ሰበርዜና🔥መቐለ ውዲት ሻዕብያ ፈሺሉ / ዓሻራ TDF ቱ ዝተሰግአ ኮይኑ/ ህወሓት ንከይዲ DDR ተቓዊሙ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 ноя 2024

Комментарии • 190

  • @AtakltAbebeKalkay
    @AtakltAbebeKalkay 17 часов назад +12

    ብዛዕባ DDR ዓሻራ ሓንሳእ አብ system እንተአትዩ ዓለም ለኻዊ እዩ። ኩለን እዘን ሓገዝ ዝገብራ ዘለዋ ሃገራት እቲ system access ክህልወን እዩ። እዙይ ከዓን ኩለን ሃገራት ክጥቀማሉ እየን።

  • @HailayGebremedhin
    @HailayGebremedhin 14 часов назад +4

    ጀግና ዝኾነት ጋዘጠኛ እስኪ ኣቱም ተልፋሳት ጋዘጠኛታት ካብዚኣ ተምሃሩ

  • @solomonbeyenekahs2830
    @solomonbeyenekahs2830 16 часов назад +4

    እግዚሀር ይሃብኪ መድህን በርትዒ።

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 14 часов назад +3

    ደብረጽዮን ንውድቀት ትግራይ ተጠያቅ እዮ።

  • @AbebeKebede-z8o
    @AbebeKebede-z8o 15 часов назад +4

    ከብ ህዝባዊ ግንበር ዝሰርቅን ዝሑሱን አም ዓለም የለን ካብ ሓፁር ሻዕቢያ ወፂኣ ክትርኢ ክተሓስብ ዘይተዓደለት ዕድመ ፀገብ አመንምን ተስፋ ዘቁረፃ

    • @wewe5688
      @wewe5688 10 часов назад

      ክልእ ሱዑር ፉቱሕ ስረ ኢኻ መይትካ ኢኻ ቀብሪ እዩ ተሪፉካ

  • @ethioteka6936
    @ethioteka6936 16 часов назад +5

    አቶ አማኑኤልን ወ/ሮ ፈትለወርቅ ነንቤኑ መብርሂ ይሁቡ አለዉ አይናበቡን ድዮም ።

    • @SsSssd-m2b
      @SsSssd-m2b 14 часов назад +1

      ዘረቦኦም ሓቂ ስለዘይቡሉ እዩ ዘይነበቡ

  • @petrosabraha7220
    @petrosabraha7220 17 часов назад +6

    ልጅ ተስፋለም ኣይትዓፍን ሓንሳብ ዓሻራ ተልዓለ ማለት ዓለም ብዓለሙ ዝፎልጦ ሓቂ እዩ

  • @DawudMalikamu
    @DawudMalikamu 16 часов назад +3

    ብሕቡዕ ብቀጻልነት ዝፍፀም ጥቅዓት አብ ኩሉ ምንቅስቃሶም ብምክትታል ከምፀላኢ ተቆጺሮም ዝፍጠር ችግር ከምዝምይቀሪ ካብ ፀላትና ባሕሪ ዘይተርፍ ምኳኑ ምፍላጥ ግድን እዩ

  • @getachewabebe9216
    @getachewabebe9216 14 часов назад +3

    No finger perinet okay 👌 she is rght okay No finger prinet to TDF okay 👌

  • @sisayassefa2961
    @sisayassefa2961 11 часов назад +1

    Good job Medhin.

  • @Gizachew-t6y
    @Gizachew-t6y 17 часов назад +3

    ኣማኑኤልን ፈትለን ኣይተናበቡን መስለኒ

    • @SsSssd-m2b
      @SsSssd-m2b 14 часов назад

      ሓቂ ዘይቡሉ

  • @getachewabebe9216
    @getachewabebe9216 14 часов назад

    She is the best Eritreans. Thank you sister 🙏❤️ what you said thanks 🙏

  • @Alganeshgebrezgabier-o9b
    @Alganeshgebrezgabier-o9b 7 часов назад

    Good job medhin❤

  • @NomarBegala
    @NomarBegala 13 часов назад +1

    ህወሓት ብሓይሉ እምበር ብመረፃ ስልጣን ተወሃብኩም ኣይፈልጥን።

  • @DanielMhn
    @DanielMhn 3 часа назад

    ntgray ztekalese wedi hzbi amatsi kbehal mhzeni

  • @NabiyuZemen
    @NabiyuZemen 12 часов назад

    ዋይ ይይይይ
    ትግራዋይ ኣብሰሪሑ ክነብር ሓገሩ ክሕሉ እምበር፣ ዋእ ይብተን እሞ
    ትግራዋይ መንእሰይ ኣይስደድን በጃኹም፣

