ሃገረይ ቕንዕቲ ትኹን ጌጋ፡ ምስኣ እየ?

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 13 янв 2025

Комментарии • 173

  • @ahgahg6508
    @ahgahg6508 4 года назад +13

    I'm against dictator leaders Eritrea but at the same time no matter what I stand with my people and my homeland Eritrea country so Eritrea only for Eritrean peoples no doubt

  • @adamt.234
    @adamt.234 4 года назад +4

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ትሕዝቶ: ኣዚዩ መሃሪ: ዘርኣይ እኳ ሐዲሽ ኣይኮነን: ወደብ ነዊሕ ዕድመ እምነየልካ: ተስፋ ተስንቕ: ብቕዓት ኣለካ: ሐደራ ንነብስኻ ናብ ዝለዓለ መዲብካ ክትሰርሕ እላበወካ:: ዮኤል ዓቢ ሰብ!!!

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 4 года назад +18

    ናይ ድኹማት ሓሳብ እዩ . ሰብ ኩሉ ግዜ ምስ ሓቂ ክውግን ኣለዎ . ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣፍልጦ ዘለዎም ሰባት . Good job brother. Down down Dictator Essaias.

    • @luwamisaak2231
      @luwamisaak2231 4 года назад +1

      haqi eko nhzbka bmnqah eka trekbo mis tselaetka weginga n haqnetka bkemey eyu zregagets

    • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
      @ኣነእየ-ቐ5ኰ 4 года назад +3

      @@luwamisaak2231 ቀዳማይ ጸላኢ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን Dictator Essaias እዩ . Silezi Mis telaeka aywegenkun haftey natey.

    • @edomnatnamb205
      @edomnatnamb205 4 года назад

      @@luwamisaak2231 ክትፈልጥዮ ዘለኪ ሓቂ ሓቂ ኢዩ ኣይኮነን ሃገር ምሉእ ስድራይ ዉን እንተ ሰሪቆም ሰረቅቲ ኢዮም ጠንባር ምጉት ግን እዚ ንባዕልካ ዉን ኣየንቃሓካን ኢዩ ምክንያቱ ብሓሶት ስቅይሕ ሰብ ስለ ዘየለ።

    • @luwamisaak2231
      @luwamisaak2231 4 года назад

      @@edomnatnamb205 emo hade seb zgeberos nhager mlue ywkel eyu eka tbl zeleka nsku eyu eko tsegemkun hji win kdegmelka nska zeychwa ktkewn tkiel eka hzbi Eritra gn chwa hbreteseb eyu. memzeni chwnet nay Hade hbreteseb kea b 99% enber b 1% aymzenn eyu. ane zbl zeleku gn Hade seb zgebero nwlqu enber nhbreteseb aywkln eyu. nhaqi haqi ngiega giega mbal gn halafnet nay kulu seb eyu

    • @edomnatnamb205
      @edomnatnamb205 4 года назад

      @@luwamisaak2231 ሕጂ ውን ጭውነት ትፈልጥዮ ኣይመስለንን ምክንያቱ ጭውነትኪ ዘለፋ እንተ ኮይኑ ድሓን ይትረፈኒ ከምቲ ናትኪ ካብ ምዝራብ ከምቲ ናትኪ እንተ ጺሒፈስ ካባኪ ዝፈሊ የብለይን።

  • @daarit4069
    @daarit4069 4 года назад +9

    Zerai is a rational person on point. I don’t get the idea “ my country is wrong or right “. Laughable because your country can’t decide what is wrong or right. It’s a group of people who make decisions on behalf of others and as a citizen you have to challenge it don’t just follow the crowd blindly.

  • @luwamisaak2231
    @luwamisaak2231 4 года назад +7

    ኣታ ዘር ኣይ ሃገራዊ ፍቅርስ ንህዝቢ የጽንት ኢልካዮ ሞሊቁካ ድዩ ወይስ አንታይ ፍቅሪ ሃገር አኮ ፍቅሪ ህዝብካ አዩ ብከመይ ኢካ ቶርጊምካዮ። ኣነ ንሃገረይ የፍቅር ክብል ከለኩ አኮ ህዝበይ ማለት አዩ ፍቅሪ ሃገር ከኣ ብናይ ደገፍቲ ዓይኒ ኢካ መስለኒ ትግምቶ ዘለካ። ደገፍቲ ፍቅሪ ኢሰያስ አዩ ዘለዎም አንበር ፍቅሪ ሃገር የብሎምን ፍቅሪ ከኣ ሓልዮት እዩ። ፍቅሪ ሃገር ብልጽቲ ዴሞክራስያዊት ሃገር ክትሃንጽ ይገብረካ፣ ፍቅሪ ሃገር ፍትሓዊ ክትከውን ይገብረካ፣ ፍቅሪ ሃገር እኮ ከም ፍቅሪ ኣደ ጌርካ ውሰዶ

    • @filichelsawi3293
      @filichelsawi3293 4 года назад +1

      Xffty melsy

    • @tsegakelati7730
      @tsegakelati7730 4 года назад

      ጽንሕ ኢልኩም ከኣ ኮሮና ኣፈወርቂ ፈቅሪ ሃገር እዩ ብህዝብን ሃገርን ዘጻውቶ ዘሎ ክትብሉና እኩም።

  • @luulgoitom8667
    @luulgoitom8667 4 года назад +1

    I agree with this best expression "my country, right or wrong;
    If right to be kept the right;
    And if wrong, to be set the right "

  • @SMARA291_LDN44
    @SMARA291_LDN44 4 года назад +5

    The challenge is absolutely fitting to the quote“my country right or wrong”. Because easily we all can understand that’s a blackmailing .

    • @SMARA291_LDN44
      @SMARA291_LDN44 4 года назад

      ክጸርፈካ’ሞ ክትክየፍ እዩ ምሽ መደብካ ፤ ድምሱስ ኢለካ ኣለኩ ተኸየፍ😂
      ግን ተረዲእካ ድዩ ወላ ወልፍኻ ከተውጽእ ኢልካ ኢኻ ?

    • @SMARA291_LDN44
      @SMARA291_LDN44 4 года назад

      🤣🤣🤣🤣 ata anes bsehak kmewt eye, aboy abi mexikumni mber aymexakukumn eko

    • @SMARA291_LDN44
      @SMARA291_LDN44 4 года назад

      Amen, tegemtilu niakum aboy abi

  • @tediyogebre3482
    @tediyogebre3482 4 года назад +20

    ሃገር ማለት ህዝቢ ኢዩ። ብዛዕባ ዝጠፍእ ዘሎ ህዝቢ ኣቶክርና ንዛረብ። ሜሬት ኣይኮነን ሃገር ማለት።

    • @samuelkesete8739
      @samuelkesete8739 4 года назад +2

      ጽቡቅ ኣለካ፡ብመሬት እንበር ብህዝቢ ዝሓስብ የለን።ከምኡ ምስ ኮነ ከኣ ጠፊእና።

    • @Aba-Gobyee
      @Aba-Gobyee 4 года назад +2

      Sekit agamestan fara

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 4 года назад

      Hagerna win tedlyena eya adena eya

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 4 года назад

      @@Aba-Gobyee
      Agame trah bhzbi zhasbu lebamat, qedamnet nseb ember ngobon shinchiron kemzeyser'u sle z'amenkalom ts'buq yu. Nska kea sle eti ztefie zelo hzbka hseb qdmi bnay gobon rubatatn mhlaqka.

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 4 года назад

      @@whatabouttomorrow1990
      Eta hager dea bzeyseb entay ktgebrelka; eti qal nay z'halefu jeganu abotat aytfeltwon dikum?

  • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ

    ከምዚ እዚ ኣፍሮ ሓውና ዝበሎ; ኤርትራውያን ካብ ሰማይ ኢና ነጢብና ዝብሉ ከይመጽኡ ዘሰክፍ'ዩ። ከም ኩሉ ዓለም ሰባት ከምዝኾና ዝረሳዕና ንመስል።

    • @alissd6794
      @alissd6794 4 года назад +1

      ብሓቂ ኩቡራት ኩቡር ሰብ ኩቡር ሓሳብ የቅርብ :: tell the truth the truth is set you free. ፈተውቲ ሕዝቢ ኤርትራ ክይመስልኩም እዞም ካብ ክሳድ ንላዕሊ ብአፎም ጥራይ እዮም ሰብ እንዳሞተ ባንደራ ተከዲኒ ስለዝሳዕሳዕኩ ፈታዊት ሕዝቢ ኤርትራ ማለት ድየ አይፋል ደቆም ምሃቡ ዶ ሕጂ እትው ሓግዙና እንተትብሉ አይከዱን እዮም ስለዚ ነዚኦም ሓሰውቲ ታሪክ ዘይብሎም :: ሕሉፋት አይኮኑን ናይ አፍ hluf እዩ ዘለዎም ::እዞም ግን ሃገሮም ራሕሪሖም እዮም መጺኦም ግን ሕሉፋት ኮይኖም ብዙሕ መረዳእታ ነሩኒ በዞም ሕሉፋት ግን ንጸበ ንግዜ.

    • @fatimaben4768
      @fatimaben4768 4 года назад

      👍❤️👍❤️👍
      ሓቅኻ!
      ኤልሳ እንታይ ኢላ ደሪፋ?
      ኤርትራ ሰማይ ኣለዋ ናይ በይና !
      ምናልባት ኣመጻጸኣና ውን ይፍለ ይኸውን
      ብኣረዳደኣና 😭

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 4 года назад

      @@alissd6794
      ሓቅኻ; ባንዴራ ባንዴራ ምጽዋት'ዩ ኮይኑ ስርሖም; ስለ ዝጠፍእ ዘሎ ሓዎም ኣየሕስቦምን'ዩ ከምዚኦ ዝበሉ።

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 4 года назад

      @@fatimaben4768
      መሒር ካብ ሰብካ ንላዕሊ ክትመስል እንተደሊኻ ዝብሃልን ዘይብሃልን ኣይትፈልጥን; ኣብ ኤርትራ ክኣ ምሒር ደርፊ ምብዛሕ; ንተፈጥሮ ዝቃወም ቃላት ይርከብ'ዩ ኣብ ደርፍታት። ኤርትራ ናይ በይና ሰማይ ኣለዋ እንተ ተባሂሉስ; ሰማይ ደረት ኣለዎ ኢና ንብል ዘለና ማለት'ዩ ። እዚ ክኣ ንንቡር ተፈጥሮ ምጽራር ወይ ምቅዋም'ዩ fatima ሓፍተይ።

  • @siraksiku8186
    @siraksiku8186 4 года назад +6

    መንነተይ- ኤርትራዊ
    ሃይማኖተይ- ኤርትራዊ
    ዝብል ዘረባ ከምዚ ስምዒታዊ ወይ ውን ነቓጽ ዝኾነ ናይቲ ዝኸይድ ዘሎ ኣንጻር መንነት ኤርትራ ንምቅታል ስራሕ ዝምልስ መልሲ ኮይኑ ይስመዓኒ።
    ናይቲ ትጌሩን ዘይተገብረን ግን ክሳብ እቲ ሓቂ ዝረጋገጽ ክነጽጎ ባህርያዊ መስለኒ ተተጌሩ ግን ዓገብ ዘይንብለሉ ምኽንያት የለን።

  • @beyenechandarge5058
    @beyenechandarge5058 4 года назад

    thank you wedeb and Zerai .you are real honest ERITREAN ,amaz\ing speech ,

  • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ

    ኣድኒቀኩም ኣለኹ ክልተ መንእሰያት። እዚ'ዩ እቲ ሓቀኛ ሰብኣውነትን ኤርትራውነትን ክኸውን ዘለዎ። ጌጋታትካ ከይኣመንካን ከይኣረምካን; ንሕማቅ ቀቢርካ መን ከማና እንተበልካ ውድቀት'ዩ ዘስዕበልካ።

  • @asmarabella9533
    @asmarabella9533 4 года назад +1

    Azyu zehizin eyu qal bi qalu ab 2000 zitegebre bi Tegaru ketekahahis zitefetene propaganda mikuanu tefikum aykonen eti meregagexi kea : mejemerya bi hzbi kab kebabi Adi kuAla eyu tefeximu elom ab kalay dima bi serawit Eritrea eyu tefeximu elom slezi eyu kea propaganda eyu zibelna.
    Serawit Eritrea abokan hawikan eyu gn kisAr kimewit alewo tibel media ....hzbi Eritrea xemam tibel media Assena seriqu hzbi Eritrea kitibel bizey qelAlem anxar hzbi Eritrea ziteserhe nay hasot zena eyu!!!
    Nihna sle zitemaharna ab sidet slezineberna xiruy Kidanin xibuq megbin slezibelaena neti ab wishti hager zelo serawitn hzbin lebamin ageb behalin kitkonelu mifitan yeAkel!!!

  • @samsonfissehaye7807
    @samsonfissehaye7807 4 года назад +1

    Thank you guys. Its becoming 'gone with wind'.

  • @gugulen
    @gugulen 4 года назад +8

    I like my country and fear my goverment , summarizes the wisdom.

  • @wediasmaraasmarabella5889
    @wediasmaraasmarabella5889 4 года назад +8

    Right or wrong with my country 💪🏻💪🏻💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @wedieri5883
    @wedieri5883 4 года назад +9

    ኣነ ዉን ወትሩ ምስ ሃገረይ ኤርትራ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ጭዋ ህዝቢ እዩ ዘይናቱ ዘይደሊ::

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 4 года назад

      እቶም ኩሊትና ዘስረቁ ኤርትራውያን ደለልቲ ኸ

    • @siraksiku8186
      @siraksiku8186 4 года назад

      @@zibanhgi8472 ኣብ ስርናይ ውን ክርዳድ ኣሎ ምስለኒ፡

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 4 года назад +1

      @@siraksiku8186
      Emo ab bjmla hzbna chiwa eyu malet eko , ab srnay ftsum krdad yelen eka tbl zeleka.

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 4 года назад

      @@siraksiku8186 ewe alo kemzom ab Tigray atiyom ziketlun ziserkun zelewu

    • @siraksiku8186
      @siraksiku8186 4 года назад

      @@zibanhgi8472ሓቂ ቅድም ይረጋገጽ፡ ደሓር ፍረድ ተዘይኮይኑ ግን ካባይ ጽቡቅ ገበሩ ትብል መልሲ ከይትጋበዝ።

  • @aratkillo1
    @aratkillo1 4 года назад

    REAL AND REASONABLE MEN I WILL MISS YOUR WORDS.

