ንመርዓይ ውህብቶ ተላኢኩለይ ፡ እሱር ከይተህድመልና ተባሂለ ፡ ክሳብ ሓሙሽተ ዓመት ክእሰር ኣለዎ | ተጋዳላይ ሓዱሽ 0996297197

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 янв 2025

Комментарии • 412

  • @aura.multimedia
    @aura.multimedia  2 месяца назад +22

    ንተጋዳላይ ሓዱሽ ግርማይ ሓገዝ መተኣካከቢ ዝተከፈተ P.No_ 0996297197 gofund.me 👉
    gofund.me/444f93c2

    • @bigelephant8871
      @bigelephant8871 2 месяца назад

      This media can not be serious about Tigray and Eritrea peace. The Eritreans who are commenting about peace and good neighborhood, first tell your criminal armies to vacate Tigrayan territories. Fake peace, bandaging the truth doesn't bring ever lasting peace. Eritrea, its criminal armies, criminal leaders and its propaganda cadres committed unimaginable crimes against Tigrayan civilians. Our people continue to suffer as a direct consequence of Eritrea's crimes.
      Now we got Hadush and this media shoving Eritrea name on our throats. Tigrayan people have never hated anyone to a fault. Our hearts embraced everyone with love. Hadush and Aura media don't need to teach Tigrayans anything about that. In Tigraygenocide, Eritrea taught us a lesson about the evilness of human being. Hadush and Aura, shame on you, for bombarding us about Eritrea this and that, when we all know what Eritrea did during Tigraygenocide.

  • @user-rc7mp5do9mk
    @user-rc7mp5do9mk 2 месяца назад +17

    ክብሪ ንባዕልኻ ኢዩ ክቡር ከኣ ኢዩ ክብረት ዝፈልጥ ስለዚ ክብረት ይሃበልና ንሰላም እዚ ክልተ ህዝቢ ድማ ኣምላኽ ጽላሉ የንብረሉ። 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @AluChanal
      @AluChanal 2 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበረለይ❤

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 2 месяца назад +25

    ዘማሪ ናይ ሰላም ክቡር ኣያ ሓድሽ ግርማይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣዉራ ሜድያ ድማ ምስ ተመርዓወ ምስ ብዓልቲ ቤቱ ዓድምልና ክንሕጎስ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal 2 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ❤

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 2 месяца назад +58

    ንኤርትራ እውን ዋጋ ከፊልካ ኢኻ ኣጆኻ ፍቅሪ ሰላምን ክኾነልና ኢዩ❤❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal 2 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበረለይ❤❤

  • @SandroEritrawi-yx4lo
    @SandroEritrawi-yx4lo 2 месяца назад +57

    ኤርትራዊ እንተ ፈትዩካ ወዲእካ ኣለኻ ክብርን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያና ኣቦ ፍቕሪ❤❤❤❤❤❤❤

    • @HadgayKahsay
      @HadgayKahsay 2 месяца назад +3

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 2 месяца назад +36

    AURA ሚድያ ካብ ሓሶትን , ጽልእን , ናፃ ዝኾነት ሚድያ ስለ ዝኾነት ደስ ይበልኩም :
    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

    • @WediMaitekela
      @WediMaitekela 2 месяца назад

      Emo nay hgdef media ke alewa do naxa zkona

    • @tekeratv7312
      @tekeratv7312 2 месяца назад +2

      @@WediMaitekelaaura media ከምዚኣ እንተቀጺላ ኩለን ናይ ህግደፍ መድያታት ኩለን ክቅየራ ኢየን. ንጽልኢ ዝጉስጉስ ብሰላም ዝጉስጉስ ክትስዕሮ ትክእል ኢካ. ስለዚ ጽልኢ ብጽልኢ ኣይተውጽኦን ኢካ

    • @bahsavi271
      @bahsavi271 2 месяца назад

      ድርባይ ናይ ኤርትራ በል ስዲ ናይ ኤርትራ ሚድያ ፈትሾ ብድሕሪኡ ተዛረብ ካብኡ ከይረሓቅካ ናብ ብራኸ ኪድ ብድሕሪኡ ኣፍካ ክትሕዝ ዝሕሱ ኤርትራዊ የለን ብዘይካ እዞን ደቂ ጓልኩምን ደቂ ሓፍናን ❤❤❤❤❤❤ ነዛ ሚድያ ግን ከየመስገንክዋ ክሓልፍ ኣይደልን ክቡር ሓውና ሒዛ መጺኣ​@@WediMaitekela

