Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ፍና ሓፍተይ እመ ኣምላኽ ጽላላ ተንብረልኪ ጥዑም ዝማሬ
ኣሰይይይ እልልል እልልል እልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጽብቅተይ ጥዕምቲ ድምጺ ንክትቅጽልዮ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ተጽልለልኪ።
🙏🙏🙏🙏🙏
አሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዓልና እሰይ እሰይ ከምዚ እናገበርኩም ትግርኛ መዝሙርን ስብከትን ልቀቁልና እግዛብሄር ፀግኡ የብዘሐልኩም
hii
ትግርኛ ስብከትruclips.net/video/7nvcy96n2-E/видео.html
ኣደይ ሓደራኪ ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራኪ (4)ናብ ቤትኪ መጺአ ኣደይ ሓደራኪ ትዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራ (2)ሰላም ለኪ ድንግል ኣደይ ሓደራኪክጅምር ጸሎተይ ኣደይ ሓደራኪ ሓሳባት ናይ ልበይ ኣደይ ሓደራኪ ክሰምር ትምኒተይ ኣደይ ሓደራኪ ማርያም ተምሒርኪ ኣደይ ሓደራኪ ኮናኒ መን እዩ ኣደይ ሓደራኪትዘድሕን ዝቀትል ኣደይ ሓደራኪ ወድኪ እንድዩ ኣደይ ሓደራኪ ኣዝ----ብናይ ሓጥያት ገመድ ኣደይ ሓደራኪ ተኣሲሩ እንግበት ኣደይ ሓደራኪንስጋይ ኣክቢረ ኣደይ ሓደራኪኣሕሲመያ ነፍሰይ ኣደይ ሓደራኪ ምስቶም መላእክቲ ኣደይ ሓደራኪ ንዒ ናባይ ማርያም ኣደይ ሓደራኪ እሱራተይ ፍትሒ ኣደይ ሓደራኪ ኣውጽእኒ ካብ ጸላም ኣደይ ሓደራኪኣዝ---ጥበብ ቶምጠቢባን ኣደይ ሓደራኪ ኣይኮነንን ፈውሲ ኣደይ ሓደራኪ ብኢድኪ ዳህሲስኪ ኣደይ ሓደራኪ ንብዓተይ ሓብሲ ኣደይ ሓደራኪ ኣብታ መረባኪ ኣደይ ሓደራኪ ኣብታ ሓሸዋኪ ኣደይ ሓደራኪ ንክትልምንለይ ኣደይ ሓደራኪ ክልምን ነዓኪ ኣደይ ሓደራኪ ኣዝ--- ኣባዲት ናባይት ኣደይ ሓደራኪ ርህሩህ ዩ ልብኪ ኣሰይ ሓደራኪ ብወርቂ ጫማኪ ኣደይ ሓደራኪ ንከልቢ ዘስተኪ ኣደይ ሓደራኪ ስለ ስምኪ ኢሉ ኣደይ ሓደራኪ ዘስተየ ሕፍኒ ማይ ኣደይ ሓደራኪ ተከቢሩ ይነብር ኣደይ ሓደራኪ ምስ ወድኪ ኣብ ሰማይ ኣደይ ሓደራኪ
ኣሜን፡ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ጽሕፈት ስኢነያ ክጽሕፋ ኢየ ሓሲበኔረ ሚ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይብዝሓልካ
@@emeelohe ኣሜን ፀጉኡ የብዘሐልኩም🥀🥀🥀🥀🥀
O
❤❤❤❤❤
አሜን አሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዐልና ፀግኡ የብዝሓልኪ ሓፍተይ ናተይ ድንግል ማርያም እቲ ዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራኪ ልበይ ትትንክፍ ዝፈትዋ ዝማሬ ኣደየ ስምኪ ፀዊዐ ኣይሓፈርኩን ማርያመይ ፀግዐይ ዋሕሰይ ።ማርያመይ ኣብዚሔኤ ዝፈትወኪ
Amen
አሰይይይይይ ዛሓፍተይ ጥዑም ዝማሬ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ዝማሬ ቅዱስ አቦና ዳዊትን አቦና ቅዱስ ያሬድን ዝተቀበለ ልዑል እግዚአቢሄር ዝማረኪ ይቀበለልኪ ወላዲት አምላክ ወትሩ ምሳኪ ትኩን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስማዕልና
Aseyyyy ellllllll zmare mlakti yesmalna zhaftey
ኣሜን
አሜንአሜንአሜን
አሰይይይይይ ዛሓፍተይ ጥዑም ዝማሬ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ዝማሬ ቅዱስ አቦና ዳዊትን አቦና ቅዱስ ያሬድን ዝተቀበለ ልዑል እግዚአቢሄር ዝማረኪ ይቀበለልኪ ወላዲት አምላክ ወትሩ ምሳኪ ትኩን 😘😘😘✟✟✟🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Merhawit Teklu Amen amen amen
Asseyy mikirti haftey ♥️♥️♥️♥️
ኣሚን ኣሚን ኣሚን
08m
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ኣገልግሎትኪ ይባርከልኺ። ኣነ ዲያቆን እስጢፋኖስ እበሃል፡ናይ መቀለ ዩኒቨርሲቲ(MIT)ናይ ENGINEERING ተምሃራይ እየ ።መንፈሳዊ መዝሙር ንምውጻእ ፍሉይ ድሌትን ሃንቀውታን ኣለኒ፣ ብዙሓት መዝሙራት ግጥሞምን ዜምኦምን ደሪሰ ግን ድማ ኣብ ትግራይ ኾይንካ መዝሙር ምውጻእ ኣይከኣልን፣ብዙሕ ኣይተለመደን፣ናብ ኣዲስ ኣበባ ምኻድ ይሐሸካ ወዘተ እናበለ ተስፋ ዘቁርጽ እምበር ዘተባብዐንን መንገዲ ዝሕብረለይን ስኢነ ዳርጋ ናብ ተስፋ ምቁራጽ በጺሐ ኔረ። ሐዚ ግን እዛ መዝሙር ምስ ሰማዕኹ “ኦ ኣምላኸይ ነቲ ረሳሕ ኣንደበተይ ከይተጸየፍካ ግዲ ክዝምረልካ ክትፈቅደለይ ኢኻ?" ኢለ ተስፋ ገይረ። በይዛኹም እትፈልጥዎም ኣብ ትግራይ ዘለዉ መንፈሳዊ ስቱዲዮታት እንተሃልዮም ኣድራሽኦም ሓቢሩኒ፣ Selina Studio እውን ኣድራሻኹም ኣብቲ ቪድዮ ተትጽሕፉልና ደስ ምበለኒ ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር። ወስብሓት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን!!!
ነዛ መዝሙር ክረክብ ዘያተኩዎ የለን ብጣዕሚ ጽቡቅ መዝሙር ኣይ ትሕመቂ
Kkkkkk kemzi natey do rekibe naybhaki gerimuni🕇🕇👍👍👍
medrawi hager aydeleyakan eu hawey mekenyatu ezi mezmur ezi naymdri sela zeywekelThanks bro
አልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት የስመኣልና
Girmay Amanuel ay teredatne eza xhftka hawey natey
@@Habtom-x7e Ezi hawey bekale aytradayo ans Eezmur si hager ayfelen eu ilaeya kamu ila xehfalka .