  • @fitsumgerezgiher3495
    @fitsumgerezgiher3495 4 года назад +1

    Anta youal Margaxka Aflet Eze Akirebkayo Zalaka AResity Kame Hito kikareb Ayegibeon Eyou Mekinyatu Hizbe Eritrea Higdaf kabzamahadiro kulue Ety bexebuk bahireyat Zefiöat Zenabare Hizbe Takayeru Tafiuen Eyou Ab Leibyan Seenayen Nahiwatom Zeshtuen kuletom Zeharaduen Eriterawyan Eqa Eyom Nebrat Mezemat dia kakalelu

  • @samnatu6592
    @samnatu6592 4 года назад

    ርሑስ ዓመተ ሰላም ክርስትያና ኣስላም
    ኩሉኹም ደቂ ኤረይ ካብ ባዳ ክሳብ ሃም
    እግዚኣብሔር የርሕቀልና ኩናት ሕማሞ
    ሃገርና ትባረኽ ብፍትሒ ብሰለም
    ዝሳቀ ዘሎ ፍጡር ወዲ ኣዳም
    ሰላሙ የብዛሓዮ ይፍጠረሉ ልዋም
    ዓመተ ሰላም ዓመተ ቁዋም ፍኑስ ሓዉና ለባም ወዲ ለባም።

  • @tsegakelati7730
    @tsegakelati7730 4 года назад +2

    መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ወይ ህግደፍ ምስርት ክብል ሌባ፡ ሰራቂ፡ ቀታሊ፡ ዓማጺ፡ ኣሳሪ፡ ሸያጢ ሰብ፡ ሸያጢ ኩሊት ። ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ጥሪት ኣከለጉዛይ ደቅኩም ሃዲሞም ኢሉ ክንደይ ኣብዑር ሓሪዱ በሊዑ፡ ክንደይ ኣጣልን ኣባጊዕን ዘሚቱ ወሲዱ እዩ። ድሕሪ ናጽነት ስግረዶብ ክትሰግር እንተታሒዝካ ዕድለኛ እንተኮንካ ትእሰር ወይ ትርሸን ክተምልጥ እንተፈቲንካ ክኣ ትቅተል ብዕድል እንተወጺካ ስድራካ ወድካም ኮብሊሉ፡ ደቅኩም ኮብሊሎም ወይ ስግረ ዶብ ከይዶም ኢሉ 50, 000 ወሲዱን ዘሚቱን እዩ ። ቅድሚ ናጽነት ኣብ ጋሽ ባርካን ካልእ ቦታታትን ጓሶት ኣብ በረካ ከለዉ ጥሪቶም ኣብ በረካ ብዘይ ሰብ ገዲፎመን ይገፍዎም ኔሮም ብስም ሃገራዊ ጻዊዒት ይወስድዎም እሞ ወይ ይከዱ እሞ እተን ጥሪቶም ድራር ኣባይ ይኮና ኔረን እዚ ካብቲ ብዙሕ ክፉእ ተግባሮም ወሑድ ተግባር ንምጥቃስ እለ እየ ኣልዒለዮ ዘለኩ COVID - 91 እዩ። ስለዚ ዶብ እንዳ እማትካ ሰጊርካ ምሕላፍ ስርቂ እዩ ንገዛእ ርእሱ ብሕጊዓለም እውን የቅጽዕ።

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 4 года назад

    Gizie KUBUR iyu. USE YOUR TIME WISELY.
    PROTECT YOUR NATIONAL INTEREST AND YOUR INTEREST.

  • @zemenfesaraya9934
    @zemenfesaraya9934 4 года назад +2

    Kisab 13:56 xbuk alekum.

    • @Benifer37
      @Benifer37 4 года назад

      Aye karneshim denkoro

  • @yohannesghebar1890
    @yohannesghebar1890 4 года назад +1

    እሞ እታይ ደኣ ኣብ ስደት ኣስፈረኩም
    ሃገርኩም ቅኑዕ ትኹን ጌጋ ምስኣ ካብ ሃለኹም።

    • @Selamamilak1
      @Selamamilak1 4 года назад

      Emo entay dea sile ziwexu kitgriru alewom 🤣🤣🤣🤣🤣🤣mara ekum teshku ezom esubat junta🤮🤮🤮🤮

  • @tesfa6273
    @tesfa6273 4 года назад +1

    ጽቡቅ መግለጺ

  • @habtommaheri5436
    @habtommaheri5436 4 года назад +2

    ❤🇪🇷✌🙏🤴🤴👍

  • @nardosabraha722
    @nardosabraha722 4 года назад +2

    (ናብ ወደብ)ደውሉ አስመራ አራጋግጽ።
    ደዉልና ኢና(ፌርናች) አሬጊት ከይተረፈ
    ወሲዶሞ ኢዮ። ይግደፊ ዝሞተ ሥጋ ኢዮ
    ዝአጎለ እቃቆሖ ንተጋሩ እዚ አይግብርን።
    ተቀበልቲ ጋሻ ኢዮ ኢዚ አይግባአን ።

  • @susugidey8571
    @susugidey8571 4 года назад

    Zerai I have the same opinion i agree with you 100%

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 4 года назад +1

    FOCUS ON ERITRA WITH ERITRA!
    STRENGTHEN YOUR FOUNDATION. LET'S NOT BE "THE TREE WITH ITS BRANCH"=GEREB B'HAKHLA.
    AYTITAHAMEL!!!

  • @negashabraham9405
    @negashabraham9405 4 года назад

    ዘርዓይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢልካዬ አለኻ ከምውን ጽቡቅ ገሊጽኻዬ አለኻ ንሕና ኤርትራውያን መንግስቲ ሚዲያታት አጽኡ ዝኮነ ነገር ንምሽፋን ክሰርሕ ከሎ ንሕና ከአ አብ ክንዲ ንቃልኦ መሊስና ሀንቲ ነገር ከምዘይተፈጸመ ጌርና ንዛረብ ወይ ከአ ንሽፍኖ ካበይ ኢዬ መጺኡ እዚ ሐድሽ ባህሪ አነ ክርድአኒ አይክዕልን ኢዬ

  • @sham3872
    @sham3872 4 года назад

    ጹቡቕ መደብ፣ እንተኾነ ሓውና ዘርኣይ ህድ ኢልካ ተዛረብ። ትህወኽ ስለ ዘለኻ፣ ክንስዕበካ ኣጸጊሙና።

  • @amanuelabraham4006
    @amanuelabraham4006 4 года назад +1

    Joel Nihna Ertrawian Gezawitina Gedifna Tesedidna alena, ashunkuaway maatsu tegaru kin Serik.

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 4 года назад +1

    MENIISEY AYTITAHAMEL. TEMAHARU, SIRHUU SAVE YOUR MONEY INVEST IN YOUR FUTURE.

  • @redaegebremedhin8634
    @redaegebremedhin8634 4 года назад +3

    ኣበየናይ ሾሻል ሜዲያ ወይ ተሌቪዥን
    ኢዩ ህዝቢ ኤርትራ ትግራይ ከይዱ
    ይሰርቕ ኣሎ ተባሂሉ ዝተፈነወ?
    እታ ዝተባህለት ሰራዊት ህግደፍ
    ምስ ሰራዊት ኣቢ ኣብ ከተማታት ይኹን ገጠር ትካላት መንግስትን
    ውልቀ ሰባት የዕንዉን ይሰርቁን ኣለዉ
    እዩ ዝተባህለ'ምበር ካልእ ኣይተባህለን።ህዝቢ ኤርትራ ን ትግራይ ንውግእ ኣይከደን
    ሰራዊት ህግደፍ ኢዩ ተኣዚዙ ኣብ
    ኲናት ኣትዩ ዘሎ።ታሪኽኩም ዘክሩ
    ኣብ ኤርትረ ወትሃደራት ኢትዮጵያ
    ኢዮም ንህዝብና ዝቐትልዎን ዝዘምትዎን ዝነበሩ'ምበር ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣይኮነን።