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 2 месяца назад

      ​@@WediMaitekela ኣየናይ ማዕከን ህግደፍ ኣሎ ንህዝቢ ትግራይ ዝጸርፍ ወይ ህዝቢ ዝመቓቕል ኣሎ? ናይ ህወሐት ማዕከናት ንዓመታት ጽልእን ህዝቢ ኤርትራ ክመቓቕሉን ይርኣዩ።

    • @WediMaitekela
      @WediMaitekela 2 месяца назад

      @@tehabenhizbey2778 aynkum tedefinu eyu nay esseyas tv keyterefet nxilae gosgas tgebir

  • @abebahaile2552
    @abebahaile2552 2 месяца назад +8

    ሓድሽ፡ሐወይ፡ክብረት፡ይሃብካ፡ኤርትራዊ፡ንዘፍቀሮ፡ዘይጠልም፡ጽኑዕ፡ህዝቢ፡እዩ፡🇪🇷🇪🇷👌👌

  • @ferejmahmoud6581
    @ferejmahmoud6581 2 месяца назад +17

    ኣጆኻ ሓወይ ኩሉ ክላልፍ አዩ, ንሕና ኤርትራውያን ንፈትውካ አና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪ኩሉ ሰላም ኮይኑ ኣብ ኤርትራ አንትርቭው ክትገብር አምነ

  • @טקלונגוסה
    @טקלונגוסה 2 месяца назад +10

    አታ ትሓቶ ዘላ ማራ ስነስርዓት ኣለዋ ኤድመ ይሃብኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 2 месяца назад +27

    ዕድመ ይሃብካ ኩቡር ሓው ከማኻ ይብዝሑ እተ ነቶም ሰላም ዘይደልዩ ካኣ ናብ ልቦም ይምሐሶም❤❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal 2 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai8045 2 месяца назад +4

    ተጋዳላይ ሓድሽ ወዲ ኣስመራ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @KiflomGebreegziabher-q7g
    @KiflomGebreegziabher-q7g 2 месяца назад +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @nahoomnahoom5294
    @nahoomnahoom5294 2 месяца назад +4

    Peace and love to the people of Tigray and Eritrea. That's all.

  • @alhadafgeneral5123
    @alhadafgeneral5123 2 месяца назад +13

    I'm from Eritrea I'm really appreciate this guy, msana zneberu tegaru kem abeyti yeheatna yzeruna yhakufuna kemti ab RUclips zizreb aykinen

  • @saimon7892
    @saimon7892 2 месяца назад +8

    ኣያ ሓድሽ ጅግና ኢኻ ኣምላኽ ከኣ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @AluChanal
      @AluChanal 2 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ❤

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 2 месяца назад +16

    ሕጂ ግርም ጌርኪ ነመስግን ተቅርብዎ ንሰላም ንውጹዕ ንዕርቂ ንመቅርራብ ወዘተ ክኸውን ጽቡቅ እዩ ንጅግና ሓውና ክንሕግዞ ድልዋት ኢና አጆኹም ሰላም ክትመጽእ ኢያ

  • @debesaisolomon7880
    @debesaisolomon7880 2 месяца назад +5

    ሓድሽ ኮነ ኣቕሪቢት ናይ ፍቕርን ሕውነትን ሰባት ኢኹም። ሕድሪኹም ካብዚ ቅኑዕ መንገዲ ኣይተልግሱ 🙏

    • @AluChanal
      @AluChanal 2 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

  • @mullert2478
    @mullert2478 2 месяца назад +5

    I’m eritrean i just love this guy ❤ humble and kind

  • @رنرترترزرزرز
    @رنرترترزرزرز 2 месяца назад +9

    ከምዚ መድያ ይብዛሕ ንመድህን ግን ዓገብ በልዋ፡ ብራኸ ሸው ዘይኮነስ 😢ብራከ ጽልእን ቂምን ስለ ዝሰብኽ፡ኣጆኻ ንሕና ውን ነኽብረካ ኢና ክንሕግዘካ ኢና ውን፡ከማኻ ይብዝሑ፡

  • @TiebeKiros
    @TiebeKiros 2 месяца назад +2

    ተጋዳላይ ሓዱሽ ምስታ ጋዜጠኛ ይመራዓው ትብሉ like ግጨውኒ😍

  • @teweldejohn6012
    @teweldejohn6012 2 месяца назад +8

    እዚ ድምጻዊ ሓድሽን፡ዶክተር ተክሉን ብሓቂ ብሓቂ ለባማትን፡መስተዋዕልትን፡ሰባት ንኩሉ ነገር ብሓቂ ይገልጹ ንህሉውን፡ሕሉፍን፡መጻእን ብቅኑዕ መስመር ዝጓዓዙ ሰባት ሪእና ።መድህን ስነፍ ብክፍእን፡ጽልእን ተወጢርኪ ዘለኪ ተማሃሪ ካብዚ ክብሪ ንዶክተር ተክሉ ከኣ ጽን ኢልኪ ስምዕዮ በሉልና ሓደራ።

