Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሽግርና እዚ ዝበልክዮ ጥራይ ተዝኸውን እኳ ብዙሕ ኣይምሸገረናን,ሰብኡት ሎሚ ኣውራ ኣሸጊርና ዘሎ ሓዋላ ዝብሃል ከፊልካ ዘይውዳእ ዕዳ ኢዪዋላ ከምዚ ዝበልክዮ እቲ ገፋሕፋሕን ን ኾንቱ ርኣዩለይ ውን ዘየድሊ እንተ ኾነ፡ ንሱ ጥራይ እንተ ዝኸውን ዘዕግበን ዘይ እታ ዕለተ መርዓ ሓንሳእ ኢያ፡ኣርማድዮ ወይ ሓጻቢት ውን ሓሓንሳእ ኢኻ ትገዝእ፡ እዚ ጥራይ ተዝኸውን ጸገምና? ብኡነት ዋላ ሓደ ዓመት ጽምም ኢልና ድዩ ተለቂሕና ዝመረጽኦ ልበን ዘዕግብ ኣቁሑት ገዚእና ገዛ ምመላእናለን እሞ ዓሪፍና ብሰላም ምነበርና ኔርና።ምውዳእ ኣብዩና ዘሎ ሓዋላ ኢዪኣነ ኣብዚ ኤውሮጳ ኣብ 2013 መጺአ ዳርጋ ሓንቲ ወርሒ ውን ከየዕረፍኩ ሓዊለ ኣለኹ። ኣብዚ 10 ዓመት ዝሓወልክዎ ተዝውህለል ጽብቅ ዝበለ ገዛ መግዝኢ down payment ምኣኸለለይ ነይሩ።ንወለድና ብስሩዕን ፍሉጥን ዓቀን ምሕዋል እኳ ድሓን ጉቡእና ኢዩ፡ ምረቃ ውን ኢና ነትርፍ፡ ብምርድዳእን ብ ኣፍልጦን እንተ ጌርናዮ ኣይምሃሰየናን፡ግዳ ርእሶም ክኽእሉ ዝግብኦም መንእሰያትሓዊ ሓፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ወይ ኡጋንዳ ዓመታት ኮፍ ይብሉ፡ ከም ሰብ ውን ክሰርሑ ከም ዘለዎም ኣይርድኦምን፡ ሓፍቶም ወይ ሓዎም ክቅልቦም መሰሎም ይመስሎም፡ ወረ ኣውኡ ኮይኖም ዓይነት ሞባይልን ክዳንን ዘማርጹ ንሕና ንሰከሞምኣሕዋትና እንድዮም ካባና ሓሊፉ ድኣ መን ክቅልቦም ሓደ ተበገስ ዘይበልካዮ ብሳሃራ ድዩ ብቱርኪ ጨዲዱ ይመጽእ ግድን ኣሽሓት ክኽፈለለሉ ናቱ በሰላ ከየሕወኻ ክኣ ካልኣይ ይብገስ እዚ ውን ግድን ክኽፈለሉ ኣለዎ፡ሰበይቲ ንሕናስ ካብ መን ሓሚቅና ስድራና ኣብ ኣዲስ ኣምጺእና ክንርእዮም ኣሎና ወይ መርዓ ሓወይ ድዩ ሓፍተይ ሕጂ ኣብ ዘይመደብናዮ ኢትዮጵያ ክንከይድ ኣሎና ትብልስድራ ውን መንበሪኦም ክሕገዙ ክጥወሩ ዘይኮነስ በቃ ጠቅሊሉ ክሓልፈሎም፡ ምስ ጎረቤትን ኣሕዋትን ክወዳደሩ፡ ኣብ ህይወቶም ዝሓለፎም ሃብትን ጣዕምን ሕጂ ክመልስዎ፡ ኣንስቲ ኣዋርቅ ዝእዝዛ ሰብኡት ንመስተ ዘጥፍእዎ፡ ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ሓዳር ወለዲ ሽግርን ፍልልይን ባእስን ፍትሕን ዝፈጥር ኮይኑ ኣሎ ሓዋላሎሚ እሞ ኣብዚ ኤውሮፓ ስሚ ሓዳር ውን ይኸውን ኣሎ ኣብ ኤውሮጳ ንበዝሕ ንሰርሕ ሰብኡት እንዲናእዚ ኩሉ ኣይዓቅመይን ክንብል ከለና ኣንስቲ በቃ ምቅባሉ ይስእና፡ ብዘድልን ዘየድልን ሰብኣይ ክትቀጽዕ ምፍታን ገርጨውጨው ይበዝሕ ንብሰንኩ ክኣ ኣብ ሓዳር ሽግር ይፍጠርእዞም ሰብኡት ደቅና ምዕባይ፡ መጻኢ ናይ ሓዳርና ምጥጣሕ፡ እታ ናትና ስድራ ምስካም ጥራይ ደይኮነን ሓላፍነትና?ሎሚ ዋላ እቶም ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዉ ስድራ ውን ብሰንኮም ሓዳር ጓሎም ወይ ሓዳር ሓፍቶም ኣብ ሽግር ይኣቱ ከም ዘሎ ፍጹም ኣይስቆሮምን ኢዩ። ኣንስቲ ኤውሮጳ ክኣ ተሰዲደ ድኣ ንስድራይ ክኸውን ኣሎኒከሕልፈሎም ኣለኒ እምበር ካልእ ናይቲ ናተን ሓዳር ራኢ የብለንን።ንባዕልና ተሰዲድና ዘለና ገለ ኣዋህሊልና ክንዓቢ ክንልወጥ የድልየና ምዃኑገዛ ከነጥሪ፡ ንብረት ክንገብርን ደቅና ገለ ከነጽንሓሎም ኣሎና ምዃኑ ወረ ካልእ ተተረፈስ ነዛ ንባዕልና ጽቡቅ ክንበልዕን ክንክደንን ከም ዘድልየና ናብ ገለ ቦታ ወይ ሃገር ደቅና ሒዝና ምዝዋር ከም ዘድልየና ውን ኣይርድአንን ኢዩ። በቃ ነብስናን ደቅናን ደፊና መጻኢና ገዲፍና ሰልድና ኣብ ኣሕዋትናን ስድራናን ጥራይ ዲና ክንሰዶ ዘለና?ንቆጥብ ንዝብል ሰብኣይ ብዛዕባ ስድራ ዘይሓስብ ጨካን ኮይኑ ኢዪ ዝስምዐንብሰንኪ እዚ ሎሚ ኣብ ኤውሮጳ ሰላም ዘለዎ ሓዳር ክህልወካ እንተ ኾይኑ ሂብካን ሓዊልካን ዘይትርብርብ ክትከውን ኣሎካወረ ሎሚ ዝበዝሕ ሰብ ናይ ዓራትን መንበሪ ገዛን ሓዳር ጥራይ ኢዪ ዘለዎ እምበር ናይ ባንክን ሰልድን ሓዳር የብሉንዝበዝሓ ደቂ ኣንስትዮ ምሉእ ወጻኢታት ናይቲ ሓዳር ብደሞዝ ሰብኣይ ክሽፈንን ክኽፈልን እንተ እቲ መንግስቲ ንዕአን ዝህበን ቁንጣሮ ናይ ሶሻል ድዩ ናይ ቆልዑ ወይ ሰሪሐን ዘምጽእኦ ፍጹም ናይ ሓዳር ከም ዘይኮነ ወይ ሰብኣይ ብዛዕብኡ ክሓትት ነውሪ ከም ዝኾነ ብውልቀን ድላየን ዝገብርኦ ገንዘብ ምዃኑ ኢዪ ዝርድአን።