Kemalatkum - ገሬ እሙን Part 1 -New Ethiopian Tigrigna Comedy- gere Emun - (FULL) 2019

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 29 окт 2024

Комментарии • 514

  • @lliveforyou4618
    @lliveforyou4618 5 лет назад +464

    ተጋሩ ሽኮርርርር ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እምበር ። ኣታ ምሳኹም ሂወት ጽቡቅ ነሩ ። ብርኻት የሕዋትና 🇪🇷❤🇻🇳 ሓውኹም ወዲ Eritrea ካብ Germany🇩🇪 1000000 selamta ይብጻሕኩም።

    • @A.A-ec2gu
      @A.A-ec2gu 5 лет назад +8

      Mikrtey Natey 😘😘😘 kemaka Eritreawi 🇪🇷 yebezehelena amen 🙏🏽

    • @ሶሊታፈቃርሂዋን
      @ሶሊታፈቃርሂዋን 5 лет назад +3

      Mikrtey Natey 😍😍😍😍😍💓💓💓

    • @sarakuwait9764
      @sarakuwait9764 5 лет назад +6

      Mikrtey Natey እታ ስዋ ትሽጥ ዘላ
      ብጣዕሚ።ፈትያያ አነ ውን ስዋ እና ሽጥኩ እየ ዓብየ አስታውሳትን ሕዝ አብ ስደት ስፍረ ትዝ ኢሉን

    • @samrimaryam2448
      @samrimaryam2448 5 лет назад +3

      Mikrtey Natey 100000000 selamta naka hawna natna 🇪🇹🇪🇷

    • @anehabesch.2053
      @anehabesch.2053 5 лет назад +2

      @@sarakuwait9764 ayoki nayey Mnbar ngho ngho hadush mjmar.

  • @desalekahsay7348
    @desalekahsay7348 5 лет назад +232

    ክክክክክክክ ኣነ ከም ኤርትራዊ ናይ ማይናስን ሱዚኒኖን ኢዩ ደስሕቀኒ ነይሩ ናይዞም ተጋሩ ከኣ ድገደደ ኮሜዲ ሳሓቅ ወዲኦምና በቃ ድቃስ ካቤኒ ከሎ ነዛ ኮሜዲ እዚኣ ኢየ ድርኢ እዚ ደለናዮ ስደት ጭንቀትዩ በቃ ነዚ እንዳራኣና ንዛነ ኣለና ሓባይብ so ኣጆኩም ኤርትራዊያን ከኣ ተጋሩ የሐዋትና ኢዮም ሳብስክራይብ ንግበር ኣይትደንጉዩና ከኣ

    • @የድንግልማርያምልጅነ-ሸ7ዠ
      @የድንግልማርያምልጅነ-ሸ7ዠ 4 года назад +4

      ሽኮረይ

    • @rezenechaey6335
      @rezenechaey6335 4 года назад +2

      @@የድንግልማርያምልጅነ-ሸ7ዠ marey da.nedia shkor nay ketef kkkkkkk

    • @godsaves8457
      @godsaves8457 4 года назад +1

      You're tigraway. Bizuh aytesheger zhawey.

    • @azebgirmay272
      @azebgirmay272 4 года назад +1

      @@godsaves8457 hji emo entay eyu nska eritrea konka zey sdetegna eka tigray gn ms adiu eyu znebr zelo

    • @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
      @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ 4 года назад

      ርጋትዬ በጣም ነው የምታዝናኝው ገሬ ፋራም ያዝናናል ቀጥሉ ወጣቶቹ ደሞ ብዛታቸው የመን ነው እንዴ ያሉት አንተ ዳኒኤል ደግሞ አበላል አስተካክል ቤተሰብህን መብላት ሳትጀምር ምክር ስማ እሺ