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im 16 часов назад +3

    UNDP ዓሻራ ምሓዝ ማለት ኩሉ ይፈልጥ ማለት እዩ።

  • @MebrahtuKahsay-tm8vw
    @MebrahtuKahsay-tm8vw 2 часа назад

    Gobez gazetegna

  • @RasTeferian-m6s
    @RasTeferian-m6s 15 часов назад +1

    UNDP ምስ UNHCR data share አይገብርን ይብል ሎ . violent ሰብ ዝብል ወረቀት identity ሔዝካ ክትስደድ ኣይትኽእልን

  • @dawitk.woldegebral3182
    @dawitk.woldegebral3182 3 часа назад

    ተስፋአለም ብዛዕባ ዝዛረቦ ነገር ተመሊሱ እንተሪእዎ ኣይፈልጦን

  • @WeldegebrelElyas
    @WeldegebrelElyas 15 часов назад +1

    ንምትዕንቃፍ ጥቅም ዩ።እቲ ክሻብ ህዚ እናድከምዎ ዝፀንሑ ስራዊት ከይዓርፍ ዩ።

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 14 часов назад +1

    ሰሚዕኩማዶዛ ከልቢሹቕ ፡ ናይ ኢሳያስ ከኒና ድግምቲ ዝወሓጠት ፡ ብሰይጣናዊ መንፈስ ዝኸአሓነት ! አርትራውያን ዓድና ተሓሪምና ከም ደቂ ዛግራ ተበቲንና ከለና ፡ ነቲ ዘዕቆበና ህዝቢ ትግራይ ጽል ኢ ክትዘርእ ፡ ብእኩይ ልሳና ከም ከልቢ ክትነብሕ !

  • @bsratgebrekidan-e4t
    @bsratgebrekidan-e4t 15 часов назад +1

    መድሂን ብሓቂ ሎሚ ካብ መጠን ንዓቀብ አድኒቀያ

  • @KabherKa
    @KabherKa 15 часов назад +1

    መንከሰምዐካ አማኒኤል አይትድከም

  • @samson4774
    @samson4774 3 часа назад

    Great medhen....eti sebaye gn mnm yebelun

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 12 часов назад

    Selam ❤❤

  • @aregawibelay7398
    @aregawibelay7398 14 часов назад

    ዋዕሮ 😍

  • @asgedomyehdego409
    @asgedomyehdego409 5 часов назад

    ተጋዳልይ እሽራ ገይሩ ኣይኮነን ተጋዲሉ ናብ ሰላማዊ ኑሮ ክምለስ ከሎ ንምታይ እሸራ ኣድለዮ።
    ትግራዋይ ኮይኑ እሸራ ያሃቡ ኢናበለ ከኢምን ዝፍትን ናብልቡ ክምለስ ይግባአ።
    ማንም ተጋዳኣልእይ ዐሸራ ክሕብ የብሉን

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 16 часов назад +1

    ቖንእን ትዕቢትን ምሕማቑ።ቅንእን ምቀኝነትን ሳሬት ክሳብ እትመስል ዘሕቓቓ ሻዕብያ ድማ ኣበይ ፀኒሓ እያ እትስሓገልና ዘላ?!!

