Honestly I am just ashamed cuz nay alem awet agulihom gelixomo teawitka zbehal iko alem niqu Ms menfesu zwgn enter ezi sakt awet eyu so what biniam hji champions Africa koynu xbah kea bkndi double natu ytka ayzkern keman awetu gzyawi awet dea Ms semayawi abey eyu krakeb
ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ጽቡቅ ህየሳ ❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና እግዚኣቢሄር ልቦና ይሃበና❤🎉🎉🎉
❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሰናይ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዓልና ኣቦና ኣብጸልትኩም ዝኩርና
ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐና ክብር አቦና ❤❤❤❤❤
ኩቡር ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤ስለ ቲ እትህብና መንፈሳዊ ማዕዳን ተግሳጽን ብልኒ ኢና ነመስግን
❤❤❤eftia eftia etia abona welet medehn tezekern nay dekmti galkom
Egziabeher yekebereley Abona, neana kea nab ❤ lebena yemelesena
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትንታነ ቃለ ህይወት ይበሎ ናብ ልቦም ይምለሶም ነቶም ነዚኣ ዝደረሰን ዝዘመሩን ካኣ
Egziabhier yemesgen bruk abona badmen tanan nberulna tegsaxi kenrekb emo menfesawi hiwetna brdiet Knebro rutua Kal.
እስይይ ኣቦይ ቃለ ስናይ የስመዐልና ተገላለፃ ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኽና ጥበብ ሚጢሩ ፀግኡ ይዓድሎም ትዋናስ መረጋገፂ ቃል እግዚአብሔር ኣምላኽና ይመስገን ንኣቦታትና ዝሃበንና ብሓቂ ኣሜን
Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna 💕😘💕 kubur abona ❤❤❤ bzey mihlatna Share gereya neyre yikireta giberuley
ኩቡር ኣቦና ቃለ ህይወት የስምዓልና❤❤❤ ስለ ቲ እትህቡና መንፈሳዊ ማዕዳን ተግሳጽን ብልቢ ኢና ነመስግነኩም ምኽንያቱ ኣብዚ ሕማቅ እዋን ሰሚዕና ከም ዘይሰማዕና ሪኢና ከም ዘይ ረኣና እንኸደሉ እዋን እዩ ሞ እግዚኣብሔር ይቅረ ይበለልናን ጸግኡ ውን የብዝሓልኩም።❤❤❤
🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤️❤️❤️
እግዚኣብሄር መስተወዐሊ ዓይነ ልቡና ይዓድለና 🙏😢
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና ኣቦና❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kal hiwet yesmeana kubur abona nay bhaki ni biniam zey tgeba mezmur eya nira atum sebayt ageb aynegage ohhh medhanina Jesus Christus ykere blelna ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እሰይይይ ደስ ክብል አገላልፃ ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር አቦና እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመይ ብጥዕናይ ይሓልወልና ከማኹም ዝበሉ አቦታት የብዝሐልና አሜን❤
Abona Edmen tenan yhabukum🙏
ብሓቂ ኩቡሩ ኣቦና ተባረኩ 🙏👏
ኩሉ ብኣምላኽና እዩ ዝሰምረልና🙏👏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤
ቃል ሂወት yesmelna❤❤❤
ኣጋላልፃ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
ቃለህይወት የስምዐልና ክቡር ኣቦና ❤❤❤