  • @teklutewelde803
    @teklutewelde803 5 лет назад +61

    ኣብ ኩሎን ፓርቲ ላይክ ሸር ሳብስክራይብ ኣይረሳዕናን ተዓወቱ ጽቡቅ ስራሕ ብባህልናን ህዝብናን ንኩራዕ ካብ ኤርትራዊ ሓውኩም

  • @tekileeritrea2282
    @tekileeritrea2282 5 лет назад +54

    ድኻ ኮይነ ናይ ድኻ ባህሪ የብለይን ኢሞ ሃብታም ግበረኒ አቤት ጸሎት ክክክክክ ጥዕና ይሃብኩም ተጋሩ።

  • @rihammohammed5699
    @rihammohammed5699 5 лет назад +80

    Comedy ከጸልለኒ ዩ ዝደሊ ሰላም ደቂ ትግራይ ሸዃኹር ካብ ሓፍትኹም ጓል ኤሬ የ ቀጽሉዎ ጽቡቅ ኮሜዲ ላይክ ኣይንብቀቀሎም ኣሕዋተይ

  • @Jon20243
    @Jon20243 5 лет назад +21

    ተጋሩ በርትዑ ኣጀኩም ጽቡቅ ስራሕ። ኣምሓሩ ቡዙሕ ፊልሚ ክሰርሑ ከለው እዞም ተጋሩ እንታይ ኮይኖም ፊልም ዘይብሎም ኢልና ብዙሕ ኢና ንሓስብ ።

    • @opaopa5360
      @opaopa5360 5 лет назад

      Yesus tarik keyari eu b

    • @filmonmesele2784
      @filmonmesele2784 4 года назад +1

      Ytref kab nay ethio film,Gere grum represent straight for all tigrinya speakers .they have done great job very teaching plus in terms of images wonderfull ,nice pipl funny story line
      eritrean movie is a joke ,

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад +2

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @ጋልቶምጀጋኑተጋሩትጂ
    @ጋልቶምጀጋኑተጋሩትጂ 5 лет назад +404

    ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ተጋሩ ዝፈቱ ፲፲፲፲like ሃቡኒ አይትጥፍኡ ብቻ

  • @lilitubetgray5616
    @lilitubetgray5616 5 лет назад +74

    ዌልካም ደቂ ትግራይ ሽኮራት እንካዕ ዳሓን መፃኩም ደቂዛ ሓላላ መርየት።ቀፅሉሉ

  • @ጋልትግራይ-ዸ7ፀ
    @ጋልትግራይ-ዸ7ፀ 2 года назад +9

    ዋውውው ገለ ዓይነት ስራሕ ደቂ ዓደይ ሽኮሪናታት ቀፅልሉ ኣጆኹም 🥰💖💖💖😘💖💖

  • @amanielakolom5747
    @amanielakolom5747 5 лет назад +27

    ዋዉዉዉዉዉ ዕድመን ጥዕናንንን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣብ ዘዘለኩሞ ሰላምን ቅሳነትን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜንንንን።

    • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
      @ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 лет назад

      አሜን ማዓረይ

    • @tsegahaftiashu9549
      @tsegahaftiashu9549 5 лет назад

      Amen

    • @تالهالراشد
      @تالهالراشد 5 лет назад

      ط

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @ስደትኟመከረኟ
    @ስደትኟመከረኟ 5 лет назад +62

    ኤርትራዊ አየ ማራ አየ ዝፈትወኩም ምሳኩም ሲ ምድማር ኣይኮነን ምውሳብ አየ ዝደሊ ተጋሩ ደቂ መለስ i love u

    • @ትግራዋይፎዉሲኣስተዉዒሉተ
      @ትግራዋይፎዉሲኣስተዉዒሉተ 5 лет назад

      😘😘😘😘😘💗💗💗

    • @mombasaboyk5639
      @mombasaboyk5639 5 лет назад +3

      Bi shim eritrawyan aytishekit. Mis tegaru kiwaseb zideli eritrawyi yelen. Entedelika kid kuuntika enda areka dikis. Guhaf komal.

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 5 лет назад

      @@mombasaboyk5639
      Hasot hatyat yu. Zdeli yelen zeykones kab tnti endatewasebu tsenihom yom. Nska eritrawi sle zeykonka gn mennetka dle; mknyatu kemaka zfelt mesilwo zhwtt aynfetun ena eritrawyan; Koys!!! Mnalbat abnet khbeka kab nay qedem abotat; Abo Eritrea zsmeyu abona weldeab weldemaryam adiom tgraweyti kemzkona znegr ts'huf ksedelka yk'el ye.