እስከ በጃኺ ሻሎም ሓፍተይ ነዚአን ዝምዕድ ቪድዮ ሰሪሕኪ ምዓድልናናትና ጉቡእ ኣብ ሓዳር እንታይ ኢዪሽግር ስድራና ኣብ ሓዳር ኣምጺእና ዲና ክንፈትሖ ዘለና?ምሕጋዝ ዝብሃል ከመይ ዝበለ ኢዪ? ንመንን ክንደይን ዝኣክል ክንሕግዝ ኢዩ ናትና ግዴታ?ተሰዲድና ማለት ኣኺልና ንሰብ ክንከውን ክንነብር ዲናሎሚ እኮ ዋላ እዚ ሓዋላ ዋላ ንፍትሕ ውን ኢዩ ዝዕድም ዘሎኩስቶ ምሓዛይ ጽቡቅ ኣላ single mom ኮይና ካብ መንግስቲ ናታ ገንዘብ ትረክብ። ከም ድላያ ንዝኾነ ከየፍቀደት ወይ ከይተሰከፈት ንስድርኣንኣሕዋታን ትሕግዝ ዝብል ርድኢት ይዓቢ ኣሎ።ብዙሓት ኣሕዋትና ሰብኡተን ሰጒገን, ሓዳረን በቲነን, ንደቀን ነዛ ናይ ሳናቲም ፊኖ ብዘይ ቅያር ንሓንሳእ ግዓት ንሓንሳእ ቅጫ ፈትፊተን ኣብሊዐን ኢየን ነብሶም ክኽእሉ ዝግብኦም ኣጉባዝ ኣሕዋተን ኣብ ኣፍሪቃ ዝቅልባ ዘለዋ።ህዝብና ብፍላይ ክኣ ደቂ ኣንስትዮና ኣብ ሓዋላ ዘለዎ ርድኢት ስሚ ሓዳርን ቆልዑትን ኮይኑ ኣሎ።
Nay bahaki buruk hawey yeherm yu ko
ዋው እዚ ርእይቶ ዚ ፣ ብድምጺ ናብ ህዝቢ ክማሓላለፍ ኣለዎ።
Waww nay behaki hawey betami nefu eka gezka sewika nezi zesmak hasabka zhbka nay behaki kelwt zelwo eu l agree with youre idea.👍👍
😭😭😭
Nay bhaki ab nbsi wekef geza mezerabi koynu zelo guday
Ney bahki kebrti habtey kamaki yabzhlna ❤❤❤👏👏
Yes bravo madlna eske shalomey
Shkorr haftey mhari naybhaki
Nay behaki tsibuk hasab eyu des zebil mikri thankyou Sister
Tebareki, Xbuk Tmhrti.sei gesegnet.
Wooooo shalom haftey brkti good job
ሻሎሞይ ዓባይ ሰብ ናይ ስደት ኣደና የቀንየልና❤❤❤
Yes brgts kbrti hafti.
Shalomey natnas beynu eu bezihu ayebzah lebona yeadelena almak❤❤❤
shalomey brkti good job.
Thanks Shalomey meqrti abe lebna yhdro eski xebuk temerti hibkna so God bless you ❤❤
Welcome shalom Haftey ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Ok Danke schön ❤❤❤❤
Shalomey lomiantis kurub terebishki ktzarebi koleki gzea haxar diya neratki bzkone wie immer Vielen Dank 💖
😂😂😂😂😂 kekwen yekel eyu brktey, neketsali kestekaklo eye betami yemsgen🥰🙏
@@shalomhabeshalife🥰😅
Shalom haftey Egziabher ybarki
You are right ❤❤❤
Tebarek Tebarek
Shalom lebam🌻🌻
Shalomey nay behaqi kulu gzeye blxti 💯✅👌🥰
Really ☝☝☝☝❤❤❤
Bless you 🙏♥
Nay bhaki ❤❤❤
Selam Shalom xbuk hasab like sab gerelki aleku eski kan hagzin edhri tekaelu ab gezaki adimni yekeneley
Right 👍
Das ist richtig ja meine Schwester das ist richtig richtig❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Blessed ❤❤❤
Selam sæ
❤❤❤ shalomy xebuk hasab eyu gn hawala nay family eya gedidna zelo
Ewey shalom haftey mera tebሊ taufen keman kay salisay welden eyen kemu zebla
Welcome 🙏 🤗 🙏 ❤❤❤
Shalom haftey happy new year with your family ❤❤❤
Ane
ሻሎም ብርክቲ
Sahlom habtay nesu aykonen emnte yelen abi hader tehbka ne sudera misdeda eu tewrdu zelo
100% haqi video wen bezeba tehabika ne sedera mesdad awrede alku🙏❤