  • @ታደስኦየሩስ
    @ታደስኦየሩስ 17 часов назад +1

    እውነትን ነው ኻህዲ መሆናችሁን በኄች በፃድቃን እየንዅ ክህደታችሁን

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 10 часов назад

      መጀመሪያ አስተካክለህ አረፍተ ነገሩ ጻፍ።

  • @bereket-x8w
    @bereket-x8w 13 часов назад +1

    ብዛዕባ ዓሽራ ግልፂ እዩ ደጋጊሞም ከይወስዱን ከየጭብርብሩን ዝተገብረ ሜላ እዩ።

  • @hadgumesfen3485
    @hadgumesfen3485 15 часов назад

    Ammanuel I like what you said the problem I have with you guys is that you take so long to respond. You should clarify this before they started taking the finger prints so that TDF members are aware of it

  • @TeferMekonen
    @TeferMekonen 12 часов назад

    ፀማምዩ ዝወዲ ንሕናዉንኮ ካብ ኢትዮጵያ ኪወፁ ኣብ ዝፍትኑሉ ግዜ ኣብይ ኣሕመድ ኣይፈቅድን ኪኣስሮምዩ እና ዝበልና

  • @TadesseKIdanemariam
    @TadesseKIdanemariam 12 часов назад

    መራህቲ ትግራይ ልጥፍአት ልዳሓር ዘይበሉ እስካ ሓቂ ትናገር ማለት ዘበት እዩ ታሪክ የሓሊትማለት እዙይ እዩ

  • @NiguseBahre
    @NiguseBahre 15 часов назад

    ንዚኦም ዝጣበቅ እንተሃልዩ ምስኦም ናይ ታሪክ ተሓታቲ ምኳኑ እይትርፍን ንጠንቀቅ ብፍላ ብፆት ንጠንቀቅ።

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 10 часов назад

    ሓንቲ ኢያ ናይ ዳዕብያ እምነትን ቅንጸላን ትግራይ እምበር ፉጹም ዝልወጥ ኣይኮነን። በጃኹም ኣይትገርሁ መንእሰያትና ህዝቢ ትግራይን ንለብም።

  • @SimretKiros-p9w
    @SimretKiros-p9w Час назад

    መድሕን እዚኦም ካብዳማት ኢዮ ልትግራዋይ ዘሓስቡ ሰባት ኣይኮኑን ኣይትእመንዮም

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 11 часов назад

    እዞም ብጽልኢ ህዝቢ ትግራይ
    ንዓመታት ኣብስልጣን ዝጸንሑ
    ኣብክምለስሉ ዘይክእሉ ርሕቀት
    ስለዝኸዱ ከምቕቡል ውሰድዎ
    ወዲኦም ስለዝኾኑ ዘሻቕል ኣይኮነን
    ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ።

  • @YOhansarada
    @YOhansarada 13 часов назад

    ኣበይ ዝነበረ ፀረ ህዝብን መንነቱን ኢዩ።

  • @BelayHailu-k3r
    @BelayHailu-k3r 13 часов назад

    ኣየ ኣሟኒኤል!

  • @MesfinGebreaneniya
    @MesfinGebreaneniya 13 часов назад

    ሕወሓት ትስዕር

  • @مريممحمد-س2ص2ه
    @مريممحمد-س2ص2ه 2 часа назад

    Banda sayte Adeun Ahewateun

  • @axumguy9803
    @axumguy9803 10 часов назад

    Getachew Reda is not working for #Tigray . Because he doesn’t have legal party , policy and representation .

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 17 часов назад

    💛❤️

  • @LetinaGHiwot
    @LetinaGHiwot 15 часов назад

    ጌቾ ዝፈቲዎ ሐወይ እዩ እመኑ ግን አሮሒቁ አየሐስብን ራዕይ ውን የብሉን

  • @gidenakindeya4323
    @gidenakindeya4323 14 часов назад

    Ethiopian is

  • @HagosHaileGebru
    @HagosHaileGebru 4 часа назад

    ጀነራል ፃድቃት መሰረት ህዳሴ ትግራይ። ኩሉ እተቅርቦ ሓሳብ ዝድርበ የብሉን ንትግራይ ዝያዳ ዝጠቅሙ እዮም። ተለኣኣክቲ ዓቀይቶት ልዕሊ ማንም ግዘ
    ዓቅሎም ፀቢብዎም።