  • @weldaygebru2777
    @weldaygebru2777 4 года назад +1

    ሰላም ዩኤል እቲ እተቕርቦ መደብ መሃርን ገላጽን ኢዩ እንተኾነ ግን ቅሩብ ልኡም ማለት ቢኸይብሉኒ ካብ ዝብል ማእከላይ ዝኾነ መርገጺ እትሕዝ ዘለኻ ኮይኑ ይስማዓኒ ስለዚ ቕሩብ ኣብ መርገጺኻ ሕይል ዝበለ እንተ ዝኸውን ጽቡቅ ነይሩ።
    ኣብነት ኣብዛ ኣርእስቲ ኢዚኣ ህዝቢ ኤርትራ ከም ኩሉ ዓልውም ህዝቢ ኩሉ ነገር ኣለዎ ርዱእ ኢዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ዓይነት ግፍዒ ይፍጸም ኣሎ ርግጸኛ ኢየ ኣብዚ ድማ ብመምርሒ ህግደፍ ዝተመርሐ እምበር ብህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ክርሳዕ ዘይብሉ ግን ዝተገፍዐ ወይ ኩሉ ዓይንነት ኣደራዕ ዝወረዶ ህዝቢ ኢሪትራ ተዕንወና ኣላ እንተበለ ዝተሓዞ ኣይኮነን ስለዚ ብሓባር ደኣ ዓገብ ክንብል ይግባኣና እምበር ተዓሚጽካ ስቅ ዘይትብል ምባል ፍትሓዊ ኣይመስለንን ኣነ ዝራኣኽዎ ወይ ሓቲተ ዘረጋገጽክዎ ኣሎ ገለ ካብቲ ህዝቢ ውን ጠልቀፍቀፍ ዝብል ስለዘሎ ከምኡ ተበሉ ብወገነይ ቅቡል ኮይኑ ይስማዓኒ ናተይ ሪኢቶ ኢዩ

  • @Z-oneandonly
    @Z-oneandonly 4 года назад +5

    አብ ፖለቲካ ማእከላይ መርገጽ ዝበሃል የለን ንሃገረይ ንህዝበይ ማለት ንህግደፍ እንተኾይኑ ሸቀጥ ኢዩ ድጉል መርገጽ ኢዩ:: ምእንቲ መጎጎስ አንጭዋ ትሕለፍ ዝዓይነቱ ናይ ተበለጽቲ አተሐሳስባ ኢዩ:: ሞጎጎ ሽዋሕ ኢሉ አይሰባበርን :: ሀገርን ህዝብን አብ ዝኸድዎ የብሎምን መንግስታት ግን ይመጹን ይኸዱን ,,, አብ ኤርትራ እንታይ ስርዓት ከምዘሎ ዘይፈልጥ ሰብ የለን:: ስለዝ ወይ ደላይ ፍትሒ ኢኻ ወይ ህግደፍ ኢኻ:: ውልቀመላኺ ኢሰያስ ብምርጫ ተወዳዲሩ ይምርሐና ስለዘይተባህለ ወካሊና አይኮነን ስለዚ ጸላኢናን ፈታዊናን መን ምኻኑ ውን ክነግረና መሰል የቡሉን::

  • @oromay02
    @oromay02 4 года назад +3

    I am telling you one thing , i am the victim of TPLf in 1998 I was deported from my house , our family separated . I can tell you one thing TPLF stole eriterian property in Ethiopia in 1998 to 2000.i can give you a lot of evidence .

    • @tigringapluss6925
      @tigringapluss6925 4 года назад

      Nsu deamo higdef si segigwom endiu n tegaru

    • @oromay02
      @oromay02 4 года назад

      @@tigringapluss6925 that is my point what is the difference between. EPLF or TPLF ! I am not going to stand for TPLF or EPLF. Both are losers.

    • @oromay02
      @oromay02 4 года назад

      @@tigringapluss6925 you know what kind of reason are you giving me : first I do not care EPLF did this and TPLF can do this in that case it is right to take revenge on woyanes now , according to you since EPLF did that on 2000 what is wrong doing that now . What I am telling you this kind of trash talk to stop : let say the Eritrean stole doors windows and pans from shire or something to take it to Asmara . That is completely trash talk they might try to destroy may be right since TPLF did on Eritrea in 2000. What I see nowadays people hates Esayas loves TPLF cause they have the same enemy,but me I see both are enemies. Actually I support anything Esayas does on TPLF Hine abou they fediy aywolde

    • @trtetintr5120
      @trtetintr5120 4 года назад

      @@oromay02 ጥንብ አጋሜ

    • @trtetintr5120
      @trtetintr5120 4 года назад

      @@oromay02 RIP TPLF

  • @gualkeren9924
    @gualkeren9924 4 года назад

    Seb kebur Yeah right 👏

  • @ብሕልናንንበር
    @ብሕልናንንበር 4 года назад

    ወደብ ቴድሮስ Smart Boy 💪💪💪💪💪💞💞💞💞

  • @kebromtesfa3324
    @kebromtesfa3324 4 года назад +1

    Wellcome yoil bro

  • @TtTt-hz1xf
    @TtTt-hz1xf 4 года назад

    Wedeba hawey tebarek ❤️

  • @niceyesorno8699
    @niceyesorno8699 4 года назад

    ዘርኣይን ወደብንቅኑዕ ኣለኹም፡ ብፍላይ ዘርኣይ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሰማይ ዝወረደ ኣይኮነን ከም ህዝቢ ዓለም ኢዩ፡ ጥዑይ ኣለዎ፡ ሰራቒ ኣለዎ፡ ለባም ኣለዎ። ለዋህ ኣለዎ፡ ኩፉእ ኣለዎ፡ ወዘተ ተዘይለ እዚ ብጅምላ ንሕና ጭዋታት ኢና ንሕና ኣይንሰርቕን ኢና ግን ምስሉይነትን ሓሶትን ኢዩ። እዚ ስርቂ ዝብሃል ውን ሓቂ ኢዩ ደዊልና ኣረጋጊጽና ኢና ንኩሉ ህዝቢ ዋላ እኳ ዝውክል ኣይኹን።

  • @merhawiweldu709
    @merhawiweldu709 4 года назад +1

    Guys ab kindi kalie hizbi ni hizbika ahlifka ayiwehabinyu. Adeka teshermita eko tisetra ember aytinegrelan eka nibeyna gin kit mekra tikiel.libi giberu belom yuel

  • @meizens9604
    @meizens9604 4 года назад

    I wish I could see those people in sight....

  • @wediandom1218
    @wediandom1218 4 года назад

    Ezia abehahla gin xbuk ala mkniatu hagerey, hagerka ember mengsti wey isias aykonetn tbl zela, silezi hagerka xbuk thalu giega msa kthlu gidinyu. Kedem hagerna himak ala elom ayhadegwan ksab naxneta temxi ksab hiji win kemti zmeslom gierom ykxlu alewu. Giega akayda tiktel ala elka thasib tekienka nab knue ktwesda txier tezeykoynu hagerey kunue tkeyd yelan elka nab debrexien wey abi zexegie yeblkan. At anytime u should be with your country. If u think ur country goes wrong try ur best to guede the it the right way.