❤❤❤❤
Btami xbouq lebam kemaki ybzhlna nten nashtou deqena
Ezi si klile eu nay hji zelwu awdatom anestom kbdeti eyomAn si wlefi eu eti zekbd nger el eye zehasbe
Haki
Habesha kab akimina nilaili ina ninebr
Ane bezh kem sebyti agdesen eye gen serah yeserh ms sebayey shifon ayble nebret ayble ab mewodeta gen cash geza gezena Temesgen amlak hegusti eye ezi keblekum gen gorebety entay alo aykenen yjedena yekonena salon yekeyera eten nebrety ente tesebrn try yekyeren
Betami nefuat memliskum tebarku🙏❤
ለባም ዕድመን ጥዕናን ይብዝሓልኪ
Asey lebamy smart❤️
❤❤❤Btaemi xbuk mhari hasab❤,khateki dele zelku konto sparen dele nere nay kolu emo ksab18 amet konto Nummer tray ina nhbeki ilomni Afloto ente aleki hbrni❤Ymsgneki❤
Be video geletxa eye teketateli❤
ሓበሻ መብዛሕቱኡ ኣብ ሰደት ኣታዊ ወርሃዊ ዉሑድ አዩ አቶቱ ምክንያቱ ኩሉ ምጽእ አሉ ኣብ ስራሕ ዘወፈር አቲ ዓቕሊ ገሩ ተማሂሩ ዘሓሽ ኣታዊ ዝግበር ኣብ ሰደት ኤርትራውያን ዉሑዳት ኤዮም.ግን ወርሃዊ ኣታዊ ደሞዝ ዉሑድ ከሎ ግን ነንብሮ ናብራ ግን ናብራ ሃብታማት ነንበር በቃ ዘየለ መኪና latest mobile አዚ ንብረት ገዛ ግለ ምቅያር ገደፍዮ መርዓ ግለ ጸላለ አዩ ኮይኑ ዘሎ ዳርጋ ሓሪርካ ምንባር ኮይኑ ኣሎ.አተን ደቀንስትዮ ከኣ ዳርጋ መብዛሕተእን ኣይተማህራን ኣብዚ ሰደት መጸየን ጥራይ የወልዳ ጠለባትን ግን በቃ ገዛ ኮፍ አለን አንዳ ዋዓላ ትእዛዝን በቃ ሰማይ አዩ. ዘገደድ ከኣ ሓዋላ ኣሎ ዳርጋ ናብ ጭንቀት ባእስን ሰብ ሓዳር ኣብጽሕዎም ዘሎ አዩ.አንተ ኬልና save ምግባር ዘበልጸ አዩብዚ ዘሎ ኣካይዳ ግን ንደቀና አንተ ዋሓደ ናይ university መምሃሪ ገንዘብ ነቐምተሎም. ጸባሕ ደቅና ክይከሱና
Kulu haqi eyu🙏❤
@@shalomhabeshalifeበጃኺ ነዛ ናይ ሓዋላ ትምልከት ቪድዮ ስርሕልና፡ ደገ ስለ ዘይነውጽኦ ዘለና ኢዪ እምበር ሓዋላ ብፍላይ ነዞም ድሓር ዝመጻእና ብዙሕ ዘይደልደልና ዳርጋ ንኹሉ ሓዳር ኢዪ ኣብ ነውጺ ኣእትዩ ዘሎናተይ comment ኣብዚ እንሀለት ገለ መበገሲ እንተ ኾነትሽግርና እዚ ዝበልክዮ ጥራይ ተዝኸውን እኳ ብዙሕ ኣይምሸገረናን,ሰብኡት ሎሚ ኣውራ ኣሸጊርና ዘሎ ሓዋላ ዝብሃል ከፊልካ ዘይውዳእ ዕዳ ኢዪዋላ ከምዚ ዝበልክዮ እቲ ገፋሕፋሕን ን ኾንቱ ርኣዩለይ ውን ዘየድሊ እንተ ኾነ፡ ንሱ ጥራይ እንተ ዝኸውን ዘዕግበን ዘይ እታ ዕለተ መርዓ ሓንሳእ ኢያ፡ኣርማድዮ ወይ ሓጻቢት ውን ሓሓንሳእ ኢኻ ትገዝእ፡ እዚ ጥራይ ተዝኸውን ጸገምና? ብኡነት ዋላ ሓደ ዓመት ጽምም ኢልና ድዩ ተለቂሕና ዝመረጽኦ ልበን ዘዕግብ ኣቁሑት ገዚእና ገዛ ምመላእናለን እሞ ዓሪፍና ብሰላም ምነበርና ኔርና።ምውዳእ ኣብዩና ዘሎ ሓዋላ ኢዪኣነ ኣብዚ ኤውሮጳ ኣብ 2013 መጺአ ዳርጋ ሓንቲ ወርሒ ውን ከየዕረፍኩ ሓዊለ ኣለኹ። ኣብዚ 10 ዓመት ዝሓወልክዎ ተዝውህለል ጽብቅ ዝበለ ገዛ መግዝኢ down payment ምኣኸለለይ ነይሩ።ንወለድና ብስሩዕን ፍሉጥን ዓቀን ምሕዋል እኳ ድሓን ጉቡእና ኢዩ፡ ምረቃ ውን ኢና ነትርፍ፡ ብምርድዳእን ብ ኣፍልጦን እንተ ጌርናዮ ኣይምሃሰየናን፡ግዳ ርእሶም ክኽእሉ ዝግብኦም መንእሰያትሓዊ ሓፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ወይ ኡጋንዳ ዓመታት ኮፍ ይብሉ፡ ከም ሰብ ውን ክሰርሑ ከም ዘለዎም ኣይርድኦምን፡ ሓፍቶም ወይ ሓዎም ክቅልቦም መሰሎም ይመስሎም፡ ወረ ኣውኡ ኮይኖም ዓይነት ሞባይልን ክዳንን ዘማርጹ ንሕና ንሰከሞምኣሕዋትና እንድዮም ካባና ሓሊፉ ድኣ መን ክቅልቦም ሓደ ተበገስ ዘይበልካዮ ብሳሃራ ድዩ ብቱርኪ ጨዲዱ ይመጽእ ግድን ኣሽሓት ክኽፈለለሉ ናቱ በሰላ ከየሕወኻ ክኣ ካልኣይ ይብገስ እዚ ውን ግድን