ዘማሪት ፋና ሓፍተይ ሰሚዕካ ዘይትፅገብ ብጣዕሚ ደስ እትብለካ ጥዕምቲ መዝሙር ናይ ኣዴና ማርያም በረኸትን ፀጋን ኣዴና ብዕፅፊ ትሃብኪ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ ዘማሪት ፋና ሓፍተይ በረኸትን ፀጋን ናይ ኣዴና ማርያም ምስ ኩላትና ደቃ ይኹን
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዕልና ጸግኡ ይብዝሓልኩም እዝጋቢሄር ኣምላክ
ዝማረ መላእክት የስመዐልና ወለላይ ስማ ዝፀወዐ ኣይሓፍርን🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ዳዊት ቅኔ ያሬድ ዝተቐበለ ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስማልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ወላዲተ ኣምላክ ቅድስተ ቅዱሳን ብኣማላድነታ ትሓልወና ኣሜን ኣጆኹም በርትዑ እዞም ኣሕዋተይ
ድንግል ማርያም ቲዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኪ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና🙏🙏🙏
እልልልልልእልልልልልእልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስማዓልናጾሎታን በረኸታን ኣይ ፈለይኪብርኽቲ ሓብተይ
*ዝማሬ መላይክትን ያስማልን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን!*
አሜን ዝማሬመላእክት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ እግዚአብሔር ይባርከልኪ መዝሙር ምስ ፅሑፍ ላኣክልና አሕዋተይ
ዝማሬ መላእክቲ ዝተቀበለ እግዚኣብሔር ዝማሬኹም ይቀበል። ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ስድራ ክርስቶስ። ማዕረ ማዕረ እቲ መዝሙር ግን እቲ ግጥሚ ምስኡ ተጽዝሓፍ ኩሉ ሰብ እንዳንበበ ምዘመረ ምተለማመደ ኔሩ ይብል ኣሕዋት ከም ርኢቶ እያ ከም ድፍረት ኣይትቁጸርዋ። ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ወላዲቱ ወትሩ ኣብ ዙርያኹም ይኹን።
አቤቱ የሆነብንን አስብ እግዚአብሔር(2)ቅኔ ማህሌቱ በደምህ ረሰረሰመቅደስ ተቃጥሎ መሰውያዉ ፈረሰጮሁ ደናግላን ደም እንባ አለቀሱበቅድሱ ስፍራ ታርዷልና ቄሱአቤቱ የሆነብንን አስብ እግዚአብሔር(2)ሰላም መስሎን ነበር መዉጣት መግባታችንለካስ በሾህ ታጥሯል ዙርያው ጎዳናችንየፅዮን መንገዶች በዕንባ ተሞልተዋልየሚያምሩት ግንቦችዋ በሌሊት ፈርሰዋልአቤቱ የሆነብንን አስብ እግዚአብሔር(2)የቁጣህን በትር ማን ይቋቋመዋልየኃይልህን ጽናት ማንስ ይችለዋልየሽማግሌው ፊት አልታፈረምናከፊት ቀና እንበል እንዴት እንፅናናአቤቱ የሆነብንን አስብ እግዚአብሔር(2)እንደ ዘካርያስ እንደ እግዚአብሔር ወዳጅወደቁ ብዙዎች ገቡና ካንተ ደጅህፃን አዛዎንቶች ጎበዦቹ ሁሉ ተሰዉ ለፍቅር አንክድም እያሉ ++++++++++++++++++++++++++አቤቱ የሆነብንን አስብ እግዚአብሔር(2)ለዘማሪት ፀዳለ ጎቤ እግዚአብሔር አምላክ ቃለህይወትን ያሰማልን
የአገሪቱ ጠቅላይ ሚኒስትር "የአማራ ህዝብ ላይ ግልፅ የጦርነት አዋጅ አውጀዋል " የአሜሪካው የስለላ ድርጅት " በአማራ ክልል የዘር ማጥፋት ወንጀል ተፈፅሞዋል " አልጀዚራ" በግልፅ የአገሪቱን መከላከያ በመጠቀም ከ600 ያላነሱ የአማራ ክልል የፀጥታ አካላትን ባላሰቡት መንገድ ተገድለዋል " " የአገሪቱ ጠቅላይ ሚኒስትር ለግላቸው ተጠሪነት ያቋቋሙት ልዩ ጦር ከአንድ ወገን የሆነ ሲሆን ሙሉ ሀይሉን ተጠቅሞ በጎጃም እና በወሎ በርካታ ንፁሀን አርሶ አደሮችን አስገድሎዋል" በርካታ የአለም ሚዲያወች በአማራ ህዝብ ላይ ጠቅላይ ሚኒስትሩ በግልፅ የዘር ማጥፋት ወንጀል እየፈፀሙ እንዳሉ ዘግበዋል ።የእስራኤል መንግስት ቃል አቀባይ በበኩሉ "ይህ ጉዳይ ከእስራኤላውያን ጋር ይመሳሰላል አዲሱ ጠቅላይ ሚኒስትር በግልጽ የአማራን ህዝብ የዘር ማጥፋት ወንጀል እየፈፀሙ እንዳሉ አይተናል " ሲሉ አደጋው የከፋ መሆኑን ገልፁዋል።አገሪቱ ከእንግዲህ በከባድ ውድቀት ውስጥ ገብታለች የአማራን ህዝብ የዘር ማጥፋት ወንጀል በደም ቀብተውታል ያለው ሌላኛው የናይጀሪያው ጋዜጠኛ ከባህርዳር በወቅቱ ያየውን ፅፎዋል።ጠቅላይ ሚኒስትሩ ይህ ጉዳይ ይፈፀም ዘንድ በመላ አገሪቱ የኢንተርኔት አገልግሎት እንዲቋረጥ አድርገዋል።በደብረ ብርሀን ደብረ ማርቆስ በርካታ ንፁሀን ወጣቶችን በማፈስ እረሽነዋቸዋል።ይህ የፅሞና ጊዜ ብቻ ሳይሆን የአማራ ህዝብ አንድነቱን በእጅጉ በመጠበቅ የተጋረጠበትን አደጋ ይወጣ ዘንድ አብን ጥሪውን አስተላልፉዋል።እንደመረጃወች ከሆነ ትክክለኛ ቁጥሩ ባይታወቅም በሺወች የሚቆጠሩ እንደተገደሉ ሱዳን ትሪቡንን ጠቅሶ ዘግቦዋል።የአገሪቱ ጠቅላይ ሚኒስትር የተገደሉትን በፍጥነት እንዲያነሱና የመሳሪያ ነጠቃው በፍጥነት ይካሄድ ዘንድ ትዛዝ ሰተዋል ይህ እስኪሆን ድረስ ሙሉ በሙሉ የአገሪቱ የመንግስት ሚዲያወች ስለ ጉዳዩ በተቃራኒ ይዘግቡ ዘንድ ትዛዝ ተሰቶዋቸዋል ይህን ማድረግ አንችልም ያሉ ጋዜጠኞች ከባድ ማስፈራሪያም ነው የተሰጣቸው።ከእንግዲህ አማራን እየቀበረች የምትቀጥል ኢትዮጵያን አንፈልግም መገዳደል ከሆነ ቀላል ነው ዝም ብለን አንሞትም በሚል የክልሉ ልዩ ሀይል አባላት ፍልሚያ ጀምረዋል።የአማራ ክልል ላይ ጠቅላይ ሚኒስትሩ የዘር ማጥፋት ወንጀል የአገሪቱን ኢንተርኔት ዘግተው እስካሁን እንደቀጠሉ በርካታ የአለም ሚዲያወች እየዘገቡት ነው አልጀዚራ አረበኛው እንዲያውም አለፍ ብሎ ጠቅላይ ሚኒስትሩ ከሱዳን የጦር እርዳታን በመጠየቅ ነገሩን የማፈን ስራ እየሰሩ እንደሆነ ዘግቦዋል።ከእንግዲህ አይደለም የኢትዮጵያ ሰራዊት የአለም ቢመጣ በመገዳደል ከሆነ የአማራን ህዝብ አያቆመውም በፍፁም። አብሮነት እንጅ መጠፋፋት አይበጅም ።ግን ዛሬም በሺወች የሚቆጠር የአማራን ህዝብ የጨፈጨፈው አብይ መቸም ከእንግዲህ ኢትዮጵያ የምትባል አገር ትረጋጋለች ብሎ ከሆነ ይርሳው። ያመነውን ህዝብ መክዳቱ ሳያንስ የዘር ማጥፋት ወንጀል መፈፀሙ ታላቁን የአማራን ህዝብ ይበልጥ እንደ ብረት ያጠነክረዋል እንጅ አያላላውም በፍፁም። አንድ ነብስ ሲቀጥፍ ሌላ ደም ይፈላል። በደም የአማራ ህዝብ ላይ ጥቁር ነጥብ አብይ ጥሎዋል ኢንተርኔት በማፈን ህዝቡን በሚዲያ በማደናገር አፍኖ የአማራን ህዝብ ጨፍጭፎዋል የተገዱሉትን ሬሳ በከባድ መኪና እያሳፈሰ ሀሳቡ እስኪያልቅ ድረስ ሙሉ በሙሉ መረጃን ዝግ አርጎታል። የእሱን ማፈን ባይሳካም ያደጉት አገራት ሰላይ ድርጅቶች እና የሚዲያ አውታሮች በተለይም አልጀዚራ እና ሮይተርስ የእስራኤል የስለላ ድርጅት ጉዳዩን ይፋ ዘርግፈውታል።