  • @michaelgebregziabiher5553
    @michaelgebregziabiher5553 4 года назад

    Wedeb I don't care mergetsika you are really Eritrean

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 4 года назад

    ኣየ ናትና ነገር ሰራቒ ብውሉዩ ዝሕመየሉን
    ዝሕተተሉን። እዞም ኣብ ፈስ ቡክ ወጺኦም ጠራዕ ራዕ ዝብሉ ዘለው ክኣ ንህዝቢ አርትራ ሓልዮም እይኮኑን እንታይ ድኣ ሑልፋት አርትራውያን ንኽብሃሉዮም እንበር ዝዝረብ ዶ ካልእ ጠቓሚ ስኢኖም ህዝቦም እናጸነተ።

  • @zayidteklay3371
    @zayidteklay3371 4 года назад +1

    Hizi May tabay dergi.tegaru.znebere.abe.ertrea.znebete.iyu

  • @fatimaben4768
    @fatimaben4768 4 года назад

    ዩኤል ለባም👍
    2020 ህዝብና ጭዋ ምኻን ገዲፍዎ እዩ።
    መብዛሕትኦም
    ምጽራፍ
    ምድንጋር
    ሓሶት
    ኣግኣዝያን
    ቀተልቲ
    ኮይኖም።

  • @zehaineshiyob9294
    @zehaineshiyob9294 4 года назад +1

    Hi zeira ich mag den Kommentar du hast woll komme richt go had bro 🥰👍

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 4 года назад

    Izi yu ITI Meda
    Izi yu ITI Feres!

  • @habeschawitebaysenafe2590
    @habeschawitebaysenafe2590 4 года назад

    Wedeb I like you ❤️❤️❤️

  • @merhawiweldu709
    @merhawiweldu709 4 года назад +1

    Zemitom aybilin entezemetu win genzebna yu ab werar weyane kindey nibret tezemitna zhalefe 20 amet ka meretna gebitom hizomo alewu. Kemey dikum tihasbu weyane teserikna kiblu zigibae nisikum seriknakum ena tiblu. Please ni adikan adekan ahlifka ayiwehabin yu .

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 4 года назад +3

    Nihina kem hizibi kabimiakel ketema hibiri ayini elina kem 1998asogogen.

  • @selamtekeste3793
    @selamtekeste3793 4 года назад

    Eritreawan Tebitna ayu abzi awdikna!!!!Eseyas ka kone elu ayu Serhilu Bexfrna elom ms jemeru Tefrie Eritreawi wdeomo kelewu gena ab Tebit alena😢

  • @zayidteklay3371
    @zayidteklay3371 4 года назад +1

    Dergi gizie zene zenebre tebay naydergi.otegaru.aytifeltu .zanta.dergi.gizie,su.nebreseb

  • @fesshawoldu7191
    @fesshawoldu7191 4 года назад

    Eti meriat du u hagerka. Hager malet eentay mukhanu zaifelit adgi!!

  • @shidenkiflai2421
    @shidenkiflai2421 4 года назад

    N eritreawin gbenecha ktgebro chbti ayedlin eyu ! Bentsaru neritreawi natsa ktgebro ente koynu gin chpti yedliy eyu!!! Entay aynet slie eyu zelekum ab lieli Eritrawi waw

  • @zibanhgi8472
    @zibanhgi8472 4 года назад +3

    እቶም ኩሊትና ዘስረቁ ኤርትራውያን ደለልቲ ኸ

  • @jesusgod6934
    @jesusgod6934 4 года назад

    Anea xerea Essays ember xerea Eritrean xerea serawiteyn huzbeyn aykonkun bzaeba Ethiopia aymlketenan Zeray kuen Wedeb aynkum zeyreakum Tigraway ab 1998 zgebero nkemalsu ztqemulu zelewu ymesleni mknatu Debretsean u tezaribu nay politics rebhieu u huto nkltakum aleni lab tserona nab meqelea kabey nabey bgumet wala ktzarebu entekonkum Adikala neadewa kabey nabey nskum hangolkum asrhu fethawiyan aykonkumn hasewti leqabet hujiewn bshem Eritrea keykonkum ktesrhu bkalekum serhu n Eritrea shem endaserhukum hasawi bfelay Zeray hasawi delayu fethu keykonkum ametseti ekum aynfeltekumn Tigraway baelu seriqu nab huzbi Eritrea tserfu mhlawkum tsebah bhugi kthtetu ekum hujiewn hgerna nhuna Eritreawiyan zagunetna mennetna Eritreawiyan hgernawn Eritrea humaq ykun tsebuq ms huzbnan hagernan serawitnan menu kea n Tigaru haqegna garuwo nskum leqabet ekum bhugi knhatekum ena guna xbah ktdegumwo alekum alu kaytblu huzbi Tseronan Adkalan knhatom ena menam yom seriqom zsereqea endhur zeyelea tehateti nskum ekum entea msakum dehri huji zserh yelen leqabet guna yblekum tserea Eritrean tserea huzbi Tseronan Adikolan ekum tserea serawit Eritrea ekum

  • @aseralamana3969
    @aseralamana3969 4 года назад +3

    ዩኤል ሰላም ኣነ ፍልይ ዝበለ ርእይቶ ክህበካ ትግራዎት ካብ 1947 ዓ ም ኣትሒዞም ካብ ሓረስቶት ኤርትራ ንብረትን ዝተፈላለያ እንስሳታትን መሳርሒ ማእቶት ከም ነዊት ኣርዑት ማሕረሻን ሰሪቆም ንትግራይ ዘሚቶም ይኸዱ ኔሮም ሕሉፍ ሓሊፎም ምድፋር ደቀንስትዮ ኣካይዶምን ብፍላይ ድማ ካብ ኤርትራውያን ዝተባረሩ ህዝብና ልዕሊ 118 .000 ህዝቢ ንብረቱ ዘሪፎም ኣባሪሮሞ ኣብግዜ ውግእ ባድመ ድማ ብኣሻሓት ዝቁጸራ ብጋይትን ኣጣልን ካብ ባረንቱ ተሰነይ ሙሉእ ጋሽ ዘሚቶም ብሓጺሩ ትግራዎት ብታሪኽ ሰሪቆምን ጉሒሎምን እዮም ዝማሓደሩ ከም ተወሳኺ ኣብ ውሽጢ ምምሕዳር ኢትዮጵያ ኣብዝነበሩሉ 28 ዓመታት ብስርቅን ፍግርን እዮም ዝፍለጡ ናይ ማዓልቲ ኣዛብእ ዝብል ስም ሂበሞም ኩሉ ኢትዮጵያዊ ደቂ ዓዶም ዝምስክርዎ ሓቂ እዩ እዚ ሕጂ ዘእውይዎ ዘሎው ባዕሎም ነንሕድሕዶም ይሰራረቁ ስለዘሎው ቀልቢ ናይ ሰብ ከደናግሩ ኢሎም ዘውርይዎ ዘሎው እዩ ናይ ኤርትራዊ ህዝቢ ምፍልላይ ክፈጥሩ ስለዝደልዩ ካብ ኤርትራ ዶብ ተሳጊሩ ንኤርትራ ዝምለስ መንእሰይ ከ ኣሎ ድዩ እዞም ጉሓሉ ናይ ትግራይ ኣደናገርቲ ከደናግሩኹም የብሎምን ከምቲ ኢዶምን ግብሮምን ተዝኸውን ኔሩ ካብ ኣንስቶም ኣትሒዝካ ኩሉ ንብረቶም ክዝመት ምተገብአ ንስራቂ ስረቆ ማዓት እዝጊ ክወድቆ ዝበሃል ሓቂ ኣሎ ኣብ ኢትዮጵያ ነምሓሩ ገዝኦም ወኪሎም ዝገደፉ ኤርትራውያን ድሕሪ 18 ዓመት ተመሊስሎም ምስናይ እቶት ክራይ ትግራዎት ዝሓዝዎ ገዛ ይኹን ንብረት መኪና ዱካን ቢዝነስ ናይ ኤርትራውያን ግን ተሸይጡ ብትግራዎት ኣነ ናይ ጭብጢ ምስክር 10 ናይ ገዛ መካይን 5 ጋራጃት ልዕሊ 20 ናይ ጽዕነት ከበድቲ መካይን ብጭብጢ ዝፈልጦ ናይ ቤተሰበይ እዞም ሰረቅቲ ካብዚ ወሪድዎም ዘሎ ይኽፈኣዮም መሬት ሰሜን ቤጌምድር ሑመራ ጸለምቲ ወልቃይት መሬት ዎሎ ራያ ዓዘቦ መሬት ዓፋር ባሕሮለ መሬት ኤርትራ ባድመ ኢሮፕ ዓሊተና ጎርሁ ስርናይ በለሳ ወደከለ 360 * ዙርያ ብስርቂ እያ ዓባይ ትግራይ ኢሎም ዝደርፉ ኤርትራዊ ናይ እዞም ዑሱባት ትግራዎት ዝኾኑ ዘውርይዎ ሰሚዑ ክደናገር የብሉን ባዓል J studio. TV. Asena. ዘውርይዎ ከይትደናገሩ ካብ ኢሰያስ ዝገደዱ መደናገርቲ ማዕከናት ኣሎው ወጊድ በልዋ ቲቪ ኣሰና ወቀርቲ ወያኔ እዮም