    • @mombasaboyk5639
      @mombasaboyk5639 5 лет назад

      @@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ Mis tigray ziweseb nay bihaki eritrawi yelen. Ab mera keman zerie nay tigray kyhliwo mara eyom zexariyu abotatna kitfelit. Weldàab kea agame silezlone andnet mis Ethiopia yibil neru. Kihwsa delyu neru gin etom nay behaki eritrawyan eyom adhinoma Eritrea. Eritrea n eritrawyan bimbal tekalesu. Silezi fetika xelieka ane wedi etom eritrea n eritrawyan elom zitekalesu xuruy eritrawi eye.

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 5 лет назад

      @@mombasaboyk5639
      Can you please tell me where you are from? Which area in Eritrea? Tell me this please. Kab tgray keyhlwom zhatt abo nay hji wey dma ab gizie hgdef zelewu abotat yom zkonu. Haqegna entekoynka adka ngereni.

  • @ጓልትግራይ-ቀ8ለ
    @ጓልትግራይ-ቀ8ለ 5 лет назад +28

    እንኳን ደሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ፅብቅ ጅማሮ አጀኩም ቀፅልዎ ማራ ኬፍ አለኩም

    • @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
      @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ 5 лет назад

      ኣየኩም ቀፅልሉ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ
    @ሸዊትሸዊት-ኈ9ቨ 5 лет назад +23

    ክብራት ኣሕዋት ቀጽልሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም ብጣዕሚ ንፉዓት

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @eritreamnbar8872
    @eritreamnbar8872 5 лет назад +15

    I love you from Eritrea 🇪🇷

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ ፡፡

  • @aaattyyiiayyui6561
    @aaattyyiiayyui6561 5 лет назад +6

    ብጣዕሚ ደስትብሉ በተለይ ገርየ እሙን

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @ኣበባኣሰፋ
    @ኣበባኣሰፋ 5 лет назад +33

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም፡ሙቅራት ተጋሩ በርትዑ ትግርኛና አማዕብልልና

    • @tirhasberihu5156
      @tirhasberihu5156 5 лет назад

      Kkkkkkk

    • @migualtgray4728
      @migualtgray4728 5 лет назад +1

      😘😘😘🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷💔💔😘😍😍😍😍😍😍❣💖💓❤❤💓💋💕💋💕💋💕💋❣💖❣💖❣💖😍💔😍😍💔😍💔😍💔😍💔😍💔😍💔

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @atsedaaragay4918
    @atsedaaragay4918 5 лет назад +19

    እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሽኳሪናታት 👍👍👍👍😍😍😍😍😍

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @gebrehiwetgebregergs4004
    @gebrehiwetgebregergs4004 5 лет назад +12

    ጎቡዙ ከይትኮርዑ ትንሳኤ ባህሊ ትግራይ።

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @Semaycinema
    @Semaycinema 5 лет назад +21

    ድራማን ኮሜድን ብዙሕ ስራሕ ይፅበየና ኣሎ። ኣጆኹም ቀፅልሉ።

    • @yonatanakalu-tk2xl
      @yonatanakalu-tk2xl 5 лет назад

      wediagame tay Adeka eyu eti bandera banda

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @ደብሪፅጀግናወዲትግራይ

    እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ በርትዑ

  • @gashawgetahun2126
    @gashawgetahun2126 5 лет назад +8

    በጣም ደስ የሚል ፊልም ነው። ቀጥሉበት

  • @lelegaltgrayasli8777
    @lelegaltgrayasli8777 5 лет назад +8

    ዋውውው ኣይትሳኣኑ ደቂ ትግራይ ማእረይ ብሉ ቅፅልዋ አይትጥፍኡ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 5 лет назад +55