  • @mombabi3459
    @mombabi3459 2 месяца назад +16

    ጋዜጠና ክብሪ ይግባኣኪ ኢዩ ዓባይ ሰብ❤❤❤❤❤❤

  • @berhaneweldemichael2683
    @berhaneweldemichael2683 2 месяца назад +11

    ብጣዕሚ ኩቡር ሓዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ በርትዕ ህይወት ፈተና እያ እሞ በድሃያ

    • @AluChanal
      @AluChanal 2 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

  • @zem1988
    @zem1988 2 месяца назад +4

    ዓሕህህህ 😭😭 ከቢድ ቁስሊ እዩ ዘሎ ኣብ ውሽጡ ፣ ኣጆኾ ኣያና ፣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕንና ይሃብካ። ካብ ኤርትራዊ እየ ፣ ንህዝብና ድማ ሰላም ሓድነት ፍቅርን ይሃበና ኣምላኽ፣ ኦራ ሚድያ ብርትዑ ክሳብ መወዳእታ በርቲዕኩም ስርሑ።

    • @AluChanal
      @AluChanal 2 месяца назад

      አሜን ፫ ሳብስክራይብ ግበርለይ ❤

  • @habtualazar9506
    @habtualazar9506 2 месяца назад +16

    ዋውውውው ብሓቂ ብሉጽ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓው

    • @AluChanal
      @AluChanal 2 месяца назад

      ክብስከራይብ ግበርለይ❤

  • @MenghisMogos
    @MenghisMogos 2 месяца назад +3

    Kubur meten nebsu eyu zekbreka, ajoka abo fkri. We love you . Eritrea 🇪🇷 ❤

  • @HelenWeldeslase
    @HelenWeldeslase Месяц назад

    ኣነስ ቃላት ሲኢነልካ ብጻይ ሓድሽ ❤ እሞ በጃኹም ቀጻሊ ኣምጽእዎ ሓድሽ ናይ ሰላም ኣምባሳደር እዩ💪❤️

  • @biniam9636
    @biniam9636 2 месяца назад +1

    ዘገርም ክእለት ዘገርም ታሪኽ ህይወት ኩሉ ዓይነት መድረኽ ተጻዋሪ መካቲ ሰዓሪ ቁኑዕ ቁሉዕ 📨 መስፍን ፍቅሪ ❤️ኣምባሳደር ብግብሪ ወዕድመን ጥዕናን ይሃቦካ ❤ሰላም የውርደልና።

  • @Elias-vr9vz
    @Elias-vr9vz 2 месяца назад +29

    እዚ ዝፍቶ ሓውና ሰባኺ ፍቕሪ እዩ። ስነልቦና ኤርትራዊ ኣብ ውሽጡ ዝዓቖረ ትግራዋይ።፣ኩሉ ከማኻ እንተዝኸውን። ነታ ጭቱ መድህን ኣብ ብራኸ ሸው ግዳ ዘይትምዕድልና።

    • @Seb15
      @Seb15 2 месяца назад

      እዚ ሓውና ብናቱ ሓቂ ይዛረብ ኣሎ መዲ ውን ብናታ ሓቂ እያ ትዛረብ ነዚሓውና እንተፈቲካዮ ንናታ ሓሳብ ውን ባህ ክብለካ ኣለዎ።

    • @Elias-vr9vz
      @Elias-vr9vz 2 месяца назад


      ናይ መድህን ሓሳብ ድኣ ከመይ ኢለ ክቕበሎ ትጽበየኒ ንኤርትራ ኣይ ብኢዳ ኣይብእግራ ጸለሎ ክትለኽያ እንዳውዓለት፣ ጽልኢ እንዳሰበኸት ብምንታይ መለክዒ ምስዚ ሓውና ከወዳድራ?

