ሎምውን ከም ቀደምና ታሪኽ ንስራሕ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 23 дек 2024

Комментарии •

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 8 месяцев назад +5

    Because of the sacrifices our heroes and our martyrs made for us all Eritreans for our freedom and our identity, I'm always forever grateful to be Eritrean!!
    💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫

  • @merateyjohn7209
    @merateyjohn7209 8 месяцев назад +6

    እግዛብሄር ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ክቡር ኣያና ፡ከምቶም ክቡራት ኣያትትናን ኣሕዋትናን ዝበሉዎ ፡ናይ ኤርትራዊ መለለዩ ምትሕግጋዝ ምትሕልላይ.......... ኢዩ እሞ ኩልና ኣጆና ዝሓበረ ሓፍሽ ዓጋቲ የብሉን 🇪🇷⛪🕌❤

  • @dh4343
    @dh4343 8 месяцев назад +4

    🌿🇪🇷🌿🇪🇷🌿🇪🇷🌿🇪🇷🌿🇪🇷🌿🇪🇷❤🙏❤

  • @almazamanil1055
    @almazamanil1055 8 месяцев назад +5

    👌👌👌👌👏👏👏👏👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷

  • @teddyabrah4608
    @teddyabrah4608 8 месяцев назад +3

    Please let us help him as usual.

  • @hawashait8758
    @hawashait8758 8 месяцев назад +2

    KUBUR SINETIBEBAWI AYANAN HAWINAN MEMIHIRINAN MOKONNEN KIDANE AMLAK MULUE TEENAN YIHABKA 🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷

  • @Buyamedia1
    @Buyamedia1  8 месяцев назад +1

    www.gofundme.com/f/help-mekonen-kidane-shabay-heart-transplant?qid=2fec5117d1a2cadfc8908e8fc410d8f0

  • @arefayneberaki7023
    @arefayneberaki7023 8 месяцев назад

    ኣብ ርእሲ'ቲ ዝሕተት ዘሎ ህጹጽ ሓገዝ፡ እዛ ዝጠቀሱኩማ መጽሓፍ.ውን ኣብ ምሉእ ዓለም ዘሎ ሕቡን ኤርትራዊ ከም ዝገዝኣ ብምግባር ቀጻልነት ናይ ናብራኡ'ውን ከነረጋግጽ ይግበኣና፡ ምሉእ ጥዕና ረኺቡ ብሕጂ ንዝገብሮ ህያብ ናብ ባህልናን ታሪኽናን ክቅጽሎን ዓወትን ኣሳልጦን ክረክብን ንምነየሉ።

  • @tedrosberhane6668
    @tedrosberhane6668 8 месяцев назад

    ካብታ ኣዝያ ዘሕዘነትኒ ጉዳይ ናይ መኰነን ኪዳነ ሻባይ ዕምቈት ስፍሓትን ፍልጦቱን አበርክትኡን ቡዙሓት ኣድኒቕኩሞን መስኪርኩሙሉን ከተብቁዑስ ደራሲ ገጣማይ ጸሓፋይ መምህር ኩሉ ዐይነት ጥበብ ዝተዓደለ ሊቅ ኩሉ ብነጻ ንህዝቡ ስለ ዘበርከተ ተጋዳላይ ሓሚሙ ክሕከም ኣብ ምጽዋት ወዲቑ ብምስመዐይ ኣዚየ ሓዚነ። ነቲ ወሃብ ጸባ ኣይትኽላእ ማጨባ ኢዩ ሞ ደቂ ኤረይ ዕውታት ኢኹም ሕጂውን ከምቀደምኩም ሓደራ። ቴድሮስ