    ኩሉና ኤርትራውያን ትግርኛን ተጋሩን የሕዋት ሳብስክራይብ ላይክ ኮመንት ብምሃብ ተስፋ ንሃቦም ሰብ ናብ ሰቡ ዝብኢ ናብ ገረቡ ዩ እዚ ግዜ ስለዚ ብሓደ ንጉዓዝ ደኣ የሕዋት ቀጽልዎ ብጣዕሚ ንፉዓት።

  • @ራህዋራህዋ-ዀ6ከ
    @ራህዋራህዋ-ዀ6ከ 5 лет назад +8

    ዋው ንፉዓት ቀፅልሉ ፅቡቅ ስራሕ እዩ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ራህዋ ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @ggtheimmortal6394
    @ggtheimmortal6394 5 лет назад +28

    ጀሚራ ክሳብ ትውዳእስ ሰሓቅ ምቁራፅ ኣብዩኒ። ይበል ቀፅልሉ!

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

    • @okookokmaradespahali3535
      @okookokmaradespahali3535 3 года назад

      👍

  • @temesgenfetari1535
    @temesgenfetari1535 5 лет назад +11

    Kkkkk temesgen yitsiwaaka lo eta shahane mis hitsubat giberiya.love from Switzerland 🇨🇭 Eritrea 🇪🇷

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ ፡፡

  • @ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል

    ብሓቂ ንመጀመርያ ግዜ ሎማዓን ቲ ብልበይ ስሕቐ በዚ ወዲ ዚ ር አስና ፍትሕ ክነብሎ አንበር ስደት ኮይንካስ ጭንቐት ጥራሕ አዩ ዝፈጥረልካ ሓሕዋተይ በቢ ዘለናዮ ደኣ ክፉአ ኣይርከበና አንበር::

  • @Tigrigna_React
    @Tigrigna_React 5 лет назад +94

    ኣይትደንጉይና ንዓይ ከኣ ኣግርጭው like & subscribe ኣቱም ነዛ ፁሑፈይ እተንቡቡ ዘለኩም ኣሕዋተይ
    ሰላምኩም ይብዛሕ ሉዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ዘለኩምዎ ፅላል ይኩንኩም ኣሕዋተይ ነዓይ ሃፍቱኩም ከዓ
    subscribe ብምግባር ፍትወትኩም ግለፁለይ ሰሰናዩ ነዓኩም።

  • @musiedawit4169
    @musiedawit4169 5 лет назад +16

    ኣብ ሂወተይ ሙሉእ ከምዛ ኮሜዲ ጌራ ዘስሓቐትኒ የላን . ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልሉ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @amharaahyagondergonderyeah5946
    @amharaahyagondergonderyeah5946 5 лет назад +2

    Wowww betam arif Commdy New. From Ethoi Humera 🇪🇹 👌👌. Selam ne hagrn Ethoipa 🇪🇹 amen ❤️ ❤️
    . Deutschland 🇩🇪 🇩🇪 🇪🇹 🇪🇹

  • @ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ

    ዋውውው ገለ ዓይነት ስራሕ ሽኮሪናታት ደቂ ዓደይ ቀፅልሉ ኣጆኩም 😘💋💗💗👍👍👏

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @ድንግልማርያምእናቴ-ቈ9ኈ

    አታ ደስ ኽብሉ ፅብቕቲ ኮመዲ እያ ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ናይማርያምባርያእየናይኣም

    ክክክክክክክክ ደስ በሃልቲ በጊዕ ንሳ ትሰርቀኒ እምበር ኣነ ክሰርቃ ክክክክክክ፡

    • @tsegahaftiashu9549
      @tsegahaftiashu9549 5 лет назад +1

      😂😂😂🤩

    • @simonluul7958
      @simonluul7958 5 лет назад

      ኣቲ
      መስቲያት ቤትና
      ብሰንክኪ ገዲፈያስ
      ሕጂ ከኣ ኣብዝፈትዋ ፊሊም ኣቲኪኒ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @saraarayi4542
    @saraarayi4542 5 лет назад +9