ክኽፈለሉ ኣለዎ፡ሰበይቲ ንሕናስ ካብ መን ሓሚቅና ስድራና ኣብ ኣዲስ ኣምጺእና ክንርእዮም ኣሎና ወይ መርዓ ሓወይ ድዩ ሓፍተይ ሕጂ ኣብ ዘይመደብናዮ ኢትዮጵያ ክንከይድ ኣሎና ትብልስድራ ውን መንበሪኦም ክሕገዙ ክጥወሩ ዘይኮነስ በቃ ጠቅሊሉ ክሓልፈሎም፡ ምስ ጎረቤትን ኣሕዋትን ክወዳደሩ፡ ኣብ ህይወቶም ዝሓለፎም ሃብትን ጣዕምን ሕጂ ክመልስዎ፡ ኣንስቲ ኣዋርቅ ዝእዝዛ ሰብኡት ንመስተ ዘጥፍእዎ፡ ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ሓዳር ወለዲ ሽግርን ፍልልይን ባእስን ፍትሕን ዝፈጥር ኮይኑ ኣሎ ሓዋላሎሚ እሞ ኣብዚ ኤውሮፓ ስሚ ሓዳር ውን ይኸውን ኣሎ ኣብ ኤውሮጳ ንበዝሕ ንሰርሕ ሰብኡት እንዲናእዚ ኩሉ ኣይዓቅመይን ክንብል ከለና ኣንስቲ በቃ ምቅባሉ ይስእና፡ ብዘድልን ዘየድልን ሰብኣይ ክትቀጽዕ ምፍታን ገርጨውጨው ይበዝሕ ንብሰንኩ ክኣ ኣብ ሓዳር ሽግር ይፍጠርእዞም ሰብኡት ደቅና ምዕባይ፡ መጻኢ ናይ ሓዳርና ምጥጣሕ፡ እታ ናትና ስድራ ምስካም ጥራይ ደይኮነን ሓላፍነትና?ሎሚ ዋላ እቶም ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዉ ስድራ ውን ብሰንኮም ሓዳር ጓሎም ወይ ሓዳር ሓፍቶም ኣብ ሽግር ይኣቱ ከም ዘሎ ፍጹም ኣይስቆሮምን ኢዩ። ኣንስቲ ኤውሮጳ ክኣ ተሰዲደ ድኣ ንስድራይ ክኸውን ኣሎኒከሕልፈሎም ኣለኒ እምበር ካልእ ናይቲ ናተን ሓዳር ራኢ የብለንን።ንባዕልና ተሰዲድና ዘለና ገለ ኣዋህሊልና ክንዓቢ ክንልወጥ የድልየና ምዃኑገዛ ከነጥሪ፡ ንብረት ክንገብርን ደቅና ገለ ከነጽንሓሎም ኣሎና ምዃኑ ወረ ካልእ ተተረፈስ ነዛ ንባዕልና ጽቡቅ ክንበልዕን ክንክደንን ከም ዘድልየና ናብ ገለ ቦታ ወይ ሃገር ደቅና ሒዝና ምዝዋር ከም ዘድልየና ውን ኣይርድአንን ኢዩ። በቃ ነብስናን ደቅናን ደፊና መጻኢና ገዲፍና ሰልድና ኣብ ኣሕዋትናን ስድራናን ጥራይ ዲና ክንሰዶ ዘለና?ንቆጥብ ንዝብል ሰብኣይ ብዛዕባ ስድራ ዘይሓስብ ጨካን ኮይኑ ኢዪ ዝስምዐንብሰንኪ እዚ ሎሚ ኣብ ኤውሮጳ ሰላም ዘለዎ ሓዳር ክህልወካ እንተ ኾይኑ ሂብካን ሓዊልካን ዘይትርብርብ ክትከውን ኣሎካወረ ሎሚ ዝበዝሕ ሰብ ናይ ዓራትን መንበሪ ገዛን ሓዳር ጥራይ ኢዪ ዘለዎ እምበር ናይ ባንክን ሰልድን ሓዳር የብሉንዝበዝሓ ደቂ ኣንስትዮ ምሉእ ወጻኢታት ናይቲ ሓዳር ብደሞዝ ሰብኣይ ክሽፈንን ክኽፈልን እንተ እቲ መንግስቲ ንዕአን ዝህበን ቁንጣሮ ናይ ሶሻል ድዩ ናይ ቆልዑ ወይ ሰሪሐን ዘምጽእኦ ፍጹም ናይ ሓዳር ከም ዘይኮነ ወይ ሰብኣይ ብዛዕብኡ ክሓትት ነውሪ ከም ዝኾነ ብውልቀን ድላየን ዝገብርኦ ገንዘብ ምዃኑ ኢዪ ዝርድአን።እስከ በጃኺ ሻሎም ሓፍተይ ነዚአን ዝምዕድ ቪድዮ ሰሪሕኪ ምዓድልናናትና ጉቡእ ኣብ ሓዳር እንታይ ኢዪሽግር ስድራና ኣብ ሓዳር ኣምጺእና ዲና ክንፈትሖ ዘለና?ምሕጋዝ ዝብሃል ከመይ ዝበለ ኢዪ? ንመንን ክንደይን ዝኣክል ክንሕግዝ ኢዩ ናትና ግዴታ?ተሰዲድና ማለት ኣኺልና ንሰብ ክንከውን ክንነብር ዲናሎሚ እኮ ዋላ እዚ ሓዋላ ዋላ ንፍትሕ ውን ኢዩ ዝዕድም ዘሎኩስቶ ምሓዛይ ጽቡቅ ኣላ single mom ኮይና ካብ መንግስቲ ናታ ገንዘብ ትረክብ። ከም ድላያ ንዝኾነ ከየፍቀደት ወይ ከይተሰከፈት ንስድርኣንኣሕዋታን ትሕግዝ ዝብል ርድኢት ይዓቢ ኣሎ።ብዙሓት ኣሕዋትና ሰብኡተን ሰጒገን, ሓዳረን በቲነን, ንደቀን ነዛ ናይ ሳናቲም ፊኖ ብዘይ ቅያር ንሓንሳእ ግዓት ንሓንሳእ ቅጫ ፈትፊተን ኣብሊዐን ኢየን ነብሶም ክኽእሉ ዝግብኦም ኣጉባዝ ኣሕዋተን ኣብ ኣፍሪቃ ዝቅልባ ዘለዋ።ህዝብና ብፍላይ ክኣ ደቂ ኣንስትዮና ኣብ ሓዋላ ዘለዎ ርድኢት ስሚ ሓዳርን ቆልዑትን ኮይኑ ኣሎ።
@@haren33098ጸቡቅ ኣለካ አቲ ጸገም አኮ ንሰካ ዓዲ ሰብ ምስ ኣተኻ ካብ ኣቦኻን ኣዴኻን ክሳብ ዝንኣሰ ሓወካ ንሰካ ክትህልፈሎም ወይ ክትናበዮም የደልዩ በቃ ተሰዲድካ ንዖኦም ክትኣሊ የደልዩ. አንተ ጠፊእካ ወይ ዘይትሕግዞም ተኾንካ በቃ ክምዚ ዓቢ ነገር ዘበድልካዮም የቀይሙካ ግሊኦም ኣፍ ኣውጺኦም ዘይትሕገዝና ንዘን ቁሩብ ቁራቦ አልካ ተሰድድ 😭😭😭 ጋል ብተፈጥሮ ሰድራይ hawey😔ሓፈትይ eya😔ትበል ሓዳርይ ደቀይ ዘብላ ዉሑዳት አየን ዳርጋ መብዛሕትእን ከኣ ስራሕ የብለንንገዛ ኮፍ አልካ ምውላድ ምዕባይ ካብ መንግስቲ ሓገዝ አንዳ ተጸበካ ቖልዑት ምዕባይ ሽዑ ሰብኣይ ካብ ስራሕ ምስ መጸ ርእሰካ የሕማካ ኩሉ አቲ ሰብኣይ ከማልኣለን የድልያ ደሌታትን ከኣ ኣይወዳእን አሞ ስራሕ ዘይሰርሓ ክንሰን ክም ናብራ ሃብታማት ክነብራ የደልያ ኣቕሑት ምቅያር ክዳን ወርቂ ወዲ ወርቂ ገደፎ ሰድርእን ክተናብረልን የደልያ ብሓጺሩስ kulu😔ካብቲ ሰብኣይ የድልዮ ኮይነን ሞያ ወስደን ሰራሕ ሒዘን ማዕረ ሰብኣይን ወፊረን ገንዘብ save ገረን ዝዕውታካ ደቂ ኣንስተዮ ዉሑዳት አየን.