Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ጽቡቅ ትዕዝብቲ ንሙኻኑ በየናይ ሞራል እዩ ነዞም ረሳሓት ጻህያይ ክርዳድ ክትጻወት ኣይወርደልካን ብንቅሓት ምኻድ የድሊ ኑኡሰይ የማን ጸጋም ጠምት
desale hawey Kulu medebatka xbuk alo ketlo Ajoka ❤❤❤
ደሱ ሓወይ እሙን ብጻይ።ካብ እሙን ምኳን ዝዓቢ የለን ሞ ቀጽል💙💙💙💚
Haqi eyu tnqaqe zedlyo eyu zeygber yelen deqey hadera selaekum alelyu Thank you desale. Amlak ybaka 🙏🏼🙏🏼🙏🏼💙💙💙💙💙
ደሱ ሀወይ ሸጥ ምዐጣ ወዲ ሐማ 💙💙💪💪👍👌✌✌✌✌
nherom hadera bhrhna zhber haseya alewo🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Thanks Dessu . You nailed it 💙💙💙
Yes, good point Desu. They should play by the city they live in, not by the cities of their origin in Eritrea.🎉
Selma ☑️ thank you so much for your service 🙏🏿💙🌿💙🌿🌿💙👊🏿👊🏿👈🏿🕊️⚖️
እዚ መንሰይ ሕጂውን ክነቀሕ ኣለዎ 💙💙💙💙
ደሱ ጅግና 👍👍👍
ናይ ብሓቂ ደሱ👍💙
Desale. Anbesa. 🐆🐆🐆🐆🐆💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍🙏🙏🙏💙💙💙💙💙
💙💙💙 ajoka tesfa keytkorx
ትኽክል ወዲ ትካቦ ዓርከይ ህግደፍ ፖለቲካዊ ረብሓ ክኸሰበሉ ስለዝደለየ ኢዩ። ስለዚ ጸወታ ደው ይበል
Desu jigna
I always admire your honesty .we all need positive energy and hard work you do. May God give you long life and health.
right on time desu jigna.
Wow desu hawey you got them.
ዝገርም እዩ እታ ተባዕ ዝበልናያ ሃገረ ሆላንድ ከምዚ ምግባራ ከይገረመና ኣይተረፈን ግን ሎሚ ንህግደፍ ኣሕሊፍና ንህቦ ቅንጣብ ናትና ነገር የሎን ፡ወረቕትና ኣካልና ሂወትና ዝኸፈልናሉን ንኸፍለሉ ዘሎና ፡ሕጂ እውን እንተኾነ ኣሕሊፍና ኣይንህብን ብስፖርት ኣምሲልና
YEAH Desu. Anes birged nihamdu mis birged nihamedu mesilunas tahgushna welna. Hiji gin eti shrhi hgdef kisab kindey hadgna mikanu timal eyu berhulna selezi ageb Birged nihamedu mis hgdef kuso kitxawetu tikedu? Belkum ab mefntera kitatw no no no!! HGDEF da meshloki endiu zedli zelo bikulu fetinu mukan abuwo bikuso geru katwekum edl aythabuwo: : 💙💙💙
Desale wedi metkel❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትክክል ዘረባ ደሱ እዚ ክሕደት እዩ ምስ ህግደፍ ብናይ ፖሎቲካ ጸወታ ጥራይ ኢና ክንጋጠም ዝግባእ ኩዕሾኮ ናይ ምዝናይን ናይ ምሕዝነትን እዩ ደምና እናፍሰሱ ምሕዝነት የድሊ ድዩ ዘይነጸሩስ ስቅ ተበልና ድማ ህግደፍ እዩ ኢሎም ይሓምዩና ካብዚ ዝዓቢ ውድቀት የለን 👍👍👍
👌💙💙💙🎉🎉🎉🎉
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿✅hakii Desale.Tikabo ajoka teray
Yes Nabhaki
Wlad midrezien❤❤❤❤❤
Yes you’re right 🩵🌿💎🌿🩵
Xelaetna neleli abhaser krbit keshrtutulna tekalat ftret
ትኽክል ወዲትካቦ ሓቂ
🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊
Nay bhqey steboq tentena desal hwe hezby nhena Bergyd nhamdo keyngagey 🩵🩵🩵🩵🌿🌿🌿🌿 netsr sefa tawet 💯🙏
You got a point dessu❤💙☘️🙏☘️
👌👌👌👌👌👌👌
You are right Wedi tikabo I agree with you?
