Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እልልልልልልልልልል ልዑል እግዚኣብሔር ዝከበረን ዝተመስገንን ይኩን ብጣዕሚ ተሓጉሰና ታሪክ ዓድና ገዳም ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኣብ መላእ ዓለም ዝተነገረ ተመስገን ተመስገን ተመስገን ፈጣሪ ።
ልቦም ፀሓይ ዘረብኦም ፀሓይ ክንደይ ክበልሑ ኢዮም።ንሕና ከኣ ብግስ ከይበልና ልብና ክዝንግዕን ክርስዕን ጀሚሩ።ኣምላኽ ምሳዂምን ምስ ሃገርናን ይዂን ክቡራት ኣዳለውቲ ልሳን ተዋህዶን ህዝብናን።ከይተማህሩ ምሁራት ጀጋኑ ኣቦታት ብሓቂ።
ኣቦታተይ ማዓረየ🕊ኣቦታተይ ማዓረየ🕊ኣቦታተይ ማዓረየየየየየነየየየየየየየየየየየ ልበይ ናፊቅሎ ብሰላም ጸኒሕኩም ገጽኩም ክንርኢ ልዑል ኣምላክና ናቱ ፍቃድ ይኩነልና 🕊🙏ብሓቂ ደስ ዝብል
ዋውውውው ዓደይ ዝባን-ደብሪ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ይባርኽኪ ህዝብኽን መሬትክን ሰላምኪ ብዝሕሕሕሕሕ ይበል ።❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኩልኹም መእመናን ዘኦርተደኩስ ተዋህዶ የሕዋተይ ሸር እንዳ በልና ነዕብዮ ነዚ ዓቢይ ጥንታዊ-ገዳም ዝባን ደብሪ ሓደራ ብስም ኩሎም መልኣኽቲ ሸር ሸር ንበሎ ኣምላም ካብ ሽግርን ጸበባን ኣውጽዩ ገጽ ንፈትዎም ስድራና የሪኤና ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏
ኡይ ብስደተይ ኣነ ተጣዒሰ ክሳዕ ሕጂ እዝኩሉ ዛታታት ሰማዕትነት ኣቦታተይ ከይሰማዕኹ ብምጽንሐይ ኣየ ኣየ ኣየ 🕊🙏
ዝባን ደብሪ ክብሃል ንሰምዕ ኢና ግና ከምዚ ዝብለ ክቡር ታሪክ ግን ዘለዎ ኣይመስለናና ነሩ፥ክብረት ይሃበልና
ቃል ሂወት የስምዕና ኩቡራት ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ሰላምኩም የብዝሓዮ ስድራና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደስ ዝብል ቃል ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ይመስገን።
ኣሰይይይይ ደስ ዝብል❤ ዝባን ደብሪ ገዳም እዩ ኔሩ
Btaemi zdeneq tarikh, kemzi gerkum ,qedmi hji ab hagerna zeysemaenayo zeqrebkumlna yeqenielna,tiena yehabelna. Ab kulu guezokhum Amlakh yehagezkum. ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክብራት ኣቦታትና ❤❤❤❤
ABOTATNA SOLOTKUM BEREKETKUN AYFELEYENA Edmen TIenan Yhabkum Amennnnn🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤እግዚኣብሄር ይመስገን ጥንታውነቱ ዕብየቱን ደስ ዘብል ኢዩ መፈጸምትኡ የርእየና
ክብሪ ንእግዚኣብሄር ሓደ መዓልቲ ድማ ናይ ደቀታዕስ ከተምጽኡልና ተስፋ ንገብር
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዓደይ መዓረይ ኣምላኽ ምስጋንኡ ይባረኽ🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
ኣሰይይይይይ ክንደይ ደስ ዘብል ደኣሉ እግዚኣብሄር ጥዑም❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ታሪኻዊ ቅርስናን ዝባን ደብሪ ኣቦታትና ፡ ሓቐና ታሪኹ ኣዘንቶምልና ዕድመን ይሃቦም እግዚኣብሂር ።
ጽቡቕ ተበግሶ ታሪኽና ገና ክብርበር ኣለዎ በርቲዕኩም ስርሑ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም።
ዝባን ደብሪ ዓደይ ታሪክኪ ቡዙሕ እዩ እሞ ብሰላምን ፍቕርን ምስ ስድራና ንነብረኪ ይግበረና ፈጣሪ ኣሜን ::ነዚ ታሪኽ ክፍለጥ ዝገበርኩም ወለድን ልሳን ተውህዶን ድማ ኣዚና ነመስግን :: ቀጽልዎ ኣጆኹም ኣዝዩ ደስ ዘብል ቁዱስ ስራሕ እዩ ::
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቃል ሂውት የስማዓልና ናይ ዘበነ ኣገሊግሎት ይባርክ ጥዑም ታርኽ እዩ በረክት ጸሎት ናይ ኩሊም ኣቦታትና ኣፈለይና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen God bless you dekie Eritrean Amen 🙏 🙌 ❤️ Amen 🇪🇷 💕 🙏 🙌 ❤️ Amen 🇪🇷 💕 🙏 🙌 🇪🇷🌹🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🌹🌻🌹🌻🌹🌻
አሰይይይይይይይይ፣ብጣዕሚ፣ደስስስ፣ዝብል፣ገዳማትና፣ዘፍለጥኩምና፣እግዝአብሄር፣ዕደመን፣ጥዕናን፣ይሀብኩም፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
Amen (3) kale hiwet yeamealna kburat abotat xeguen bereketun yebzhalkum fetari kulu alm abza hagere kudsan hagerna mexina tekafelti bwreket nkewn xelotkum ayfeleyena
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ተመስገን ፈጣሪ ታሪክ ገዳማትና ዕበቱን ብምፍላጥኛ ተመስገን
ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡራት ኣቦታት ቁዱስ ተበግሶ
Thanks kale hiwet yesmalna bereketu miskulina yekin Amen 🙏 ♥️ 🙌 👏 God bless 🙌 ♥️ ❤️ 💖 Eritrean Amen 🙏 ♥️ ❤️ ✨️ 💖 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🌹🙏🌹🇪🇷🙏🇪🇷🌹🙏🌹🙏🌹🙏
Zbandebri adey kuburat abotatey xeletkum ayfeleyena .kulom abotetey dhri .11 .amet 😢 riAyom kudus mkeAli aboy sdetna yehexro 🙏🙏🙏🙏❤
ቃል ሕይወት የስም ዓልና ።ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ
ኣሜንን ን
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina Abotatina xegem yebzhalikum
ዋውውው ክብራት ኣቦታትና ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሔር ይኹን ብምቅጻል ነዚ ዝመስል ታሪኽ ከለና ብዙሕ ንፈልጦ ኣይነበርናን ነታ ቅድስቲ ኤርትራ ሃገርናን ነቲ ክብር ህዝብናን ታሪኹን ክብሩን ዝገለጽኩምልና ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ይኹን።ኣብ ቀጻሊ ምስ ጥንታውያን ገዳማት ይኹን ታሪኽ ሃገርና ብኸምዚ ንገሩና ምኽንያቱ ብጎረባብትና ዘለዋ ሃገራት ታሪኽና ታሪኽ ኤርትራና ይስረቅ ስለ ዘሎ ብኸምዚ ኣመሓላልፉልና ምኽንያቱ ካብ መናፍቃን ንዓሊ ዝርቡሹና ዘለው ጎሮቤትና ሃገር እዮም እሞ ከምዚ ጌርኩም ኣፍሽልዎም።እንተ እቶም መናፍቃን ኣብ ዝበጽሕዎ የብሎምን ኩልና ፈሊጥናዮም እና ናይ ቢዝነስ ምዃኖም።እግዚኣብሔር ሃገርናን ንህዝብናን መንግስትናን ይባርኸልና🇪🇷🙏🇪🇷🙏✝️✝️🌺✝️✝️🙏🙏🙏🌺🇪🇷🇪🇷
Kabti zblwo delewu wexika aleka
@Mezumur ንስኻ ወጺኻ ኣለኻ ዝዓርከይ
AlayGere ካብ ሃገር ዝብል ሓሳብ ውጻእ እሞ እቲ ኣብ ጎረቤትካ ዘለካ ጽልኢ ናብ ፍቅሪ ቀይሮ ክርስቶስ ነቲ ምሳኩም ዘሎ ሓውኩም ዘየፍቀርኩም ንዓይ ከተፍቅሩኒ ኣይትክእሉን እዩ ኢልና ክርስትያን ንኩን ኣሕዋት ክርስትና ፍቅሪ እዩ።
@ሰብኣውነት-ይበልጽ ኣየ ንስኻትኩም ሰብ ዓሰርቲ ልቢ ዓሰርተ መልሓስ ሃገረይ ኣይትበል ከኣ ክትብለኒ ሃገር ኣቦታተይ እንድያ ከመይ ደጋጊመ ኣብ ልበይ ዘይውቅጣ።ካብ ንሕና ኤርትራውያን ምሳኹም ምዕራቅ ቅዱስ ምካኤል ምስቲ ኣነ የ ኣምላኩም ኢሉ ከታልሎ ዝሓሰበ ድያብሎስ ምዕራቅ ይቀልል ።ንስኹም ካብ ዘርኢ ሴጣን ኢኹም ንሕና ኤርትራውያን ከኣ ዘርኢ ቅዱሳት መልኣኽቲ ኢና ዘራኽብ የብልናን።
@@AlayGere እግዚአቢሐር ይግናሕካ እዪ ዝበለ ቅዱስ ሚካኤል እምክ እግዚአቢሐር ይግናሕካ ንኩላትና ሰላም ይሃበና
እግዚኣብሔር ጉልበትኩም የጽንዓዮ, ቃለ ሕይወት የስምዓልና
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
Kale hiwet yesmalena Abonatna amen amen amen 🙏🙏❤️❤️❤️🙏
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ❤🇪🇷🌹🕊
❤❤❤❤❤Amen 🙏 bereketun teradenetu ayfeleyena❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen Abotatna brukat ❤
This great place and ancient history all of people gobless you the orthodox tewahdo live forever ❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዓልና
Amen Amen Amen.
Amen Amen Amen 🙏 kela hewat yesmolena
Kalehiwet..yesmalna Amen.amen Amen
Kale Hiwet yesmalena Abohgotatey Abotatey 🙏🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
ክብሪ ንእግዛቢሀር ይኹን🙏🙏🙏🇪🇷❤❤
ዘደንቅ ተኣምር እዩ ኣምላክ ይመስገን
amen amen amen
አሜን አሜን አሜን ⛪️
Kalhiwet yesmalna abotat na kuburat❤❤❤
❤well come our fathers❤🌹♥️💕🥰💖🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Amen KaleHiwot yesmAlna 🙏🙏🙏🙏🙏
Qale hiwet yesmealna kburat abotatey❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቦታተይ ማዓረይ እቲ ክዛረቡ ክጅምሩ ኮለሀው ነጸልኦም ብኸመይ ይዕጠቁ እወ ውራይ መርዓ ደቆም ከምዝዕጠቁ ሰብ ውራይ ኣይ ኣቦታተይ ንመጻኢ ወለዶስ ከምዝኸማኹም ዝኣመሰለ ንዓኹም ዝትክእ ዶኾን ይህሉ? እድዒ ከማኹምሲ ኣይራኣኹን ንቅርስታት ኩሉ ኣብ ልቡኩም ተሰኒዱ 🕊🙏
Amen ❤❤❤
Amiennn qale hiwet yesmeAlna abotatna
Qla hiwet yesamalna