ንሰን ዘፈትዋ ሽፎን ዙርያ ወርቂ መገሻ ናብ ኣፍሪቃ ከምኡ ጥራይ ደለይተን ከመይ ሓዳረን ይምዕበል ይቀየራ ኣይሓሰባን 😭😭😭😭በዚ ምክንያት ቡዙሕ ሰብ ኣብ stress የርከብ ኣሎ.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
💗💗💗💗
ሽግርና እዚ ዝበልክዮ ጥራይ ተዝኸውን እኳ ብዙሕ ኣይምሸገረናን,
ሰብኡት ሎሚ ኣውራ ኣሸጊርና ዘሎ ሓዋላ ዝብሃል ከፊልካ ዘይውዳእ ዕዳ ኢዪ
ዋላ ከምዚ ዝበልክዮ እቲ ገፋሕፋሕን ን ኾንቱ ርኣዩለይ ውን ዘየድሊ እንተ ኾነ፡ ንሱ ጥራይ እንተ ዝኸውን ዘዕግበን ዘይ እታ ዕለተ መርዓ ሓንሳእ ኢያ፡
ኣርማድዮ ወይ ሓጻቢት ውን ሓሓንሳእ ኢኻ ትገዝእ፡ እዚ ጥራይ ተዝኸውን ጸገምና? ብኡነት ዋላ ሓደ ዓመት ጽምም ኢልና ድዩ ተለቂሕና ዝመረጽኦ ልበን ዘዕግብ ኣቁሑት ገዚእና ገዛ ምመላእናለን እሞ ዓሪፍና ብሰላም ምነበርና ኔርና።
ምውዳእ ኣብዩና ዘሎ ሓዋላ ኢዪ
ኣነ ኣብዚ ኤውሮጳ ኣብ 2013 መጺአ ዳርጋ ሓንቲ ወርሒ ውን ከየዕረፍኩ ሓዊለ ኣለኹ። ኣብዚ 10 ዓመት ዝሓወልክዎ ተዝውህለል ጽብቅ ዝበለ ገዛ መግዝኢ down payment ምኣኸለለይ ነይሩ።
ንወለድና ብስሩዕን ፍሉጥን ዓቀን ምሕዋል እኳ ድሓን ጉቡእና ኢዩ፡ ምረቃ ውን ኢና ነትርፍ፡ ብምርድዳእን ብ ኣፍልጦን እንተ ጌርናዮ ኣይምሃሰየናን፡
ግዳ ርእሶም ክኽእሉ ዝግብኦም መንእሰያት
ሓዊ ሓፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ወይ ኡጋንዳ ዓመታት ኮፍ ይብሉ፡ ከም ሰብ ውን ክሰርሑ ከም ዘለዎም ኣይርድኦምን፡ ሓፍቶም ወይ ሓዎም ክቅልቦም መሰሎም ይመስሎም፡ ወረ ኣውኡ ኮይኖም ዓይነት ሞባይልን ክዳንን ዘማርጹ ንሕና ንሰከሞም
ኣሕዋትና እንድዮም ካባና ሓሊፉ ድኣ መን ክቅልቦም
ሓደ ተበገስ ዘይበልካዮ ብሳሃራ ድዩ ብቱርኪ ጨዲዱ ይመጽእ ግድን ኣሽሓት ክኽፈለለሉ ናቱ በሰላ ከየሕወኻ ክኣ ካልኣይ ይብገስ እዚ ውን ግድን ክኽፈለሉ ኣለዎ፡
ሰበይቲ ንሕናስ ካብ መን ሓሚቅና ስድራና ኣብ ኣዲስ ኣምጺእና ክንርእዮም ኣሎና ወይ መርዓ ሓወይ ድዩ ሓፍተይ ሕጂ ኣብ ዘይመደብናዮ ኢትዮጵያ ክንከይድ ኣሎና ትብል
ስድራ ውን መንበሪኦም ክሕገዙ ክጥወሩ ዘይኮነስ በቃ ጠቅሊሉ ክሓልፈሎም፡ ምስ ጎረቤትን ኣሕዋትን ክወዳደሩ፡ ኣብ ህይወቶም ዝሓለፎም ሃብትን ጣዕምን ሕጂ ክመልስዎ፡ ኣንስቲ ኣዋርቅ ዝእዝዛ ሰብኡት ንመስተ ዘጥፍእዎ፡ ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ሓዳር ወለዲ ሽግርን ፍልልይን ባእስን ፍትሕን ዝፈጥር ኮይኑ ኣሎ ሓዋላ
ሎሚ እሞ ኣብዚ ኤውሮፓ ስሚ ሓዳር ውን ይኸውን ኣሎ
ኣብ ኤውሮጳ ንበዝሕ ንሰርሕ ሰብኡት እንዲና
እዚ ኩሉ ኣይዓቅመይን ክንብል ከለና ኣንስቲ በቃ ምቅባሉ ይስእና፡ ብዘድልን ዘየድልን ሰብኣይ ክትቀጽዕ ምፍታን ገርጨውጨው ይበዝሕ ንብሰንኩ ክኣ ኣብ ሓዳር ሽግር ይፍጠር
እዞም ሰብኡት ደቅና ምዕባይ፡ መጻኢ ናይ ሓዳርና ምጥጣሕ፡ እታ ናትና ስድራ ምስካም ጥራይ ደይኮነን ሓላፍነትና?
ሎሚ ዋላ እቶም ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዉ ስድራ ውን ብሰንኮም ሓዳር ጓሎም ወይ ሓዳር ሓፍቶም ኣብ ሽግር ይኣቱ ከም ዘሎ ፍጹም ኣይስቆሮምን ኢዩ።
ኣንስቲ ኤውሮጳ ክኣ ተሰዲደ ድኣ ንስድራይ ክኸውን ኣሎኒ
ከሕልፈሎም ኣለኒ እምበር ካልእ ናይቲ ናተን ሓዳር ራኢ የብለንን።
ንባዕልና ተሰዲድና ዘለና ገለ ኣዋህሊልና ክንዓቢ ክንልወጥ የድልየና ምዃኑ
ገዛ ከነጥሪ፡ ንብረት ክንገብር
ን ደቅና ገለ ከነጽንሓሎም ኣሎና ምዃኑ
ወረ ካልእ ተተረፈስ ነዛ ንባዕልና ጽቡቅ ክንበልዕን ክንክደንን ከም ዘድልየና ናብ ገለ ቦታ ወይ ሃገር ደቅና ሒዝና ምዝዋር ከም ዘድልየና ውን ኣይርድአንን ኢዩ። በቃ ነብስናን ደቅናን ደፊና መጻኢና ገዲፍና ሰልድና ኣብ ኣሕዋትናን ስድራናን ጥራይ ዲና ክንሰዶ ዘለና?