Desu hawey btamy deszbl hasab Nesr belom 🩵🩵🩵🩵🩵👍👍👍🙏
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
💙💙💙💙💙👍👍👍
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
JIGNA WEDI ERITREA a JIGNA NAI BHAKI ERITRAWI. BAWRAJA MFLILAY WDKETN HSRETN EYU.
Desu abo haki beal metkel 👏
❤❤❤
💪💪💪💪💪💪💪💪
ጉዳይ ሆላንድ ብጉቡእ ክረኤጸላኢ ከም ጸላኢ እንትርዘያቅገሚጥካዮ መጻኢኻ ጽብቕ ኣይኮነን ስለዚ እቶም ወደብቲ ክሕተቱ ኣለዎም
ደሱ አበሳ ትኽክል ነቃዕ አዮም ደልዮም
nay bhaki desal hawey tbuk aleka
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጽቡቕ ስራሕ ናቲን ደሱን ❤❤❤
ኩሉ ክፈልጣ ዘለዎ እዛ ብዓዲ እና ጸዋዕካ ዝትከል ስፖርት ዓቢ ሓደጋ ሒዙ እዩ ክመጽእ ስለዚ ክሕሰበሉ ኣለዎ ብዙሕ ኣስማት ኣሎ
Desu lebam seb beblessed zhawey.
Delale male haqi maletyu msaka aleku saeben keymexe kab naeben mrhaq brged nhamedu ms brged nhamedu
Delale male haqi maletyu msaka aleku saeben keymexe kab naeben mrhaq
💙💙💙💙💙💙💙💙🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
Nay bahaki desale hawna ajoka
selam desale ez sport mknyat bmgbar abz qals enkfat keyfetr tnqaqe yhatt eu kulu ab tht fthi Blue Revolution kkewn temerax eu ez tblo zelka wn khsebelu alewo hgdef bkulu bota ab mengo ez qlas keatu eu zdel zelo azyu tnqaqe khatt eu ???
Well said brother desu????💙💙💙💙💙💙💎💎💎🩵🩵🩵🩵
like like ya tnqaqe yedl eu
ጽቡቕ ሓሳብ ደሱ። ኣገዳሲ ነገር ኢካ ኣልዒልካ ዘለኻ። ንሕና ረሳዕትን ፣ ሸለል በሃልትን ኢና። ኣብ ዘይጥዑይ ፖለቲካ ኮይንካ ፣ እሞ ድማ ብዙሓት ጸላእቲ ንህዝብና ብኣውራጃን ወረዳን ክፈልላዩ ህርድግ እናበሉ እንከለዉ ብዓዲ ወይ ወረዳ ስፖርት ኣምሲልካ ምፍልላይ ክፍጠር እሞ ፣ ዕላማ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ምቕጻል ከይከውን። ነዚ መጽናዕቲ ጌርካ እንታይ ኢዩ ዝግበር ዘሎ ክሕሰበሉ ኣለዎ ። ክብረት ይሃበልና ደሱ።
tay ke werdwom tom nay holand
ብሱል ሓሳብ ደሱ ኣነስ ኣብ ኣብ ጥርናፈ በርጌድ ንሓመዱ ዘሎ ጥራሕ ዝጻወት ዘሎ መሲሉኒ ጸኒሑ ላምስ ምስ ሓራዲኣ ማይ ትሰቲ ዲዩ ዝብሃል ክሕሰበሉ ኣለዎ ንቶም ጠርነፍትን ኣካየድትን ናይዚ ስፖርት ክሕተቱ ኣለዎም
Ezi eko abal birged nhamedu tray aykonen diu? Ayteredeanin
