ERITREAN MEDIA NET WORK, Kemizia Endasehaqiku 😃 Disemaekiwo Enterview Yelan. Tarik qalis Eritrea Kulu Giziye Endabekeku Libey Endaharem Eye Disemio, KIBRY NATATIKUM KUBURAT ABOTATIN ADETATINA. Gin Eta JEBENA please 🙏 Aligsiwa Kemiz Meninetina Ditseqetet Kona Eya Tismeaka. much love and respect to 🇪🇷 my people KIBRI. MOGESIN ZELALEMAWI ZIKIR NISWATINA Thank you
ኣሰይ ኣነስ ሰቅኢለ ይሕበን ኃልዞም ጀጋኑ ብምኻነይ ኣየስብእነት ኤርትራዉነት ኩቡር መንነት።🙏🇪🇷❤😍🙏🇪🇷❤😍ተመስገን ኣምላከይ ኤርትራዊት ገርካ ዝፈጠርካኒ።🙏🇪🇷❤😍🙏🇪🇷❤😍🙏🇪🇷❤😍
ሕልሚ ዝመስል ጅግንነት ኤርትራውያን ተጋደልቲ ንበሩ ንበሩ ንበሩልና ብአኹም ንሕበን ዓወት ንሓፋሽ ረዚን ክብርን ዝኽርን ንስውአትና
🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️🐪🐪🐪🌹❤️
ሑጉስ ትብል ነዚ ምስ ሰማዕካ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።
ወዲ ሻውል ጅግና።ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ኣናብስ ኢኹም።
🙏ታሪኽ ተጋደልትና እኮ ኣዝዩ መሳጥኤ ሰሚዕኻ ኣይምኖን ኤዩ. ኹሎም ተጋደልትና በብሓደ ዝወዓልዎ ውዕሎ ተትሕተቱ ኣምበይ ምጠዓመ ውትሩ ይዘከሩ ጀጋኑ ሰማእታትና ክብረት ይሃበልና ነቶም ከም በዓል ወድሻውል ተንተንቲ ታሪኽ ጅግንነት ሃገርና ንሕና ታርኹም ክንሰምዕ ኾለና ኣዚና ንኾርዕን ንሕበንን ኡንቃዕ ናትና ኮንኹምልና ክብረት ይሃበልና ጋዜጠኛ ዮናስ 🙏
ዋውውው ወዲ ሻውል ክዕለል ኣለዎ እንበር ብሂወት እንኮለኩም ክሎም ትጋደልቲ ካኣ ክነግሮዎ ኣለዎም ንንኡስ ወለዶ ፡ተጋደልቲ ኣዝያ ዘይፈታሕኩማ ጸገም ኣለኪም፡ንሳ ካኣ ብዛዕባ ውልቃዊ ጅግንነትኩም ኣይትነግሩን፡ኤማ ካኣ ብጃካ ደፋፍእዎም፡
ወዲ ሻውል ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብዛ ሓዳስ ዓመት በቲ ኣዚና ንፈትዎን ነድንቆን ሞያኻ ኮሜዲ ክትመጸና ተስፋ ይገብር።
EMN well-come ኣሎ ብዙሕ ታሪኽ እቲ ኤርትራውነት ምንያት ስለዘይፈቱ ተዓቢጡ ከይተርፍ ብርብርዎ ጽቡቕ መደብ ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ንወዲ ሻውል:ተዋጋኣይ መድፍዓጂ ኔሩ ኢልካ ክትግምቶ የጸግም ኢዩ።ምኽንያቱ ብተዋስኦ ስለ እንፈልጦ።
እዚ ኩሉ ታሪኽን ጅግንነትን ተፈጺሙ ከሎ:ተተርኢስኩሞ ትድቅሱ ኣለኹም።
ታሪኽ ይነገር! ይጻሓፍ! ይዘንቶ!