    በእውነት በጣሚ እኩም ደስትብሉ ግን መናእሰይ ስዋ ክሰቲዬ ጽብቁ አይኮነን በአጠቃላይ መስተ ንመነእሰይ ተዘይፉቀድ ጽቡቅእዩ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሳራ ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @selamdalyselamfi4084
    @selamdalyselamfi4084 4 года назад +7

    እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ሽኮርናታት
    ኣነሲ ኪፈትወኩም ኮ
    ኣጀኩም ደቂ ትግራይ ጻዓዱ
    ሃይ ኩልና ኤርትራዋን ተጋሩን
    ብሓደ ከና ነታባብዓዮም
    ካብ ሓዉኩም ኤርትራ እየ
    እግዝኣብሔር ኣምላክ
    ሰላምን ፍቅሪን የዉሪደልና
    ጀኮረይ ሽኮርና
    ዘሪኣብሩክ ምቁሪ
    ገሪየ እሙን

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @aklilumamieberaki5474
    @aklilumamieberaki5474 5 лет назад +23

    ክክክክክክ ከይሰሓቅኩ እየ ቀንየ ነይረ ጾመ ልጋም ናይ ስሓቅ ፈቲሒኩምለይ ። ናይ ሓውቦካ ተስሓቢት መኪና ክትሕዛ ኢካ እዋእ ኣንታ ኣያ ናተይ መምርሒ ፍቃድ እኮ 3ይ እዩ ። እሞ ብክንደይ ዲያ ትተሓዝ ? ብ 5ይ : እሞ 2ይ ዘለዎ ዓርክካ ኣናዲ ።

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @sabelazereu6775
    @sabelazereu6775 5 лет назад +17

    kkkkkkkkkkkkk love you from Eritrea!!

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሳቤላ ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 5 лет назад +7

    እንኳዕ ደሓን መፃኹም መቅሰናት ደቂ ዓደይ 😍😍😍

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @ማሾጓልትግራይ
    @ማሾጓልትግራይ 5 лет назад +7

    ቀፅሉሉ ደቂ ዓደይ መዓረይ

  • @jemalfegi1993
    @jemalfegi1993 5 лет назад +11

    Wawwwww tegaru deki adey nice kexleo kam ERI eye

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @hiyabnatey6240
    @hiyabnatey6240 5 лет назад +10

    Asayyy tegru yehwtna well come kab eritrea heftkum eye berukty miss you ajokum bertu

    • @ሃገረትግራይእየዝደሊ
      @ሃገረትግራይእየዝደሊ 5 лет назад +3

      We miss you too, our beloved Eritrean sister.

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @እናትቷወዳጅ
    @እናትቷወዳጅ 5 лет назад +5

    ዋው ዌልካም ደቂ ዓደይ መዓረይ ቀፅልሉ💝💝💝👌

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ ፡፡

  • @fullpower1391
    @fullpower1391 5 лет назад +30

    *Eri Eri Eri eritrea Zfetu **#like** habuni*

  • @haftomalema6669
    @haftomalema6669 4 года назад +3

    ካልኣይ ዘለወ ዓርክኻ እንዶ ኣልሽ ኣያ ዘርኣቡሩክ ሹኮር

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ@@@@

  • @universityabraha8030
    @universityabraha8030 3 года назад +6

    I miss all of you. One day everything will be okay. God bless Tigray.

  • @ለትሽጓልኣክሱምማርያምፅዮ

    ክክክክክክክክክክ ኣቱም ጀገኑ ቀፅልሉ ጥራሕ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @brhanewelday2424
    @brhanewelday2424 5 лет назад +5

    ብጣዕሚ ፅብቅ እዩ ሓደ ነገር አዘክሪኩምኒ ሓደሰብ መጀመርያ ቅርሺ ይልቃሕ እሞ እንተይ መለስ አለቀሐኒ ይብለኒ እዞም ከምዙይ ዝበሉ ሰባት ለየቡ እዩም

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @merhawiteweldebirhan8382
    @merhawiteweldebirhan8382 4 года назад +5