ህግደፍ ስሚ መንእሰይ ብግዜና ብዕድልና ክጻወት ኣይነፍቅደሉን ኢና።ኩሉ ንዓና ዘጥቅዕ ንዓና ዝብትን ንዓና ዘእስር ካብ ምስራሕ ዓዲ ኣይወዓለን ብዝኸዶ ካብ ምዉራድ ዉን ዓዲ ኣይወዓለን።ኣይተረድኦምን እንበር ግዜ ባዕሉ ጠሊምውም ኣሎ።ንሕና ኸ እንታይ ክንገብር ኣለና እዩ እቲ ነጥቢ።እዚ ኣስማት ጾሮና ሰንዓፈ ኣስመራ ዓዲቀይሕ ዘሎ ክንቅይሮ ኣለና።ምናልባት በስማት ተቃለስቲ እንተጌርናዮ እዚ ዉን ናብ ዘየድሊ ክወስዶ እዩ ህግደፍ።ንዘቲ እሞ ኩላትና ክቅብ ብዙሓት ሰባት ብሉጽ ሓሳብ ክመጽእ ይኽእል እዩ።ዝሓሸ በዘን ንነብረለን ዘለና ከተማታት እንተንጽዋዕ ምሓሸ።ንኣብነት ኣብ ኢንግሊዝ ማንቼ ፡ሎንዶን፡ሼፊልድ፡ነናተን ከተማ ዝነብሩለን እዮም ወኪሎም መጽዮም ብእኣ ከኣ ንጽዉዖም ኔርና ።ብደረጃ ሃገር ምስ እንወዳደር ከኣ ጋንታ ኢንግሊዝ ምስ ጀርመን ዲና ክንበሃል ወይስ ጠቅላላ ናይ ስካኒቪያ ብሓደ ተወኪለን ክጽዉዓ ንሕሰበሉ እዚ ዝቀለለ ክንሱ ንህግደፍ ግን ከይተጻወተ ኣብ ሜዳ ፡ ኣብ ማስሜድያ ኮይኑ ክዘርግ ግን ዕድል ኣይንሃቦ።ብወገነይ እኳ ዋላ ሓደ ናይ ዓዳዉነት ስሚዒት የብለይን ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ስፖርት፡ከም ቅዱስ ቅንኢ ጌረ እየ ዝርድኦ ዘለኹ ህግደፍ መንደፍ ግና ነስመራ ብፉሉይ ክድግፋ ተራእዩ😅😅😅😅😅 ይገርም እኳ እዩ ነቀዝ ደድሕሬና ምምጽኡ ኣይተረፈን ዘሎ።እቶም ኣስመራ ዝተባህሉ ዉን ኣብኡ ተወሊዶም ዝዓበዩ ደኣ ይኹኑ እንበር ካብ ኩሉ እዮም ህግደፍ ግን ኣራሲኖም ኣራሲኖም ፍሉያት ዕዉታት ክገብሮም ሆሆ ክብሉ ዉዒሎም እሞ ኸኣ ክሰዓሩ ኮለዉ ከይሰምዑ ዉዒሎም ሓንቲ ረኺቦም ብጸቢብ ስለ ዝተዓወቱ ነዞም ተቃለስቲ ኣንፈቶም ከጥፍእ ኣጣቃዒ መሲሉ መሃርዎም ገለ ክብል ኣብ መንጎ ንሓመዱ ክኣቱ ምሕሳቡ እዚ መቀጸልት ናይተን ኩሉ ሰብ ዝፈንፈነን ዮርዳኒስ ዶ ዳህላክ ጸጸኒሑ ዝሰደን መምሃራን ምንዝርና ክንሰን ንበዓል ጆን ብላክ ክኸሳ ኣብ ቤትፍርዲ ተገቲረን ክዉዕላ ምርኣይ ኣብ ዓዲ ኣብ ከምዚኦም ሰባት ይሰርሕ ኣብዚ ዉን ይቅጽል ኣሎ።ንሓመዱ ጉዳይ ኣብ ግዚኡ ቀልጢፍካ ምድፋን እያ ምስዚ ስርዓት ተዋጽእ ።ነዚ ጉዳይ ቀልጢፍና ንዕጸዎ።እዚ ዓቢ ዉርደት እዩ ንህግደፍ እዞም ዉሑዳት መንእሰያት ልቢ ብዙሓት ኣዋልድ ብዙሓት ቋልዑ ምስ ሰለቡ ጽባሕ ከኣ ክዕዘባ ድየን ክድግፋ ክመጻ እየን ።ህግደፍ ምስቲም ሽማግለታት ጥራይ እዩ ክሕጸር ዘለዎ።ካብ ዓድና ሰጉጉ ሓደ ኢሰያስ ብሚሊዮናት ዶላራት ባንክታት ክሳብ ዝወአስዎ ኮፍ ኣቢሉ እዩ ሰራዊት ወድዓከር ባኒ ዝቅልቦ ዘሎ።ኩሉ ኣስናኑን ቁመንኡን ድዋዕዋዕ ኢሉ ዘሎ የሕዋትና።ስድርኡ ዉን ብገንዘብና ጺጽ ይብሉ ኣለዉ።ወዱ ደዉ ኢሉ ገንዘብ ቢሻን ኣታዊታት ኣየር ቲኬትን ክዘምት ይዉዕል ኣሎ።ስለዚ ንመን ኢና ክነቃባጥር እቶም ኣብ ዉሽጢ ዘለዉ ካብ ናይ ልማዓት ስፍራ ናይ እስርቤት ጎዳጉዲ ስለ ዝሰርሓሎም ትንፍስ እንተኢሎም ነታ ዘላታ ተወሰኻ እዩ ዕድሎም። ኣብዚ ግን ካብዚ መንግስቲ እዚ እንታይ ኢና ረኺብና ንሱ ሚሊዮነር ክኸዉን ንሕና ሃገር ምልእቲ ስደተኛ ተቀይራ ።ሃገር ምልእቲ ብሕሱም ኣተሓሕዝኡ ዝሰክሐ መንእሰይ ጭካነኦም ምዉጻእ ኣቢይዎ ክሳብ ሕጂ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ተመርዕዩ ይምለስ ኣሎ።ካብ ሕጽኖት ግፋ ኢሉ ዝገፍፍ ኣረሜን ኣብ ዓለም ዘየሎ እኳ እዩ ናይዚኦም ቀይዲ በተኽ ጭካነ ።ክንድዚ ግፋ ዓለም በጥ ኢላ ኮላ ዝተንከፎም ዘይብሎም እዩ ዝኸዉን ዘሎ ሕጂ ግዳ ስራሕ ረኺቦም።እዚ ስግረዶብ ባዕሎም ይሰርሕዎ ኔሮም ክሳብ ካብ ቤትጽሕፈት ፕረሲደንት ዝብላ ማኻይን ኣስገርትን።