ንቆጥብ ንዝብል ሰብኣይ ብዛዕባ ስድራ ዘይሓስብ ጨካን ኮይኑ ኢዪ ዝስምዐን
ብሰንኪ እዚ ሎሚ ኣብ ኤውሮጳ ሰላም ዘለዎ ሓዳር ክህልወካ እንተ ኾይኑ ሂብካን ሓዊልካን ዘይትርብርብ ክትከውን ኣሎካ
ወረ ሎሚ ዝበዝሕ ሰብ ናይ ዓራትን መንበሪ ገዛን ሓዳር ጥራይ ኢዪ ዘለዎ እምበር ናይ ባንክን ሰልድን ሓዳር የብሉን
ዝበዝሓ ደቂ ኣንስትዮ ምሉእ ወጻኢታት ናይቲ ሓዳር ብደሞዝ ሰብኣይ ክሽፈንን ክኽፈልን እንተ እቲ መንግስቲ ንዕአን ዝህበን ቁንጣሮ ናይ ሶሻል ድዩ ናይ ቆልዑ ወይ ሰሪሐን ዘምጽእኦ ፍጹም ናይ ሓዳር ከም ዘይኮነ ወይ ሰብኣይ ብዛዕብኡ ክሓትት ነውሪ ከም ዝኾነ ብውልቀን ድላየን ዝገብርኦ ገንዘብ ምዃኑ ኢዪ ዝርድአን።
እስከ በጃኺ ሻሎም ሓፍተይ ነዚአን ዝምዕድ ቪድዮ ሰሪሕኪ ምዓድልና
ናትና ጉቡእ ኣብ ሓዳር እንታይ ኢዪ
ሽግር ስድራና ኣብ ሓዳር ኣምጺእና ዲና ክንፈትሖ ዘለና?
ምሕጋዝ ዝብሃል ከመይ ዝበለ ኢዪ?
ንመንን ክንደይን ዝኣክል ክንሕግዝ ኢዩ ናትና ግዴታ?
ተሰዲድና ማለት ኣኺልና ንሰብ ክንከውን ክንነብር ዲና
ሎሚ እኮ ዋላ እዚ ሓዋላ ዋላ ንፍትሕ ውን ኢዩ ዝዕድም ዘሎ
ኩስቶ ምሓዛይ ጽቡቅ ኣላ single mom ኮይና ካብ መንግስቲ ናታ ገንዘብ ትረክብ። ከም ድላያ ንዝኾነ ከየፍቀደት ወይ ከይተሰከፈት ንስድርኣን
ኣሕዋታን ትሕግዝ ዝብል ርድኢት ይዓቢ ኣሎ።
ብዙሓት ኣሕዋትና ሰብኡተን ሰጒገን, ሓዳረን በቲነን, ንደቀን ነዛ ናይ ሳናቲም ፊኖ ብዘይ ቅያር ንሓንሳእ ግዓት ንሓንሳእ ቅጫ ፈትፊተን ኣብሊዐን ኢየን ነብሶም ክኽእሉ ዝግብኦም ኣጉባዝ ኣሕዋተን ኣብ ኣፍሪቃ ዝቅልባ ዘለዋ።
ህዝብና ብፍላይ ክኣ ደቂ ኣንስትዮና ኣብ ሓዋላ ዘለዎ ርድኢት ስሚ ሓዳርን ቆልዑትን ኮይኑ ኣሎ።
Nay bahaki buruk hawey yeherm yu ko
ዋው እዚ ርእይቶ ዚ ፣ ብድምጺ ናብ ህዝቢ ክማሓላለፍ ኣለዎ።
Waww nay behaki hawey betami nefu eka gezka sewika nezi zesmak hasabka zhbka nay behaki kelwt zelwo eu l agree with youre idea.👍👍
😭😭😭
Nay bhaki ab nbsi wekef geza mezerabi koynu zelo guday
Ney bahki kebrti habtey kamaki yabzhlna ❤❤❤👏👏
Yes bravo madlna eske shalomey
Shkorr haftey mhari naybhaki
Nay behaki tsibuk hasab eyu des zebil mikri thankyou Sister
Tebareki, Xbuk Tmhrti.
sei gesegnet.
Wooooo shalom haftey brkti good job
ሻሎሞይ ዓባይ ሰብ ናይ ስደት ኣደና የቀንየልና❤❤❤
Yes brgts kbrti hafti.
Shalomey natnas beynu eu bezihu ayebzah lebona yeadelena almak❤❤❤
shalomey brkti good job.
Thanks Shalomey meqrti abe lebna yhdro eski xebuk temerti hibkna so God bless you ❤❤
Welcome shalom Haftey ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Ok Danke schön ❤❤❤❤
Shalomey lomiantis kurub terebishki ktzarebi koleki gzea haxar diya neratki bzkone wie immer Vielen Dank 💖
😂😂😂😂😂 kekwen yekel eyu brktey, neketsali kestekaklo eye betami yemsgen🥰🙏
@@shalomhabeshalife🥰😅
Shalom haftey Egziabher ybarki
You are right ❤❤❤
Tebarek Tebarek
Shalom lebam🌻🌻
Shalomey nay behaqi kulu gzeye blxti 💯✅👌🥰
Really ☝☝☝☝❤❤❤
Bless you 🙏♥
Nay bhaki ❤❤❤
Selam Shalom xbuk hasab like sab gerelki aleku eski kan hagzin edhri tekaelu ab gezaki adimni yekeneley
Right 👍
Das ist richtig ja meine Schwester das ist richtig richtig❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Blessed ❤❤❤
Selam sæ
❤❤❤ shalomy xebuk hasab eyu gn hawala nay family eya gedidna zelo
Ewey shalom haftey mera tebሊ taufen keman kay salisay welden eyen kemu zebla
Welcome 🙏 🤗 🙏 ❤❤❤
Shalom haftey happy new year with your family ❤❤❤
Ane
ሻሎም ብርክቲ
Sahlom habtay nesu aykonen emnte yelen abi hader tehbka ne sudera misdeda eu tewrdu zelo
100% haqi video wen bezeba tehabika ne sedera mesdad awrede alku🙏❤
❤❤❤❤
Btami xbouq lebam kemaki ybzhlna nten nashtou deqena
Ezi si klile eu nay hji zelwu awdatom anestom kbdeti eyom
An si wlefi eu eti zekbd nger el eye zehasbe
Haki
Habesha kab akimina nilaili ina ninebr
Ane bezh kem sebyti agdesen eye gen serah yeserh ms sebayey shifon ayble nebret ayble ab mewodeta gen cash geza gezena Temesgen amlak hegusti eye ezi keblekum gen gorebety entay alo aykenen yjedena yekonena salon yekeyera eten nebrety ente tesebrn try yekyeren
Betami nefuat memliskum tebarku🙏❤
ለባም ዕድመን ጥዕናን ይብዝሓልኪ
Asey lebamy smart❤️
❤❤❤Btaemi xbuk mhari hasab❤,khateki dele zelku konto sparen dele nere nay kolu emo ksab18 amet konto Nummer tray ina nhbeki ilomni Afloto ente aleki hbrni❤Ymsgneki❤
Be video geletxa eye teketateli❤
ሓበሻ መብዛሕቱኡ ኣብ ሰደት ኣታዊ ወርሃዊ ዉሑድ አዩ አቶቱ ምክንያቱ ኩሉ ምጽእ አሉ ኣብ ስራሕ ዘወፈር አቲ ዓቕሊ ገሩ ተማሂሩ ዘሓሽ ኣታዊ ዝግበር ኣብ ሰደት ኤርትራውያን ዉሑዳት ኤዮም.
ግን ወርሃዊ ኣታዊ ደሞዝ ዉሑድ ከሎ ግን ነንብሮ ናብራ ግን ናብራ ሃብታማት ነንበር በቃ ዘየለ መኪና latest mobile አዚ ንብረት ገዛ ግለ ምቅያር ገደፍዮ መርዓ ግለ ጸላለ አዩ ኮይኑ ዘሎ ዳርጋ ሓሪርካ ምንባር ኮይኑ ኣሎ.
አተን ደቀንስትዮ ከኣ ዳርጋ መብዛሕተእን ኣይተማህራን ኣብዚ ሰደት መጸየን ጥራይ የወልዳ ጠለባትን ግን በቃ ገዛ ኮፍ አለን አንዳ ዋዓላ ትእዛዝን በቃ ሰማይ አዩ. ዘገደድ ከኣ ሓዋላ ኣሎ ዳርጋ ናብ ጭንቀት ባእስን ሰብ ሓዳር ኣብጽሕዎም ዘሎ አዩ.
አንተ ኬልና save ምግባር ዘበልጸ አዩ
ብዚ ዘሎ ኣካይዳ ግን ንደቀና አንተ ዋሓደ ናይ university መምሃሪ ገንዘብ ነቐምተሎም. ጸባሕ ደቅና ክይከሱና
Kulu haqi eyu🙏❤
@@shalomhabeshalife
በጃኺ ነዛ ናይ ሓዋላ ትምልከት ቪድዮ ስርሕልና፡ ደገ ስለ ዘይነውጽኦ ዘለና ኢዪ እምበር ሓዋላ ብፍላይ ነዞም ድሓር ዝመጻእና ብዙሕ ዘይደልደልና ዳርጋ ንኹሉ ሓዳር ኢዪ ኣብ ነውጺ ኣእትዩ ዘሎ
ናተይ comment ኣብዚ እንሀለት ገለ መበገሲ እንተ ኾነት
ሽግርና እዚ ዝበልክዮ ጥራይ ተዝኸውን እኳ ብዙሕ ኣይምሸገረናን,
ሰብኡት ሎሚ ኣውራ ኣሸጊርና ዘሎ ሓዋላ ዝብሃል ከፊልካ ዘይውዳእ ዕዳ ኢዪ
ዋላ ከምዚ ዝበልክዮ እቲ ገፋሕፋሕን ን ኾንቱ ርኣዩለይ ውን ዘየድሊ እንተ ኾነ፡ ንሱ ጥራይ እንተ ዝኸውን ዘዕግበን ዘይ እታ ዕለተ መርዓ ሓንሳእ ኢያ፡
ኣርማድዮ ወይ ሓጻቢት ውን ሓሓንሳእ ኢኻ ትገዝእ፡ እዚ ጥራይ ተዝኸውን ጸገምና? ብኡነት ዋላ ሓደ ዓመት ጽምም ኢልና ድዩ ተለቂሕና ዝመረጽኦ ልበን ዘዕግብ ኣቁሑት ገዚእና ገዛ ምመላእናለን እሞ ዓሪፍና ብሰላም ምነበርና ኔርና።
ምውዳእ ኣብዩና ዘሎ ሓዋላ ኢዪ
ኣነ ኣብዚ ኤውሮጳ ኣብ 2013 መጺአ ዳርጋ ሓንቲ ወርሒ ውን ከየዕረፍኩ ሓዊለ ኣለኹ። ኣብዚ 10 ዓመት ዝሓወልክዎ ተዝውህለል ጽብቅ ዝበለ ገዛ መግዝኢ down payment ምኣኸለለይ ነይሩ።
ንወለድና ብስሩዕን ፍሉጥን ዓቀን ምሕዋል እኳ ድሓን ጉቡእና ኢዩ፡ ምረቃ ውን ኢና ነትርፍ፡ ብምርድዳእን ብ ኣፍልጦን እንተ ጌርናዮ ኣይምሃሰየናን፡
ግዳ ርእሶም ክኽእሉ ዝግብኦም መንእሰያት
ሓዊ ሓፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ወይ ኡጋንዳ ዓመታት ኮፍ ይብሉ፡ ከም ሰብ ውን ክሰርሑ ከም ዘለዎም ኣይርድኦምን፡ ሓፍቶም ወይ ሓዎም ክቅልቦም መሰሎም ይመስሎም፡ ወረ ኣውኡ ኮይኖም ዓይነት ሞባይልን ክዳንን ዘማርጹ ንሕና ንሰከሞም
ኣሕዋትና እንድዮም ካባና ሓሊፉ ድኣ መን ክቅልቦም
ሓደ ተበገስ ዘይበልካዮ ብሳሃራ ድዩ ብቱርኪ ጨዲዱ ይመጽእ ግድን ኣሽሓት ክኽፈለለሉ ናቱ በሰላ ከየሕወኻ ክኣ ካልኣይ ይብገስ እዚ ውን ግድን ክኽፈለሉ ኣለዎ፡
ሰበይቲ ንሕናስ ካብ መን ሓሚቅና ስድራና ኣብ ኣዲስ ኣምጺእና ክንርእዮም ኣሎና ወይ መርዓ ሓወይ ድዩ ሓፍተይ ሕጂ ኣብ ዘይመደብናዮ ኢትዮጵያ ክንከይድ ኣሎና ትብል
ስድራ ውን መንበሪኦም ክሕገዙ ክጥወሩ ዘይኮነስ በቃ ጠቅሊሉ ክሓልፈሎም፡ ምስ ጎረቤትን ኣሕዋትን ክወዳደሩ፡ ኣብ ህይወቶም ዝሓለፎም ሃብትን ጣዕምን ሕጂ ክመልስዎ፡ ኣንስቲ ኣዋርቅ ዝእዝዛ ሰብኡት ንመስተ ዘጥፍእዎ፡ ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ሓዳር ወለዲ ሽግርን ፍልልይን ባእስን ፍትሕን ዝፈጥር ኮይኑ ኣሎ ሓዋላ
ሎሚ እሞ ኣብዚ ኤውሮፓ ስሚ ሓዳር ውን ይኸውን ኣሎ
ኣብ ኤውሮጳ ንበዝሕ ንሰርሕ ሰብኡት እንዲና
እዚ ኩሉ ኣይዓቅመይን ክንብል ከለና ኣንስቲ በቃ ምቅባሉ ይስእና፡ ብዘድልን ዘየድልን ሰብኣይ ክትቀጽዕ ምፍታን ገርጨውጨው ይበዝሕ ንብሰንኩ ክኣ ኣብ ሓዳር ሽግር ይፍጠር
እዞም ሰብኡት ደቅና ምዕባይ፡ መጻኢ ናይ ሓዳርና ምጥጣሕ፡ እታ ናትና ስድራ ምስካም ጥራይ ደይኮነን ሓላፍነትና?