  • @LetinaGHiwot
    @LetinaGHiwot 16 часов назад

    አስተውዕል?መርምር ቅድሚ ምቅባል ብዙሕ ሕቶታት ምቅራብ ግቡዕ መረዳዕታ ምዕካብ አገዳሲ እዩ

  • @RasTeferian-m6s
    @RasTeferian-m6s 15 часов назад

    እቲ መረጻ ሕጋዊ አይኮነን አብ ዉዕሊ ፕሪቶርያ ተፈሪሙ ዝሐደረ ኢዩ

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z 14 часов назад

    ዉዒጊን መላኽዒ አኢለካ አለኹ

  • @LetinaGHiwot
    @LetinaGHiwot 15 часов назад

    ነቶም ህዝቢና ዝጨፍጨፉ ንሶምከ?አየናይ ሐቂ
    ሕዞም እዬም ንሰራዊት ትግራይ አሼራ ዝገብሩ ነቶም ህዝቢ ዝወረሩን ዝአውረሩን አሸራ ዮግቤሩ ይብል

  • @hadgumesfen3485
    @hadgumesfen3485 15 часов назад +1

    Why is UNDP requiring finger prints in the first place, they can simply sign but not finger prints

  • @YOhansarada
    @YOhansarada 13 часов назад

    መድሀሕን ገብረስላሰ ናይ እማን ዋዕሮ ትግራወይቲ ኢያ እስቲ ዓሽሽሽ እንበላ ።

  • @LetinaGHiwot
    @LetinaGHiwot 15 часов назад

    ጻድቃን ፕፎሽኑ እስካዕ ዘሉወ አብፖሌትካ ካአቱ የብሉን ግን አብቴዜናቤልቲ ብጽቡቅ ሶካሪቲ ከዳራጁ ከምዝኽዕል አጠራጤርን

  • @yemanekinfe-p1n
    @yemanekinfe-p1n 8 часов назад

    ንህዝቢ ክብሪ ይግባእ ቲቢኤስ ሓበሬታኹም ቀፅልሉ።

  • @TesfayHailu-h9d
    @TesfayHailu-h9d 12 часов назад

    The most enemies of Tigray are the leaders of Tigray who recive command from Shewa.

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 16 часов назад

    እዛኩላ ብአል ስልጣን Serice passport ክወስድ ከሎ አሸራ ዝሃበ ልምንታይ አብ DDR ልበይኑ ጎሊሁ ይቀርብ!

  • @kirosasefaasefa9242
    @kirosasefaasefa9242 16 часов назад

    ጀነራል መርገም እቲ ብውክልና ሒዝዎ ዘሎ ስልጣንከ ግዚኡ ዝወደአ(ዝሐለፎዶ)አይኮነን እሞ ንሱውን ክእለ ዘለዎ ምዃኑ ንምንታይ ዘይንገሮ

  • @TesfomNayzgi
    @TesfomNayzgi 11 часов назад

    Hwhat aytamomn geliom b Iseyas ywtetu geliom dma b Abi

  • @fisehawelu2102
    @fisehawelu2102 17 часов назад

    ትካልና ብተወከልቲ ዝፀደቀ ተአማኒ እዩ ሃሃሃሃ

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 10 часов назад

    እዚ ሰብአይ እንታይ ዘስመኤና ዘሎ Exactly አብ ቴሬርስት ጎሩብ እዩም ዝአትው እዚ ሰብአይ ተሐታታይ እዩ ክእረመሉ ይግባእ.

  • @nathangurja7323
    @nathangurja7323 58 минут назад

    እታ ትግራይስ ሰብድያ
    ስእና ንዝኦም ትገብር

  • @abdulkahsay2008
    @abdulkahsay2008 10 часов назад

    Finger prints means is very serious issue. Any Tigraway when applying visa to leave Ethiopia, if requested fingerprints it’s stuck.

  • @wenshettamerate642
    @wenshettamerate642 15 часов назад

    Ke federal belaye ye tdf telat yelem 🥵🥵🥵

  • @GeberMekonon
    @GeberMekonon 15 часов назад

    ኣይትሓስዉ ኣይተቃወምን ሓቂ ተዛረቡ

  • @Adisu-w4k
    @Adisu-w4k 16 часов назад

    ዝወዲ መዋቒዒ እዩ።

  • @Tigraynamedia
    @Tigraynamedia 13 часов назад

    ሐደ አቢይ አሕመድ እናተቃለስናን ለካ ኩሎም መራሕት። ባዕሎም አቢይ አሕመድ ኮይኖም እዮም

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph9440 10 часов назад

    What? TesfaAlem Yhdego sounds like my mother. May he is related to Adanesh Abebech.