እቲ ተራ ወድ ዓዲ ኣስጋሪ እንተኾይኑ 7 ጊዳጉድ የእትዉዎ ባዕሎም ዘስርሕዎ እንተኾይኑ ከኣ ሰኣራይ ተኣሲሩ ኮሎ ንሱ እስርቤት ቀይሩ ኢሎም ወጽዮም ካልኣይ ከስግሩ ተታሒዞም ክመጹ ተራእዮም እዮም።ብፍላይ ስርሒት 01 ናይ ኢድኩም ትኽፈልዋ ትኾኑ እንበሪ ናይዚ ኹሉ ንግዲ ወድ ሰብ ኣብ ኣስመራ እዩ ዝኽፈል ኔሩ ።ገብዘብ ብሳልሳይ መንገዲ ክትቀባበሉ ዉን ኣይደለኹምን ሃሮምሮም ክትብሉ።ንብዓት ንክደይ ኣዴትት ወርቀን ሸይጠን ከብቶም ሸይጦም ሓግዙና ኢሎም ኣብ ኣስመራ ትቅበልዎ ኔርኩም።ኣንታ መንእሰይ ኣጆኻ ጥራይ ብዘለና ነዚ ኣረሜን ስርዓት ብኹሉ ብእንኽእሎ ክንጋፈጦ ኢና ።ዉሑድ ዶ ዘይተጻወትካ ብዕድልና ብግዜና ብስድራና ።ስለዚ ኪኖ እቲ ተንኮላት ህግደፍ ጸላኢና ኣነጺርና ንረድኣዮ።ንሱ ምሽ የሕዋትና ከእስር ክንደይ ጠቀነ ቪድዮ ብዝከኣሎ ከጥቅዓና ሪኢና ንሕና ዉን ቦታ ኣይንሃቦ ደንጊላ ገዲፍና ማለት ዘመናዊ ደንጎላ ግን ጥራዩ ክነትርፎ ኢና ።ተሓቢኡለን ዝጸነሐ ናብ ረብሓና ክንቅይሮ ኢና።
Selam desale jgna bel hijiyu mtnqaq zefli naana mesilom kzergu kmexuyom tehawawiska zbehal anxar elamanayu eziom nay mecheresta nhawarun abtqana kqerbe yeblomn list hizka knlale alena kemza zbelkaya nenhdhdna nxawet wedehanka
ደሱ ሓወይ ህግደፍ ዋላ መርዚ ገይሮም ክቀትሉዎም ይክእሉ ኢዮም
❤❤❤❤❤❤❤
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿🌿🌿💙🌿🌿🌿✅👌
💙💙💙💙💙💙🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼♥️🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼💙🙏🏼
❤❤❤❤❤
🌷🌷🌷🩵🩵🩵
❤❤❤❤
ጽቡቅ ትዕዝብቲ ንሙኻኑ በየናይ ሞራል እዩ ነዞም ረሳሓት ጻህያይ ክርዳድ ክትጻወት ኣይወርደልካን ብንቅሓት ምኻድ የድሊ ኑኡሰይ የማን ጸጋም ጠምት
desale hawey Kulu medebatka xbuk alo ketlo Ajoka ❤❤❤
ደሱ ሓወይ እሙን ብጻይ።ካብ እሙን ምኳን ዝዓቢ የለን ሞ ቀጽል💙💙💙💚
Haqi eyu tnqaqe zedlyo eyu zeygber yelen deqey hadera selaekum alelyu Thank you desale. Amlak ybaka 🙏🏼🙏🏼🙏🏼💙💙💙💙💙
ደሱ ሀወይ ሸጥ ምዐጣ ወዲ ሐማ 💙💙💪💪👍👌✌✌✌✌
nherom hadera bhrhna zhber haseya alewo🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Thanks Dessu . You nailed it 💙💙💙
Yes, good point Desu. They should play by the city they live in, not by the cities of their origin in Eritrea.🎉
Selma ☑️ thank you so much for your service 🙏🏿💙🌿💙🌿🌿💙👊🏿👊🏿👈🏿🕊️⚖️
እዚ መንሰይ ሕጂውን ክነቀሕ ኣለዎ 💙💙💙💙
ደሱ ጅግና 👍👍👍
ናይ ብሓቂ ደሱ👍💙
Desale. Anbesa. 🐆🐆🐆🐆🐆💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍🙏🙏🙏💙💙💙💙💙
💙💙💙 ajoka tesfa keytkorx