    • @yohannes3206
      @yohannes3206 4 года назад +1

      ሓው ምስትውዓል ይጎድለካ ኣሎ፡ ዘይተጨበጠ ሓበሬታ ኣኪብካ ንህዝቢ ጸሎሎ ምልካይ ቅኑዕ ኣይኮነን። ንኹሉ ነናቱ ክትህቦ፡ ንነገራት ብቅንዕና መርሚርካ ነቲ ዝእረም ፈሊጥካ ንሰላም ምድላያ ይምረጽ። ኢትዮጵያውያን ንወያነ 28 ዓመት ሰሪቖምዶ ናይ ቀትሪ ኣዛብእ ኢሎሞም ትብል ኣለኻ። ካብ ኣምሓራ ዳኣ እንታይ ጽቡቕ ክብሉዎም ትጽበ? ተጋሩ ምስ ብዙሕ ጉድለታቶም ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኽ ርእያቶ ዘይትፈልጥ ምዕባለን ናይ ዲሞክራሲ ጩራን ዝኸፈቱ እዮም። ምናልባት ብዕድመ ንእሽቶ እንተኾንካ ኣየርከብካሉን እንተዘይኮንካ መግዛእቲ ኣምሓራን ዓመጽ፡ ዝምታ፡ ቅትለትን ማእሰርትን ቀንዲ ስርሖም እዩ። ኣምሓራ ሰራቒ ወይ ቀታሊ ኢሎም ንኻልእ ክውንጅሉ በየናይ ናይ ሞራል መዐቀኒ?
      ወያነ ኣብ ባርካ ከብቲ ዘሚቶም ኢልካ፡ ሓቂ ክኸውን ይኽእል እዩ። እንተኾነ ግና ኲናት 98 ምስጀመረ፡ ናትና ሰራዊት ንዛላኣንበሳ ምስሓዙዋ፡ ዝፈርስ ኣፍሪሶም ዝዝመት ዘሚቶም፡ ዚንጎን ማዕጾን እሞ ግደፎ ብሎኬቲ ከይተረፈ ዘሚቶም ነታ ከተማ ከምዘይነበረት ከምዝገበሩዋ እሙን ሓቂ እዩ። ስለዚ ነዚ ዝምታን ራስያን መንግስቲ ኤርትራ ዝያዳ ሓላፍነት ይወስድ፡ ጀማሪ ስለዝኾነ። ዘይትፈልጥ እንተኾንካ ቀስ ጌርካ ሕተት። ንምሙጓት ወይ ንህልኽ ዘይኮነ ሓቂ ፈሊጥካ ፍትሓዊ ፍርዲ ንኽትህብ። ፍርሒ ድዩ ኣሕሊፍካ ኣይወሃብን ዝብል ኒሕ ዓንቂጹካ ክትዛረበሉ ኣይትድለ ንሕልናኻ መርሚርካ ካልእ ይትረፍ ትም ምባል ውርዝነት እዩ። እዚ ከኣ እቲ ኲናት ጅምር ምስበለ እዩ፡ ስለዚ ግብረ መልሲ እንታይ ትጽበ።
      ወያነ ንኤርትራውያን ብግፍዒ ካብ ኢትዮጵያ ኣባሪሮም እዮም፡ ሕማቕ ስራሕ ሰሪሖም። እንተኾነ ግና ከም ግብረ መልሲ ኣብ ኤርትራ ብዙሓት ትግራዎት ተገፊዒምን ኣብ ከም ዓዲ ሶግዶ ዝበሉ ዓድታት ተቐቲሎም እዮም። እዚ ከኣ ነቲ ናይ ምስጓግን ሰላማውያን ሰባት ምግፋዕን ካብ መንግስቲ ኤርትራ ንላዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝያዳ ሓላፍነት ይወስድ፡ ጀማሪ ስለዝኾነ። ነዚ ጉዳይ መለስ ዜናዊ ሓደ እዋን ይቕሬታ ሓቲቱሉ እዩ (ምስ ኣሰና ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት)። ኣብ መወዳእታ መዓልቱ ምስኣኸለ፡ ብሸፈጥ ዘይኮነ፡ ብሓቂ ኩሉ ጉድለቱ ተቐቢሉ ይቕሬታ ሓቲቱ ናብ ሰላም ዝምለሰሉ እዋን ምምጽኡ ኣይተርፎን እዩ። ሰላም ብምክሕሓድን ብዓመጽን ኣይትርከብን እያ። ሽግርን ጸበባን ከኣ ዘዋሪ እዩ፡ ሕጂ ኣብ ዝባን ትግራዎት ዝጽሒ ዘሎ መዓት ሓደ መዓልቲ ናባና ከምዘይመጽእ ውሕስነት የብልናን። ስለዚ ንሕማቕ ዝረኸበ፡ ብፍላይ ንሰላማዊ ህዝቢ ትድንግጸሉ ዳኣምበር ኣይትብዳዓሉን ኣይትሕጭጨሉን። ብተወሳኺ ንሕና ኤርትራውያን መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ፈደራላዊ ስርዓት ብሓይሊ ኣፍሪሶም ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ምስጸንበሩዋ፡ ልክዕ ከምዚ ሕጂ ንትግራይ ዝገብሩዎም ዘለው ምዃኑ እዩ፡ ንመሰል ርእሰ ውሳኔና ንምኽባር ን30 ዓመታት ተዋጊእና ኣብ መወዳእታ ብረፈረንደም ናጽነት ኣዊጅና። ስለዝኾነ ከምቲ ናትና ሽግር ንዝረኸቡ ህዝብታት፡ ናይ ምድጋፍ ሞራላዊ ግዴታ ኣለና። ነቲ ዓቢ ስእሊ ምርኣይ ኣገዳሲ ይመስለኒ። በዚ ኮይኑ በቲ ካልእ ንጎድኒ ገዲፍና ብውሑዱ እቲ ናይ ሰብኣውነት ጉዳይ ግና ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክኣቱ ዘይግብኦ ምስ ቂምን ህልኽን ክተኣሳሰር ዘይግባእ ሕቶ እዩ።
      ወደሓንካ።

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 4 года назад +2

      @@yohannes3206 ለባም ዘረባ ዝሓወይ እዞም ሓውሲ ህግደፍ ጫፍ ሒዞም እዮም ዝዛረቡ

    • @senaittesfazgi9707
      @senaittesfazgi9707 4 года назад

      So, are you denied that they deported more than 60k Eritrean in 1999 ??