Weswen yeblun Hagesna ab dege kena Kinro kelna ztsemana Smit Kigelxo aykiln btami thagisna Ezkulu harexgox segirkum Gdam zbandebri Millaykum hages Thagisna Bmlom abtatna des ilna Mhretey ka kab dekenstyo adetatna Habya Mis Mhaztin Adetatnan Ertirea ❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Zbandebri Adey Marey edmen tining yhabkum nana win bselam Temlisna Nreki ygbrelna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🍇🍇🍇🍇🍇🍇💐💐💐💐💐💐💐💐💐
ተመስገን ግዘክዩ ኣኢረይ
Kale hiwet yesmalena
ቤተ ክርስትያን ደስ ይበልኪ
አቲ ምትራኽን ምስናድን ነቲ ዘሎን ነቲ ዝነበረን ካብ ኣቦታት ዩ ዝርከብ ጽቡቅ ተብግሶ ዩ ።አንተኾነ ግና ካብዞም ዝተዓዝብክዎ ብዙሕ ጽቡቅ ኣሎዎም ብዙሕ ከኣ ገጋ ረኽበሎም ኣሎኹ ኣብታ ትመጽአ ክፋል ከይድገም ከኣ ተስፋይገብር።አቲ ጽቡቅ አቲ ምጅማርን ምስናድን ዩ።አንተ አቲ ገጋ ዝተራየኒ ግና ኣብትይ መጀመርታ ከይፈራሕኩም ከይተዳህለልኩም ክትዛረቡ ኣሎኩም ማለት ዚተዛብዕ ወይ ኣፋዊ ታሪኽ ዝለዝኾነ ኣነ የ ቅኑዕ ናተይ ባ ስለዘሎ ክምዝኾነ ዩ ዘረደኣካ አትይ ክኸውን ዝነበሮ አቲ ተብግሶ ዘሎዎ ነቶም ይፈልጡ ዮም ዝበሎም ሓቲቱ ከምዝበልና አሉ ኣስማቶም ኣስፍሩ ጸሙቁ ዩ ከስፍሮ ዝግባአ።አትይ ቐንዲ ገጋ ከኣ ብዛዕባ ደቀይ ጣዕስ ዝበልዎ ኣይምልከቶምን ገጋ ሓበረታ ከኣ ህቦም ።ብፍላይ ብፍላይ ክሳብ ደቂ ቲ ዓዲ ዘቆጥዕ ዘረባ ተዘርቡ ኣሎ ንሱ መዓስ አዩ 7 ዕጣን ዘረኢ ሻምናይ ደቀታዕስ ዝበሃል ዝነበረ፡?ምሳኹም ክንኮውን አሎምና መልሶም ገድፎም ዚብል ከኣ ተሰምዑ ኣሎ ዓቢ ገጋ።አቲ ዝደለኻዮ ዕላማ ናትካ ገርካ አኻ ትኸይድ ዘይናትካ ምትንኻፍ ገጋ የምጽአ ዩ።ኣብ መውዳአታ ንተወለድትይ ደቂ ቲ ከባቢ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ መወለድኩምን ካበይ መጽኹምን ተትነግሩና ጽቡቅ ነሩ ካብኡ ተብግስና መሰረት ሕዝና ክንከይድ ናይ ሚካአል ካብ ንግስነት ኣክሱም ዮም ዝብሉና ዘሎው ተን ቅድምአን ዝተመስረታ ኣብትይ ከባቢ ዘሎዋ ክቅድማ ይኽአላ የን ጥንቃቐ ከኣ የድሊ ዩ
ኣወላልዳን ኣተዓባብያን ኣታዒስ ግን በዞም ዳሕረዋይ ኣቦ ዝገለጹዎ እዩ ዝንገር ጡብ ኣዱኦም ከይ ቀመሱ እዮም ኣቡነ ኣብሳዲ ተቀቢሎም ብጠለበዱ የዕብየሞ ብዝያዳ ኣብ ማሕበረ ማርያም እስራኤል ምስ ገድሊ ኣቡነ ኣብሳዲ ብዝግባእ ተሰኒዱ ኣሎ
ኣወልዳ አቦና ኣታዒስ ኣመጻጽኣናን በዞም ካልኣይ ዘዘንተው ኣቦ እና ንግለጽ ብሓዋይ ገመልካዝዘርካዮ ርስትካ ክብሉው ንሰምዕ
ትክክል ኢዩ እዚ ቀዳማይ ኢዩ ጥንታውነቱ ኣብ ኤርትራ ዝቅድሞ የቡሉን ዝባን ደብሪ ናይ ታርክ ጸገም ተፈጢሩ ኢዩ ካሎኦት ገዳማት ድሕሪኡ ኢዮም ። ታሪክ ዝብሎ ,,,, ኣቡነ ኤዎስጣጤዎስ ውን ካብ እስክንድርያ ናብ ዝባን ደብሪ ይመጹ ነሮም ። መሊሶም ውን ምስ ኣርድእቶም ይማላለሱ ነይሮም ። ኣቡነ ኤዎስ ጣጤዎስ ኣብዚ ምድሪ ኣብዝማላለሱ ዝነበሩ ግዜ ኣብ ዝባን ደብሪ ኮይኖም ቆሓይን ኢሎም ውን ንቆሓይን ሽም ዝሰዮምዎ ኢዮም። ስለዚ ቀዳምነቱ ዘመልክት ካብ ቡዙሕ ብዉሑድ ከምዚ ኢዩ ።ረቂቅ መጽናዕቲ ክግበረሉ ኣሎዎ።
Kale ሂወት yesman sdiran❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
qalehiwet yesmealna btaemi mehari eyu qexlulu ab nefswekef eritrea equr tarik meat eyu zelo
❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤❤❤❤❤🙏
❤!!!
❤️❤️❤️❤️🙏!
ብታእሚ ዝናኣድ ስራህ ግን ሰነድ ስለ ዝኮነ ኣስማት ናይ ኣቦታትና ክማላእ ይግባእ .
ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ቅዱስን ታሪኽ እዩ፡ ጽቡቅ ስራሕ፡ ሓንቲ ግን እዛ ቅድሚ ክርስትና ኦሪት ኢና ኔርና ትብል ትኽክል ኣይኮነትን፡ ቅድሚ ክርስትና ኣመንቲ ጣኦት ኢና ኔርና፡ ንፈጣሪ ይቕረ ንዝበለልና ናይ ቀደም ሓጥያትና ብምኽሓድ ኣይነጒህዮ።
ብከመይ ኢና ኣመንቲ ጣኦት ኔርና እስከረ ኣረዱና
@ሰብኣውነት-ይበልጽ ክልተ ኣብነት ክህበካ፡ከምዚ ኣቦታት ዝበልዎ ንመጀመርያ ግዜ ክርስትና ዝተቐበሉ ነጋውስ ናትና፡ ኢዛናን ሳይዛናን እዮም፡ ኣብ ኣክሱም ሓደ ኢዛና ድሕሪ ኣብ ኲናት ምዕዋቱ ዝጸሓፎ ኣብ ዓቢ እምኒ ዝተጻሕፈ ጽሑፍ ኣሎ፡ ኣብቲ ጽሑፍ ኢዛና ነቲ ዓወት ዝሃብዎ እቶም ዘምልኾም ጣኦታት ምዃኖም ይሕብር፡ ካልኣይ ኣብነት፡ ኣብ ቆሓይቶ ዘሎ ሓወልቲ፡ ኣብኡ ወርሕን ጸሓይን ኣሎ፡ ንሱ ናይቶም ዘምልኽዎም ዝነበሩ ጣኦታት ምልክት እዩ።
@KsanetSeare ትክክል ኩላትና ህዝቢ ሓበሻ ካብ 4ይ ክሳብ 6ይ ክፍለዘመን ኢና ክርስትና ተቐቢልና፡ ጽቡቕ መረጋገጺ እዩ።
@@KsanetSeare ኣብ ኤርትራ መዓስ ከምዝኣተወ ክርስትና ስለዘይፈለጥክዮ ዲኪ ወይን ክትነግርና ስለዘይደለኪ ኢኪ ይጽናሓልና ትብሊ ዘለኺ፧
