Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
ብሬ ናይ ብሓቂ በሳል ሰብ ኢካ ቀፅሉ
ብሬ & ስታሊን ጀጋኑ✅✅✅✅✅✅🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ተጋዳላይ ብርሃነ ጅግና ወዲ ጀጋኑ እትህቦ ሓሳባት ብሱል ሰብብጣዕሚ ትድነቅ ሰብ
አርዓዶም ብሬ ብትክትክ አብሎም ፀረ ትግረይ ዝኮኑ ሰባት
ብርሃነ ጅግና በሊሕ ወዲ ህዝቢዘረባኻ ምዓር ወለላ!!!!!!
ስታሊን ጅግና ወዲ ህዝቢ
ፃድቃንን ገታቸውን ብግልፂ ናይፀላእትና መደብ ተዋሂብዎም ትግራይናይ ምብታን ሰራሕ ይሰርሑ አለውይሰርሑ አለው
ጀነራል ጻድቃንን ጌታቸው ረዳን እቲ ተፈናቐለ ህዝቢ ናብ መረበቱ ንኽምለስ ድዩ ሓላፍነት ተዋሂቡዎም ነይሩ ወይስ መንእሰይ ትግራይ ናብ ዓመጽ ክዛጋጆ
ብርሂን በሊሕ❤❤❤
Hero
ተጋሩ ከይትዕሸው እንደርታ አሕዋት ብፍላይ ንቁሑ ብሽም እንደርታ ዝሽቅጡ ደለይቲ ስልጣን ከይትታለሉ
እወ ግን ኻብ ዓድዋ መጺኦም መሬት ብሕሱር ልገዝኡ ገዛእቲ ደርቢ ዓድዋ መሬት እንድርታ ይምልስዎዶ ልብል ሕቶ እንኦ.
❤❤❤❤
ሰላም ስታሊን ጅግና🎉
ቡሉፅ ትጎራዋይ ልፍዓተይ
ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ተጋዳላይ ብርሃነ እቲ ብዘይ ዕረፍቲ ቃለ መጠይቅ እትገብሮ ብዛዕባ ድሕነት ትግራይ ብዝምልከት ናይ ብሐቂ እየ ዘድንቀኻ ኣጆካ ;; ሐደራ ግን ነፍስኻ እናሐሎኻ ይኩን ; ትግራይ ይኣኽሎ እዚይ ዝሐለፎ መከራ ሐደ መዓልቲ ክሐልፍ ኢዩ መጻኢ ዓመት ሰላምን ፍቅርን ይኩነሉ::
Happy New year to zara media staff members ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
❤️❤️🎉🎉❤️❤️🎉🎉❤️❤️🎉🎉❤️❤️
ብጣሚ ብሱልን ህዝቢ ትኹረት ክህበሉ ዝግባእ ሓሳብ እዩ ተጋዳላይ ብርሃነ ዘቅርቦ ዘሎ ፖለቲካዊ ትንተና
ትግረዋይ ንፍትሕን ንሰላምን ይቃለስ ምበር ንዕሱባት ንድሑራት ተጣቢቁ ሰልፊ ዝወፀሉ ምክንያት የብሉን
Bre sebay
Go-ahead
ጉግ ማንጉግ
ተጋዳላ ብርሃነ ,ሓደ መፅናዒቲ ክግበረሉ አብ ልዕል ተመዛበልቲ ከተማ ሽረ ዝርከብ ህዝቢ ንምንታይ እቲ እክሊ ገዲፎም ብገንዘብ ዝዕደል ሓደ,ካልእ በቲ ባንዳታት ካብ ሓረስቶት ብምዕዳግ ናብ አምሓራ,አ/አን ረዲኤት እዉን እክሊ ጠጠዉ ብምባል እቲ ሳዕቤን ኪረአ አለዎ .እቲ ፀላኢ አጀንዳ አብዚሑ እቲ ፀበባን ጥሜትን ፀቂጡ ይወርድ አሎ ይመስለኒ
✊✊✊✊✊✊✊💪💪💪💪💪💪💪💪👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
Tsadkan is mercenary and all his mind is against Tigrai.
He is band he sold hi some for Abyi
አብዚ ዱሑር ሰብ ግዜኩም አይትወድኡ ሰራዊትና ንዞም ከብዳማት ብጥብቂ ክከታተሎ እዩ
ስታሊ ወንድሜ ኔትወርክ አውቀው ነው እንደሚቋራረጥ የሚያደርጉት የትግራይ ህዝብ ስልችት እንዲለው ያሳዝናል እግዚአብሔር በፈቀዱው ቀን ያበራልናል እንፀልይ 🙏🙏🙏
ane Teklemariam Hailu artist mikuanu eye zifelit meaz eyu siltan rekibu?
ምስ ቶም ተቃወምቲ ትግራይ ትዛራረብ ዶ
ሌያው
እቲ ቤት ምኽሪ መቐለ መን እዩ መሪፅዎ ሓሳዊ ረሳሕ ብርሃነ ማለት ንህዝቢ ትግራይ ልዕሌኻ ዝኸፋፍል የለን ዓርሰ እምነት ዘይብሉ ተሓሽካሪ እዩ
ናይዙ ወዲ ተንኮል መለክዒ የብሉን
ኣንቱም ኩፋኣት ሰረቅቲ ተጋሩ ህዝብኹም ትኽሕዱ ገፅኩም ትርሓቅ
❤❤❤❤❤
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
ብሬ ናይ ብሓቂ በሳል ሰብ ኢካ ቀፅሉ
ብሬ & ስታሊን ጀጋኑ✅✅✅✅✅✅🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ተጋዳላይ ብርሃነ ጅግና ወዲ ጀጋኑ እትህቦ ሓሳባት ብሱል ሰብ
ብጣዕሚ ትድነቅ ሰብ
አርዓዶም ብሬ ብትክትክ አብሎም ፀረ ትግረይ ዝኮኑ ሰባት
ብርሃነ ጅግና በሊሕ ወዲ ህዝቢ
ዘረባኻ ምዓር ወለላ!!!!!!
ስታሊን ጅግና ወዲ ህዝቢ
ፃድቃንን ገታቸውን ብግልፂ ናይ
ፀላእትና መደብ ተዋሂብዎም ትግራይ
ናይ ምብታን ሰራሕ ይሰርሑ አለው
ይሰርሑ አለው