  • @ሕውነት
    @ሕውነት 4 года назад +3

    ኣንቱም የሑዋትና ሕዝብና ድኣ መኣስ ዲዩ ተባላሹዩ
    ኩሊት የህዋቱ ክሸይጥ ምስ ጀመረ
    ኣብ ኣገልጉለት የህዋቱ ክቅትል ክእምጽን ምስ ወኣለ አንድዩ ዝተባላሸወ
    ምስራቅ ይትረፍ ገንዘብን ገዛን የህዋቶም ተጠላሊሞም ኣብ ቤት ፍርዲ ምስ ወኣሉ አንድዩ ናይ ህዝብና ባህሪ ዝተባለሸወ
    ብዛባ ምዝራፍ ደኣ ቀቀሊሉ
    ንሃዊካ ኩሊት ሓሪዱ ክወስድ ዘይ ደንገጸ ስ' ናይ ተጋሩ ንብረት ግዳይ ገድሽዎ ።
    ኢዚ ከም ሑቶ እካ ክቀርብ ኣይነበሮን።

    • @zayidteklay3371
      @zayidteklay3371 4 года назад

      Tgray tegatu wedihadey maharey iseias weditepien tbuk.geberekum.ertrawian.ybludo.ayneberun.

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 4 года назад +1

    Ab ertirea genizeb rekibom mama halima enida semere mis ab keshi sti kasudiyom 4000.oo arekibato misana.

  • @merhawibelay4066
    @merhawibelay4066 4 года назад

    Xbuq medeb yoel aqribe kuburat yehwat kea nay bhaqi xbuq tezaribkum. Ezi gelegen seb sq eilu eyu zxedf delo. ⭐⭐⭐⭐👍❤️

  • @yosief5946
    @yosief5946 4 года назад +7

    እንታይ ኮለል ትብሉ ኣሎኩም ህግደፍ ፈገርን ስራቅን ንህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ይገብሮ ኣሎ መጅመርሪያ ድዊልኩም ዘይትሓቱ ኣብቲ ከባቢ ብሓይሊ ከዘምቱ ይገብሮም ኣሎ

  • @anekemane7943
    @anekemane7943 4 года назад +3

    Yeah hji wn I stand with my country and my people. Aryi wdak aytkun adiun adun yehlfu zhb yelen nefat

  • @gdehanshabtegergis8720
    @gdehanshabtegergis8720 4 года назад +1

    nay libey rebkma
    jiganu

  • @kamilnasro3193
    @kamilnasro3193 4 года назад

    Atum sebat ab eritrea sidra zeyblu alo diu kuluna dewilna zeregagetsnayi endiu. Entay ena nferih kuluna dewilna aregagitsnayo kisab frnash seriqom.keman.

  • @yok6559
    @yok6559 4 года назад

    Btaemi des zbl agelaxa eka entekonn. Gn nhzbka kemeu aybhal eu. Wala eka haki ykun.

  • @kebrontekie6518
    @kebrontekie6518 4 года назад +2

    Finally I’m the first one today

  • @leilayemane3439
    @leilayemane3439 4 года назад

    Zerai tsubuk aleka hizbi Eretra kem kulu hzbi alem eyu, fuluy aykonen. Hgdef gn seraki,hasawi,ketali, nsu enu Hiji zserki zelo seraki HGDF.

  • @edentesfankid4090
    @edentesfankid4090 4 года назад

    Hnete heto alatene mengesete esyas mat serkom elu zaserom sebat alwu esom ke deke hgrer aykonun malet deyu hger zeykonet sederabet hnete ewen teyatn serketen metfafeten tefre eya✌🤝🙏

  • @Liya-lz9hp
    @Liya-lz9hp 4 года назад +4

    Right or wrong i am with my country
    ኣነ እውን ምስ ሃገረይ እየ.... 🇪🇷❤🙏
    እንኻዕ ዳሐን መጻእኩም የሕዋት ከምኡ እውን ዩኤላ... 🌷

    • @samsonfissehaye7807
      @samsonfissehaye7807 4 года назад +1

      Did you listen what they are saying ?

    • @Liya-lz9hp
      @Liya-lz9hp 4 года назад

      @@samsonfissehaye7807
      Yes i am...what you want know?

    • @Benifer37
      @Benifer37 4 года назад

      Wela wela ayteredeaka intay kem zibelu deghimka simayo

  • @ብሊና
    @ብሊና 4 года назад

    Kindey yiakil zeytebahle wela hanti fre gin ayterekhbelun ekua dea bi awrajan haymanotn tegojajilkum nebereye nebere konkum terifkum , hizbi eritrea fo elukum kab misakhum mis isaias techokinka minbar yihayish elomkum alewu .kab hgdf zifelyekum wela Hanti yeblkumun

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 4 года назад +1

    ዮኤል ኪጅመር ከሎ ኮ እቶም ደገፍቲ ህግፈድ ዮም ናብ ህዝቢ ቀይሮሞ ምበር አቲ ዜና ስርዓት ህግደፍ ዩ ኔሩ።ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ብስርዓት ህግደፍ ዝጭፍጨፍ ዘሎ ህዝቢ ምበር ህግደፍ ኣይኮነን።ግን የቀንየልና ንፉዓት መንእሰያት ኣምጺኻልና።

  • @lulemaha5354
    @lulemaha5354 4 года назад

    Nete zena kea HASOT teblewo.

  • @tinsaeyohanse1091
    @tinsaeyohanse1091 4 года назад

    dekiErey ewe hzbi Eritrea srki iynatun eyu ab gzie Isias Afewerki kulu koyna ena.

  • @amanhaile4319
    @amanhaile4319 4 года назад

    Bjakum seb aytdangru hzben hgedefen felaleywo hzbi serqi aybelnan hgdef gen seti dem seb euu kalay hager bezey hzbi waga yeblan 3thr yeakel zebhal menqesqas kesb mas seb aytedangru kab lomi zetem gezi yelen n hegdef metfe gn kulu hast mkanu merhlna alo aytdkemu

  • @nebizerai8204
    @nebizerai8204 4 года назад +1

    Eti zigerim si bihinte ente koynu zerebakum tay adleye ezi video kem zitefexeme gerkum tekiribiwo not good video yoel.

  • @berhaneniere7154
    @berhaneniere7154 4 года назад +1

    Yoel Great as as usual, keep the good work from Tigray🙏

  • @okbayaraya3237
    @okbayaraya3237 4 года назад

    Nztegageye meeram keerem zeykl entekoynu kaa melay tray eyu eti hgi alem zkone aynet ykun

  • @tesfagh354
    @tesfagh354 4 года назад

    Nezi hzbi zbdlwo zelewu tetekemti mass media eyom kulu gzie chibti zeyblu nhzi zmekakl enda zerguhu

  • @kamilnasro3193
    @kamilnasro3193 4 года назад

    B wegie kemzi gerna elom kinegruna ayntsebe.

  • @tinsaeyohanse1091
    @tinsaeyohanse1091 4 года назад

    Nay Isias srah nana kemnxlae gieruna alo.