ኣነ ብዝርድኣኒ ግን ኩሉ ሓበሻ ኣብ ጣኦት ኔሩ ክንብል ኣይንኽእልን ምኽንያቱ እቲ ስሉብ ኢትዮጵያዊ/ሓበሻ ናብ ሃዋርያ ፍሊጶስ መጽሓፍ ብሉይ ሕዙ እዩ ተጠሚቁ፡ ከም ምኒሊክ ወዲ ንጉስ ሰለሙን ምስ ምምጻእ ታቦተ ጽዮን ወዘተ, ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣይሁድ ወዘተ ኦሪት ኣባና ከም ዝነበረ ከነራጋግጽ ንኽእል።ኣብ ዓለም ዘየለ ኣባና ጥራይ ዘሊ መጽሓፈ ሄኖክ ጽቡቕ ምስክር ኣሎ።ብዓብዩ ኣነ ብዝፈልጦ ኣብዚ ዝዓበኽሉ ዝባን ደብሪ ናይ ኦሪትን ሕጺ ሙሰን ምስ ሕጉ እንዳባ ኢና ንመሓደር ንኔርና፡ ብፍላይ ብዛዕባ ካሕሳን መብስቦ ብርያን ዝምልከት። ኣብ ዘጽኣት ኣሎ።ከምዚ ሕጂ ነናሉ ገሌና ኣስላም ክርስትያንን። ቅድሚና ዝነበሩ ከኣ ኣምላኽቲ እግዚኣብሔር ን ጣኦትን ኔሮም እንተ ኮይኑ ግን ክሳማማዕ ይኽእል እየ።ምሉእ ብምሉእ ኣምላኽቲ ጣኦት ዝብል ግን ርግጸኛታት ኣይገብረናን።ምኽንያቱ ኣብ ዘመነ ክርስትና ኣምላክቲ ኦትን ኦሪትን እዮም ኣብ ሓደ መጺኦም፡ እቶም ዝተረፉ ነዚ ምስክር ከኣ ኢትዮጽያ ውያን ኣይሁዳውያን ኣለው።
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ብስምን ኣብን ፡ወልድን ,መንፈስ-ቅዱሱን ዘይኮነስ ፡ ብስም መርዓውን ፡ መርዓትን፡ዓርክን ፡እዩ ሰለስተ እምኒ ዝድርበ ። ስሙ ከኣ" ምውራድ መርዓት "እዩ ዝበሃል ። ታሪኽ ከምዘለዎ ክንገር ከለዎ እዩ መቐረት- ዘለዎ ። ካብ ጭናን ቆቢዓ ፡ ናብ ዝባን ደብሪ ከምዝተወረሩ ፡ ክሕብር ምስ መጸ ፡ ወሪሮሙና ኢሉ ጠሪዑ ክምለስ ከሎ ። እቲ ሓደ ኣምላኽ ዘይኮነስ ፡ "ሓደ ልኡኽ " እዩ ዝበሃል ። ዝባንደብሪ "ልዕሊ 28 ታቦታት ኣለዎ "ካብ ትግራይ ዝመጸ 604 ገጽ ዘለዎ ገድሊ ሃዋርያት ዝበሃል ልዕሊ "1756 " ዓመት ዘቑጸረ ብግዜ ኲናት ዝመጸ መጽሓፍ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ዝበዝሐ ዕድመ ዘለዎ መጽሓፍ ተባሂሉ ይንገር ።ኣነ ወዲ ዝባንደብሪ እየ ተወሊደ ዓብየ ። ግእዝ ስለዝፈልጥ ፡ ከኣ እቲ ጽሑፍ ዝበሃል ዘሎ ኣብ ኣክሱም ትግራይ ዝተጻሕፈ እዩ ። ነቶም ተጋሩ ትፈቱ ትብሉኒ ሰባት ፡ንምታይ ተጋሩ ከምዝፈቱ በሪህልኩም ክኸውን ተስፋ ይገብር ። እቶም ዘይሕስዉ ኣቦታት ስምዕዎም "ኣክሱም " መሊኦማ ታሪኽ ።እቲ ሰሪዞሞ ዝብልዎ ዘለዉ ከኣ መን ከምዝሰረዞ ስለ ዝፈልጥ ብቪድዮ ካልኣይ ክፋል ምስ ረኣኽዎ ክሰርሓልኩም እየ ።
እታ ታሪኽ ዳኣ ጽቡቅ ገርካ ዝይትምላኣልና ክቡር ሓወይ
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤️❤️🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿🌿🇪🇷
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ናይ በኣላ ቲቪ እንተዝህልዋ ጽቡቅ ኒሩ ክንደይ ታሪክ ኣሎና
🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰💔💔💔
Ellllll ellllll ellllll egzeabiher kbrn msganan ykun zban debri zabeye gedaan nay Eritrea Eyu
እቶም ክቡር ኣቦና ባዓል ጸጋ ዕድመ 95 ፡ ብዛዕባ ሓቂ ጅግንነት ሃጸይ የውሃንስ ብግብሪ ገሎጾሞ ኣለዉ ። ሃጸይ የውሃንስ ንግብጻዊያን ካብ መረበትና ሓንሳብን ንሓዋሩን ከም ዝባረሩ ዝገበረ ጅግና ኣቦና እዩ ።
❤❤❤
17:
❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና፡ 2ይ ክፋል ኣይትደንጉዩና፥ ኣብዚ ከባቢ ብዙሕ ክጽንዑ ዝግበኦም ጥንታውያን ቦታታት ኣለው ፡፡ እዚ እዞም ኣቦታት ዝብልዎ ዘለውውን ኣብ ግብሪ ከተውዕልዎን፡ነቲ ገዳም ዝኸውን መረጋገጺ ወረቐትን ክትገብርሉ፡ ደጊምኩም ብዝበለጸ መልክዕ ታሪኹን መጽሓፍቱን ክትግንጽልዎ ንምሕጸነኩም፡፡ኩቡራት ልሳን ተዋህዶ፡
ግራት ካህናት ዲያቆናት ኣብ ዓድና ውን ክሳብ 1977 ጽቡቅ ይከይድ ነሩ፥ድህሪኡ ግና ደርጊ መጺኡ ሃዊሱዎ መንእሰይ ናብ ገድሊ ምስ ከደ፥ኣብዚ ግዜ ውን እንተኮነ መምህር መጸ ግብሪ ሂብና ነቀምጦ ኣለና
Abotat ziban debri bizeaba zanta mizirabom ( mitntanom )xubuq eyu. bizeaba deketeas gin gega tintane tereayni .deketeas tethatu xibuk neru yibl ane.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🎉🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኝቅን፡ኣንጸፋዊትን።ቅንዕትን ኢያ። ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦኣታተይ ሊቃውንቲ። እዚ ብሰምኪ ሒሱም መግዛእትን፡መሳፍንቲ ዝዓነወ፡ኣድባራትና ኩሉን ክምለሳ ኢየን፡ቀስ፡ብቀስ። እዚ ህዝቢ ኤርትራ(ምድሪ ኣግዚት) ካብ ኣሽሓት ዓመታት ተዳሂኩ ኢዩ ከም ሕሱም። ስለዚ ከምዚ ጌርኩም ቅዱሱኑኡን፡ዕቤቱን ክትድሩኩን፡ክጽሕፉን ምሕሳብኩም።ብስም እግዛብሔር ኣምላክ ጸጋን፡በረከትን ይዕሰልኩም። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን መርከብ ሰላምን፡ፍቅርን፡ቅሳነትን፡ድሕነትን ስለ ዝኮነት ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን !!!
ብመጀመርታ ሰላም ኣምላኽ ምሳካ ይኩንዝኸበርካ ኣዘንታዊ ናይዛ ትሕዝቶ። ኣብታ ቤተጽዮን ዝበልካያ ከምልምዲ ቤተጨን እንዳበሉ ብልምዲ ብጉጉይ ኣባሃህላ ዝብልዎ ደኣ ኣምበር። ኣቲ ስም ናይቲ ዓዲ ቤተጽዮን ወይ ቤተጨን ዘይኮነስ ቤተጽዮን እያ። ምክንያቱ እንተስ ብምፍላጥ ወይ ብዘይምፍላጥ ብዙሕ ኣስማት ጽዮን ዝውድእ ጨን ኢልካ ምድማጽ ወይውን ምጽሓፍ ልሙድ ክስተት ኮይኑ ኣሎ እሞ። ኣብከምዚ ኣጋጣሚ መአረምታ ክግበረሉ ይግባእ።
ረንደር ከይገበርኩሞ ኣውጺኩሞ ኣለኩም፥
🫶🏽❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እልልልልልልልልልል ልዑል እግዚኣብሔር ዝከበረን ዝተመስገንን ይኩን ብጣዕሚ ተሓጉሰና ታሪክ ዓድና ገዳም ናይ ቅዱስ ሚካኤል ኣብ መላእ ዓለም ዝተነገረ ተመስገን ተመስገን ተመስገን ፈጣሪ ።
ልቦም ፀሓይ ዘረብኦም ፀሓይ ክንደይ ክበልሑ ኢዮም።ንሕና ከኣ ብግስ ከይበልና ልብና ክዝንግዕን ክርስዕን ጀሚሩ።ኣምላኽ ምሳዂምን ምስ ሃገርናን ይዂን ክቡራት ኣዳለውቲ ልሳን ተዋህዶን ህዝብናን።ከይተማህሩ ምሁራት ጀጋኑ ኣቦታት ብሓቂ።
ኣቦታተይ ማዓረየ🕊ኣቦታተይ ማዓረየ🕊ኣቦታተይ ማዓረየየየየየነየየየየየየየየየየየ ልበይ ናፊቅሎ ብሰላም ጸኒሕኩም ገጽኩም ክንርኢ ልዑል ኣምላክና ናቱ ፍቃድ ይኩነልና 🕊🙏ብሓቂ ደስ ዝብል
ዋውውውው ዓደይ ዝባን-ደብሪ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ይባርኽኪ ህዝብኽን መሬትክን ሰላምኪ ብዝሕሕሕሕሕ ይበል ።❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኩልኹም መእመናን ዘኦርተደኩስ ተዋህዶ የሕዋተይ ሸር እንዳ በልና ነዕብዮ ነዚ ዓቢይ ጥንታዊ-ገዳም ዝባን ደብሪ ሓደራ ብስም ኩሎም መልኣኽቲ ሸር ሸር ንበሎ ኣምላም ካብ ሽግርን ጸበባን ኣውጽዩ ገጽ ንፈትዎም ስድራና የሪኤና ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏
ኡይ ብስደተይ ኣነ ተጣዒሰ ክሳዕ ሕጂ እዝኩሉ ዛታታት ሰማዕትነት ኣቦታተይ ከይሰማዕኹ ብምጽንሐይ ኣየ ኣየ ኣየ 🕊🙏
ዝባን ደብሪ ክብሃል ንሰምዕ ኢና ግና ከምዚ ዝብለ ክቡር ታሪክ ግን ዘለዎ ኣይመስለናና ነሩ፥ክብረት ይሃበልና
ቃል ሂወት የስምዕና ኩቡራት ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ሰላምኩም የብዝሓዮ ስድራና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደስ ዝብል ቃል ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ይመስገን።
ኣሰይይይይ ደስ ዝብል❤ ዝባን ደብሪ ገዳም እዩ ኔሩ
Btaemi zdeneq tarikh, kemzi gerkum ,qedmi hji ab hagerna zeysemaenayo zeqrebkumlna yeqenielna,tiena yehabelna. Ab kulu guezokhum Amlakh yehagezkum. ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክብራት ኣቦታትና ❤❤❤❤
ABOTATNA SOLOTKUM BEREKETKUN AYFELEYENA Edmen TIenan Yhabkum Amennnnn🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤እግዚኣብሄር ይመስገን ጥንታውነቱ ዕብየቱን ደስ ዘብል ኢዩ መፈጸምትኡ የርእየና
ክብሪ ንእግዚኣብሄር ሓደ መዓልቲ ድማ ናይ ደቀታዕስ ከተምጽኡልና ተስፋ ንገብር
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዓደይ መዓረይ ኣምላኽ ምስጋንኡ ይባረኽ🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
ኣሰይይይይይ ክንደይ ደስ ዘብል ደኣሉ እግዚኣብሄር ጥዑም❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ታሪኻዊ ቅርስናን ዝባን ደብሪ ኣቦታትና ፡ ሓቐና ታሪኹ ኣዘንቶምልና ዕድመን ይሃቦም እግዚኣብሂር ።
ጽቡቕ ተበግሶ ታሪኽና ገና ክብርበር ኣለዎ በርቲዕኩም ስርሑ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም።
ዝባን ደብሪ ዓደይ ታሪክኪ ቡዙሕ እዩ እሞ ብሰላምን ፍቕርን ምስ ስድራና ንነብረኪ ይግበረና ፈጣሪ ኣሜን ::
ነዚ ታሪኽ ክፍለጥ ዝገበርኩም ወለድን ልሳን ተውህዶን ድማ ኣዚና ነመስግን ::
ቀጽልዎ ኣጆኹም ኣዝዩ ደስ ዘብል ቁዱስ ስራሕ እዩ ::
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቃል ሂውት የስማዓልና ናይ ዘበነ ኣገሊግሎት ይባርክ ጥዑም ታርኽ እዩ በረክት ጸሎት ናይ ኩሊም ኣቦታትና ኣፈለይና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen God bless you dekie Eritrean Amen 🙏 🙌 ❤️ Amen 🇪🇷 💕 🙏 🙌 ❤️ Amen 🇪🇷 💕 🙏 🙌 🇪🇷🌹🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🌹🌻🌹🌻🌹🌻
አሰይይይይይይይይ፣ብጣዕሚ፣ደስስስ፣ዝብል፣ገዳማትና፣ዘፍለጥኩምና፣እግዝአብሄር፣ዕደመን፣ጥዕናን፣ይሀብኩም፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
Amen (3) kale hiwet yeamealna kburat abotat xeguen bereketun yebzhalkum fetari kulu alm abza hagere kudsan hagerna mexina tekafelti bwreket nkewn xelotkum ayfeleyena
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ተመስገን ፈጣሪ ታሪክ ገዳማትና ዕበቱን ብምፍላጥኛ ተመስገን
ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡራት ኣቦታት
ቁዱስ ተበግሶ
Thanks kale hiwet yesmalna bereketu miskulina yekin Amen 🙏 ♥️ 🙌 👏 God bless 🙌 ♥️ ❤️ 💖 Eritrean Amen 🙏 ♥️ ❤️ ✨️ 💖 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🌹🙏🌹🇪🇷🙏🇪🇷🌹🙏🌹🙏🌹🙏
Zbandebri adey kuburat abotatey xeletkum ayfeleyena .kulom abotetey dhri .11 .amet 😢 riAyom kudus mkeAli aboy sdetna yehexro 🙏🙏🙏🙏❤
ቃል ሕይወት የስም ዓልና ።
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ
ኣሜንን ን
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina Abotatina xegem yebzhalikum
ዋውውው ክብራት ኣቦታትና ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሔር ይኹን ብምቅጻል ነዚ ዝመስል ታሪኽ ከለና ብዙሕ ንፈልጦ ኣይነበርናን ነታ ቅድስቲ ኤርትራ ሃገርናን ነቲ ክብር ህዝብናን ታሪኹን ክብሩን ዝገለጽኩምልና ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ይኹን።
ኣብ ቀጻሊ ምስ ጥንታውያን ገዳማት ይኹን ታሪኽ ሃገርና ብኸምዚ ንገሩና ምኽንያቱ ብጎረባብትና ዘለዋ ሃገራት ታሪኽና ታሪኽ ኤርትራና ይስረቅ ስለ ዘሎ ብኸምዚ ኣመሓላልፉልና ምኽንያቱ ካብ መናፍቃን ንዓሊ ዝርቡሹና ዘለው ጎሮቤትና ሃገር እዮም እሞ ከምዚ ጌርኩም ኣፍሽልዎም።እንተ እቶም መናፍቃን ኣብ ዝበጽሕዎ የብሎምን ኩልና ፈሊጥናዮም እና ናይ ቢዝነስ ምዃኖም።
እግዚኣብሔር ሃገርናን ንህዝብናን መንግስትናን ይባርኸልና🇪🇷🙏🇪🇷🙏✝️✝️🌺✝️✝️🙏🙏🙏🌺🇪🇷🇪🇷
Kabti zblwo delewu wexika aleka
@Mezumur ንስኻ ወጺኻ ኣለኻ ዝዓርከይ
AlayGere ካብ ሃገር ዝብል ሓሳብ ውጻእ እሞ እቲ ኣብ ጎረቤትካ ዘለካ ጽልኢ ናብ ፍቅሪ ቀይሮ ክርስቶስ ነቲ ምሳኩም ዘሎ ሓውኩም ዘየፍቀርኩም ንዓይ ከተፍቅሩኒ ኣይትክእሉን እዩ ኢልና ክርስትያን ንኩን ኣሕዋት ክርስትና ፍቅሪ እዩ።
@ሰብኣውነት-ይበልጽ ኣየ ንስኻትኩም ሰብ ዓሰርቲ ልቢ ዓሰርተ መልሓስ ሃገረይ ኣይትበል ከኣ ክትብለኒ ሃገር ኣቦታተይ እንድያ ከመይ ደጋጊመ ኣብ ልበይ ዘይውቅጣ።ካብ ንሕና ኤርትራውያን ምሳኹም ምዕራቅ ቅዱስ ምካኤል ምስቲ ኣነ የ ኣምላኩም ኢሉ ከታልሎ ዝሓሰበ ድያብሎስ ምዕራቅ ይቀልል ።
ንስኹም ካብ ዘርኢ ሴጣን ኢኹም ንሕና ኤርትራውያን ከኣ ዘርኢ ቅዱሳት መልኣኽቲ ኢና ዘራኽብ የብልናን።
@@AlayGere እግዚአቢሐር ይግናሕካ እዪ ዝበለ ቅዱስ ሚካኤል እምክ እግዚአቢሐር ይግናሕካ ንኩላትና ሰላም ይሃበና
እግዚኣብሔር ጉልበትኩም የጽንዓዮ, ቃለ ሕይወት የስምዓልና
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
Kale hiwet yesmalena Abonatna amen amen amen 🙏🙏❤️❤️❤️🙏
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ❤🇪🇷🌹🕊
❤❤❤❤❤Amen 🙏 bereketun teradenetu ayfeleyena❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen Abotatna brukat ❤
This great place and ancient history all of people gobless you the orthodox tewahdo live forever ❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዓልና
Amen Amen Amen.
Amen Amen Amen 🙏 kela hewat yesmolena
Kalehiwet..yesmalna Amen.amen Amen
Kale Hiwet yesmalena Abohgotatey Abotatey 🙏🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
ክብሪ ንእግዛቢሀር ይኹን🙏🙏🙏🇪🇷❤❤
ዘደንቅ ተኣምር እዩ ኣምላክ ይመስገን
amen amen amen
አሜን አሜን አሜን ⛪️
Kalhiwet yesmalna abotat na kuburat❤❤❤
❤well come our fathers❤🌹♥️💕🥰💖🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Amen KaleHiwot yesmAlna 🙏🙏🙏🙏🙏
Qale hiwet yesmealna kburat abotatey❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቦታተይ ማዓረይ እቲ ክዛረቡ ክጅምሩ ኮለሀው ነጸልኦም ብኸመይ ይዕጠቁ እወ ውራይ መርዓ ደቆም ከምዝዕጠቁ ሰብ ውራይ ኣይ ኣቦታተይ ንመጻኢ ወለዶስ ከምዝኸማኹም ዝኣመሰለ ንዓኹም ዝትክእ ዶኾን ይህሉ? እድዒ ከማኹምሲ ኣይራኣኹን ንቅርስታት ኩሉ ኣብ ልቡኩም ተሰኒዱ 🕊🙏
Amen ❤❤❤
Amiennn qale hiwet yesmeAlna abotatna
Qla hiwet yesamalna
Weswen yeblun Hagesna ab dege kena Kinro kelna ztsemana Smit Kigelxo aykiln btami thagisna Ezkulu harexgox segirkum Gdam zbandebri Millaykum hages Thagisna Bmlom abtatna des ilna Mhretey ka kab dekenstyo adetatna Habya Mis Mhaztin Adetatnan Ertirea ❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Zbandebri Adey Marey edmen tining yhabkum nana win bselam Temlisna Nreki ygbrelna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🍇🍇🍇🍇🍇🍇💐💐💐💐💐💐💐💐💐
ተመስገን ግዘክዩ ኣኢረይ
Kale hiwet yesmalena
ቤተ ክርስትያን ደስ ይበልኪ
አቲ ምትራኽን ምስናድን ነቲ ዘሎን ነቲ ዝነበረን ካብ ኣቦታት ዩ ዝርከብ ጽቡቅ ተብግሶ ዩ ።
አንተኾነ ግና ካብዞም ዝተዓዝብክዎ ብዙሕ ጽቡቅ ኣሎዎም ብዙሕ ከኣ ገጋ ረኽበሎም ኣሎኹ ኣብታ ትመጽአ ክፋል ከይድገም ከኣ ተስፋይገብር።
አቲ ጽቡቅ አቲ ምጅማርን ምስናድን ዩ።
አንተ አቲ ገጋ ዝተራየኒ ግና ኣብትይ መጀመርታ ከይፈራሕኩም ከይተዳህለልኩም ክትዛረቡ ኣሎኩም ማለት ዚተዛብዕ ወይ ኣፋዊ ታሪኽ ዝለዝኾነ ኣነ የ ቅኑዕ ናተይ ባ ስለዘሎ ክምዝኾነ ዩ ዘረደኣካ
አትይ ክኸውን ዝነበሮ አቲ ተብግሶ ዘሎዎ ነቶም ይፈልጡ ዮም ዝበሎም ሓቲቱ ከምዝበልና አሉ ኣስማቶም ኣስፍሩ ጸሙቁ ዩ ከስፍሮ ዝግባአ።
አትይ ቐንዲ ገጋ ከኣ ብዛዕባ ደቀይ ጣዕስ ዝበልዎ ኣይምልከቶምን ገጋ ሓበረታ ከኣ ህቦም ።
ብፍላይ ብፍላይ ክሳብ ደቂ ቲ ዓዲ ዘቆጥዕ ዘረባ ተዘርቡ ኣሎ ንሱ
መዓስ አዩ 7 ዕጣን ዘረኢ ሻምናይ ደቀታዕስ ዝበሃል ዝነበረ፡?