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬመልኣክት ያስመዐልና ፀጋ በረከት ያሕድረልክ ምቅርተይ ኣስይይይይ ክንድይ ይጥዕም እትልሳንክ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌻🌻🌻💐💐💐💐💐💐💐🌻🌻🌻♥️♥️♥️♥️♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በረከትን ረዲኤትን ናይ ወላዲት ኣምላክ የካፍለና እግዛኣቢሄር ኣምላክ ስም እግዛኣቢሂር ኣምላክና ዝከበረንዝተመስገነን ይኩን
ዝመሬ ዳዊት ቅዱስ ያሬድን ዝተቀበለ ኣምለክ ይቀበለልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እስይይይይይይ ፀጉኡ የብዘሐልክም እግዚአብሔር አምላኽ ክብራት እ ሕዋትይ
ድንግል ማርያም ኣደይ ሓደራካ ዕልልልልልል ዝማሬየ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ፀጋኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር 👏👏👏💗💗💙💙☘️☘️🌿🌿🍃🍃🎋🍁🍁🌹🌹🌹🍂🌷🌷💐💐🌸🌸🌺🌺🌺🌻🌻🌻🥀🥀🥀🍀🍀🍀🍀🌲🌲🌲🎄🎄🌿☘️☘️🎍🎍🎍🌻🌻🌻🌻🌻
ዝማሬ መላአክት የስማዓልና ኩሉ በረኸትና ካብ ጽዮን ኢዩ ዝፍልፍል።
አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር ይባርክ💛💚❤👏👏👏👏
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ቲዝነገርክኪ ኣደይ ሓድራኪ
ኣሰይይይይይይይይይይይዕልልልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልኪ ልዑል እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ። ድንግል ማርያም እቲ ዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራኺ፡ትዝነገርኩኺ (2)ኣደይ ሓደራኺኣባይት ነባይት ርህሩህ'ዩ ልብኺ።ናይ ብሓቂ እቲ ንነገራ ኩሉ ኣብ ግዜ መከራን ስቃይን እንጭነቀሉ ብጸሎት ኣዴና ሓሊዩና'ዩ ባዕሉ።
እልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልዝማሬ መልእክት የስመዐልና ድንግል ማርያም ትዘንገርኩኪ አደይ ሓደራኪ እመ አምላክ አንቺ ተማፅኖ ያፈረ የለምና።
ስለ እቲ መዝሙር ናይ መዝሙር ባዓል ቤት ልኡል አምላኽና ንዘልአለም ይክበር ይመስገን አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏ብሓቂ ጥዑም ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ ያብዘልኪ 🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌾🌾🌾
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓና ክብርቲ ሓብትና
ኣሜንኣሜንኣሜንዝማረ መላእክት የስመዓልና
i Love you dengel maryami adey halaley
_በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን_ *_ኣደይ ሓደራኪ_**_ድንግል ማርያም እቱ ዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራኪ//2/_*_ናብ ቤትኪ መፅየ _*_ኣደይ ሓደራኪ_*_እቱ ዝነገርኩኪ _*_ኣደይ ሓደራኪ_*_ሰላም ለኪ ድንግል _*_ኣደይ ሓደራኪ_*____ክጅምር ፀሎተይ _*_ኣደይ ሓደራኪ_*_ሓሳባት ናይ ልበይ _*_ኣደይ ሓደራኪ_*_ክሰምር ትምኒተይ _*_ኣደይ ሓደራኪ_*_ተሚሒርኪ ማርያም_*ኣደይ ደራኪ*_ኮናኒ መን እዩ *_ኣደይ ሓደራኪ_*እቱ ዘድሕን ዝቀትል *_ኣደይ ሓደራኪ_*ወድኪ እንድዩ *_ኣደይ ሓደራኪ_*✝አዝማች===*_እቱ ዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራኪ 2//_*ብናይ ሓጥያት ገመድ *_ኣደይ ሓደራኪ_*ተኣሱሩ እግረይ *_አደይ ሓደራኪ_*ንስጋይ አክቢረ *_አደይ ሓደራኪ_*አሕስበያ ነብሰይ *_አደይ ሓደራኪ_* ምስቶም መላእክቲ *_አደይ ሓደራኪ_*ንዒ ናባይ ማርያም *_አደይ ሓደራኪ_*እስራተይ ፈቲሐ *_አደይ ሓደራኪ_*ኣውፅእኒ ካብ ፀልማት *_አደይ ሓደራኪ_*✝አዝማች ==*_እቱ ዝነገርኩኪ አደይ ሓደራኪ 2//_*ጥበብ እቶም ጠቢባት *_አደይ ሓደራኪ_*ኣይኮነኒ ፈውሲ *_አደይ ሓደራኪ_*ብኢድኪ ዳሂስስኪ *_አደይ ሓደራኪ_*ንባዕተይ ሓብሲ *_አደይ ሓደራኪ_*ኣብታ መረባኪ *_አደይ ሓደራኪ_*ኣብታ ሓሸዋኪ *_አደይ ሓደራኪ_*ንክትልምንለይ *_አደይ ሓደራኪ_*ክልምን ናዓኪ *_አደይ ሓደራኪ_*✝አዝማች *_እቱ ዝነገርኩኪ አደይ ሓደራኪ 2//_*ኣባዲት ነባይት *_አደይ ሓደራኪ_*ርህሩህ እዩ ልብኪ *_አደይ ሓደራኪ_*ብወርቂ ጫማኪ *_አደይ ሓደራኪ_*ንከልቢ ዘስተኪ *_አደይ ሓደራኪ_*ስለ ሽምኪ ኢሉ *_አደይ ሓደራኪ_*ዘስድሕ ሕፍኒ ማይ *_አደይ ሓደራኪ_*ተከብሩ ይነብር *_አደይ ሓደራኪ_*ምስ ወድኪ ኣብ ሰማይ *_አደይ ሓደራኪ_**_ድንግል ማርያም እቱ ዝነገርኩኪ አደይ ሓደራኪ 2/_* *_እቱ ዝነገርኩኪ አደይ ሓደራኪ 2//_*_ንበረከት ብስም ስላሴ ሓብርና ንዘምር ክቡራት አሕዋተይ_ወስብሐት ለእግዚአብሔር
ኣሜንንንንንኣሜንንንንንኣሜንንንንንን ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ተባረኪድንግል ማርያም ትዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራኪ ኣሜንንንንን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ኣማላጅነት ፀሎት በረከት ምሰ ኩልና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን
@@brahamnove5923 ኣሜንንንንኣሜንንንንንኣሜንንንንንን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ቅዱስ ምካኤል ሓላዊና እዩ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ክብርቲ ሓፍትና 🙏🙏🙏
ትግርኛ መዝሙር ።* ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ *ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ (2)ናብ ቤትኪ መፂአ
ድንግል ማርያም ቲ ዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ 🙏
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ማላእክቲ የስመዓልና ፅቡቅቲ ድምፂ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Zmarie melaekt yesmealna !! Btaemi des zeble mezmur !! It touched me !! Dngle Mariam ab gon'na tkun !! Amen !!