  • @redaegebremedhin8634
    @redaegebremedhin8634 4 года назад

    ሰራቒ ዶ ትፈቱ ሓዊ ተባሂሉ ምስ ተሓተ
    ሰራቒ ኢሉ ምስ መለሰሎም ኣስዒቦም ምስታ መልሱ ስለምንታ ሰራቒ ፈቲኻ በልዎ'ሞ ከምዚ ክብል
    ገለጸሎም።
    ሰራቒ ዓቕሙ ጥራይ ኢዩ ተሸኪሙ
    ዝኸይድ ሓዊ ግን ንብረትካን ንዓኻን
    ወሲዱ ውን ተመስገን ኣይፈልጥን ኢዩ
    በሎም ይብሃል።
    ስርዓት ኢሳያስን ጊላታቱን ከኣ 2% መብጽዓ 50 ሽሕ ማእሰርቲ ኩላሊት
    መንእሰያት ብኢድ ኣዙር ምሻጥ
    ስለዘየጽገቦ ንኻልኣይ ግዜ ኣብ ሓዊ
    ጠቢስዎ ዘይየሕመመካስ ኣብ ጓል
    ዘረባ ኮለል ኮይኑ ዘረባና።

  • @shishaywolday5787
    @shishaywolday5787 4 года назад

    Yoel lebam zereba eka tizarebka hibretesebina Kea kemeu eyu

  • @fatimaben4768
    @fatimaben4768 4 года назад

    ሃገረይ ቅንዕቲ ትኹን ጌጋ : ኣነ ምስኣ እየ ( ኣመርካዊ )
    ወደብ ጽቡቅ ተርጊሙዋ!
    = =
    ኣብ እስልምና እንታይ ይብል :
    ኣንስር ኣኻክ ዛልመን ኣው መዝሉመን
    ማለት
    ኩሉ ጊዜ ሓውኻ ሓግዝ !
    ( ኣብ ጎኒ ሓውኻ ኹን ቅኑዕ ተኾነ ወይስ ግጉይ )
    ማለት ቅኑዕ እንተኾይኑ ተተባበዖ
    እንተተጋገየ ኣሩሞ ማለት እዩ።

    • @dawitabrha9079
      @dawitabrha9079 4 года назад

      Emo eta aremo tebla zelka equa tekawimkaio wei mesu yelekan malet eyu.

  • @aidahaben8445
    @aidahaben8445 4 года назад

    አነኮ ዝገርመኒ እንታይ አይነት ሕብረተሰብ እዩ ዘለና ? ክንደይ ዘዛርብ ከሎ? መንዲው ዝመርሆ ነዚ ሰራዊት ዘሎ እቲ ሰራቂ ስርዓት እኮ እዩ ። ሀገርና ደአ መገዲ ጹጋም ምጊዑዝ ካብዝጀመረት ዘመናት ኮይኑ ደቃ በቲና እድመ ደቃ በሊዓ ናቱ ቻለንጅ ወይከአ ጭርሖ ንግበር ንስካትኩም ግን ንፉዐት ቀጽሉዎ

  • @abrahamasfaha5681
    @abrahamasfaha5681 4 года назад

    Srekti mokankom nay yehwatkom klit shetkom zblie hezbe nmntay tetratero kkkk

  • @fanaisaak6277
    @fanaisaak6277 4 года назад

    Izia tera diya srahka

  • @aklilukaleab1758
    @aklilukaleab1758 4 года назад +1

    ዓመጽ ኣሎ ኣብ ኤርትራ እንተ ኢልና: ዓማጺ እንተ ተኣሲሩ : ሰብ ይእሰር ኣሎ ክኣ ይብሉ:: ዘይቅርዑይ ተቓውሞ

  • @michaelalgena139
    @michaelalgena139 4 года назад

    ሃገረይ ቅንዕቲ ትኹን ጌጋ ምስኣ እየ!!! ክጸባጸብ እንድህር ኾይነ ድህሪ ኹነታት እየ ኽጸባጸብ !!! ሃገርን ፖለቲካዊ መርገጺን በበይኖም እዮም !!! Eritrea. First

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 4 года назад

      እቲ ጎቦታት; እቲ ወሓይዝ; እቲ ኣግራብ..... ወዘተ ኢኻ ተቀድም ማለት ዲዩ ዝኸውን ዘሎ? ኣብቲ ውሽጢ ህዝቢ ዝፍጸም ሕማቅ ነገራት ምቅዋምስ ፖለቲካ ኢኻ ትቆጽሮ ማለት'ዩ? ንሓቅን ስነስርዓትን ከተንግስ እንተዘይተበገስካ I stand with my country ማለት እንታይ'ዩ ትርጉሙ።

  • @abrahamasfaha5681
    @abrahamasfaha5681 4 года назад

    Ata efle fara kemflat kzareb sham kkkk

  • @goitomsium7484
    @goitomsium7484 4 года назад

    ቁስልኻ ቀሊዕካ ከተውጽኦ ከለኻ, ንክትሕክሞ ትብዓት ይህልወካዩ፣ ሸፊንካ ትሓብዖ ተኮንካ ግን, ብውሽጢ ዓብዒቡ ይቀትለካዩ፣ G15, ኢሳያስ ካብ ቅድም ኣብቅድሚኦም ንዝፍጽሞ ዝነበረ ጌጋታት ናብ ህዝቢ ወጺኦም ዓው ኢሎም ድዛረቡሉ እንተዝነብሩ ኔሮም, ኣብ ጎኖም ዝስለፍ ህዝቢ በብእወኑ ከጥርዩ ምኻኣሉ፣ ህዝቢ ኣብዘይተዳለወሉ ግዜ ግን ሓቢዖምሉ ዝጸንሑ ተኣኪቡ ካብ ዓንቀር ንላዕሊ ኮይኑዎም ምስተተኮሶም, ህዝቢ ግን ክስዕቦም ኣይከኣለን፣ ስለዚ, ቁስልኻ ዘይምሕባዕ፣

  • @solomontecle3059
    @solomontecle3059 4 года назад

    ዘርአይ መራት ቅድሚ ፖሌቲካ ነብስኻን ፀግርኻን ፅረ በካዕ ።

  • @weldaygebru2777
    @weldaygebru2777 4 года назад +1

    ኣጋይስካ ብጣኦሚ በላሕትን ክምስገኑ ይግበኦም ኢዩ

  • @nardosabraha722
    @nardosabraha722 4 года назад +1

    ናብ (ዘራአይ )ጸቡቅ መልሲ ሂቡ ።
    ይግደፋ ደገፊት ሕፈሩ ። አብ መቀለ
    ኤርትራዊያን በሻሐት ዝሐቆፈት ኢያ ትግራይ
    ኔራ ኤርትራዊያን አብ ጎኑ ዓባይ ትግራይ ኑኩን

  • @lulemaha5354
    @lulemaha5354 4 года назад

    Hawena I dont agree with u netom zebelewo zeytemeluselom, Nekefeta aytegbero tebelka
    Hije wen HIZEBE ERITRA chiwa EYO.

  • @Redae1993
    @Redae1993 4 года назад +1

    ሃገር ህዝቢ እንበር መሬት ኣይኮነን ሰኪትኩም ኮለል ኣይትበሉ ሓሰውቲ ።

    • @moges720
      @moges720 4 года назад

      ሃገር ብዘይ መሬት ኬ ኣሎ ድዩ? ህዝቢ መንግስቲን መሬትን ኩሎም ብሓባር ሃገር ይባሃል:: ህዝቢ ስለዝኾኑ ጥራሕ ሃገር ይምስርቱ ማለት አይኾነን:: ኩርድ ህዝቢ እዮም ግና ድማ ሃገር የብሎምን

  • @fanaisaak6277
    @fanaisaak6277 4 года назад

    Seray agame iyu

    • @tkh4049
      @tkh4049 4 года назад

      Agame is better than you. You are slave all your life. Good luck with your stupidity!!!

    • @trtetintr5120
      @trtetintr5120 4 года назад

      You are ethiopian ,t divided us

    • @trtetintr5120
      @trtetintr5120 4 года назад

      @@tkh4049 ጥንብ አጋሜ