    • @Seb15
      @Seb15 2 месяца назад

      @@Elias-vr9vz ኖ ብራዘር ንህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነትን ጸለሎ ትለክዮ ንመን ምካና ትስሕቶ ኢካ ኢለ ኣይግምትን ስሕተት ንዝሰርሐ ወላወድኖካ ይኩን ስሕተት ከምዝሰርሐ ክትቅበሎን ክትኣምነሉ እዩ ዘለካ፡ ሓወይ እዩ እትብሎ እሞድማ ናይብሓቂ ስጋካ ኮይኑ ክብድለካ እንተሎ ካብ ናይቲ ጋና ስጋካ ዘይኮነ ንላዕሊ ከምዝሕመካ ኣይትረስዕ፡ኩሎም ኣብውሽጦም ዘሎ ብትክክል እዮም ዝገልጹ ዘለዉው።
      እቲ እቲ ዘለዎ ፍቅሪ ይገልጽ ኣሎ ጽቡቅ እዩ ንሳውን ድማ ብልክዕ ሕማማ እያ ትገልጽ ዘላ።ኣይትታሃመል ዝሓወይ
      በቲበለበቲ ፍቅርን ሰላም ንክዓስል ናይኩሉ ወዲሰብ ትምኒት ክከውን ኣለዎ ኩልና ንስማዕመዐሉ እዩ።ሰላምን ፍቅርን ዝመጽእ እቲ ዝበደለ ሕጊ ዝጣሓሰ ወድነይወላይኩን እናሸፈንካ ዘይኮነስ ግቡእ ፍርዲን ፍትሕን እናሃብካ እዩ።

    • @Elias-vr9vz
      @Elias-vr9vz 2 месяца назад

      @@Seb15
      ሰበይ በል ኣስተውዕል ሻዕብያን ወያነን ብሓደ ተቓሊሶምንሓባር ጸላኢ ግን ንተፈላለየ ዕላማ። ኤርትራ ንናጽነት፡ትግራይ ግን ካብ ጭቆና ንምግልጋል እምበር ሃገር ንምዃን ኣይነበረን።ኮነ ድማ ኤርትራ ሃገራ ሒዛ ትግራይ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕልነታ ኣረጋጊጻ። 7 ዓመት ጽቡቕ ግዜ ኣስተማቒርና እዛ ንኹሉ ዘይጠዓመት ውግእ ባድመ ተወሊዑ። ብፍላይ ብዓል ገብሩ ኣስራት ድጽሕትርዎ ሓዊ ሰበብ ኣምጺእልና። ኣብዛ ለንቅነ ዝገበራ ቃለመሕተት ከይተረፈ ስምዓዮ። ኤርትራ ሲንጋፖር ክንገብራ ኢሎም ገለመለ ይብል ኔሩ። እዚ ናይ ሕጂ ውግእ ዋላእኳ ሕማቕ ታሪኽ እንተገደፈ ከም ኤርትራዊ ኮይነ ክሪኦ ከለኹ እቲ ኣብልዕሌና ዝተወስደ ስጉምቲ ውግእ ግጉይ እዩ ኔሩ ኢለ ይኣምን: እዚ ኣይሰላም ኣይኲናት ኢሎም ን20ዓመት ጂሆ ዝሓዙናኸ ክንደይ ዳመጅ ጌሩ ኣብ ሕብረተሰብና። 100k ዝኸውን ክስጐግ ከመይ ትሪኦ። ኣነ ሓደ ካብቶም ዝተበደሉ ስድራቤት ዘለዎም እየ። ሓው ኣቦይ ኣብ መቐለ ይሰርሕ ኔሩ ካብ 18 ዓመት ስጋብ 80 ዝገብር ዕድሚኡ። ኣብዚ ምስጓግ ድማ ገዝኡ ተሓዲጉ ተሰጒጉ። የሕዋት እንዳበልካዶ ሓውኻ ትብድል ኢኻ። ብዝኾነ ሓደ ሰብ ክጠፍእ ጽቡቕ ኣይኮነን ሓንጎልና ፖለቲከኛታት በብዝተዛረብዎ እንዳተጸለኔ ስሚዕታውያን ኮይና ኢና። ተስፋ ይገብር ሰላም ኮይኑ ሰብ ሰሪሑ ብሰላም ገዝኡ ክኣቱ። ጸሎት የድልየና ኣሎ።