እፍ ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኪ አደይ ሓደራኪ ነቲ ሰማዒ ውልድኪ ንገርለይ
Aseyyyyyy Amen Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna egzabherrrr eme brhan Adeyyyyyy xeletannnn bereketannnnn ayfeleyena
ኣብ ዞሎናዮ ሓላውትና ትኩን ማርያም❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፍቑራት የሕዋተይ ናይ ድንግል ማርያም ኣማላድነት ይሓልኩም
ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስምዓልና ጸሎት እመ ብርሃን ኣይፈለየና
እመብርሃን ኣጎልጉለትኪ ትባርኽ ዝሓፍተይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
Adey haderaki zmare melakti yesmalna brktey ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ፆሎታን በረከታን ኣማላድነታን ምሕረት ፍቁር ወዳን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜንኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልክን እግዚኣብሔር ኣምላክ ህያበይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ⛪🙏⛪🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ቃለ ህይወት የስምዐለይ እዛ ሓፍተይ ፍትውቲ ዘማሪት
ኣሜን፫ ዝማሬ መለእክቲ ያስመዐልና ፀጉኡ ያብዙሐልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ፈጣሪ ኣምላክ👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏
ድንግል ማርያም ትዝነገርኹኺ ኣደይ ሓደራኺ ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና 🙏🙏🙏🙏❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እሰይ ዝሓፍተይ ጥዑም ዝማሬ እልእልእልእልእልልልልል
ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኪ እደይ ሓደራኪ እልልልልልል 👏👏👏ዝማሬ መላእክቲ የስመእልና ፀግኡ የብዘሐልኪ ናይ እገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ እሜን
ድንግል ማርያም ቱዝነገርኩኲ ኣደይ ሓደራኪ እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
ዝማረ መላእክት የስምዐልና እልልልልልልልልልልልልል
አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልል🌼💒🌼💒🌼💒🌷💒🌷💒🌺💒🌺💒🌺💒🌺🌷💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🙏
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ጥዕምቲ መዝሙር ፋና ሓፍተይ ❤❤❤🙏🙏🙏
Aseyyyy haftey dngl maryam xegea tebzehelki Amen Amen Amen 👏👏👏👏👏👏👏👏
ድግል ማርያም ሓደራኪ እልልልልልልልልል ዝማር መላክት ያስማልን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክታ የስመዐልን ፀጋን በረከትን ኣይፈለይን❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መለአክት ያሰማልን የኔ አህት ዲንግል ማርያም ትጠብቅሽ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዝሓልኪ
እልልልልልልልልልልል ፫ ዝማሬ መልእክት የሰመዐልና ክብሪት ሓፉትና 🤲🤲👏👏👏
እልልልልልልልልልልል🎉🎉
Aseyyyy Ellllllll Ellllllll zmarie melakti yesmealna mear habtey bereketan redietan nay qdisti qudusan ayfeleyena
ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ(2)ናብ ቤትኪ መፂአ ኣደይ ሓደራኺትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺሰላም ለኪ ድንግል ኣደይ ሓደራኺክጅምር ጸሎተይ ኣደይ ሓደራኺሓሳባት ናይ ልበይ ኣደይ ሓደራኺ ክሰምር ትምኒተይ ኣደይ ሓደራኺማርያም ተምሒርኺ ኣደይ ሓደራኺ ኮናኒ መንዩ ኣደይ ሓደራኺእቲ ዘድሕን ዝቐትል ኣደይ ሓደራኺወድኺ እንድዩ ኣደይ ሓደራኺ"""ድንግል ማርያም ትዝነገርክይኺ ኣደይ ሓደራኺ(1)""ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ (2)ብናይ ሓጢኣት ገመድ ኣደይ ሓደራኺ ተኣሲሩ እግረይ ኣደይ ሓደራኺንስጋይ ኣኽቢረ ኣደይ ሓደራኺኣሕሲረያ ነፍሰይ ኣደይ ሓደራኺምስቶም መላእኽቲ ኣደይ ሓደራኺ ንዒ ናባይ ማርያም ኣደይ ሓደራኺእስራተይ ፍትሒ ኣደይ ሓደራኺ ኣውፅኒ ካብ ፀላም ኣደይ ሓደራኺ""ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ(1)"""ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ(2)ጥበብ ቶም ጠቢባን ኣደይ ሓደራኺኣይኾነንን ፈውሲ ኣደይ ሓደራኺብኢድኺ ዳህሲስኺ ኣደይ ሓደራኺ ንብዓተይ ሓብሲ ኣደይ ሓደራኺኣብታ መረባኺ ኣደይ ሓደራኺ ኣብታ ሓሸዋኺ ኣደይ ሓደራኺንኽትልምንለይ ኣደይ ሓደራኺ ክልምን ንዓኺ ኣደይ ሓደራኺ""ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ(1)""ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ(2)ኣባዲት ናባይት ኣደይ ሓደራኺርህሩህ እዩ ልብኺ ኣደይ ሓደራኺብወርቂ ጫማኺ ኣደይ ሓደራኽ ንኸልቢ ዘስተኺ ኣደይ ሓደራኺስለ ስምኪ ኢሉ ኣደይ ሓደራኺ ዘስቲ ሕፍኒ ማይ ኣደይ ሓደራኺተኸቢሩ ይነብር ኣደይ ሓደራኺ ምስ ወደኺ ኣብ ሰማይ ኣደይ ሓደራኺ"" ደንግል ማርያም ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ(2)""' ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ (4)
አሰይይይ ክብርት ሓፍተይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሓልኪ እግዚአብሔር አምላክ እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል
ኣሜን ዝማረ መላኢክት የስምዓልና እግዛቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም.
ድንግል ማርያም ቲዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ ብጣዕሚ ውሽጥኻ ትትንክፍ መዝሙር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐልና
እልልልልልልልልልል አሰይ ዛሓፍተይ ጥዑም ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ቅዱስ ያሬድን ዝተቀበለ ልዑል እግዚአቢሄር አምላክ ዝማረኪ ይቀበለልኪ ድንግል ማርያም እቲ ዝነገርትኪ ኩሉ ተቀበልያ እቲ ህዝብና ዝልምና ዘሎ ኩሉ ሰሚዐ ናብ ልዑል እግዚአቢሄር አምላክ አዕርግልና 🕊🕊🕊
ድንግል ማርያም ቲዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ ዝማሬ መልእኽቲ የስምዓልና
ዝማሬ መለኣክቲ የስምዓልና ሓደራኺ ወላዲት አምላክ ኣይትፈለይናብጽሑፍ ተትሰዱልና ፍቓድ እንተኮይኑ
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዐልና;
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማረ መልእከት የስመዐልና🤲🤲🤲🤲🤲
@@hiwettesfay1931 Amen Amen Amen
ኣምላኽ ኣብ ወትሩ ዝሬኹም ምሳኹም ይኹን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመኣና🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን፫ ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን ፀጋ እግዚአብሔር ይብዛላችሁ!
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ድንግል ማርያም ትዝነገርኩ ኣደይ ሓደራኪ( 4)
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስማልን ኣሜን ኣሜን ኣሜን!
Amen zemare melakt yesmealna egziabher xegakum yebzehalkum
ኣስይይይይይ እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዘሕልኪ ልኡል እግዚኣብሔር
ዝሜሬ መላእክት የስመዐልና አሕዎተይ
እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋ በረኸቱ አብዚሑ ይሃብኩም አሜን አሜን አሜን እሰይይይይይይ ምቁራት
ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዝሓብተይ ፡ እግዚኣብሂር ኣምላክ እተገልግልሉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ዝያዳ ድማ ፍቓድኩም እንተኮይኑ ናይዛ ሓብትና ዘማሪት ስልኪ ቁጽሪ እንተ ትጽሕፉለይ ኣብ ግጥምን ዜማን ዝያዳ ምሓገዝኩዋ ።
ኣሰይይይይይይ ልዕዕዕዕዕዕዕዕዕዕ ጥዑም ዝማሬ ዝማሬ መለእክቲ የሰመዓና ኣሜንንንንን👏👏👏👏👏👏
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዝማረ መላእክት ዝተቀበለ ዝማሬኹም ይቀበለልኩም
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
Amen amen amen zmare meleakti yesmealna nay agolgulot zemenki ezigabher ybark emebrhan bxelota tdegfki
ወላዲተ ኣምላክ ኣደይ ሓደራኪ
እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት የሰመዐልና ሓፍትና ዕድሜና ጤና ይሃብኪ
It is wonderful! I am promoting it through my different social medias. Keep it up! May God bless you!