ሎሚ ዋላ እቶም ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዉ ስድራ ውን ብሰንኮም ሓዳር ጓሎም ወይ ሓዳር ሓፍቶም ኣብ ሽግር ይኣቱ ከም ዘሎ ፍጹም ኣይስቆሮምን ኢዩ።
ኣንስቲ ኤውሮጳ ክኣ ተሰዲደ ድኣ ንስድራይ ክኸውን ኣሎኒ
ከሕልፈሎም ኣለኒ እምበር ካልእ ናይቲ ናተን ሓዳር ራኢ የብለንን።
ንባዕልና ተሰዲድና ዘለና ገለ ኣዋህሊልና ክንዓቢ ክንልወጥ የድልየና ምዃኑ
ገዛ ከነጥሪ፡ ንብረት ክንገብር
ን ደቅና ገለ ከነጽንሓሎም ኣሎና ምዃኑ
ወረ ካልእ ተተረፈስ ነዛ ንባዕልና ጽቡቅ ክንበልዕን ክንክደንን ከም ዘድልየና ናብ ገለ ቦታ ወይ ሃገር ደቅና ሒዝና ምዝዋር ከም ዘድልየና ውን ኣይርድአንን ኢዩ። በቃ ነብስናን ደቅናን ደፊና መጻኢና ገዲፍና ሰልድና ኣብ ኣሕዋትናን ስድራናን ጥራይ ዲና ክንሰዶ ዘለና?
ንቆጥብ ንዝብል ሰብኣይ ብዛዕባ ስድራ ዘይሓስብ ጨካን ኮይኑ ኢዪ ዝስምዐን
ብሰንኪ እዚ ሎሚ ኣብ ኤውሮጳ ሰላም ዘለዎ ሓዳር ክህልወካ እንተ ኾይኑ ሂብካን ሓዊልካን ዘይትርብርብ ክትከውን ኣሎካ
ወረ ሎሚ ዝበዝሕ ሰብ ናይ ዓራትን መንበሪ ገዛን ሓዳር ጥራይ ኢዪ ዘለዎ እምበር ናይ ባንክን ሰልድን ሓዳር የብሉን
ዝበዝሓ ደቂ ኣንስትዮ ምሉእ ወጻኢታት ናይቲ ሓዳር ብደሞዝ ሰብኣይ ክሽፈንን ክኽፈልን እንተ እቲ መንግስቲ ንዕአን ዝህበን ቁንጣሮ ናይ ሶሻል ድዩ ናይ ቆልዑ ወይ ሰሪሐን ዘምጽእኦ ፍጹም ናይ ሓዳር ከም ዘይኮነ ወይ ሰብኣይ ብዛዕብኡ ክሓትት ነውሪ ከም ዝኾነ ብውልቀን ድላየን ዝገብርኦ ገንዘብ ምዃኑ ኢዪ ዝርድአን።
እስከ በጃኺ ሻሎም ሓፍተይ ነዚአን ዝምዕድ ቪድዮ ሰሪሕኪ ምዓድልና
ናትና ጉቡእ ኣብ ሓዳር እንታይ ኢዪ
ሽግር ስድራና ኣብ ሓዳር ኣምጺእና ዲና ክንፈትሖ ዘለና?
ምሕጋዝ ዝብሃል ከመይ ዝበለ ኢዪ?
ንመንን ክንደይን ዝኣክል ክንሕግዝ ኢዩ ናትና ግዴታ?
ተሰዲድና ማለት ኣኺልና ንሰብ ክንከውን ክንነብር ዲና
ሎሚ እኮ ዋላ እዚ ሓዋላ ዋላ ንፍትሕ ውን ኢዩ ዝዕድም ዘሎ
ኩስቶ ምሓዛይ ጽቡቅ ኣላ single mom ኮይና ካብ መንግስቲ ናታ ገንዘብ ትረክብ። ከም ድላያ ንዝኾነ ከየፍቀደት ወይ ከይተሰከፈት ንስድርኣን
ኣሕዋታን ትሕግዝ ዝብል ርድኢት ይዓቢ ኣሎ።
ብዙሓት ኣሕዋትና ሰብኡተን ሰጒገን, ሓዳረን በቲነን, ንደቀን ነዛ ናይ ሳናቲም ፊኖ ብዘይ ቅያር ንሓንሳእ ግዓት ንሓንሳእ ቅጫ ፈትፊተን ኣብሊዐን ኢየን ነብሶም ክኽእሉ ዝግብኦም ኣጉባዝ ኣሕዋተን ኣብ ኣፍሪቃ ዝቅልባ ዘለዋ።
ህዝብና ብፍላይ ክኣ ደቂ ኣንስትዮና ኣብ ሓዋላ ዘለዎ ርድኢት ስሚ ሓዳርን ቆልዑትን ኮይኑ ኣሎ።
@@haren33098ጸቡቅ ኣለካ አቲ ጸገም አኮ ንሰካ ዓዲ ሰብ ምስ ኣተኻ ካብ ኣቦኻን ኣዴኻን ክሳብ ዝንኣሰ ሓወካ ንሰካ ክትህልፈሎም ወይ ክትናበዮም የደልዩ በቃ ተሰዲድካ ንዖኦም ክትኣሊ የደልዩ. አንተ ጠፊእካ ወይ ዘይትሕግዞም ተኾንካ በቃ ክምዚ ዓቢ ነገር ዘበድልካዮም የቀይሙካ ግሊኦም ኣፍ ኣውጺኦም ዘይትሕገዝና ንዘን ቁሩብ ቁራቦ አልካ ተሰድድ 😭😭😭 ጋል ብተፈጥሮ ሰድራይ hawey😔ሓፈትይ eya😔ትበል ሓዳርይ ደቀይ ዘብላ ዉሑዳት አየን ዳርጋ መብዛሕትእን ከኣ ስራሕ የብለንንገዛ ኮፍ አልካ ምውላድ ምዕባይ ካብ መንግስቲ ሓገዝ አንዳ ተጸበካ ቖልዑት ምዕባይ ሽዑ ሰብኣይ ካብ ስራሕ ምስ መጸ ርእሰካ የሕማካ ኩሉ አቲ ሰብኣይ ከማልኣለን የድልያ ደሌታትን ከኣ ኣይወዳእን አሞ ስራሕ ዘይሰርሓ ክንሰን ክም ናብራ ሃብታማት ክነብራ የደልያ ኣቕሑት ምቅያር ክዳን ወርቂ ወዲ ወርቂ ገደፎ ሰድርእን ክተናብረልን የደልያ ብሓጺሩስ kulu😔ካብቲ ሰብኣይ የድልዮ ኮይነን ሞያ ወስደን ሰራሕ ሒዘን ማዕረ ሰብኣይን ወፊረን ገንዘብ save ገረን ዝዕውታካ ደቂ ኣንስተዮ ዉሑዳት አየን.
ንሰን ዘፈትዋ ሽፎን ዙርያ ወርቂ መገሻ ናብ ኣፍሪቃ ከምኡ ጥራይ ደለይተን ከመይ ሓዳረን ይምዕበል ይቀየራ ኣይሓሰባን 😭😭😭😭
በዚ ምክንያት ቡዙሕ ሰብ ኣብ stress የርከብ ኣሎ.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
💗💗💗💗