ትኽክል ወዲ ትካቦ ዓርከይ
ህግደፍ ፖለቲካዊ ረብሓ ክኸሰበሉ ስለዝደለየ ኢዩ። ስለዚ ጸወታ ደው ይበል
Desu jigna
I always admire your honesty .we all need positive energy and hard work you do. May God give you long life and health.
right on time desu jigna.
Wow desu hawey you got them.
ዝገርም እዩ እታ ተባዕ ዝበልናያ ሃገረ ሆላንድ ከምዚ ምግባራ ከይገረመና ኣይተረፈን ግን ሎሚ ንህግደፍ ኣሕሊፍና ንህቦ ቅንጣብ ናትና ነገር የሎን ፡ወረቕትና ኣካልና ሂወትና ዝኸፈልናሉን ንኸፍለሉ ዘሎና ፡ሕጂ እውን እንተኾነ ኣሕሊፍና ኣይንህብን ብስፖርት ኣምሲልና
YEAH Desu. Anes birged nihamdu mis birged nihamedu mesilunas tahgushna welna. Hiji gin eti shrhi hgdef kisab kindey hadgna mikanu timal eyu berhulna selezi ageb Birged nihamedu mis hgdef kuso kitxawetu tikedu? Belkum ab mefntera kitatw no no no!! HGDEF da meshloki endiu zedli zelo bikulu fetinu mukan abuwo bikuso geru katwekum edl aythabuwo: : 💙💙💙
Desale wedi metkel❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትክክል ዘረባ ደሱ እዚ ክሕደት እዩ ምስ ህግደፍ ብናይ ፖሎቲካ ጸወታ ጥራይ ኢና ክንጋጠም ዝግባእ ኩዕሾኮ ናይ ምዝናይን ናይ ምሕዝነትን እዩ ደምና እናፍሰሱ ምሕዝነት የድሊ ድዩ ዘይነጸሩስ ስቅ ተበልና ድማ ህግደፍ እዩ ኢሎም ይሓምዩና ካብዚ ዝዓቢ ውድቀት የለን 👍👍👍
👌💙💙💙🎉🎉🎉🎉
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿✅hakii Desale.Tikabo ajoka teray
Yes Nabhaki
Wlad midrezien❤❤❤❤❤
Yes you’re right 🩵🌿💎🌿🩵
Xelaetna neleli abhaser krbit keshrtutulna tekalat ftret
ትኽክል ወዲትካቦ ሓቂ
🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊
Nay bhqey steboq tentena desal hwe hezby nhena Bergyd nhamdo keyngagey 🩵🩵🩵🩵🌿🌿🌿🌿 netsr sefa tawet 💯🙏
You got a point dessu❤💙☘️🙏☘️
👌👌👌👌👌👌👌
You are right Wedi tikabo I agree with you?
Desu hawey btamy deszbl hasab Nesr belom 🩵🩵🩵🩵🩵👍👍👍🙏
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
💙💙💙💙💙👍👍👍
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
JIGNA WEDI ERITREA a JIGNA NAI BHAKI ERITRAWI. BAWRAJA MFLILAY WDKETN HSRETN EYU.
Desu abo haki beal metkel 👏
❤❤❤
💪💪💪💪💪💪💪💪
ጉዳይ ሆላንድ ብጉቡእ ክረኤ
ጸላኢ ከም ጸላኢ እንትርዘያቅገሚጥካዮ መጻኢኻ ጽብቕ ኣይኮነን ስለዚ እቶም ወደብቲ ክሕተቱ ኣለዎም