ዝማሬ መላእክ የስመአልና ዲስ ላይክ ትገብሩ ኢድኩም ይስበር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎታን በረከታን ኣማላድነታን ኣይፈለየና ዝማሬ መላእክት የስመኣልና
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ካበይ ኮነልና ክትከውን ኣዴና፡ ማርያም ድንግል ጽላልኪ ኣንብርልና፡ እመ ኣምላክ የማናይ ኢድኪ ኣምብርልና፡ ኣሜን ናይ ዘመን ኣገልግሎትኪ ጎይታ ይባርክ።
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ማልአክት የስመዐና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዝያዳይ ኣሰይ ጥዕሚቲ መዝሙር 🙏🙏🙏
kbrti haftey ab tselotki hwesna amen amen amen
ዕልልልል አሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐና ፫💐💚💘👏👏👏
😊😊😮😢
😊❤😅😮😮😢🎉🎉🎉🎉🎉😂🎉😢😮😅😊
ዕልልልልልልልልልል ዕልልልልልልል ዕልልልልልልልል ቃል ሂወት ያስመዐልማ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዕልልልልልልልልልልልልል🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ፋኒ ሓፍተይ
መዝሙር መላእክቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዕድሜኪ የንውሓዮ።
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ፍና ሓፍተይ እመ ኣምላኽ ጽላላ ተንብረልኪ ጥዑም ዝማሬ
ኣሰይይይ እልልል እልልል እልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጽብቅተይ ጥዕምቲ ድምጺ ንክትቅጽልዮ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ተጽልለልኪ።
🙏🙏🙏🙏🙏
አሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዓልና እሰይ እሰይ ከምዚ እናገበርኩም ትግርኛ መዝሙርን ስብከትን ልቀቁልና እግዛብሄር ፀግኡ የብዘሐልኩም
hii
ትግርኛ ስብከትruclips.net/video/7nvcy96n2-E/видео.html
ኣደይ ሓደራኪ
ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራኪ (4)
ናብ ቤትኪ መጺአ ኣደይ ሓደራኪ
ትዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራ (2)
ሰላም ለኪ ድንግል ኣደይ ሓደራኪ
ክጅምር ጸሎተይ ኣደይ ሓደራኪ
ሓሳባት ናይ ልበይ ኣደይ ሓደራኪ
ክሰምር ትምኒተይ ኣደይ ሓደራኪ
ማርያም ተምሒርኪ ኣደይ ሓደራኪ
ኮናኒ መን እዩ ኣደይ ሓደራኪ
ትዘድሕን ዝቀትል ኣደይ ሓደራኪ
ወድኪ እንድዩ ኣደይ ሓደራኪ
ኣዝ----
ብናይ ሓጥያት ገመድ ኣደይ ሓደራኪ
ተኣሲሩ እንግበት ኣደይ ሓደራኪ
ንስጋይ ኣክቢረ ኣደይ ሓደራኪ
ኣሕሲመያ ነፍሰይ ኣደይ ሓደራኪ
ምስቶም መላእክቲ ኣደይ ሓደራኪ
ንዒ ናባይ ማርያም ኣደይ ሓደራኪ
እሱራተይ ፍትሒ ኣደይ ሓደራኪ
ኣውጽእኒ ካብ ጸላም ኣደይ ሓደራኪ
ኣዝ---
ጥበብ ቶምጠቢባን ኣደይ ሓደራኪ
ኣይኮነንን ፈውሲ ኣደይ ሓደራኪ
ብኢድኪ ዳህሲስኪ ኣደይ ሓደራኪ
ንብዓተይ ሓብሲ ኣደይ ሓደራኪ
ኣብታ መረባኪ ኣደይ ሓደራኪ
ኣብታ ሓሸዋኪ ኣደይ ሓደራኪ
ንክትልምንለይ ኣደይ ሓደራኪ
ክልምን ነዓኪ ኣደይ ሓደራኪ
ኣዝ---
ኣባዲት ናባይት ኣደይ ሓደራኪ
ርህሩህ ዩ ልብኪ ኣሰይ ሓደራኪ
ብወርቂ ጫማኪ ኣደይ ሓደራኪ
ንከልቢ ዘስተኪ ኣደይ ሓደራኪ
ስለ ስምኪ ኢሉ ኣደይ ሓደራኪ
ዘስተየ ሕፍኒ ማይ ኣደይ ሓደራኪ
ተከቢሩ ይነብር ኣደይ ሓደራኪ
ምስ ወድኪ ኣብ ሰማይ ኣደይ ሓደራኪ
ኣሜን፡ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ጽሕፈት ስኢነያ ክጽሕፋ ኢየ ሓሲበኔረ ሚ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይብዝሓልካ
@@emeelohe ኣሜን ፀጉኡ የብዘሐልኩም🥀🥀🥀🥀🥀
O
❤❤❤❤❤
አሜን አሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዐልና ፀግኡ የብዝሓልኪ ሓፍተይ ናተይ
ድንግል ማርያም እቲ ዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራኪ ልበይ ትትንክፍ ዝፈትዋ ዝማሬ ኣደየ ስምኪ ፀዊዐ ኣይሓፈርኩን ማርያመይ ፀግዐይ ዋሕሰይ ።
ማርያመይ ኣብዚሔኤ ዝፈትወኪ
Amen
አሰይይይይይ ዛሓፍተይ ጥዑም ዝማሬ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ዝማሬ ቅዱስ አቦና ዳዊትን አቦና ቅዱስ ያሬድን
ዝተቀበለ ልዑል እግዚአቢሄር ዝማረኪ ይቀበለልኪ ወላዲት አምላክ ወትሩ ምሳኪ ትኩን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስማዕልና
Aseyyyy ellllllll zmare mlakti yesmalna zhaftey
ኣሜን
አሜንአሜንአሜን
አሰይይይይይ ዛሓፍተይ ጥዑም ዝማሬ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ዝማሬ ቅዱስ አቦና ዳዊትን አቦና ቅዱስ ያሬድን ዝተቀበለ ልዑል እግዚአቢሄር ዝማረኪ ይቀበለልኪ ወላዲት አምላክ ወትሩ ምሳኪ ትኩን 😘😘😘✟✟✟🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Merhawit Teklu
Amen amen amen
Asseyy mikirti haftey ♥️♥️♥️♥️
ኣሚን ኣሚን ኣሚን
08m
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ኣገልግሎትኪ ይባርከልኺ። ኣነ ዲያቆን እስጢፋኖስ እበሃል፡ናይ መቀለ ዩኒቨርሲቲ(MIT)ናይ ENGINEERING ተምሃራይ እየ ።መንፈሳዊ መዝሙር ንምውጻእ ፍሉይ ድሌትን ሃንቀውታን ኣለኒ፣ ብዙሓት መዝሙራት ግጥሞምን ዜምኦምን ደሪሰ ግን ድማ ኣብ ትግራይ ኾይንካ መዝሙር ምውጻእ ኣይከኣልን፣ብዙሕ ኣይተለመደን፣ናብ ኣዲስ ኣበባ ምኻድ ይሐሸካ ወዘተ እናበለ ተስፋ ዘቁርጽ እምበር ዘተባብዐንን መንገዲ ዝሕብረለይን ስኢነ ዳርጋ ናብ ተስፋ ምቁራጽ በጺሐ ኔረ። ሐዚ ግን እዛ መዝሙር ምስ ሰማዕኹ “ኦ ኣምላኸይ ነቲ ረሳሕ ኣንደበተይ ከይተጸየፍካ ግዲ ክዝምረልካ ክትፈቅደለይ ኢኻ?" ኢለ ተስፋ ገይረ። በይዛኹም እትፈልጥዎም ኣብ ትግራይ ዘለዉ መንፈሳዊ ስቱዲዮታት እንተሃልዮም ኣድራሽኦም ሓቢሩኒ፣ Selina Studio እውን ኣድራሻኹም ኣብቲ ቪድዮ ተትጽሕፉልና ደስ ምበለኒ ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር። ወስብሓት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን!!!
ነዛ መዝሙር ክረክብ ዘያተኩዎ የለን ብጣዕሚ ጽቡቅ መዝሙር ኣይ ትሕመቂ
Kkkkkk kemzi natey do rekibe naybhaki gerimuni🕇🕇👍👍👍
medrawi hager aydeleyakan eu hawey
mekenyatu ezi mezmur ezi naymdri sela zeywekel
Thanks bro
አልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት የስመኣልና
Girmay Amanuel ay teredatne eza xhftka hawey natey
@@Habtom-x7e Ezi hawey bekale aytradayo ans Eezmur si hager ayfelen eu ilaeya kamu ila xehfalka .