    • @Seb15
      @Seb15 2 месяца назад

      @@Elias-vr9vz ኣስተዊዒለካ ኣለኩ ፡ብሓደ ተቃሊሶም ፡ዝደለይዎ ወቂዕም ናብ ስልጣን መጺኦም፡ ስልጣን ሒዞም ዝተቃለሱ ንሶም ዝተባኣሱ ንሶም ትክክል ኣለካ ምስተባሱ ናብ ህዝቢ ውን እቲጸገም መጺኡ ገሊኡ ኣብዘይፈልጦ ገሊኡ ድማ ብምንቅስቃሱ ኮታስ ኩሉ ተጠቂዑ።
      ሕማቅ እዩ ተገይሩ ዋላካእነተኮነ
      ሓወይ ሕጂ ምእንታ ኣድልዎ ከይህልዎ እቲ ተዘክሮካ እቶም ዝተሰጎጉ ይኩን ዝተሃሰዩ ተጋሩ ውን ምስታዝበልካያ ክትሕውሶም ይግባእ ማእክል እንተኮይና እዩ ጽቡቅ ።በቲ ይኩን በቲ ህዝቢ ኣብሞንጎ ፖለቲከኛታት ክሳቀ ኣይግባእን ነይሩ ወታደር ንባዕሉ ንሃገሩ ድኣምበር ንቂም በቀል ክከውን ኣይመተገበአን ግን ኮይኑ እዩ።
      ከምሰባት ንሰላም ንበገስ ኣንጻር ተበዲለ ዝበለውን ኣይንኩን ተበዲለ ዝበለ ዝኮነ ይኩን ሰብ በደሉ ንምርዳእ ንጻዓር። ሰላም ይኩን ንክልቲኡ ህዝቢ ይኣክሎ ህዝቢ።

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 2 месяца назад +4

    ክቡር አያና ኣምላኽ ዓቢ ሓጎስ, ደስታን ይሃብካ ሰላም ይግበርልና ማርያም ኣኽሱም ማርያም ደብርስና ንነግደሉ የምጽኣልና ህዝቢ ሓበሻ ኣይጠዓመናን ስናይ ዜመን የምጽልና

  • @bereketMehori-b1n
    @bereketMehori-b1n 2 месяца назад +3

    Kamaka yebzehayo❤ wuludatka yereyena fetaryi❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @akberetdain2380
    @akberetdain2380 2 месяца назад +4

    I am so proud of you my brother you remind me our past life with tagriy people live with us in 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 I miss them alot I never forget them for one day I wish one day we see again I have good memories so give the great job we have to work together 🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @filifala1742
    @filifala1742 2 месяца назад +9

    ናይ ፍቅሪ ሰባኪ ሓቀና ስለ ዝኮንካ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ክሕግዘካ እዩ ትሕትና ናይ ክልተኩም ከኣ ጽቡቕ

    • @AluChanal
      @AluChanal 2 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ❤

  • @SolomonHagos734
    @SolomonHagos734 2 месяца назад +3

    Aura media ጽቡቅ መደብ፡ንሓውና ሓድሽ 3 ግዜ ኣቅሪብካዮ ማለት ኣኻሊ ኣይኮነን፡ብሕጂ ውን ልዕሊ 30 ግዜ እንተዝመጽእ ጽቡቅ ምኾነ፡ ንጋል ራያ ከኣ እንተተቅርብልና ደስ ምበለና፡ kbri yhabelna from 🇪🇷

  • @michaelmedhane2848
    @michaelmedhane2848 2 месяца назад +5

    ሓድሽ ሓውና ኣጆኻ: ንስኻ ሕልናኻ ብሰላም ዝተገዝአ ስለ ዝኾነ መጻኢ ሂወትካ ብሩህ እዩ። ኣነ ከም ኤርትራዊ ሓውኻ ኣብ ጎንኻ አለኹ። ጋዜጠኛ ሓብትና ኸኣ ጼቡቅ መደብ ንፍዕቲ።

  • @AwetLove-mu9kk
    @AwetLove-mu9kk 2 месяца назад +7

    ፍቅሪ ዝሰብክ ሰብ መቀረት ፍቅሪ ዝሰብክ ሰብብጥራይ ኢዩ። ህዝብታት በብቲ ዘለዎም፡ጸጋታት ተማላሊኦም ተካባቢሮም ምስ ዝከዱ ብሂወት ክነብሩ ዘጸግም የለን ። ❤❤❤ loveyou papa hadish am from Eritrea❤ we love you

  • @HdsTrd
    @HdsTrd 2 месяца назад +3

    ኩቡር ሓው ሓዲሽ ግርማይ እንቃዕ ንዑኡ ክትገልጽ ኣብቃዓካ ኣምላክ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 2 месяца назад +7

    Excellent Sister for your work! Such work and people brings peace! No hate. So please keep it. I wish you success in your career . Love and peace to our both people and to whole World 💙💙💙🇪🇷

  • @MG-vz4uy
    @MG-vz4uy 2 месяца назад +2

    This guy, mara abi seb. He preaches peace no hate what a breath of fresh air, I could listen to him all day. Keep bringing shows like this n am sure you will have more followers, well done sister keep it up.