Amen 🙏🙏🙏 abona kale hiwet yesmolna
አሜን አባ ቃል ሂወት የስማዓልና መስተውዓሊ ኣእምሮ ይሃበና ንመን ይዝመር ክንፈልጥ ይግባአና
ብጣዓሚ ጽብቅ ህየሳ እግዚኣብሔር መስትዋዓል ልቦና ይዓድለና ጌጋና ፈሊጥና ብንሳሕ ክንምለስ ቅዱስ ፍትቃዱ ይኹን።ጸጉኡ የብዛሓልካ ኩቡር ሓዉናን ኣቦናን ናዓይ ንሓጥያትኛ ሓውኻ ኣብ ትገብሮ ጸሎት ዘክረኒ
[ ጥበብ ኢያሱ ወዲ ሲራክ 20÷2-3} ቁጥዓካ ብውሽጢ ኂዝካ ኻብ ምንዳድን ምትካኽን፥ ተዛሪብካ ቁጥዓኻ ምውፃእ ይኃይሽ። ጌጋኻ ምስተረድኣካ ግና ተነሳሕ፥ ካብ ጥፍኣት ክትድኅን ኢኻ ምስ ተገሠጽካ ምንሳሕ ጽቡቕ እዩ፤ እዚ፥ ፈሊጥካ ኃጢኣት ካብ ምግባር ኬድኅነካ እዩ።[ ገላትያ 6 ÷1} ኣቱም ኣኅዋተይ፥ ሓደ ሰብ ኣብ በደል እንተ ተረኽበ፥ ንስኻትኩም እዞም መንፈሳውያን ዝኾንኩም፥ ነዚ ኸምዚ ዝበለ ሰብ፥ ብናይ ለውሃት መንፈስ ኣርምዎ። ንስኻትኩምውን ንገዛእ ርእስኹም ከይትፍተኑ ተጠንቀቑ።✝️✅ ከምቲ ቅዱስ ቃሉ ክንገብሪ መስተዓሊ ልቦና ይሃበና ቀጽሎ ከምዚ ብለዋህት ምግሳጽ ኩቡር ኣቦና ሓዉና
Amen kale hiwet yesmalna abona. Anber ahfiromna eyo 😢
Anes ferhe beqa ezi kbil aykilin egziabher balu gele ybelena 🥲🥲🥲✝️✝️✝️🙏🙏🙏 antu seba netom tazebti ba reyuna anes ab klte temeqile beqa😢😢😢
Qalehiwet yesmalna aynelubebonana ykfetelna ❤❤❤
Amen (3) kale hiwet yesmealna kbur abona egziabhier amlak mstewuali lbi yhabom
❤
Nay bahqe qal hiwet yesmalna abona xegu yebzhalkum
Kale hiwet yesmala🙏🙏🙏🙏🙏
😢😢😢እግዚአብሔር ኣምላክ መስተውዓሊ ሃበና❤❤❤
Amen amen amen qale hiwet yesmealna bhaqi xbuq hyesa
Mejemerya bzy mstweal des elatni nera emo nkulatna yqre ygberelna abona xegeu yebzhelkum
ናይ ብሓቂ ንሕና ውን ተገሪምና ኢና ኮ ኣታ ሎምስ ገለ ክንሰምዕ ኢና ኢልና ኮ ተዛሪብና !
እግዚአብሔር ኣምላክ መስተውዓሊ ሃበና😢😢😢😢😢😢
100% ጽቡቅ ህየሳ።
Kale hiwet yesmalna kubur abona
Ab xolotkum zekuruna!
Kale. Hiwet. yesmealna. behake. Kubur. Abona. bereketkum. yedarena. Uaye. ✝️😢🙏
Nay bhaki kal hiwet ysmalna
ብሓቂ አነ ክዛረብ እዉን ካቡዱኒ ኦ እግዚአብሔር ኣምላከይ ባዕልካ ዓይንና ልቡና ክፈተልና 😢😢
Egziabiher amilak mihiretu yiliakelina
Amen amen abana qal Hiwet yesmaelna
ኣነሰ ይቅረታ ሓቲቶም ምሰ በሉኒ ጽቡቅ ኢለ ድሓር ግን ከምብሓድሸ ኣይተጋገናን ኢሎም ዘርጊሐማ ገሪምኒ ብመንታይ መዐቀኒ ዮም ሪኢማ ብዝኾነ ቃለ ሂወት የሰምዓል ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ አነ ከም ዝመሰለኒ ጸላኢ ኢሎማ ዘለው እቶም መዋዳድርቲ ዶ ይኾኑ ለ ሓሲበ ይቅረ ይበለልና ፈጣሪ
ኣይኮኑን
ብወዲ ሰብ ጸላኢ ሰብ የብሉን
ጸላኢ ዝብል ዘሎ ኤፌ6 ተመልከት/ቲ ንወዲ ሰብ ብዘይካ ዲያብሎስን ሰራዊቱን ጸላእቲ የብሉን ስለዚ እቲ ግጥሚ ውን ኣብ ቅድሚ ህዝብን ኣህዛብን ሓይሊ እግዚኣብሔርን ሓይሊ መስቀልን ንዝሰብክ ቢንያም ዕንቅፋት ኮይኖ፡ከየውድቅዎ ከይጻብኦ ንዝብል ሓሳብ እዩ ። ገድልታት ቅዱሳን ኣበው ተመልከት/ቲ ፡ ከም ኣብነት ግን ቅዱስ ሃዋርያ ጳውሎስ ሓስዮም ቃል፡ወንጌል ንከይ ሰብክ የእሲሮሞ ኔሮም እዮም መልእክቲ ፊሊጲስዩስ ኣብ ዝጽሓፈሉ ግዜ ነዚ ዕንቃፋት ተሪዲኡ ዝተጻሕፈ ጽሕፈት እዩ ገጣምን ዘያምን ዘማርን ቃል ህይወት የስምዓልና ።
ፍጹም ቅንዕቲ መዝሙር እያ ምክንያቱ ድማ ነቲ ዓለም ዘዛረበ ዓወት ብንያም ዝገበረ አምላኽእዩ እሱ ዓወት ሂቡካ ነመስግኖ ነዚ ዝገበረ አምላክ እንድዮም ዝብሉ።
ምስጋና ንፈጣሪ እንበር ንብንያም አይዘመሩን።ቅኑዕ ፍረዱ በጃኹም።❤
ሰሚዕካያ ዲኻ መጀመርታ ነታ መዝሙርን ነዛ ህየሳን?