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 3 часа назад

    Nikita bilitsigina mikquanu Kab
    -

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im 16 часов назад

    ንDDR ካብ ዓለም መንግስታት ዝወሃብ ገንዘብ እዩ።ኣብ ማዓልኡ ውዒሉ ዶ መረጋገፂ የድሊ እዩ።ግን ዓሸራ ኣቲኻ ማለት ናብ ትገብሮም ምንቅስቃሳት ማንነትካ ዝገልፅ እዩ።

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 16 часов назад

    መፍትሂ እንዶ አምፅእ ምትቻው መፍትሂ አይኮንን።

  • @YowhanesKahsay
    @YowhanesKahsay 13 часов назад +2

    አማኑአል ከልቢ ዓድዋ

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 13 часов назад

    እዚ ሰብአይ እንታይዩ ዝብል ዘሎ እንድሕሪ ንመንግስቲ ብልጽግና ዝውሃብ ኮይኑ ቐንዲ ጠንቒ ጸረ-ብሀረ ትግራይ ዶ አይኮነን?

  • @LetinaGHiwot
    @LetinaGHiwot 16 часов назад

    ስለምታ ደቂ ትግራይ ጥራሕ አሼራ ዝገብሩ? ከዴይ ክደየና እኹም ቴአምኒሉ እወ ንዑእ ከመይ ትሪኦ ፍለጥ አቀዲምካ አኽብ አጨነቅ ስራሕን ሕግን አረጋግጽ

  • @AliAhmedfentaw
    @AliAhmedfentaw 16 часов назад

    Kagber yeblun

  • @fitsumbrhan206
    @fitsumbrhan206 14 часов назад

    አታ ተሸኒፍና ኢና በል እንኳን ዓማፃይ ዝነበረ ብሲብል አነባብራ ዘለናኳ ምስቲ ቅድምሕጂ በትግራውነትና ዝበፅሐና ሽግር የፍረሐናሎ ሕጂውን ደጊምኩም ሕሰብሉ

  • @KidaneGebre-bu5pu
    @KidaneGebre-bu5pu 13 часов назад

    leba hula

  • @kisanetteazazu1530
    @kisanetteazazu1530 15 часов назад

    Balege dedeb schoolar zibelka dedeb schoolar ena schoolarship miflay zeykaelka dedeb eka nigeriyo.

  • @welaykahsay6309
    @welaykahsay6309 11 часов назад

    ትግራዋይድዩ ዝወዲ ዓማፃይ ኢልኻ DDR ምግባር ወንጀል ምእታዉዩ ንህዝቦም ካብ ጆነሳይድ ዘድሓኑ ተባሂሉ እዩ ክሰየም ዘለዎ በቲመንገዲ ከይፍፀም ሓደራ ህዝበይ

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 13 часов назад

    Ezi banda n tigray khasb aykeln eyu.

  • @zerukeshi9936
    @zerukeshi9936 16 часов назад

    ኤርትራዊ መንነት ክስበር ኣለዎ
    ኣልጀርስ ገዲፍኩም ፕሪቶርያ
    ኤርትራ ዘጠቃለለት ዓባይ ትግራይ
    ትምነዩ መንቀኛታት ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ምኳንኩም ኩሉ ኤርትራዊ ኣጸቢቁ ይፈልጥ እዩ።

  • @AskaleAskale-i5g
    @AskaleAskale-i5g 5 часов назад

    ትግራይ ብሮድ ካስስ ከመይ እካ ትቅበሎ ናይ ገታቸው ዘረባ ???ብልፅግና ናብ ትግራይ ኣትይዶ ተማሓድ ትደሊ ንስካ ??? ግመት 2ዓመትን 6ወርሒን እዩ ዕድምኡ ናቀይ ክቅፅል ትደልዮ??

  • @gebruteka8909
    @gebruteka8909 13 часов назад

    አታ እዚ ወዲ ልቢ የብሉን ይይ ....

  • @adatyeshi
    @adatyeshi 16 часов назад

    አታ ሓወይ ህድእ እባ በል ዓሸራ ትርጉም ተረዳእ ወይ አረድእ ልምንታይ ዓሸራ አድልዩ ዋይ ሕራሮት

  • @yemdos7222
    @yemdos7222 16 часов назад

    ጉባኤ ዘየካየደኸ መን እዩ?