  • @xegaxega4826
    @xegaxega4826 2 месяца назад +6

    Wawwww gex nefetwo hawena Rena and I Ricpect you from ER people 💖💖💖💖💖💖🇪🇷💯💯💯💯❤️❤️❤️❤️

  • @zerithadgu832
    @zerithadgu832 2 месяца назад +6

    Kbret yhabelna jornalist❤❤😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Des zbl knhgzo ena hray

  • @freweinihalie5868
    @freweinihalie5868 2 месяца назад +2

    አጆኻ እዝጋአብሄ ከምሰብ አይኮነን🙏🏽🙏🏽🙏🏽👍

  • @JohnMetkel
    @JohnMetkel 2 месяца назад +4

    ደርፊ የማነ ባርያ ኣምሲካያ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️በል ኣጆኻ ኣንታ ጅግና ተጋዳላይ ❤️❤️❤️

  • @TabotuBereketab
    @TabotuBereketab 2 месяца назад +3

    Tebarek zhawet fkri eka sebikka
    Goyta Yesus ybarka GBU bruk ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hadishhagos
    @hadishhagos 2 месяца назад +2

    በርትዕ ሞኽሲ።ሂወት ትማሃረላ እውን ኢኻ። ትነብረላ ጥራሕ ኣይኮንካን።

  • @weinihabte9436
    @weinihabte9436 2 месяца назад +1

    ለባምን ክኢላ ትግራዋይ!!! ሰላምን ጥዕናን ትምኒተይ ይብጻህካ::

  • @milatadam196
    @milatadam196 2 месяца назад +5

    Lebam mestewali tuhut Azerarbaka aderarfaka kirarka Mara des zebil interview. Thank you I am from Eritrea

  • @danusemere-kl9rn
    @danusemere-kl9rn 2 месяца назад +9

    ንስካስ ፋሎይ ፋጥረት ኢኮ ነይቦሐቂ ሐድሽ እግዛብሄሪ ዕድሜካ የንውሐዬ

  • @muslimeritrea
    @muslimeritrea 2 месяца назад +3

    ሓውና ሓድሽ ብጣዕሚ ንልቢ ዝምስጥ ናብ ናይ ሰላም ማኣድን ፍቅርን ሕውነትን ዝፅውዕ መልእኽቲ ምምሕላፍካ ክብረትን ሞጎስን ይግባኣካ። ከማኻ ክበዝሑን ክፋረዩን ውለደልና ዝመደልና የቀንየልና።

  • @Seb15
    @Seb15 2 месяца назад +2

    ብስሚዒት ካብልቡ ኣጥብቅ ኣቢሉ ሰለዝደርፉ ደስ እዩ ዝብል።👍🙏

  • @aduliszula7991
    @aduliszula7991 2 месяца назад +4

    We love you from our heart. From Eritrea. AURA media is continu as a center media bravo.

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 2 месяца назад +10

    ምስ ተመርዓወ ምስ ባልትቤቱ ኣምጽዮ ፈተውቱ ክንሑገስ ናይ ክቡር አያና

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 2 месяца назад +7

    Ayselaukkyn ms FetekukiHansae 😢💙💙 Yemane Legend 💙💙💙💔 Peace and love 🫶🇪🇷

  • @NegaTekle
    @NegaTekle 2 месяца назад

    ጀግና ኢካ ዉዕለት ዘይትረሰዕ ሰብ ኢካሞ ነቲ ትሕቡ ዘለካ ናይፈቅረ ደለትካ ሰለ ዘለካ ሐሳብ ልብካ የሰመረልካ ክብለካ እደሊ 🎉🎉🎉🎉

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 2 месяца назад +5

    AURA ሚድያ ክብረት ይሃበለይ ነዚ ሓውና ብምዕዳምኩም :
    ብናተይ እምነት AURA ሚድያ እታ ሓቀኛ ሚድያ ኢለ እየ ዝኣምን ደጊመ ክብረት ይሃበለይ :
    ተጋዳለይ ሓድሽ ሞላእ ሕዝቢ ኤርትራ ከምዘፍቅረካ ጥርጥር የብሉን : 👌👌👌

  • @solomonkfle2831
    @solomonkfle2831 2 месяца назад +4

    ኣቶ ሓድሽ እንኻዕ ሓጎሰካ መታዓቢትኻ ምርኻብካ❤❤❤

  • @senbetumelake6127
    @senbetumelake6127 2 месяца назад +3

    እዉነት ታሸንፋለች አይዞህ በርታ
    ጌተ በፈቅር በኑሮህ። በጤናህ። ይባረክህ❤❤😅🙏❤❤

  • @teklayhailu5977
    @teklayhailu5977 2 месяца назад +2

    ዝተረፈ ግዜኻ ይባረኽ ዕድመ ይሀብካ ሓዱሸይ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 2 месяца назад +12