ዘማሪት ፋና ሓፍተይ ሰሚዕካ ዘይትፅገብ ብጣዕሚ ደስ እትብለካ ጥዕምቲ መዝሙር ናይ ኣዴና ማርያም በረኸትን ፀጋን ኣዴና ብዕፅፊ ትሃብኪ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ ዘማሪት ፋና ሓፍተይ በረኸትን ፀጋን ናይ ኣዴና ማርያም ምስ ኩላትና ደቃ ይኹን
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዕልና ጸግኡ ይብዝሓልኩም እዝጋቢሄር ኣምላክ
ዝማረ መላእክት የስመዐልና ወለላይ ስማ ዝፀወዐ ኣይሓፍርን🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ዳዊት ቅኔ ያሬድ ዝተቐበለ ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስማልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ወላዲተ ኣምላክ ቅድስተ ቅዱሳን ብኣማላድነታ ትሓልወና ኣሜን ኣጆኹም በርትዑ እዞም ኣሕዋተይ
ድንግል ማርያም ቲዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኪ ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና🙏🙏🙏
እልልልልል
እልልልልል
እልልልልልል
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና
ጾሎታን በረኸታን ኣይ ፈለይኪ
ብርኽቲ ሓብተይ
*ዝማሬ መላይክትን ያስማልን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን!*
አሜን ዝማሬመላእክት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ እግዚአብሔር ይባርከልኪ መዝሙር ምስ ፅሑፍ ላኣክልና አሕዋተይ
ዝማሬ መላእክቲ ዝተቀበለ እግዚኣብሔር ዝማሬኹም ይቀበል። ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ስድራ ክርስቶስ። ማዕረ ማዕረ እቲ መዝሙር ግን እቲ ግጥሚ ምስኡ ተጽዝሓፍ ኩሉ ሰብ እንዳንበበ ምዘመረ ምተለማመደ ኔሩ ይብል ኣሕዋት ከም ርኢቶ እያ ከም ድፍረት ኣይትቁጸርዋ። ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ወላዲቱ ወትሩ ኣብ ዙርያኹም ይኹን።
አቤቱ የሆነብንን አስብ እግዚአብሔር(2)
ቅኔ ማህሌቱ በደምህ ረሰረሰ
መቅደስ ተቃጥሎ መሰውያዉ ፈረሰ
ጮሁ ደናግላን ደም እንባ አለቀሱ
በቅድሱ ስፍራ ታርዷልና ቄሱ
አቤቱ የሆነብንን አስብ እግዚአብሔር(2)
ሰላም መስሎን ነበር መዉጣት መግባታችን
ለካስ በሾህ ታጥሯል ዙርያው ጎዳናችን
የፅዮን መንገዶች በዕንባ ተሞልተዋል
የሚያምሩት ግንቦችዋ በሌሊት ፈርሰዋል
አቤቱ የሆነብንን አስብ እግዚአብሔር(2)
የቁጣህን በትር ማን ይቋቋመዋል
የኃይልህን ጽናት ማንስ ይችለዋል
የሽማግሌው ፊት አልታፈረምና
ከፊት ቀና እንበል እንዴት እንፅናና
አቤቱ የሆነብንን አስብ እግዚአብሔር(2)
እንደ ዘካርያስ እንደ እግዚአብሔር ወዳጅ
ወደቁ ብዙዎች ገቡና ካንተ ደጅ
ህፃን አዛዎንቶች ጎበዦቹ ሁሉ
ተሰዉ ለፍቅር አንክድም እያሉ
++++++++++++++++++++++++++
አቤቱ የሆነብንን አስብ እግዚአብሔር(2)
ለዘማሪት ፀዳለ ጎቤ እግዚአብሔር አምላክ ቃለህይወትን ያሰማልን
የአገሪቱ ጠቅላይ ሚኒስትር
"የአማራ ህዝብ ላይ ግልፅ የጦርነት አዋጅ አውጀዋል " የአሜሪካው የስለላ ድርጅት
" በአማራ ክልል የዘር ማጥፋት ወንጀል ተፈፅሞዋል " አልጀዚራ
" በግልፅ የአገሪቱን መከላከያ በመጠቀም ከ600 ያላነሱ የአማራ ክልል የፀጥታ አካላትን ባላሰቡት መንገድ ተገድለዋል "
" የአገሪቱ ጠቅላይ ሚኒስትር ለግላቸው ተጠሪነት ያቋቋሙት ልዩ ጦር ከአንድ ወገን የሆነ ሲሆን ሙሉ ሀይሉን ተጠቅሞ በጎጃም እና በወሎ በርካታ ንፁሀን አርሶ አደሮችን አስገድሎዋል"
በርካታ የአለም ሚዲያወች በአማራ ህዝብ ላይ ጠቅላይ ሚኒስትሩ በግልፅ የዘር ማጥፋት ወንጀል እየፈፀሙ እንዳሉ ዘግበዋል ።
የእስራኤል መንግስት ቃል አቀባይ በበኩሉ "ይህ ጉዳይ ከእስራኤላውያን ጋር ይመሳሰላል አዲሱ ጠቅላይ ሚኒስትር በግልጽ የአማራን ህዝብ የዘር ማጥፋት ወንጀል እየፈፀሙ እንዳሉ አይተናል " ሲሉ አደጋው የከፋ መሆኑን ገልፁዋል።
አገሪቱ ከእንግዲህ በከባድ ውድቀት ውስጥ ገብታለች የአማራን ህዝብ የዘር ማጥፋት ወንጀል በደም ቀብተውታል ያለው ሌላኛው የናይጀሪያው ጋዜጠኛ ከባህርዳር በወቅቱ ያየውን ፅፎዋል።
ጠቅላይ ሚኒስትሩ ይህ ጉዳይ ይፈፀም ዘንድ በመላ አገሪቱ የኢንተርኔት አገልግሎት እንዲቋረጥ አድርገዋል።
በደብረ ብርሀን ደብረ ማርቆስ በርካታ ንፁሀን ወጣቶችን በማፈስ እረሽነዋቸዋል።
ይህ የፅሞና ጊዜ ብቻ ሳይሆን የአማራ ህዝብ አንድነቱን በእጅጉ በመጠበቅ የተጋረጠበትን አደጋ ይወጣ ዘንድ አብን ጥሪውን አስተላልፉዋል።
እንደመረጃወች ከሆነ ትክክለኛ ቁጥሩ ባይታወቅም በሺወች የሚቆጠሩ እንደተገደሉ ሱዳን ትሪቡንን ጠቅሶ ዘግቦዋል።
የአገሪቱ ጠቅላይ ሚኒስትር የተገደሉትን በፍጥነት እንዲያነሱና የመሳሪያ ነጠቃው በፍጥነት ይካሄድ ዘንድ ትዛዝ ሰተዋል ይህ እስኪሆን ድረስ ሙሉ በሙሉ የአገሪቱ የመንግስት ሚዲያወች ስለ ጉዳዩ በተቃራኒ ይዘግቡ ዘንድ ትዛዝ ተሰቶዋቸዋል ይህን ማድረግ አንችልም ያሉ ጋዜጠኞች ከባድ ማስፈራሪያም ነው የተሰጣቸው።
ከእንግዲህ አማራን እየቀበረች የምትቀጥል ኢትዮጵያን አንፈልግም መገዳደል ከሆነ ቀላል ነው ዝም ብለን አንሞትም በሚል የክልሉ ልዩ ሀይል አባላት ፍልሚያ ጀምረዋል።
የአማራ ክልል ላይ ጠቅላይ ሚኒስትሩ የዘር ማጥፋት ወንጀል የአገሪቱን ኢንተርኔት ዘግተው እስካሁን እንደቀጠሉ በርካታ የአለም ሚዲያወች እየዘገቡት ነው
አልጀዚራ አረበኛው እንዲያውም አለፍ ብሎ ጠቅላይ ሚኒስትሩ ከሱዳን የጦር እርዳታን በመጠየቅ ነገሩን የማፈን ስራ እየሰሩ እንደሆነ ዘግቦዋል።
ከእንግዲህ አይደለም የኢትዮጵያ ሰራዊት የአለም ቢመጣ በመገዳደል ከሆነ የአማራን ህዝብ አያቆመውም በፍፁም። አብሮነት እንጅ መጠፋፋት አይበጅም ።
ግን ዛሬም በሺወች የሚቆጠር የአማራን ህዝብ የጨፈጨፈው አብይ መቸም ከእንግዲህ ኢትዮጵያ የምትባል አገር ትረጋጋለች ብሎ ከሆነ ይርሳው።
ያመነውን ህዝብ መክዳቱ ሳያንስ የዘር ማጥፋት ወንጀል መፈፀሙ ታላቁን የአማራን ህዝብ ይበልጥ እንደ ብረት ያጠነክረዋል እንጅ አያላላውም በፍፁም። አንድ ነብስ ሲቀጥፍ ሌላ ደም ይፈላል።
በደም የአማራ ህዝብ ላይ ጥቁር ነጥብ አብይ ጥሎዋል ኢንተርኔት በማፈን ህዝቡን በሚዲያ በማደናገር አፍኖ የአማራን ህዝብ ጨፍጭፎዋል የተገዱሉትን ሬሳ በከባድ መኪና እያሳፈሰ ሀሳቡ እስኪያልቅ ድረስ ሙሉ በሙሉ መረጃን ዝግ አርጎታል።
የእሱን ማፈን ባይሳካም ያደጉት አገራት ሰላይ ድርጅቶች እና የሚዲያ አውታሮች በተለይም አልጀዚራ እና ሮይተርስ የእስራኤል የስለላ ድርጅት ጉዳዩን ይፋ ዘርግፈውታል።