    Keep it up guys, it is really hilarious, we will be waiting for next

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ ፡፡

  • @የማርጋልትግራይ
    @የማርጋልትግራይ 3 года назад +1

    ገሬዋይ ጅግና🥰

  • @asternegasi7594
    @asternegasi7594 5 лет назад +4

    enda zerabrukn gebrihwetn si btaemi nfat👏

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ ፡፡

  • @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም

    ፅብቅቲ እያ ቀፅሉላ ሽኮራት ኣሕዋትና

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ@@@@

  • @frefre7720
    @frefre7720 5 лет назад +3

    ክክክክክክ ቐፅልሉ ናይና

  • @UnitedWorldLife195
    @UnitedWorldLife195 5 лет назад +10

    Dad: Temesgen yitswaka alo
    Son: Temesgen Temesgen
    Dad: Temesgenye 🖐🏾
    Son: Ay Baba
    Dad: Bow bel
    Me: 😂😂😂

  • @Feven-x5b
    @Feven-x5b 4 года назад +5

    Fafa dikum kthbuna we kkkkkkk wedi qeshi shkor

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ@@@@

  • @ናብልብናንመለስ
    @ናብልብናንመለስ 5 лет назад +27

    ዌልካም ደቂ ዓደይ ምዓረይ ❤
    ጆነይ ዘለዎ ኮሜዲ ሓሚቁ ኣይሓምቅን ጆነይ ምጭው ።

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 лет назад +8

    እሰይ ሽኮራት ደቂ ትግራይ ዓደይ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሜሪ ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @እስግድለከክርስቶስ
    @እስግድለከክርስቶስ 5 лет назад +5

    ዋው ደስዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ@@@@

  • @jossytigraway1931
    @jossytigraway1931 Год назад +1

    ን3ይ ግዜ ይደግማ አለኩ እንዳ ገሬ እሙን ዘይእምነውካ ፍትዋት ደቅ ዓደይ

  • @muluefisehaye2468
    @muluefisehaye2468 5 лет назад +3

    Wwwwwww gere hawey bitaemi xbuk srah. keep it up 🌹🌹🌹🌹🌹🌹

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ ፡፡

  • @elssahaylo8382
    @elssahaylo8382 4 года назад +1

    Bsehak ketilkumna

  • @ሄሪየሳላይሽማንታሄሪየሳላ

    ዋውውውውውውው 1ኛ😍

  • @aboylogoazekirkmnanaybehaq1407
    @aboylogoazekirkmnanaybehaq1407 4 года назад +2

    ገሪ ኡሙን ጽብቅ ሳአሲት ኣርኢየና

  • @worldmoviesofall6586
    @worldmoviesofall6586 5 лет назад +3

    woww kkkkkm በጣም ደስ ይላል በርቱ አርፍ ስራ ነው

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @freedomlife780
    @freedomlife780 3 года назад +6

    ይግበረልኩም ከመርዕዎኩም ኣይግበረልኩም ከተስክረኩም እዩ ዘርኣብሩኽ ያሆ ❤️ይጽበየካ ኣለኩ ካብ ዝፈትወካ 🇪🇷🙏

  • @rozimar643
    @rozimar643 5 лет назад +5

    ክክክክክክክክክክ ሳሃቅ ሞዪተ አዊይይይይይይ ሰላምኩም ዪቢዛህ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
    @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 5 лет назад +24

    ዌልካም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ቀዳመይቲ እየ ቀዳማይ እየ እሉ ልሕስው ከይህል😁😁😁

    • @tesfubrhane171
      @tesfubrhane171 5 лет назад

      ልሕስዉ ዶ በዚሖም😉😀😁😉😆😁😀😆😉😁😆

    • @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
      @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 5 лет назад +1

      አይሰኣኒይ😀😀😀😀😀😀

    • @tesfubrhane171
      @tesfubrhane171 5 лет назад

      @@ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ እሕሕሕ

    • @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
      @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 5 лет назад

      @@tesfubrhane171*** እንታይ ኮይንካ ማይ ስተ😀😀😀😀😀

    • @tesfubrhane171
      @tesfubrhane171 5 лет назад

      @@ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ ማይ የሎን ኣብ ጥቃይ ሽጋራ እራይ እዩ

  • @waziramada6747
    @waziramada6747 5 лет назад +2

    ብጣዓሚ ሓሪፍ

  • @gualegeza3335
    @gualegeza3335 5 лет назад +8

    Well deki abeti

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ ፡፡

  • @zd6493
    @zd6493 5 лет назад +4

    ኣቦተኣ.ኣለኩም.ደቂ.ሓላል.መሬት

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ ፡፡

  • @efremberaki1464
    @efremberaki1464 5 лет назад +21

    ብሓቂ ኮሜዲ ትርጉም ዝህልዎ: ዋዛ ምስ ቁምነገር ምስ ዝኸዉን እዩ! ብጣዕሚ ድማ ደስ ዘብል ስራሕ ቀጽልዎ ኣሕዋት:: በርትዑ!

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @abihile4642
    @abihile4642 5 лет назад +4

    ደስ የሚልነው ገሪ Wowwww

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @snitlove2331
    @snitlove2331 5 лет назад +9

    Welcome deki adey marey waw 💞😍💞😍💞'

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 лет назад +6

    ዌልካም ፅርያተይ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @ሄሩጓልትግራይሓላል
    @ሄሩጓልትግራይሓላል 5 лет назад +4

    በርትዑ ፅቡቅ ስራሕ ደቅ ትግራይ ዓዱይ ሽኮራት

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @trahastrahas4537
    @trahastrahas4537 4 года назад +1

    ዋውውው ደቂ ዓደይ ማዓረይ ኣምለኽ ምሳኹም ይኹን ኣብ ስራሕኹም ኣስልጦ ይግበርልኩም ።

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ@@@@

  • @ezrahayle8112
    @ezrahayle8112 5 лет назад +3

    Asey asey asey deqi Tigray adey mearey selamkum ybzah Ajokum jeganu Anes ktslel eye ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️✅✅✅✅✅✅✅🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️♥️💋💋

  • @ሚልካብርሃነክርስትያ-ጐ4ፐ

    ዋንጫ ንሕቆፌፌፌፌ ድካ ኮይነ ምስ ድካ ዝከይድ ባህሪ የብለይን እሞ ሃፍታም ግበረኒ ተመስገን ይፅውዐካ ኣሎ ክክክክክ ካብ ኮሜዲ ትግራይ ትግርኛ ከምዚኣ ዘስሓቀትኒ የላን። ደጋጊመ ርኤ ኣይፀገብክዋን ብልቢ ፈቴያ
    ገሬ ወድ ቀሺ ክክክ ኩሎም ብሉፃት ኣይትዶንጉዩና ምልስ ምልስ በሉና

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @GhirmayKidaneSkuf
    @GhirmayKidaneSkuf 5 лет назад +10

    ዎው ምርጥ ስራሕ እዩ
    እስቲ ኣብዚ ድማ ካሊእ ናይ ትግርኛ ስራሕ ክጋብዘኩም።
    @Xxpo

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @ሂወትንበተስፋ
    @ሂወትንበተስፋ 5 лет назад +8

    ዌል ሽኮራት

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @hailemichaelgebre8492
    @hailemichaelgebre8492 Год назад

    ዝሓደረ ኣይሰትንያ ዘረኣብሩኽ

  • @y7primephone76
    @y7primephone76 5 лет назад +3

    ትግራይ ሸኸረ ሰለሞኸሞ ይበሐዠ አነ አበሰደታ ኸፈአን አሎ በለኸ አቴበዐኒ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ ፡፡

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሸ7ዠ

    ትግራይ ብደቃ ትኮርዕ
    ደቂ ትግራይ ሽኮራት ሰላምኩም ይብዛሕ 😘😘😘😘😘😘💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏

  • @አስመረትሓድሽ
    @አስመረትሓድሽ 5 лет назад +7

    እንካዓ ብስላም መፃእኩም ሙቁራት

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ

  • @ሃያትጓልራያ
    @ሃያትጓልራያ 5 лет назад +17

    መርሓባ ደቂ ኣደይ ሽኮሪናታት

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @ስደተኛመከረኛ-ኈ8ጐ
    @ስደተኛመከረኛ-ኈ8ጐ 5 лет назад +5

    ኽክክክክክ እንታይ ደኣ ኣብ ካልእ ከ ይሰርሑ ዲዮም ሎሚ ሪኣዮም ክክክ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @tesfubrhane171
    @tesfubrhane171 5 лет назад +29

    መፍለስ መቅሰን ኣምጺእኩማ ከ እንበኣር ሎሚ እዛ ቅጭን
    ክሕነቅ እየ ትብል ኣላ እስከ ኣረጋጉኡለይ ንመፍለስ 😉😉😉😉

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ተስፉ ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @afrabtarar8979
    @afrabtarar8979 5 лет назад +1

    I like this

  • @ሰሑልዘሚካኤልገረሰለማ

    ጎበዛት ልሳነ ግእዝ ሕወስሉ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @kalifikr2748
    @kalifikr2748 5 лет назад +4

    ኣጆካ ጆን ንስዚኒኖ ኣርክቦ ክክክ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ ፡፡

  • @ቲቲሓበሻዊት
    @ቲቲሓበሻዊት 2 года назад

    ቐጽልሉ!

  • @meseretkasa6128
    @meseretkasa6128 4 года назад +1

    መርሓባ ደቂ ዓባይ ትግራይ 💝💝💝💝💝💝💝💞💞💞💞💞💞💞💞💞💝💝💝💝

  • @dendenghirmai9123
    @dendenghirmai9123 5 лет назад

    Deqi tigray " yehwatey selamkum ybzah! Xibuk srah

  • @betibeti608
    @betibeti608 5 лет назад +4

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ@@@@

  • @alemey8559
    @alemey8559 4 года назад +2

    ኣነስ ክፈትዎኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ቀፅሉሉ

  • @temesegenamelakey6009
    @temesegenamelakey6009 4 года назад +5

    ካብ ፈለማ ሒዘ ክሳብ መዉድእታ ን5 ግዜ ይደግሞ ኣለኩ 07/06/2020

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ@@@@

  • @merryyemanezale9738
    @merryyemanezale9738 5 лет назад +15

    ክክክክክ እታ ሸሓነ ናብ ሕጹባት ሕወስያ ክክክ ከኒፈ በቃ ክክክ ካልኣይ ዘለዎ ዓርክካ ድለ ክክ ኣነ ኣለኩ ካልኣይ ዘለኒ ምስዚ ወድኩም ከኣ ክንስማዕማዕ ኢና ብኩሉ ክክ እኩላ ግን ቀንስ ባእ ኣነ ተሓኒቀልካ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሜሪ ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @baaabedu9910
    @baaabedu9910 5 лет назад +1

    Madehanyalme yerfekum kkkk

  • @teklayteame9575
    @teklayteame9575 5 лет назад +5

    "ከይትበሃልኩም ክትሕንፍፍዎ ጎይታና" ፅጌ ሽኮር

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን

  • @fhgh9875
    @fhgh9875 5 лет назад +6

    Well come deki tigray

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 4 года назад

      ሰላም ድዩ ሰላምኩም እስከ ይብዛሕ ኣዋልድ ድሕሪ መርዓ ታይ ኮይነን እየን ዝረጉዳ ዝብል ሕቶታት ምስ ህዝብታት ዝገርም መልሲ ሂቦምና ኣለዉ ንኽእዋ እዛ link 👉 ruclips.net/video/swd-xHeynwc/видео.html Subscribe ንግበር ምእንታን ካሊእ ሓዱሽ ስራሕና ክበጽሕ ምእንታን ምልክት ደወል ይንክኡልና ብዝኾነ ኣሕዋት ብጣዕሚ እየ ዘመስገን ስለትተሓባበሩኒ ፡፡

  • @aboylogoazekirkmnanaybehaq1407
    @aboylogoazekirkmnanaybehaq1407 4 года назад +1

    ወሪድዎ ይህብ አምበር ኣይወስደን አዩ ክክክክ