    ሓፍትና ካኣ ኣጆኺ ከምዚኦም ከተምጽልና ንፍዕቲ።

    • @AluChanal
      @AluChanal 2 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

  • @YonasKesete-oy5ub
    @YonasKesete-oy5ub 2 месяца назад +1

    ፍረ ብርክኻ የሪኤካ ክቡር ኣቦና

  • @eritreaweymot
    @eritreaweymot 2 месяца назад

    Abzi zelekayo edmen tenan yhabka egzabher kem tmntey gn nea eto nabta zabekala halal meret Eritreana tesa knhbeka ewn gbuna eyu ❤❤❤

  • @mohammednurallamia
    @mohammednurallamia 2 месяца назад +1

    May God give you long life Haki sele eritrea ዘዘርብ ተግራዋይ ሎሚ ረኣ ጀግና ሓደ . ተግራዋይ ከምዘ ካማካ ሓኪ ዘዛረብ የለን ,ነሰካ ጊን ፉሉይ ኤካ

    • @yonasaraya3159
      @yonasaraya3159 2 месяца назад

      @@mohammednurallamia suq bel b Xebibnet ztesaqekum hbreteseb. Haymanotn gorebet hzbn felikum zeytryu hmaqat...

    • @HadushGirmay-s5q
      @HadushGirmay-s5q 2 месяца назад

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 2 месяца назад +2

    ኣጆኻ ሓው ሓድሽ እምባሳደር ሰላም ስለ ዝኾንካ ክትዕወት ኢኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና።

  • @tekliamelke477
    @tekliamelke477 2 месяца назад +4

    ዕድመን ጥዕናን ሓውና ❤❤❤❤❤

  • @habtukidane3178
    @habtukidane3178 2 месяца назад +4

    ሓው ሓዱሽ በቃ ኣቦ ፍቕሪ ኢኻ ልቦናኻ ኣመና ስልጡንዩ በረኸትካን ዕድመኻን ይበርክት !!!

  • @MhretabY
    @MhretabY 2 месяца назад +1

    I don’t know how to appreciate this great man

  • @GoitomAndebirhan
    @GoitomAndebirhan 2 месяца назад +1

    He has great brother ❤️

  • @nesredinbrhan9483
    @nesredinbrhan9483 2 месяца назад +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️ wedi erey ambesa ajoka

  • @TsegayTeklay-l8b
    @TsegayTeklay-l8b 2 месяца назад +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ሓዱሸይይ

  • @wudasewoldemariam6451
    @wudasewoldemariam6451 2 месяца назад +28

    Ajika kubur hawina kulu eritreawi ab gonika alena ni eritreawi 10 intehibkayo 100 geru eyu dihibeka .eritreawi meraka Arena kulu eritreawi ab gonika alena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷we love you

  • @TeklezgiWeldeyohannes
    @TeklezgiWeldeyohannes 2 месяца назад +2

    This guy is awesome....thank u for the other day interview abt Eritrean......we got only ❤️ ❤and respect for u guys
    Keep your good morales ma men..

  • @mikaeletsegai5099
    @mikaeletsegai5099 2 месяца назад +1

    We love bro from Eritrea

  • @LaganaEritrea
    @LaganaEritrea 2 месяца назад +2

    Besm hizbi Eritrea ❤ hibka alku.
    Senelbona Eritrea hizkayo alka Emo kexelo.❤

  • @mannyseretse
    @mannyseretse 2 месяца назад +1

    Bravo! Nay selam melaktegna. Love from Eritrea

  • @BerhaneTemelso-w5f
    @BerhaneTemelso-w5f 2 месяца назад +3

    ጽቡቅ ትሕዝቶ ሰስኑ 🎉

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd 2 месяца назад

    ዋእ ወድ ጀበሊ ትብሎ ናብ ቆሎ ጥጥቆ ዕላል ትመልሶ እዚ ልክዕ ምስ መለስ ዜናዊ ዝመጣጠን ሰፊሕ ኣእምሮ ዘለዎ ኢዩ ተጋ/ሓድሽ

  • @HabteGergish
    @HabteGergish 2 месяца назад

    ኩቡር ኣቦና ሓድሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ 🥰🎉

  • @wedimaynehayugabay7042
    @wedimaynehayugabay7042 2 месяца назад

    You the greatest man long life God bless you 🙏

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 2 месяца назад +2

    Naturally gifted professional speaker.