ሰላም ዬናስ ከምኡውን ወዲ ሻውል ብጣዕሚ ጥዑም ዕላል ጅግና ሓሬበኛ ውፍይ ብጣዕሚ ኣጋላሌጻካ መሳጢ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ሻውል ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ሓቀኛ ዛንታ ልዕሊ ኹሉ ዋዛ ምስ ቁምነገር መሲጡኒ
ወዲ ሻዉል ጀግና ምስ ኩሎም ብጾትካ ዓወት ነሐፋሽ ንበሩልና ኤርትራውያን ጀጋኑ አቦታትና
Our beloved Hiros we are so proud of you Deky Erey halalat men alo mo kemakum kbrn megosn neakum nzentealet Awet nhafash ✊🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ይገርም ኢዩ ኣየ ጅግንነት ኣነስ ተዋሳኣይ ጥራይ ኢዩ ዝመስለኒ ነሩ በጃኹም በጃኹም ከምዚ ኢልኩም ታሪኽና ግለጹልና
ታሪክና ይገንጸል ይገለጽ ጀጋኑና ሓንቲ ኣይገበርናን እንዳበልኩም ተስቅጡ ኣለኹም ልዕሊ ሂወትኩም ከፊልኩም ሃገር ምምጻእሞ እንታይ ክትገብሩልና።❤♥♥♥🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣርካናት ገድሊ።
ዝከበርካ ሃብተ(ወዲ ሻውል) ብስነጥበብ ሐያል ኮሞድያን አብ ገድሊ ጅግና ምስ ብጾትካ ብጣዕሚ አያታትና አቦታትና አደታትና ወሪሶም አለዉ ተቐበልቲ ሕድሪ ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውአትና ዓወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝🙏❤😘
Golden Generation, You are different.
kitsemeo zexegim Jigninet
atum jeganu ertrawuyan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
What amazing History 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritreawi malet shiden anbesa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
I am proud to Eritrea 🇪🇷🇪🇷🤞👌💕👌👌 Thanks 👍🇪🇷 deki ERI jganu 👍🇪🇷 🇪🇷
ናይ በሓቂ ሕልሚ ኮይኑ ይስመዓካ እዞም ሰባት እዚኦም ዶ ይጥለሙ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
EMN ተቅርብዎ ዘለኩም ብጣዕሚ መሳጺ ታሪክ ጅግነንት ዕላል ምስ ጀጋኑ ውሃ ዘብልዮ ወዲ ሻውል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏
ዮናስ ነመስግነካ፣ በጃኻትኩም ኩሎም ጀጋኑና ውዕሎኦም ክገልጹ ታሪኽ ጅግንነት ኩሉ ክፈልጦ ዝኣክል ግዜ ሂብኩም ምስ ህዝቦም ኣራኽብዎም፣ ሰነድ ኮይኑ ክተርፍ የብሉን መዓስ ደኣ ክግለጽ፣ ብዝኾነ ክብርን መጎስን ንዓኹም ጀጋኑና።
Ybel jegninet our heroes
Thank u for ur Service to our Country
Proud to be Eritrean, ወዲ ሻውል ብጣዕሚ'የ ዝፈትወካ, ብፈላይ እቲ አብ ገጽካ ተርእዬ ስሚዒት ክትዛረብ ከለኻ ብጣዕሚ እዪ ዘስሕቀኒ ጅግንነት እሞ መን ከማኹም ሻዕቢያ 🙏🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ጂግነትኩም ክንገር ክጻሓፍ ጥራይ እዩ ዘለዎ ነባሪ ታሪክ እንበር ነባሪ ሂወት ስለ ዘየለ ።እድመን ጥእናን ከኣ ንኩልካትኩም ኣርካናት ገዲሊ ይሃብኩም ።ሳላ እቲ ጽንዐትኩም ክብርትን ሕፍርቲን ኤረይ ኣላትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amazing our heroes long life GBU!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
One of our living iconic hero .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Proud and powerful to be Eritrean thanks my brothers 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️♥️✌️
They're not ur brothers but also ur fathers
@@tesawieri6246 there’s no difference they are our family what ever
Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ውዲ ሻውል ጀግና ወዲዞም ጀጋኑ ዕላልካ አይጽገብን እዩ እሞ ወስኸና አሜላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ እንቃዕ ከአ ናትና ኾንካ
ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷👍🇪🇷
Shawlino hero . Great man and hummable ☝️✅💯
ቀጻሊ ቃለ መጠይቅ ንጽበየኩም
የቀንየለይ ንኩሉኹም ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ታሪኽ።
ወዲ ሻውል ጥዑም ዕላሉ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Eritrean hero, proud to be Eritrean 🇪🇷!!!