✝️🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️❤️❤️❤️👍
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ክብር ኣቦና ኩሉ,ስብ ክማኩም, ምኮነስ ሃገርና መቃንዕት ነይራ ኣምላኽና ምስትዋዓል,፡ይሃቦም,ንኣሕዋትና
ናይ ውዳስየ ንወድስብ ምውዳስ ዘኮነ ግዜ ክብር ኣምላኽ ሓዲግናስ ክብር ስብ ወደስቲ ዝኮነሉ ግዜ ክም ሳጥናኤል ርጉም ዝፍቱወዳስየ ናይ ልሚ ወለዶውን ክምኢ ውዳስየ ክንቶ ንፍቱ ኣለና
ኣብ መጽሓፍ መክብብ ክምዚ ይብል
ቅዱስ ስሌምን ወዲ ቅዱስ ኣቦና ዳዊት
መጽሓፍ ኣብ ትሕቲ ጻሓይ ዝሎ ኩሉ ሃፍቲ ኩንቶኖት እዩ ክም ዕንበባ ርጋፍ ሓላፍ እዩ
ኣብ ትሕቲ ጻሓይ ምጎያይ ማለት ድካም ጽድቂ ዘይብሉ መድራዊ
ኩሉ ሓላፍ እዩ
ኣብ ትሕቲ ጻሓይ ዘሎ,ሃፍቲ
ስልምን ኣቦናካ ዝኩሉ ጥበብ ሃፍት፡ ሕዙስ ኣይታሓጎስይ ስለ ሓላፍ ምካኑ
ስልምን,ጥበብ ሃፍታም እዩ ብኩሉ
ገናኣይተዝስመርሉይ
ክም ቅዱስ ዳዊት ጽጋ 7ነይርወ ገና ኣትዘመርሉይ፡ ንቅዱስ ጳውሎስ ወን ኣይተዘመርሉይ ዝኩሉ ስቃይ መክራ ምእንቲ ሃይማኖት እሉ ክሳዶ ንሞት ዝሃበ ኣይ ትዘመርሉይ ንብንያም ሓውና ገና ዓወት ርክብካ እሎም ይዝሙርሉ ኣለወ መስዋዓል, ይሃበና እግዚኣብሔር ኣምላክ
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur Abona egzabiher Abesana gedifu mhretu ylaekelna
Kale hiwet yesmalna mergeta
Gn sansur keykone du tezergihu
Kbret yhabelna nbdhr hji kea gegaa mezmur keyzmer memhari ykun
ሰላም ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና ትኽክል ዝኾነ ትምህርቲ ሂብኩምና ።
እንተ እቶም ነዚ ዝገበሩ ግን ናይ መንፈስ ኣእምሮ እንተሊዎም ይቕረታ ክሓቱ እዩም ። ብስጋ ጥራይ ዝሓስቡ እንተኾይኖም ድማ ካልእ ምኽኒት ክፈጥሩ እዮም ። እዚ ግን ምኽኒት ዘድልዮ ኣይኮነን ብዘይ መጠን ኢኹም ጽቡቕ ገይርኩም ሃይስኩማ ዘለኹም ንበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኣብቲ ልዕሊ ዘለኩም ጸጋ ኣምላኽ ድማ ኣብዚሑ ይወስኸልኩም እግዚኣብሔር። ነዓና ድማ ዘስተውዕል ኣእምሮ ይዓድለና።
ኣሜን ኣሜን፡ ድሮ እኳ ምጽራፍን ሕማቅ ቃላትም ጀሚሮም ኣለው።
ሰላም ኢግዛኣብሀር ምሳኹም ይኹን ኣቦና ቃለ ህወት የስማዓልና ኣሜን ኢዛ መዝሙር ብፍጹም ታኣምር ንግዛኣብሀር ኢላ ኣይተዘመረን ንቢንያም ኢበር ስለዝ ዝኾነ ምሕዳስ ንው ዘድልያ ኣይምስለንን
ይበል እዩ የነታ ።
ክቡር ኣቦና ሓውና ድያቆን ጠዓመ እኳ በዚ ተረዲኡ ኣውጺእዋ፡እንተ እቶም ኣብ ካልእ ኣውሪዶማ ዘለዉ ግን ትምክሕቲ ዘሓዞም ይመስል። ስለዚ ብዝተኻእለ መጠን ብውሽጢ ርኸብዎም።
ንዓኹም ድማ ዘጋ የብዘሓልኩም።በሓቂ ጽቡቕ ኣገላልጻ።