  • @ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ

    ከምዚ ከማኻ ብዙሓት ሓቀኛታት እንደዝህልዉ እዞም 2 ጎረባብቲ ህዝብታት ብሰላምን ቅሳነትን መነበሩ፡ስለዚ ኣጆኻ ምእንቲ ሰላም ከይተሓለልካ ቀጽል፡እግዝኣቢሄር ሰላም የውርደልና።

  • @Hailezghi-yq4yx
    @Hailezghi-yq4yx 2 месяца назад +4

    Ajoka hawna ❤❤❤

  • @wedi-troroba
    @wedi-troroba 2 месяца назад +2

    ክቡር ማዕረ ክብረቱ የኽብረካ🎉❤

  • @yohannesghidearkebom9464
    @yohannesghidearkebom9464 2 месяца назад +2

    መምህር ሂወት ኣጆኻ!

  • @yohanneski3573
    @yohanneski3573 2 месяца назад +2

    This guy is very smart and positive minded

  • @تقرييوسفتقريا
    @تقرييوسفتقريا 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጂግና❤❤❤

  • @selamwoldegergish4015
    @selamwoldegergish4015 2 месяца назад +1

    Ne Medihen Eba meodolena bejakom god bless you ❤❤❤❤

  • @טקלונגוסה
    @טקלונגוסה 2 месяца назад +2

    ኣያይ ሓድሽ ኤድመ ይሃብካ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @eritreaalandofpromise971
    @eritreaalandofpromise971 Месяц назад

    ኩቡራት ኣሕዋት ገበርቲ ሰናይ ን ተጋዳላይ ሓድሽ ኢደ ኢድና ነዋጻሉ፡ ንኤርትራና ህይወቱ ክኸፍል ዝተጋደለ ብጻይ ሓውና እዩ። ያላ ፎርሳ

  • @mulugetasengal7826
    @mulugetasengal7826 2 месяца назад +2

    I wish you you all the best from Eritrea 🇪🇷 ❤

  • @shamfesha4974
    @shamfesha4974 2 месяца назад

    ብራቮ ሓድሽ ሓውና እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንስኻ ከም ነልሰን ማንዴላ ናይ ደቡብ ኣፍርቃ ኣብነታዊ ፍሉጥ ኣብ ዓለም ንስኻ ውን ኣብነታዊ ናይዚ ህዝቢ ሓበሻ እኻ ብጣዕሚ ና ንፈትወካን ነኽብረካን ንኹሉ ዘድሌካ ድላዋት እና ❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤❤❤❤❤

  • @HenokHiyabu-p1u
    @HenokHiyabu-p1u 2 месяца назад +1

    He tells her "entHalini maHabkuki" If I have everything I will give it to you.Tigirnga language is beautiful,sentimental and melodic.

  • @selamwoldegergish4015
    @selamwoldegergish4015 2 месяца назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤aseyyyyyy kolo tegerawaye kemaka etezikeweni ❤❤❤❤❤❤tebareki ❤❤❤

  • @ermyasayele
    @ermyasayele 2 месяца назад +1

    a man of truth.
    he is an artist.

  • @weldegebrielredi43
    @weldegebrielredi43 2 месяца назад

    This person is unique and smart. Ambassador selam

  • @Erilovr4311
    @Erilovr4311 2 месяца назад +4

    Kuluna eritrawyan ab gonka alena hawey natey ❤

  • @mombabi3459
    @mombabi3459 2 месяца назад +2

    ወላዲ ኢካ ተነጽሎ ክመጸካ ኢዩ ግን ንግዚኡ ኢዩ ንፍቅሪ ምዝማር ቀጽሎ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉!!!!!!!!!!!!!!!

  • @Beriex
    @Beriex 2 месяца назад

    Kbret yhabka kubur hawna, Wey ayana! Egziabiher nezom ab klte hager tefenachilom zelewu sdra selam yewrd! Zemene hlef temehalalef ygberelna! Kab ab dob gorhosirnay ziabeye eritreawi hawka!

  • @fithawiberhe54
    @fithawiberhe54 2 месяца назад

    ኣጆኻ We are on ur side
    Respect ur true love for asmara and eritrea

  • @KidaneSelemun
    @KidaneSelemun 2 месяца назад +1

    Respect brother best friend from Eritrea

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 2 месяца назад +12

    I am from 🇪🇷 Eritrea senafe we love you 😍 this man 👨 smart I hope peace ✌️ 🙏 ❤️ one day selam hazbi Eritrea and Tigray ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @simonmengstab2620
      @simonmengstab2620 2 месяца назад +1

      Anes agame wala koye zeyamn ezom senafe wun thmeyu ekum

    • @habenkibreab2393
      @habenkibreab2393 2 месяца назад

      @simonmengstab2620 senafe adi gerat we are sister's and brother's 💙🥰zarkey