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬመልኣክት ያስመዐልና ፀጋ በረከት ያሕድረልክ ምቅርተይ ኣስይይይይ ክንድይ ይጥዕም እትልሳንክ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌻🌻🌻💐💐💐💐💐💐💐🌻🌻🌻♥️♥️♥️♥️♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በረከትን ረዲኤትን ናይ ወላዲት ኣምላክ የካፍለና እግዛኣቢሄር ኣምላክ ስም እግዛኣቢሂር ኣምላክና ዝከበረንዝተመስገነን ይኩን
ዝመሬ ዳዊት ቅዱስ ያሬድን ዝተቀበለ ኣምለክ ይቀበለልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እስይይይይይይ ፀጉኡ የብዘሐልክም እግዚአብሔር አምላኽ ክብራት እ ሕዋትይ
ድንግል ማርያም ኣደይ ሓደራካ ዕልልልልልል ዝማሬየ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ፀጋኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር 👏👏👏💗💗💙💙☘️☘️🌿🌿🍃🍃🎋🍁🍁🌹🌹🌹🍂🌷🌷💐💐🌸🌸🌺🌺🌺🌻🌻🌻🥀🥀🥀🍀🍀🍀🍀🌲🌲🌲🎄🎄🌿☘️☘️🎍🎍🎍🌻🌻🌻🌻🌻
ዝማሬ መላአክት የስማዓልና ኩሉ በረኸትና ካብ ጽዮን ኢዩ ዝፍልፍል።
አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር ይባርክ💛💚❤👏👏👏👏
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ቲዝነገርክኪ ኣደይ ሓድራኪ
ኣሰይይይይይይይይይይይ
ዕልልልልልልልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልኪ
ልዑል እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ።
ድንግል ማርያም እቲ ዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራኺ፡
ትዝነገርኩኺ (2)ኣደይ ሓደራኺ
ኣባይት ነባይት ርህሩህ'ዩ ልብኺ።
ናይ ብሓቂ እቲ ንነገራ ኩሉ ኣብ ግዜ መከራን ስቃይን እንጭነቀሉ ብጸሎት ኣዴና ሓሊዩና'ዩ ባዕሉ።
እልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልዝማሬ መልእክት የስመዐልና ድንግል ማርያም ትዘንገርኩኪ አደይ ሓደራኪ እመ አምላክ አንቺ ተማፅኖ ያፈረ የለምና።
ስለ እቲ መዝሙር ናይ መዝሙር ባዓል ቤት ልኡል አምላኽና ንዘልአለም ይክበር ይመስገን አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏
ብሓቂ ጥዑም ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ ያብዘልኪ 🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌾🌾🌾
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓና ክብርቲ ሓብትና
ኣሜን
ኣሜን
ኣሜን
ዝማረ መላእክት የስመዓልና
i Love you dengel maryami adey halaley
_በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን_
*_ኣደይ ሓደራኪ_*
*_ድንግል ማርያም እቱ ዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራኪ//2/_*
_ናብ ቤትኪ መፅየ _*_ኣደይ ሓደራኪ_*
_እቱ ዝነገርኩኪ _*_ኣደይ ሓደራኪ_*
_ሰላም ለኪ ድንግል _*_ኣደይ ሓደራኪ_*___
_ክጅምር ፀሎተይ _*_ኣደይ ሓደራኪ_*
_ሓሳባት ናይ ልበይ _*_ኣደይ ሓደራኪ_*
_ክሰምር ትምኒተይ _*_ኣደይ ሓደራኪ_*
_ተሚሒርኪ ማርያም_*ኣደይ ደራኪ*_
ኮናኒ መን እዩ *_ኣደይ ሓደራኪ_*
እቱ ዘድሕን ዝቀትል *_ኣደይ ሓደራኪ_*
ወድኪ እንድዩ *_ኣደይ ሓደራኪ_*
✝አዝማች===
*_እቱ ዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራኪ 2//_*
ብናይ ሓጥያት ገመድ *_ኣደይ ሓደራኪ_*
ተኣሱሩ እግረይ *_አደይ ሓደራኪ_*
ንስጋይ አክቢረ *_አደይ ሓደራኪ_*
አሕስበያ ነብሰይ *_አደይ ሓደራኪ_*
ምስቶም መላእክቲ *_አደይ ሓደራኪ_*
ንዒ ናባይ ማርያም *_አደይ ሓደራኪ_*
እስራተይ ፈቲሐ *_አደይ ሓደራኪ_*
ኣውፅእኒ ካብ ፀልማት *_አደይ ሓደራኪ_*
✝አዝማች ==
*_እቱ ዝነገርኩኪ አደይ ሓደራኪ 2//_*
ጥበብ እቶም ጠቢባት *_አደይ ሓደራኪ_*
ኣይኮነኒ ፈውሲ *_አደይ ሓደራኪ_*
ብኢድኪ ዳሂስስኪ *_አደይ ሓደራኪ_*
ንባዕተይ ሓብሲ *_አደይ ሓደራኪ_*
ኣብታ መረባኪ *_አደይ ሓደራኪ_*
ኣብታ ሓሸዋኪ *_አደይ ሓደራኪ_*
ንክትልምንለይ *_አደይ ሓደራኪ_*
ክልምን ናዓኪ *_አደይ ሓደራኪ_*
✝አዝማች
*_እቱ ዝነገርኩኪ አደይ ሓደራኪ 2//_*
ኣባዲት ነባይት *_አደይ ሓደራኪ_*
ርህሩህ እዩ ልብኪ *_አደይ ሓደራኪ_*
ብወርቂ ጫማኪ *_አደይ ሓደራኪ_*
ንከልቢ ዘስተኪ *_አደይ ሓደራኪ_*
ስለ ሽምኪ ኢሉ *_አደይ ሓደራኪ_*
ዘስድሕ ሕፍኒ ማይ *_አደይ ሓደራኪ_*
ተከብሩ ይነብር *_አደይ ሓደራኪ_*
ምስ ወድኪ ኣብ ሰማይ *_አደይ ሓደራኪ_*
*_ድንግል ማርያም እቱ ዝነገርኩኪ አደይ ሓደራኪ 2/_*
*_እቱ ዝነገርኩኪ አደይ ሓደራኪ 2//_*
_ንበረከት ብስም ስላሴ ሓብርና ንዘምር ክቡራት አሕዋተይ_
ወስብሐት ለእግዚአብሔር
ኣሜንንንንን
ኣሜንንንንን
ኣሜንንንንንን ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ተባረኪ
ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኪ ኣደይ ሓደራኪ
ኣሜንንንንን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ኣማላጅነት ፀሎት በረከት ምሰ ኩልና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን
አሜንአሜንአሜን
@@brahamnove5923 ኣሜንንንን
ኣሜንንንንን
ኣሜንንንንንን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ቅዱስ ምካኤል ሓላዊና እዩ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ክብርቲ ሓፍትና 🙏🙏🙏
ትግርኛ መዝሙር ።
* ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ *
ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ (2)
ናብ ቤትኪ መፂአ
ድንግል ማርያም ቲ ዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ 🙏
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ማላእክቲ የስመዓልና ፅቡቅቲ ድምፂ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Zmarie melaekt yesmealna !! Btaemi des zeble mezmur !! It touched me !! Dngle Mariam ab gon'na tkun !! Amen !!