ምሳኹም ክንኮውን አሎምና መልሶም ገድፎም ዚብል ከኣ ተሰምዑ ኣሎ ዓቢ ገጋ።
አቲ ዝደለኻዮ ዕላማ ናትካ ገርካ አኻ ትኸይድ ዘይናትካ ምትንኻፍ ገጋ የምጽአ ዩ።
ኣብ መውዳአታ ንተወለድትይ ደቂ ቲ ከባቢ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ መወለድኩምን ካበይ መጽኹምን ተትነግሩና ጽቡቅ ነሩ ካብኡ ተብግስና
መሰረት ሕዝና ክንከይድ ናይ ሚካአል ካብ ንግስነት ኣክሱም ዮም ዝብሉና ዘሎው ተን ቅድምአን ዝተመስረታ ኣብትይ ከባቢ ዘሎዋ ክቅድማ ይኽአላ የን ጥንቃቐ ከኣ የድሊ ዩ
ኣወላልዳን ኣተዓባብያን ኣታዒስ ግን በዞም ዳሕረዋይ ኣቦ ዝገለጹዎ እዩ ዝንገር ጡብ ኣዱኦም ከይ ቀመሱ እዮም ኣቡነ ኣብሳዲ ተቀቢሎም ብጠለበዱ የዕብየሞ ብዝያዳ ኣብ ማሕበረ ማርያም እስራኤል ምስ ገድሊ ኣቡነ ኣብሳዲ ብዝግባእ ተሰኒዱ ኣሎ
ኣወልዳ አቦና ኣታዒስ ኣመጻጽኣናን በዞም ካልኣይ ዘዘንተው ኣቦ እና ንግለጽ ብሓዋይ ገመልካዝዘርካዮ ርስትካ ክብሉው ንሰምዕ
ትክክል ኢዩ እዚ ቀዳማይ ኢዩ ጥንታውነቱ ኣብ ኤርትራ ዝቅድሞ የቡሉን ዝባን ደብሪ ናይ ታርክ ጸገም ተፈጢሩ ኢዩ ካሎኦት ገዳማት ድሕሪኡ ኢዮም ። ታሪክ ዝብሎ ,,,, ኣቡነ ኤዎስጣጤዎስ ውን ካብ እስክንድርያ ናብ ዝባን ደብሪ ይመጹ ነሮም ። መሊሶም ውን ምስ ኣርድእቶም ይማላለሱ ነይሮም ። ኣቡነ ኤዎስ ጣጤዎስ ኣብዚ ምድሪ ኣብዝማላለሱ ዝነበሩ ግዜ ኣብ ዝባን ደብሪ ኮይኖም ቆሓይን ኢሎም ውን ንቆሓይን ሽም ዝሰዮምዎ ኢዮም። ስለዚ ቀዳምነቱ ዘመልክት ካብ ቡዙሕ ብዉሑድ ከምዚ ኢዩ ።ረቂቅ መጽናዕቲ ክግበረሉ ኣሎዎ።
Kale ሂወት yesman sdiran❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
qalehiwet yesmealna btaemi mehari eyu qexlulu ab nefswekef eritrea equr tarik meat eyu zelo
❤🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤❤❤❤❤🙏
❤!!!
❤️❤️❤️❤️🙏!
ብታእሚ ዝናኣድ ስራህ ግን ሰነድ ስለ ዝኮነ ኣስማት ናይ ኣቦታትና ክማላእ ይግባእ .
ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ቅዱስን ታሪኽ እዩ፡ ጽቡቅ ስራሕ፡ ሓንቲ ግን እዛ ቅድሚ ክርስትና ኦሪት ኢና ኔርና ትብል ትኽክል ኣይኮነትን፡ ቅድሚ ክርስትና ኣመንቲ ጣኦት ኢና ኔርና፡ ንፈጣሪ ይቕረ ንዝበለልና ናይ ቀደም ሓጥያትና ብምኽሓድ ኣይነጒህዮ።
ብከመይ ኢና ኣመንቲ ጣኦት ኔርና እስከረ ኣረዱና
@ሰብኣውነት-ይበልጽ
ክልተ ኣብነት ክህበካ፡
ከምዚ ኣቦታት ዝበልዎ ንመጀመርያ ግዜ ክርስትና ዝተቐበሉ ነጋውስ ናትና፡ ኢዛናን ሳይዛናን እዮም፡ ኣብ ኣክሱም ሓደ ኢዛና ድሕሪ ኣብ ኲናት ምዕዋቱ ዝጸሓፎ ኣብ ዓቢ እምኒ ዝተጻሕፈ ጽሑፍ ኣሎ፡ ኣብቲ ጽሑፍ ኢዛና ነቲ ዓወት ዝሃብዎ እቶም ዘምልኾም ጣኦታት ምዃኖም ይሕብር፡ ካልኣይ ኣብነት፡ ኣብ ቆሓይቶ ዘሎ ሓወልቲ፡ ኣብኡ ወርሕን ጸሓይን ኣሎ፡ ንሱ ናይቶም ዘምልኽዎም ዝነበሩ ጣኦታት ምልክት እዩ።
@KsanetSeare ትክክል ኩላትና ህዝቢ ሓበሻ ካብ 4ይ ክሳብ 6ይ ክፍለዘመን ኢና ክርስትና ተቐቢልና፡ ጽቡቕ መረጋገጺ እዩ።
@@KsanetSeare ኣብ ኤርትራ መዓስ ከምዝኣተወ ክርስትና ስለዘይፈለጥክዮ ዲኪ ወይን ክትነግርና ስለዘይደለኪ ኢኪ ይጽናሓልና ትብሊ ዘለኺ፧
ኣነ ብዝርድኣኒ ግን ኩሉ ሓበሻ ኣብ ጣኦት ኔሩ ክንብል ኣይንኽእልን ምኽንያቱ እቲ ስሉብ ኢትዮጵያዊ/ሓበሻ ናብ ሃዋርያ ፍሊጶስ መጽሓፍ ብሉይ ሕዙ እዩ ተጠሚቁ፡
ከም ምኒሊክ ወዲ ንጉስ ሰለሙን ምስ ምምጻእ ታቦተ ጽዮን ወዘተ, ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣይሁድ ወዘተ ኦሪት ኣባና ከም ዝነበረ ከነራጋግጽ ንኽእል።
ኣብ ዓለም ዘየለ ኣባና ጥራይ ዘሊ መጽሓፈ ሄኖክ ጽቡቕ ምስክር ኣሎ።
ብዓብዩ ኣነ ብዝፈልጦ ኣብዚ ዝዓበኽሉ ዝባን ደብሪ ናይ ኦሪትን ሕጺ ሙሰን ምስ ሕጉ እንዳባ ኢና ንመሓደር ንኔርና፡ ብፍላይ ብዛዕባ ካሕሳን መብስቦ ብርያን ዝምልከት። ኣብ ዘጽኣት ኣሎ።
ከምዚ ሕጂ ነናሉ ገሌና ኣስላም ክርስትያንን። ቅድሚና ዝነበሩ ከኣ ኣምላኽቲ እግዚኣብሔር ን ጣኦትን ኔሮም እንተ ኮይኑ ግን ክሳማማዕ ይኽእል እየ።
ምሉእ ብምሉእ ኣምላኽቲ ጣኦት ዝብል ግን ርግጸኛታት ኣይገብረናን።
ምኽንያቱ ኣብ ዘመነ ክርስትና ኣምላክቲ ኦትን ኦሪትን እዮም ኣብ ሓደ መጺኦም፡ እቶም ዝተረፉ ነዚ ምስክር ከኣ ኢትዮጽያ ውያን ኣይሁዳውያን ኣለው።
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ብስምን ኣብን ፡ወልድን ,መንፈስ-ቅዱሱን ዘይኮነስ ፡ ብስም መርዓውን ፡ መርዓትን፡ዓርክን ፡እዩ ሰለስተ እምኒ ዝድርበ ። ስሙ ከኣ" ምውራድ መርዓት "እዩ ዝበሃል ።
ታሪኽ ከምዘለዎ ክንገር ከለዎ እዩ መቐረት- ዘለዎ ።
ካብ ጭናን ቆቢዓ ፡ ናብ ዝባን ደብሪ ከምዝተወረሩ ፡ ክሕብር ምስ መጸ ፡ ወሪሮሙና ኢሉ ጠሪዑ ክምለስ ከሎ ። እቲ ሓደ ኣምላኽ ዘይኮነስ ፡ "ሓደ ልኡኽ " እዩ ዝበሃል ።
ዝባንደብሪ "ልዕሊ 28 ታቦታት ኣለዎ "
ካብ ትግራይ ዝመጸ 604 ገጽ ዘለዎ ገድሊ ሃዋርያት ዝበሃል ልዕሊ "1756 " ዓመት ዘቑጸረ ብግዜ ኲናት ዝመጸ መጽሓፍ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ዝበዝሐ ዕድመ ዘለዎ መጽሓፍ ተባሂሉ ይንገር ።
ኣነ ወዲ ዝባንደብሪ እየ ተወሊደ ዓብየ ። ግእዝ ስለዝፈልጥ ፡ ከኣ እቲ ጽሑፍ ዝበሃል ዘሎ ኣብ ኣክሱም ትግራይ ዝተጻሕፈ እዩ ።
ነቶም ተጋሩ ትፈቱ ትብሉኒ ሰባት ፡ንምታይ ተጋሩ ከምዝፈቱ በሪህልኩም ክኸውን ተስፋ ይገብር ። እቶም ዘይሕስዉ ኣቦታት ስምዕዎም "ኣክሱም " መሊኦማ ታሪኽ ።
እቲ ሰሪዞሞ ዝብልዎ ዘለዉ ከኣ መን ከምዝሰረዞ ስለ ዝፈልጥ ብቪድዮ ካልኣይ ክፋል ምስ ረኣኽዎ ክሰርሓልኩም እየ ።
እታ ታሪኽ ዳኣ ጽቡቅ ገርካ ዝይትምላኣልና ክቡር ሓወይ
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤️❤️🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿🌿🇪🇷
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ናይ በኣላ ቲቪ እንተዝህልዋ ጽቡቅ ኒሩ ክንደይ ታሪክ ኣሎና
🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰💔💔💔
Ellllll ellllll ellllll egzeabiher kbrn msganan ykun zban debri zabeye gedaan nay Eritrea Eyu
እቶም ክቡር ኣቦና ባዓል ጸጋ ዕድመ 95 ፡ ብዛዕባ ሓቂ ጅግንነት ሃጸይ የውሃንስ ብግብሪ ገሎጾሞ ኣለዉ ። ሃጸይ የውሃንስ ንግብጻዊያን ካብ መረበትና ሓንሳብን ንሓዋሩን ከም ዝባረሩ ዝገበረ ጅግና ኣቦና እዩ ።
❤❤❤
17:
❤
ቃለ ህይወት የስመዓልና፡ 2ይ ክፋል ኣይትደንጉዩና፥ ኣብዚ ከባቢ ብዙሕ ክጽንዑ ዝግበኦም ጥንታውያን ቦታታት ኣለው ፡፡ እዚ እዞም ኣቦታት ዝብልዎ ዘለውውን ኣብ ግብሪ ከተውዕልዎን፡ነቲ ገዳም ዝኸውን መረጋገጺ ወረቐትን ክትገብርሉ፡ ደጊምኩም ብዝበለጸ መልክዕ ታሪኹን መጽሓፍቱን ክትግንጽልዎ ንምሕጸነኩም፡፡ኩቡራት ልሳን ተዋህዶ፡
ግራት ካህናት ዲያቆናት ኣብ ዓድና ውን ክሳብ 1977 ጽቡቅ ይከይድ ነሩ፥ድህሪኡ ግና ደርጊ መጺኡ ሃዊሱዎ መንእሰይ ናብ ገድሊ ምስ ከደ፥
ኣብዚ ግዜ ውን እንተኮነ መምህር መጸ ግብሪ ሂብና ነቀምጦ ኣለና
Abotat ziban debri bizeaba zanta mizirabom ( mitntanom )xubuq eyu. bizeaba deketeas gin gega tintane tereayni .deketeas tethatu xibuk neru yibl ane.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🎉🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኝቅን፡ኣንጸፋዊትን።ቅንዕትን ኢያ።
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦኣታተይ ሊቃውንቲ።
እዚ ብሰምኪ ሒሱም መግዛእትን፡መሳፍንቲ ዝዓነወ፡ኣድባራትና ኩሉን ክምለሳ ኢየን፡ቀስ፡ብቀስ።
እዚ ህዝቢ ኤርትራ(ምድሪ ኣግዚት) ካብ ኣሽሓት ዓመታት ተዳሂኩ ኢዩ ከም ሕሱም።
ስለዚ ከምዚ ጌርኩም ቅዱሱኑኡን፡ዕቤቱን ክትድሩኩን፡ክጽሕፉን ምሕሳብኩም።ብስም እግዛብሔር ኣምላክ ጸጋን፡በረከትን ይዕሰልኩም።
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን መርከብ ሰላምን፡ፍቅርን፡ቅሳነትን፡ድሕነትን ስለ ዝኮነት ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም።
ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን !!!