11111
Zeydigemu sebat,👁️💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jegnu aboiyatnia awet nehfshe viva eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው!! ምቁር ዕላል ምስ ሰራሕቲ ቅያ ጀጋኑና: ንበሩልና 🇪🇷💖🙏::
ERITREAN MEDIA NET WORK, Kemizia Endasehaqiku 😃 Disemaekiwo Enterview Yelan. Tarik qalis Eritrea Kulu Giziye Endabekeku Libey Endaharem Eye Disemio, KIBRY NATATIKUM KUBURAT ABOTATIN ADETATINA.
Gin Eta JEBENA please 🙏 Aligsiwa Kemiz Meninetina Ditseqetet Kona Eya Tismeaka. much love and respect to 🇪🇷 my people
KIBRI. MOGESIN
ZELALEMAWI ZIKIR NISWATINA
Thank you
ብጣዕሚ ጅግና ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ
ዋውውው ክንጽበያ ቀኒና ሕጂግርም!
Jeganuna haderakum klabewekum hji ena nkesbelkum b hiwet kelekum mo Hluf Tarikum azentwlna 🙏🇪🇷❤
I waited for Part-II, with anticipation & its worth it. If you didn't watch Part-I, you've missed a lot. Thank you all & waiting for Part-III.
ዘገርም ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ድብሉዎስ ከምዚ እዩ ውዲሻወልን ብጾትካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ ይሰነድ እስከ ስብና ክፈልጦን ክማሃረሉን።ጽቡቅ ስራሕ ኤርትሪያ ሚድያ ኔትወርክ።
We are waiting part 3. Praud oc eritrean. Thanks
Eritrea media Network bitamy des zebil medebikum jeganu 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
እዋይ ጅግንነት ኣያታትናስ ዘይድገምን ተበርቢሩ ዘይውዳእን ታሪኽ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ
ጅግንነት በርሀ ጻዕዳ ብግቡእ ክትገልጽዎ ይግባእ!
Eritrea hero People ❤🙏🇪🇷💞💕💙💙💙💙
Well come deki erey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Aye jgnnet aye habo tewefaynet Tark Eritrean mechem kqeyer zhasb telo kab b hiwet zelewu tray eu ksemeo zelewo::Edmen Teanan Yhabkum Jeganuna❤🇪🇷😘
መሳጥን መሃርን ዕላል ፣ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፣
ጅግና ተጋዳላይ ኣቦና ወዲ ሻውል ናይ ብሓቂ መሃርን ኣዘናጋዕን ዕላል
ዋውውውው ዕላልካ ዘይምኖ፡ ዚሒልካና ኮሜዲን ደርፍን ወዲሻውል
God bless you all ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️
Aye tark jeganuna aywe xenat tewfynet jegnenet eritrawenet kebren mesganan naqum yqun 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Kindey jignnet eyu halifu haben eu deki eziom mkana sik elna nmahar eske deki Éri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹💪💪💪🎇🎇
Merhaba deki Eri jeganu keep it up 👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹😘😘
JEGANU DEKI EREY THANK YOU FOR EVERYTHING YOU DO 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Nay Eritrawe jigininet texahifu ayeida tezaribka aywidai neganu 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🥰🥰🥰🥰I love Eritrean heroes ❤
ብኣኹም ንሕበን ጀጋኑ ደቂ ኤረይ💖🇪🇷💪
Proud of you 👏 🇪🇷☝️❤
Jeganu deky Eriey temat demxi habonattt ❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤❤❤❤❤❤❤⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘
ዕድመን ጥዕናን ወዲ ሻውል ከምውን ዮናስ ስለት ትገብሮ ዘለኻ ዝነኣድን ታርኽ ምስናድ ሞጎስ ይግብኣካ አዩ
ወዲ ሻውል ኣብዚ ትቅጽል ክፋል ናይ ጅግና ስውኡ ሻልባሉ ቁሩብ ኣስፊሕ ኣብልኻ ገለ ተትብለና ጽቡቕ ኔሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
ደቂ ኤረይ ጅግና ምባል ጥራይ ኣይኮነን ጅግንነት ክንወርስ ኣለና ወዲ ሰብ ነባሪ ኣይኮነን ጅግና ይሃልፍ ጅግና ይትክእ።
ጀጋኑ ኣቦታትና ሓበን ኤርትራ ኢኹም
እዋይ ዘይምኖ ታሪኻዊ ገድሊ ዕላል ጀጋኑ አቦታትና ንበሩ ክበሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 3 ሳይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Naybahaki geganu abotatna. deki ERI. selamkum yebzah.
Edmen tentan yhabkum jeganu💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ 1975 ተጋዳላይ ኢዩ ኢለ ገሚተካ ኣይፈልጥን፥ይገርም፥ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሻውል።
ሓደ ደራሲ ሓንቲ መጽሓፍ፥ካብቶም 800/ምሳኹም ዝነበሩ ክገልጽ፥ ኣብ ገለ ሰሚዐዮ ኔረ፥ሽዑ ብዙሕ ኣይኣመንክዎን። ዘይኣመንክዎ ክንድዚ ገዲም ኢዩ ኢለ ስለዘይገመትኩ።
ግን ኣረጋጊጽካለይ።
ኣይገርመካን
Bejakum kexiluwo kezmzi aynet tarik , nezi Hadish weledo yedliyo alo bikiniatu walahanti tarik Hizbawi Ginkar zeyfeltu alewu ab sidet , Jonas berbirom Wedishawl kem comedian nifelteka nerna hiji gin jigninetka bihaki yihgusna.🙏❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏽👏🏽👏🏽
Adey adi jeganu 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍💯❤❤❤
ናይ ሓቂ ሙቁር ዕላል 😍🇪🇷🇪🇷
Eritrawe kubur mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Lomi edil hibkimo wedishawl gelaxi elal,ember bekedaamaysi ayeelelen.thanks wedishawl.
ዮናስ ሓውና ድገሞ ንወዲ ሻውሽ ጻዕዳ ኣዛራርብኡ ብጣዕሚ ኢዩ ዝምስጠኒ ካልኣይ ክኣ ታሪኽ ኣብ ኣእምሮና ይሃንጸልና ስለ ዘሎ
Very interesting story I love you ደቂ ኤረ 🇪🇷🇪🇷♥️😜😁😁😁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Our heroes long life God bless you all 🥰
Edmen tenan yhabkum fetari deki ereyyy mareyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯🦅🦅🦅🦅🐅🐅🐅🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷❤❤
Abotatey jeganu proud to be your son 🇪🇷🇪🇷wetru awet nehafsh
ጅግና ሻልባሉ ሓቅኻ ወዲ ብርሃነ ፋርስ እወ ኣዘኪርካና
ዕድመ ማትሶላ ይሃብኩም ጀጋኑና
Thankyou w,shawl jgna
Jignas jigna eye sle zeybil ember kabzi nlali jigninett yelen👈 🤝💯🙏
ዋው ኦዞም ወለድናስ ደስ ክብልካ
ዝከበርካ ሃብተ ወዲ ሻውል እቲ ጅግንነትኩም
ኮሎኩም ዳኣ ይዕልሉና ንሕና ወን ናቱኩም ኣሰር ክንስዕብ ኣብቲ ርእሲ ወሪስናኩም ዝለና
ዝያዳ ሓይሊ ኢዮ ዝክነና እቲ ጡዕም ኮሞዲያዊ ተዋሶካ ናፊቅናዮ ወዲ ሻውል
ቀጽሎ
ዮናስ ድማ እቲ ተቅርብልና ዘልካ ኣዚና ነመስግን ቀጽሎ
ናይ ቅዱሳን ገድሊውን ጎኒ ጎኒ ስማእ ዘሀወይ ንነብስካ ሀራ ንምውጻዕ ።ንወድ ሻውል 97 ሀቲትናዮ ነይርና አብ ደቀምሓረ ንምታይ ከምዝገደፏም ኩሉ ከምዝሐሰብናዮ አይኮነን ኢሉና እዩ ዓለም ከሙ እያ ንዝተወሰኑ ሰባት ናይ ስልጣን መጋበሪያ ኮይና
@@adhanomtekle6216 እወ ምስማዕ ዳኣ ይሰምዕ ኢየ ዘሓወይ ግን እዞም ጀጋኑ ባኣካል
ተክፍልቲ ናይቲ ገድሊ ስለ ዝኮኑ ኣዙ ኢዮ
ዝስሕብካ ባአካል ታሪኮም ክዕልሉካ ከለዎ ኣዙ ጽብቕ ኢዮ ምክንያቱ ናይ ዝክነ ሰብ ሕቶ
ድማ ብቀሊሉ መልሲ ይረክብ
ጽቡቅ አለካ ቀሊል አይኮነን እቲ ጅግንነት ካብቲ ዝገርመካ አብ ምድሪ ሀበሻ ኩሉ ሰብ ካብ መንፈሳዊ ስለዝረሐቀ እምበር ዓባይ ኢትዮጵያ አብ መጸሀፍ ቅዱስ ዘላ ንህና ኢና ነንበአልና ንበአስ ከም ዘለና ዘስተውእል የለን እቲኦም ከምጸላዒ ይርኡና ንህና ዉን ከምኡ ዝተሰወሩ ቅዱሳን ግን አብ ከባቢ ሰንዓፈን አሲንባ ትግራይን በሐንሳብ እዮም ዝነብሩ ንዚ ኩሉ ዝከፋፈሉን ናብዚ ኩሉ ኩናት ዘብጽሁ ኩሎም መቅጻእቶም ረኪቦም ይረክቡውን አለው ግን አብዝቀረበ ግዜ ኢትዮጵያ ሀንቲ ክትከውን እያ ትግራይ መቅጻዕቲ አለዋ ንግዚኡ ክትፍለ እያ ደሀር ግን ክተምለስ እያ ሽኡ ትንሳኤ ናይ ኢትዮጲያ ክከውን እዩ ዘክረኒ ኢካ አምሀ ስላሴ ይበሀል ክርስትና ሽመይ አብ ውሽጢ 2ዓመት
@@adhanomtekle6216 Suk bel Fesawi, kid N'adka ethiopia - Hasawi Leba AGAME
@@alextek8741 ትህዝን ካልእ ዝብለካ የብለይን
ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋተይ ጀማሪ እየ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ
Wedie shawul jigna edmen tenan yihabka fetari bejakum wala 10 part aymnon u nay wedie shawul we love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪
Jeganu deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏❤️❤️❤️
ወድሻውል ጅግና አቦታትና ምኳንኩም መመሊስና ንኾርዕ አለና ! ታኣምር ጅግንነት እዩ ንጸላኢካ ብኢድ ሒዝካ ምምራክ አብ ዓለም ንመጀመርታ አብ ሜዳ ኤርትራ ጥራይ እዩ። ንሕናስ ብኮሜዲታት ሃገራዊ ደርፍታትካ ጥራይ ኢና ንፈልጠካ ኔርና። ለካስ ተነቢቡ ዘይውዳእ መጽሓፍ ኢካ። ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይምነየልካ።
ኤርትራን ኤርትራዊነትን ንዘላለም ይንበር !!!
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
Never tell their heroism you even though unthinkable amazing things
5min koyna tesemiatni waw 🇪🇷🇪🇷 proud of you
Abet jigninent 🇪🇷🙏🏾
ህዝባዊ ግንባር ማለት ኣብ ዓለም ተሰሚዕን ተራእዩን ዘይፍልጥ ዝግብር ግንባር እዮ ። ብጣዓሚ ማራክን ሳሓብን ዕላል 3 ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ። ታሪክ መእንታን ክዕቀብ ንካልኦትው ኣቅርበልና። ንዘለዉ ዕድመን ጥዕናን በጃ እዛ ሃገር ንዝሓለፉ ጀጋኑ ካኣ ውትሩ ኣብ ልብና ኣለዉ ።🇪🇷
ወዲ ሻውለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
I am agree with you 💯/I 💯you are right ✅ God bless our country 🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹
መቸም ጀጋኑ ትጋደልቲ ብፍላይ ድማ ነብራት፡ ኣብ ውዑይን ዝሑልን ዝተፈተኑ ሃገራውያን ብጾት ጥራይ ዝርይኮኑስ፡ ደቂሓደ ምህጸን የሕዋት ውን ኢዮም✊🏼
ታጋደለይ ኩሉ ሂወቱ ታሪኽ
ወዲ ሻውል ነዚ ታሪኽ ክተዘንትወሉን ክትጸውየሉን ዘብዓቅዓካ ልዑል ፈጣሪ ምስጋና ይኹና ታሪኽ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንሕሰም ከም ምዓርግ ተቐቢሎም ብርሃን ናጽነት ዘረከቡና ገና ንወለዳ ክርህዋ ከተሓለልኩም ጉዕዞ ተቕጽሉ ዘለኹም ዕድመን ጣዕናን ይሃብኩም ጻማኹም ትረኽቡላ ዘመነ ፍትሕን ዲሞክራስን ኤርትራ ና የርኢኹም ዓወት ንሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ።
nberulna jeganu seb kbri
ጅግና ወዲ ሻውል ፡እንታይ እሞ ሓሊፉ ጅግንነት
Tnxs amazing interview