ኣብ ክንዲ ነቲ ጌጋ ተቀቢሎም ምእራሞም መሊሶም ናብ ጸርፍን ጸረ ተዋህዶ ስለ ዝበሉና ኢና በዚ ነቲ ሕዝቢ ምእንታን ክፈልጥ ነጥቢ ብነጥቢ ኣምጺእናያ ዘለና። ስለዚ እቲ ትምክሕቶም ኣብዚ ይገለጽ።
@@qusquam9815 ባሓቂ ሸለል ኸይትብልዎም👏
ዓገብ ዓገብ ኣቱም ህዝቢ ዋ ገርሙና ኾ 😌😴
@@MahiAberahaley-qh9oc😢😢😢😢
Eti zemesegen zelo egzeabeher eyu nesetebehel
Amlak mstwalu yhabena ember liqawnti kemzi ilom kdersu kelewus nabey gexna ina yetehasasbeka 😭
Qal hiwet yesmalna amlak asbu yhabkum🙏
Ente nay za mezmur gn bwegeney ageb ybl awet ab menfesawi zteawetu qdusan kem beal abune gebremenfes qdus menti hzbom kblu n100 amet zakl qulqul afom tedefieom zxlyu zneberu kemu dma bzuh gbri xdqi zserhu qdusan teawitka belwo kbehal ember nezi hawna nay sgawi zgebro zelo wddr zgbae koynu aysmann. Bejakum haymanotna nabey gexu eyu zkeyd zelo ? degimka kalay gzye mezmur mzmar dea mthllak yemsl.
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ኣገልግሎትኩም ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም ይቅሬታ ከም ኩሉ ሰብ ናጻ ኮይነ ክዛረብ እዛ መዝሙር ብኩሉ ተዘሪብላ ይቅሬታ ተሓቲትላ ካብዚ ንላዕሊ ግን ካብ እቅሬት ንላዕሊሞ ከይፈለጥና ብስሕተት ፈሊጥና ብድፈረት ዝገበርናዮ እግዚኣቢሔር ይቅረ ይበለልና ዝነጠበ ዝጎደለ በኣፈ ትጉሃን መልኣክቱ ይኣርመልና ጽቡቅ መብረሂ ዩ ቀጽልዎ
ወስብሐት ለእግዚአብሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ❤❤❤
ብሓቂ ኦርቶዶኩስ ተዋህዶ ኮይና ክብር ቤቴክርስትያንና ንሓሉ::ልእል እግዝኣብሔር ከም ኣበሳና ዘይኮነ ከም ምሕረቱ ይሓልየና😢 !መስተውዓሊ ልቦና ይሃቦም(ና)::መዝሙር ስብከት ናይ ጾሎት ብስውር ልቢ ብምስጋና ንልኡል እግዝኣብሔር ክነገልግል ይሓግዘና ሊቀ ሊቃውን እግዝኣብሔር ይቅር ባሃሊ ስለዝኮና ይቅርታና ይቀበል😢 ❤ሊቀ ሊቃውንት ጸግኡ የብዘልኩም 👏👏😇😍👏
❤❤❤🎉🎉🎉
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ኣቦና
ብሓቂ ፅቡቅ ሕቶ እዩ እግዚአብሔር ሓቀኛ መገድ ንኽተል ይሓግዘና ❤🎉
እቶም ዘመሩት ግን እበር ከ ኦቶዶክሰ ድዮም?😢
ቃለ ሕይወት የስምአልና ኣቦና ። ጽብቅ አገላልጻ እዩ ኣቦና ግን ኣብ'ዚ ዘልናዮ ግዜ ብድራምን ብስነ ጽሕፉን ፡ሕጂ ከኣ ብ መዝሙርን እንዳተገበረ መንፈሳዊ እዩ እንዳበልካ ዝግበር ዘሎ ነቲ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ዘሎ ቅዱሳት ጽሕፋት ዘነኣእስን ዘጽርፉን ከይኑ ኢካ ትረክቦ ። ቅዱሳት ኣቦታትና ግን መሕደሪ መንፈስ ቅዱስ ከይኖም ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ተቃንዮም ፡ ዝመሃርዎን ዝደረስዎን እንበር ብስጋዊ ልበ ወለድ ዝመጸ አይኮነን ፡ እንተኮነ ናይ ሕጂ ግን ካብ'ቲ ናይ ቤተ ክርስቲያን አስተምህሮን ስርዓትን እንዳወጸ ይከይድ ኣሎ ። እዚ ከኣ እቶም ንፈልጥ ኢና እንዳበሉ ዘባላሽዉ ዘለዉ ፡ ንሳቶም ገዲደሙና ካብ እቶም ዘይፈልጡ ፡ እግዚአብሔር ምስትውዓሉ ይሃበና ። ካልእ ክብሎ ዝደሊ እዚ ኣፍ ንኣፍ እንዳተሰኣዓሙ ዘርኢ ኣብ መስመድያ እው'ን ይረአ ኣሎ ። እዚ ከኣ ጌጋ ናይ ምዕራባውያን ልማድ እንበር ናትና ባህሊ ኣይኮነን ፡ ኣቦታትና ከም'ዚ ዓይነት ኣየጽንሕሉና ኣይረኣናን ፡ ኩሉ ንገብሮ እግዚአብሔር ዝምስገነሉ እንተንገብሮ ጽብቅ ነይሩ ።
ንእግዚአብሔር ኢምንት እዩ ፡እዚ ብሳይክል ጎይካ ተቃዳዲምካ እዚ እንታይ እሞ ፡ እዚ ንእግዚአብሔር ምንም ጥቅሚ የብሉን ። ዘለዎ መድረክ እው'ን ንህይወቱ ብጣዕሚ ፈታኒ እዩ ።
ተደምሲሳ ይቅሬታ ሓቲቶም ሕጂ ንምታይ ተልዕሎ ንገንዘብ ክትብሉ ኣብ ዝተወደአ ነገር ነገር ኣይትኽፈቱ 😢😢😢
ካብ ኣትራኖስ ተደምሲሳ ኣብ ናይ ውልቆም ግና መሊሶም ፖስት ኢሎማ እዮም ንሶም ድማ ይቅሬታ ኣይሓተቱን። በንጻሩ ደኣ ናብ ዘየድሊ ጸርፍን ሕማቅ ቃላትን እዮም ኣቲዮም ዘለው።
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ብህድኣት ዝተመልአ ንጹር ግብረ ህየሳ፡ ቀጺለ ድማ ኣብ ዜማ ንቤተክርስትያን ዝውክል ድዩ፥ ኣብ ግጥሚ ድማ ዋሕዚ ዛንታ ብቀደም ተኸተል ዘይከይድ ድብልቅላቅ መዛሙር ይፈርዩ ኣለው አሞ፡ ንኩልና ንትምህርቲ ክኮነና ህየሳ ዘይትጅምረልና፡ ማለት ወላ አቶም ብከምዚ ዝበልክዎ መዝሙር ዝዝምሩ ውን ካብ ዘይምፍላጥ አንበር ኮነ ኢሎም አዮም ዝደባልቅዎ ዝብል ርድኢት የብለይን ስለዚ ንዓና ንኣፍልጦ፡ ነቶም ዘመርትን ገጠምትን ድማ ንተመኩሮ፡ ህየሳ መዝሙር ጀምረልና በጃካ ዝሓወይ፡
ዝህየሱ መዛሙር ድማ፡ ወይዚ ለዋህ ጎይታ አሙን ዓርኪ ልበይ ዘ/ሄኖክ ፍቃዱ፡
2) ዘ/ቀሲስ/ተክለሃይማኖት ናይ መርዓ ድሌታቱ ጎይታ ኣርእዩኒ፡
3) ሕፍቲ ኔርዋ ኣይትበሉ ናይ አመብርሃን መዝሙር፡ ንሕጂ አዜን ሃይሰልና፡ ንቀጻሊ ከኣ ኣብ ቦታ comment ክንገድፈልካ ከም ፍቃድ ኣምላክ አንተ ጀሚርካየን ማለትዩ ክጽበየ፡ ሰላም ኣምላክ ንህዝብናን ሃገርናን ይብዝሓልና ኣሜን❤
ግርም በልካ ሓውና ጽብቅቲ መግለጺት ስለቲ ሕየሳ ውን ጽቡቅ ሓሳብ ኔሩ ግን መን ብትክክል ይሃይሶ
Abona Kale hiwet yesmalna zeben agelglotkum egzabiher ybark ndkumat dekukum ab xeletkum zekuruna egzabiher mstwalu yhabena rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen ❤❤❤
😍❤😍
agiziabiher ayne lubona ykfetelna anber keredua hasab yeblemun nayxerfn hlkn eyu zelo
❤❤❤❤
እቲ ህየሳ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኩላትና ዝተሰምዓና ገሊጽክሞ ቅሩብ ግን ድፍረትን ኣዛናጣልን ዝተሓዎሶ ኮይኑ ኣይግድን
ሰላም፡ ካብ ተሃዱሶን ጸረ ተዋህዶን ኢኹም ምባል ግህሰት ታይ ኣሎ ስለዚ ባዕሎም ነቲ ዘይኦርቶዶክሳዊ ስርሖም ኣብ ክንዲ ዝእረምሉ ኣብ ዘየድሉ ካብ ኣተውስ ምዝንጣልን ድፍረትን ኣይኮነን ሓቂ እዩ። መን እዩ ተዘንጢሉ እሞ መን እዩ ከ ተደፊሩ ዘሎ ኣብዚ?
@@qusquam9815ክቡር መጠን፡ነብሱ የክብረካ ፡ እምበኣ ጎይታስ ስለ ዝደለናዮ፡ኢዩ ደልዩና ፍረ ኦርቶዶክስ ዘይ ምኳንካ ባዕልካ ትብል ኣለካ መርቁ እምበር ርገሙ ትብል ወንጌል የላን ግን ልክዕ በልካ ፊልሞን ንዓይ ውን እንታይ ኮይንካ ዘምጢልካኒ በለኒ ታሪክ ቅዱስ ኢዮብ ከዘክረካ እየ
ሞዝሙር ንእግዛብሄር ይግባእ እንታይ የሕዝኑ እንታይ ዝኾኑ ዘለዎ😢😢😢😢
እተሕዝን/ኒ ንስካ/ኪ ዩ ። ህድእ ኢልካ ክንዲ ምስማዕ፡ስቅ፡ኢልካ፡ዘልዓፍዓፍ ስምዑ መርሙሩ ከም፡ደናቁር ብሰብ ጥራይ ኣይትኪዱ
😂🙈anes ab fecebook sher elyea nerie mo gen qurax eya melti aysemakuwan ezien xehufat mes nebebkuwen wen keysema tedemsiesa nera mo bhaqi ne bini zetezemeret eya biggest wrong 😑 qalie hewet yesmalna memhrey getmi wen 😢
Honestly I am just ashamed cuz nay alem awet agulihom gelixomo teawitka zbehal iko alem niqu Ms menfesu zwgn enter ezi sakt awet eyu so what biniam hji champions Africa koynu xbah kea bkndi double natu ytka ayzkern keman awetu gzyawi awet dea Ms semayawi abey eyu krakeb
ህልኽ እዩ ሒዝዎም እንበር ጠፍእዎም ኣይኮነን: ከምኡ ስለ ዝኾኑ እዮም ክኣ ኣብ ካልእ ቻነል ፅዒኖማ- ንሕና ግና ከምዚ ንኸይልመድ ዓገብ ካብ ምባል ክነቃርፅ የብልናን- ቤተ ክርስትያ መጋበርና ናይ ትሃንካ መውፅኢት ኣይኮነትን:
ንኢዮብ ብረዲኤት፡ዝበጽሐ ኣምላክ ፡ ንልቦናካ/ኪ ይብጻሓዮ/ኪ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤💙
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