ብዙሕ ነገ ተጌሩ እዩ እንተ ተባህለስ ከምዚ ጌርካ ፈጠራዊ ታሪኽ ግን ኣይግድን
ክምዚ ኢዩ ታሪኽ ደቂ ኤረይ ንሕናን ንሕና ኢና ደቂ ታሪኽ ደቂ ጅጋኑ ❤❤❤ 10፡00
ውፃእ ተካል ገፅካ አቦይ ቀተልኩ ሰበይተይ አብ ጉድጓድ የሕሊፈ ምሀብ መርዛማት
Gual diki Wala wedy naka wen ab gudguad kenetweka ina
Ny bhakti des zebel trariek
ሃገራዊ መትከል ሓያል እዩ።
ብተወሳኺ በዞም ዕንጩሉቒት ከድዓት ኣይትገረሙ። በዓል ጆን ብላሽን በዓል ሰይጠነን በዓል በነነ ሊስትሮን. ...ወዘተ። ከዳዓት ዝነበሩን ዘለዉን እዮም። ግን ወትሩ ሓፋሽ ኤርትራ እዩ ዝስዕር።
ታሪክ ክድዓትን ጅግንነትን ዝሐለፎ ገድሊ ኤርትራ ሐቀኛ ፍጻመ ናይቲ ገድሊ ዝሐለፎ መስገደል ክትጽሕ ሐያል ዝገብሮ ብዙሕ አለዎ ምናልባት ምስ ግዘ ይጸሐፍ ይከዉን ግን መሕረቅን መሐጎስን ታሪክ አለዎ ።
እንታይ ዝሕብን ታሪክ ኮይኑ እዚ ሓተላ ታሪክ እምበር ታሪኮም ይቦቆስ በላዕቲ ሰብ & እንተ ንስካ ግን please ናብ ቀዳማይ ክፍሊ ተመሊስካ ኣናብባ ክትምሃር ኣለካ
ሻዕብያ ዝኣመነን ማይ ዝሓቆነን ኩሉ ሓደ
ዶ
ዶ
ሕወሓትካ ሒዝካ አልግስ ቆማል
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😢😢😢😢😢
Ehi entay koñka wedi dergi sle zkonka dika
Herqan enber tarikom zeykone bro
@@YohanaEstifanos-mt8sxኢሂ ወድዛ ደንቆሮ ነቡኡ ቀቲሉ ሃገር ከምጽእ ዝኽእል ሰብ የለን፡ ምስ ናትካ ሰብ ብምርድዳ እምበር ብምቕትታል ዝግበር ዓመጽ እዩ ፡መቀጸልታ ናቱ ድማ ነንሕድሕዶም ተጣፊኦም ህግደፍ ቀተልቲ ሰብ።
ንስኻ ክትድገም ዘይግባኣካ ጸረ ደቂ ሰብ ምጭዋይስ ዳሓን ናይ ዕላማ ምበልናዮ ኣቦኻ ኣቤሎ ዘይምፍላጥካ ግን ሓደ እንቅርቢዒት ታኣሊኻላ እዛ ሃገር
ኣቡኡ ንኢሰያስ ኣፎርቂ ማሕበር ኣንድነት ኢዩ ኔሩ ክሳብ ዝመውት ስለ ምንታይ ድኣ ኢሰያስ ኣፎርቂ ብየሕዋቱ ጌሩ ነቡኡ ዘይቀተሎ ? ሕቶ ኣለኒ ነዞም መትከል እንዳ በልኩም ሑሉፋት ሃገራውያን ክትኮኑ ትፍትኑ ዘለኹም ዘይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ ይብሉ ኣቦታት ክምስሉ ብዝኾነ እዚ ነቡኡ ክቅንጸል የሕሊፉ ዝሃበ ሰብ ብጣዕሚ ሕማቅ ማዓልቲ ውዒሉ ።
ሸንካ ደቅስ ሕልኩስ ሓሳዊ
N ANDNET ZENEBERU AYKRTLUN EYOM NEYROM.
MIS DERGI ZTEHABABERU NZENEBERU?
YES!
Liars😂😂😂
ሱቅ ኤልና ኣይኮናን ሸፋቱ ንብሎም ሕጂ አዚ የሕዋቱ ኣዘክትሙ ኤሙን ባርያ ኢሰያስ ክኸውን ይገርም ዘሕፍር ታሪክ
ታሪክ ሕወሓት 😅😅😅😅😅
ክክክክ እቲ ዝተቀትለ ኣቦኻ ድዩ ኾይኑ ክንድዚ ኣሕዚንካ😅😅😅
ናይ ሓሶት ታሪኽ እዩ ክክክክ መን ኢልካዮም እኳ እገለ ኣይብሉኻን እዮም ናይ ሓሶት ታሪኽ
ባህጉ ወታሃድር ክእከዉን ዩ ትሚቱ
ቱርጉም ዉትህድርና ግን ይፈልቶ ኣይ ነበረን ወታሃድር ክእከዉን ንወላዲኡ ቀቲሉ ሕጂ ካ ኣደዳ ጋሂ ኪይኑ ሕማክ ታሪክ
ብጣዕሚ ኢኻ ተሕዝን!! ከሙኡውን እቶም ነዞ ከም ቅኑዕ ሓሲቦም ዘድንቁ ዘሎዉ ፡ድኹማት ርእሲ፡ ቅሩብ ሕስብ እሞ ኣብልዎ፡ ንወላዲኡ ኣሕሊፉ ዝሃበ ከም ይሁዳስ፡ ጅግንነት ትብልዎ እንተኾንኩም፡ ንስኹም ምስ ምንታይ ትቑጸሩ? ህግደፍ ሕጂ ውን ጌና ካብ ርእስኹም ኣይወጸን፡ ህዝብኹም ኣብ ስደት ኣስፊሩ ጠንቂ ድኽነት ዝገበር ስርዓት ክትድግፉ፡ ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ። እዚ ርሙስ ስርዓት ምስ ተኣልየ ግን እንታይ ክትገብሩ ኢኹም?
❤
MEASS EYU KIELE?
DHRI SALSAY WEGE ALEM?
(AFTER 3RD WORLD WAR?)
ሕቶ ኣለኒ ግን ብምንታይ ክረክበኩም ይከኣል ዝከኣል እንተ ንትኩም ኣድራሻ ጸሓፉለይ
Comment ayebbun eyom.
AYTDKEM.
ምስ ኣቦኻ ክትከዉን ነሩካ ምስ ሸፋቱ ሳሕል ምዉጋን ተጋጊኻ ሸፋቱ ሳሕል ኣንጻር ፉጡራት ዮም
ሻዕብያዊ አተሓሳስባ ስድራኻ ንምቕታል ብስሚ ብጎዞሞ
አመና ዝሓለፎ ዕሽነት ድዩ ገለ ዐይነት ሕብረተሰብ
መርዛማት ሰብ ዘይኮኑ እዞም ሻዕብያ ሰበይትኹም ደቅኹም ኣቦኹም ንመን ትገድፉ ሓሰዉቲ
ሓሶት ሓሶት !
ገጽኩም ትርሓቅ ንኣቦካ ምቅታል ሲ ምውፋይ ንምንታይ ዲካ ትቃለስ ንስካን ወለድካን ህዝብካን ክቀስን ዘይኮነን ።
Aygermekan dhri Familie wala hawi zeyataw dhreka dhri Familie btami ayu zehzn
ልዕሊ ኹሉ ሃገሮም አፍቂሮም ብተወፋይነት ነዛ ሃገር ዘረከቡና ክብሪ ይግብኦም.
መጋል
ኣይ ደንቆሮ ኣቦ እኮ ቀታሊ ሰብ እዩ እንታይ ደኣ ክገብርዎ ደሊኻ