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im 16 часов назад

    ኣብ DDR ዓሻራ ዓለም ኣቀፋዊ ሕጊ የቅምጥ ድዩ?

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 3 часа назад

    Ayaka seating diyou zisibib zello Gudamat Amilak Edimekum yehitsiro.

  • @YOhansarada
    @YOhansarada 13 часов назад

    መን ይኣምነኩም መንግስቲ ሰራዊት ክመርሕን ከማእዝንን ግድን ዩ። ኣይኮነንዶ ንሰላም ዝቖመ መንግስት ደብረፂዮን ንፅንተት ሰራዊት ትግራይ መሪሑ ዩ። ስለምንታይ ድኣ ጌታቸው ረዳ ሰራዊት ዘይመርሕ? ምስ ሙሉእ ዓቕሙ ምስ ሙሉእ ብቕዓትን ዲፕሎማሲን ከመይ ዘይመርሕ? ብዋናነት ንውዕል ፕሪቶሪያን ግዚያዊ መንግስትን ዝዕንቅፉ ዘለው ብሩኡይ ብቓልዕ እን ጉጀለ ፅንተት ጉጅለ ደብረፂዮን ኢዮም።

  • @efremtewelde5052
    @efremtewelde5052 11 часов назад

    Lekbat ,duool ni hizbi tigray ketedeenagir artikeln ekka mis eritrea zebeaskumna yiakil hassowti.

  • @KedirAbdulkader
    @KedirAbdulkader 17 часов назад

    ሓደ ዝተዛራቦ እናምፃእኻ ጌጋታት ክትእምን ኣትመኩሩ ግምት ዝፍፅሞ ዞሎ ጌጋታት ግን ብምንትይ ምኽንያት እዩ ቁድሰ ክኸዉ ኪኢሉ

  • @kisanetteazazu1530
    @kisanetteazazu1530 15 часов назад

    Dedeb

  • @AtakltAbebeKalkay
    @AtakltAbebeKalkay 17 часов назад

    ጌታቸው ረዳ ህዝቢ ትግራይ ክመራሕ ዓቕሚ አለዎ'ዶ?

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu201 14 часов назад

    ዋእ ናይ ኢትዮጵያ ምርጫ ምንዋሕ አይንቅበልን ተባሂሉስ
    ትግራይ ናይ ባዕላ ምርጫ አኻይዱስ ብፌደራል ተቀባልነት የብሉን ተባሂሉ ናብ ጦሪነት አትይና ኩሉ ነገር ፈሪሱ እንተተባህሉ ኻልእ መልሲ እንተልዎም ወይ ብኻልእ ሓድሽ ቤት ምኽሪ ከዝምረፅ እዩ እንኮ መፍትሒ
    ኻልእ ዝቀርብ ዘይምኽንየታዊ እዩ

  • @gebreyesus8431
    @gebreyesus8431 12 часов назад

    ስለምንታይ ቅድሚ DDR ንተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ዘይመልስዎም እዚ ናይ መድህን ሕቶታት ብስርዓት ዘይምልስ ሰብ ምስ ደገፍቱን መራሕቱን?

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 13 часов назад

    Derki sebay Eritreawi du ??😂😂😂😂

  • @aregawihailemariam3273
    @aregawihailemariam3273 11 часов назад

    ሓበሬታ ንህዝቢ ኢኻ ትህብ ዘለኻ እዙይ እውን ካብ ውገንትነት ነፃ ኮይኝካ እዩ ሓበሬታ ዝዋሃብ።

  • @rahelchukwu490
    @rahelchukwu490 13 часов назад

    Another Banda. Is he for real?

  • @mekonengebrmikaiyl3203
    @mekonengebrmikaiyl3203 13 часов назад

    እንታይ ዩ ንፍር ንፍር ዝብል ዝሰብአይ

  • @BrhaneKinfe
    @BrhaneKinfe 15 часов назад

    nfederal accessible kkon yikel eu aykonen du zbele

  • @astergebregiorgis2302
    @astergebregiorgis2302 15 часов назад

    Why fascist Abiy need fingers print of our Heroes????😡😡