እፍ ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኪ አደይ ሓደራኪ ነቲ ሰማዒ ውልድኪ ንገርለይ
Aseyyyyyy Amen Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna egzabherrrr eme brhan Adeyyyyyy xeletannnn bereketannnnn ayfeleyena
ኣብ ዞሎናዮ ሓላውትና ትኩን ማርያም❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፍቑራት የሕዋተይ ናይ ድንግል ማርያም ኣማላድነት ይሓልኩም
ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስምዓልና ጸሎት እመ ብርሃን ኣይፈለየና
Amen
እመብርሃን ኣጎልጉለትኪ ትባርኽ ዝሓፍተይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
Adey haderaki zmare melakti yesmalna brktey ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ፆሎታን በረከታን ኣማላድነታን ምሕረት ፍቁር ወዳን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልክን እግዚኣብሔር ኣምላክ ህያበይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ⛪🙏⛪🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ቃለ ህይወት የስምዐለይ እዛ ሓፍተይ ፍትውቲ ዘማሪት
ኣሜን፫ ዝማሬ መለእክቲ ያስመዐልና ፀጉኡ ያብዙሐልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ፈጣሪ ኣምላክ👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏
ድንግል ማርያም ትዝነገርኹኺ ኣደይ ሓደራኺ ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና 🙏🙏🙏🙏❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እሰይ ዝሓፍተይ ጥዑም ዝማሬ እልእልእልእልእልልልልል
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኪ እደይ ሓደራኪ
እልልልልልል 👏👏👏ዝማሬ መላእክቲ የስመእልና ፀግኡ የብዘሐልኪ ናይ እገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ እሜን
ድንግል ማርያም ቱዝነገርኩኲ ኣደይ ሓደራኪ እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
ዝማረ መላእክት የስምዐልና እልልልልልልልልልልልልል
አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልል🌼💒🌼💒🌼💒🌷💒🌷💒🌺💒🌺💒🌺💒🌺🌷💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🌼💒🙏
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና
ጥዕምቲ መዝሙር ፋና ሓፍተይ ❤❤❤🙏🙏🙏
Aseyyyy haftey dngl maryam xegea tebzehelki Amen Amen Amen 👏👏👏👏👏👏👏👏
ድግል ማርያም ሓደራኪ እልልልልልልልልል ዝማር መላክት ያስማልን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክታ የስመዐልን ፀጋን በረከትን ኣይፈለይን❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መለአክት ያሰማልን የኔ አህት ዲንግል ማርያም ትጠብቅሽ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ክብርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዝሓልኪ
እልልልልልልልልልልል ፫ ዝማሬ መልእክት የሰመዐልና ክብሪት ሓፉትና 🤲🤲👏👏👏
እልልልልልልልልልልል🎉🎉
Aseyyyy Ellllllll Ellllllll zmarie melakti yesmealna mear habtey bereketan redietan nay qdisti qudusan ayfeleyena
ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ(2)
ናብ ቤትኪ መፂአ ኣደይ ሓደራኺ
ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ
ሰላም ለኪ ድንግል ኣደይ ሓደራኺ
ክጅምር ጸሎተይ ኣደይ ሓደራኺ
ሓሳባት ናይ ልበይ ኣደይ ሓደራኺ
ክሰምር ትምኒተይ ኣደይ ሓደራኺ
ማርያም ተምሒርኺ ኣደይ ሓደራኺ
ኮናኒ መንዩ ኣደይ ሓደራኺ
እቲ ዘድሕን ዝቐትል ኣደይ ሓደራኺ
ወድኺ እንድዩ ኣደይ ሓደራኺ
"""ድንግል ማርያም ትዝነገርክይኺ ኣደይ ሓደራኺ(1)
""ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ (2)
ብናይ ሓጢኣት ገመድ ኣደይ ሓደራኺ
ተኣሲሩ እግረይ ኣደይ ሓደራኺ
ንስጋይ ኣኽቢረ ኣደይ ሓደራኺ
ኣሕሲረያ ነፍሰይ ኣደይ ሓደራኺ
ምስቶም መላእኽቲ ኣደይ ሓደራኺ
ንዒ ናባይ ማርያም ኣደይ ሓደራኺ
እስራተይ ፍትሒ ኣደይ ሓደራኺ
ኣውፅኒ ካብ ፀላም ኣደይ ሓደራኺ
""ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ(1)
"""ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ(2)
ጥበብ ቶም ጠቢባን ኣደይ ሓደራኺ
ኣይኾነንን ፈውሲ ኣደይ ሓደራኺ
ብኢድኺ ዳህሲስኺ ኣደይ ሓደራኺ
ንብዓተይ ሓብሲ ኣደይ ሓደራኺ
ኣብታ መረባኺ ኣደይ ሓደራኺ
ኣብታ ሓሸዋኺ ኣደይ ሓደራኺ
ንኽትልምንለይ ኣደይ ሓደራኺ
ክልምን ንዓኺ ኣደይ ሓደራኺ
""ድንግል ማርያም ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ(1)
""ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ(2)
ኣባዲት ናባይት ኣደይ ሓደራኺ
ርህሩህ እዩ ልብኺ ኣደይ ሓደራኺ
ብወርቂ ጫማኺ ኣደይ ሓደራኽ
ንኸልቢ ዘስተኺ ኣደይ ሓደራኺ
ስለ ስምኪ ኢሉ ኣደይ ሓደራኺ
ዘስቲ ሕፍኒ ማይ ኣደይ ሓደራኺ
ተኸቢሩ ይነብር ኣደይ ሓደራኺ
ምስ ወደኺ ኣብ ሰማይ ኣደይ ሓደራኺ
"" ደንግል ማርያም ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ(2)
""' ትዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ (4)
አሰይይይ ክብርት ሓፍተይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሓልኪ እግዚአብሔር አምላክ እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል
ኣሜን ዝማረ መላኢክት የስምዓልና እግዛቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም.
ድንግል ማርያም ቲዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ ብጣዕሚ ውሽጥኻ ትትንክፍ መዝሙር ጸግኡ የብዝሓልኩም ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐልና
እልልልልልልልልልል አሰይ ዛሓፍተይ ጥዑም ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ቅዱስ ያሬድን ዝተቀበለ ልዑል እግዚአቢሄር አምላክ ዝማረኪ ይቀበለልኪ ድንግል ማርያም እቲ ዝነገርትኪ ኩሉ ተቀበልያ እቲ ህዝብና ዝልምና ዘሎ ኩሉ ሰሚዐ ናብ ልዑል እግዚአቢሄር አምላክ አዕርግልና 🕊🕊🕊
ድንግል ማርያም ቲዝነገርኩኺ ኣደይ ሓደራኺ ዝማሬ መልእኽቲ የስምዓልና
ዝማሬ መለኣክቲ የስምዓልና
ሓደራኺ ወላዲት አምላክ ኣይትፈለይና
ብጽሑፍ ተትሰዱልና ፍቓድ እንተኮይኑ
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዐልና;
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማረ መልእከት የስመዐልና🤲🤲🤲🤲🤲
@@hiwettesfay1931 Amen Amen Amen
ኣምላኽ ኣብ ወትሩ ዝሬኹም ምሳኹም
ይኹን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመኣና🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን፫ ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን ፀጋ እግዚአብሔር ይብዛላችሁ!
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ድንግል ማርያም ትዝነገርኩ ኣደይ ሓደራኪ( 4)
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት ያስማልን ኣሜን ኣሜን ኣሜን!
Amen zemare melakt yesmealna egziabher xegakum yebzehalkum
ኣስይይይይይ እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዘሕልኪ ልኡል እግዚኣብሔር
ዝሜሬ መላእክት የስመዐልና አሕዎተይ
እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋ በረኸቱ አብዚሑ ይሃብኩም አሜን አሜን አሜን እሰይይይይይይ ምቁራት
ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዝሓብተይ ፡ እግዚኣብሂር ኣምላክ እተገልግልሉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ዝያዳ ድማ ፍቓድኩም እንተኮይኑ ናይዛ ሓብትና ዘማሪት ስልኪ ቁጽሪ እንተ ትጽሕፉለይ ኣብ ግጥምን ዜማን ዝያዳ ምሓገዝኩዋ ።
ኣሰይይይይይይ ልዕዕዕዕዕዕዕዕዕዕ ጥዑም ዝማሬ ዝማሬ መለእክቲ የሰመዓና ኣሜንንንንን👏👏👏👏👏👏
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና