We have the history, the Aksumite kingdom was in Axum, Tigray, Queen of Sheba was born in Adigrat, Tigray. The location of the ark of the covenant is in Tigray. The start of Christianity AND Islam in Ethiopia started in Tigray. The “cradle of civilization” is in Tigray. No offense but Eritrea and Ethiopia have no history without Tigray, their culture and ancestors are all from TIGRAY ❤️💛❤️💛❤️💛 it’s all facts, google it
ወዲ ሓወይ ሙቁር መን እሞ ከማኻ ዝያዳይ ናይ ባሓቂ ደስ ትብል ደርፊ ኣጆና ክንዕወት ኢና እስከ ንኣረጋዊ ትፈትዉ ላይክ ሃብለይ ሓወይ እዩ ካዓ ናዓይ እዉን ላይክ ሃብለይ ሃያ ተጋርዋኒ ነተባባዓዮ እዚ ጅግና ሼር ላይክ ንሃቦ 1.1k ክነብፀሐሉ ኣለና
ዓወት ብዓወትየ ትግራይ ትዕወት ኣብየት ደርፊ ❤💛❤💊💊💛❤❤
የቅርታ ዋ ማዓረይ ሄኒ እና እሙ ክሪኦም ከለኩ ልበይ ይድንግፅ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሪአዮም ነይረ ብድሕሪኡ ኣይተመለሱን ዋ ዳሃዮም ሃብኒ ማዓረይ ኩሉ ጊዜ ጊዜ ኣብ ልበይ እዮም
❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
ኣቦ ጭራ ዝኮነ ትግራዋይ 💋💋💛💛💛💛💛❤❤💛💛💛💛👍👍👍💛💛❤❤❤💛
ኪነ ጥበባዊያን ተጋሩ ብጣም ኢና ንኾርዖልኹም አብዚ ጭንቅ ግዜ ምስ ህዝብኹም ስለ ዝኾኑኹም ያቀንየልና አሕዋትና!!! ትግራይ ትዕወት ⛱⛱⛱⛱💊💊💊💊💞💞💞💞🙏
❤️❤️❤️💛💛💛💔💔💔🙏🙏🙏
💪❤️💛❤️💛❤️💛
❤❤❤❤❤❤❤💔💔💔
ት
ብጣዕሚ ደስ ትብል ደርፊ ኣጆኹም ኣሕዋት ክወግሕ እዩ
❤️❤️❤️💛💛💛🙏🙏🙏💔
ወዲ ባቡ ሓወይ ጅግና እዞም ካሕዳማት እወ
እኻዕ ብሰላም መፃኻ ርሑስ ደስታ ይግበረልና ተጋሩዋይ
እረ ምምናው ስእነያ
ዓወት ብዓወት'የ
ትግራይ ትዕወት
ህዝቢ ትግራይ ይዕወት::
Amen 🙏🏽
ወድ ተስፋይ ውድዘም ጀጋኑ እማንካ ትግራይ ትዕወት ትግራይ ዓደይ💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
_ሰይ ወደይ ማ ኣረጋዊ ሓውና ምቅርቲ ደርፊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ኣንበሳ ብርኪ ሊሎ ትግራይና ትስዕር 💛🇻🇳⭐❤👌✊💪🙏💞_
🥰🥰🥰🥰👌
1000 Likeእማ ሃቡለይ ልዞም ደቂ ዓባይ ትግራይ❤💛❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
🤨🤨🤨🤨🤨🇻🇳🇻🇳❌na Vietnam bandera😬😬
@@hopetolive1512 ኣህያ-ቀናታም😡😡😡😡😷👈
@@hopetolive1512 ኣንታ ኣርጊ ሰራቅ ታርኽ ኹፉእ😡😡😡
❤️🥰🥰🥰🥰👌
ይግበኦም እዩ እዞም ምቁራት ደቅ ሃገር ትግራይ👍👍👍👍♥💛♥
ኣሰይ ኣሮን ሓወይ እንኳዕ ብሰለም መፀኣካልና ይበለ ደርፊ ደስ በሃሊት ከምዙ ከማይ ደስ ዝበለትኩም ላይክ 1000ግዜ
ኣቱም ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም ባእ ወዲ ባቡይ ጎበዝ ወዲ ትግራይ ኩሑል💊💊💊💊💊💊💊💊
ፀላኢ ዓይንኩም ድፍንን ይብል ተጋሩዋይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሰለነበሬ
እስይይይ እንካዕ አነስ ትግራወቲ ካንኩ ትግራይ ዓደይ ትዕወት ❤💛❤እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ደቃ ትግራይ
ሃገይ ፀላኣትኪ ዓኖም ይድፈን ቃሪብና ኢና ካብዛ ከዳዕ ሃገር ክንፋላለ ሃገረ ትግራይ መሲሪትና ንስዕስዐሉን ንስሕቀሉን ርሑቅ ኣይኮነን
ዓወተ ትግራይ አተጀጋኑና ትሰዕር🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐅🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐅🐆🐆💖🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆💖💖💖💖🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆💖💖💛💛💛💛💖
ኣጆና ክትዕወት እያ ትግራይ ዓደይ ደስ ትብል ደርፊ ኣሬይ ጅግና ፈታዊ ዓዱ
አርየዋኒ ብሉፀይ
አጆና ደቂ ትግራይ ቀሪብና ኢና ሓራ ክንወፅእ
እንኳዕ ዳሓን መፃኻ ወዲ ባቡ
ኣጆና ክንዕወት ኢና ትግራይ ዓደይ ትግራይ ትስዕር 💛❤💛
በሐቂ ወዲ ሰብ ታሪክ
እሰይ ደቃ ትግራይ ሓላል ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
አጆኹም ተጋሩ ዓወትና ቀሪባ እያ! ወዲ ባቡ ዓርከይ ጥዕምቲ ገድሊ ደርፊ አስሚዕኻና የቀንየልና👍
ሃገረይ ትግራይ ትዕወት እወ ዓወት ትግራይ ኣስመዐና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
ዓወት ብዓወት'የ
ትግራይ ትዕወት'የ
ኣጆና ተጋሪዋኒ ዓወት ናይ ግደን እዩ ዘይሓልፍ ፀገም የለን ብውሕድና ሰሙራት ቀደም ካ ሸጊርናዮ 💟🌎💛❤👈
ኣሰይይይይ ኣነስ ካብ ትግራይ ምፍጣረይ ብጣዕሚ እየ ዝሕበን ኣጆና ደቂ ዓደይ ማዓረይ 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💊💊💊💊💪💪💪
Btam
ትግራይ ዓዲ ጅጋኑ
እውይ ብጣዕሚ ትንኽእ እያ ድቂ ትግራይ ኻኣባኣኺ ልምውላድኺ ደስ ይእብልኒ ቅድመኺ ላኣነ ኣዶ ማንታ ኽእውልሲ ትምነይለይ ደጊመ ዳጋጊመ ኣምላክ ተገረይ ፅቡቁ ናዓኹም
ንዓወተሉ ቀረባ ይግበረልና እግዚአብሔር ተጋሩ 💊💊💊💊💊💊💊💊💝💝💝💝💝🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰ትግራይ ብደቃ ትሕብን💊💊💊💊💊💊💊💊💊💘💘💘
ናይ ብሓቂ ትግራይ ዓደይ ጀጋና ወሊድኪ ሰብ ስረ💪💪💊💊😘😘👏👏👏👏👏
ዓዲ ሓራስ ነብሪ. ዓዲ ጀጋኑ. ዓዲ ወየንቲዓዲ ተቃለስቲ ❤💘💘💘💘💘💘ዓወትና ቀሪባ እያ. ትግራይ ዓደይ
አርየ ሓውና ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ አጆና ዓወትና ቀሪባ አያ ደቂ ዓባይ ትግራይ
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤❤ደቂ tigray ዓደይ ሰላምን ራህዋን ንዓኹም ይኹን 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💕💕💕💕🤩🤩🤩🤩🤩
Sometimes one music can bring lots of memories
ኣርየ ጅግና ወድዓደይ እንካዕ ብዳሓን መፃካ።
ኣጆና ክንዕዎት ኢና
ተጋሩ ሰላምኩም ይጣዓም ኣጆና ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዓወትና ናይ ግድን እዩ💪💊💊💊
1000 ንምላኣያ
"ዓወት ብዓወትየ
ትግራይ ትዕወት" ናይ ግድን ክንዕወት ኢና ደቂ ሪመይ
ዓወት ብዓወትየ ትግራይ ትዕወት ሰይሰይሰይሰይ ክፈትወካ እኮ
ዓዎት ብዓዎት እወ ትግራይ ትሰዕር ጀጋኑ ከየንትና የቀንየልና በርቱዑ ክዎግሕ እዩ ፀልሚቱ ኣይቀርን 💪
ዋይ ዝህዝብና ደስ ክብለካ ኣምላክ ኣቦይ ሰላምና መልሰልና😥🙏🙏ዓወት ብዓወት ትግራይ ትዕወት 💪💊ወዲ ባቡ ጀግና 🌹💪💊
መን አሎ ከማኩም ደቂ ሃገረ ትግራይ 👍ትግራይ ንቂዲሚት☑☑ዓወትን ሰላምን ንህዝብ ትግራይ♥💛♥
💘💘💘💪💪💪💪
ተጋሩዋኒ ቆራፃት ጀጋኑ ታዓወት ትግራዋይ
ኣሬዋይ ኣታ ምቁር ወዲ ማሚተይ ፈጣሪ ይሓልካ ኣብዘለካዮ🥰🥰ትግራይ ዓደይ ደመይ ክብረይ💛💛⭐️❤❤💪💪
ኣጆኹም ተጋሩ ዓወትኩም ናይ ግድን ዩ። stop genocide in tigrai 🛑 ✊
❤️❤️❤️💛💛💛🙏🙏🙏🥰🥰thanks
ትግራይና ትዕወት።
አበይአለኪም ተጋሩዋኒ ተጋሩዋኒ ተጋሩዋኒ አረ Laki ነዚጂግና ወዲ ትግራይክሑሎ ነተባበዓዮ
ወዲ ባቡ ከመይ ድየ ልፈትየካ አንታ ጂግና🇨🇳🇨🇳🇨🇳
አሰይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ኮሪዐ ብአካቱም ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን አሬዋይ እውን አየካ ናይና
ጅግና ወዲ ትግራይ
ዓወት ብዓወት የ ትግራይ ትዕወት እወ ኣጆኹም ተጋሩ የሕዋተይ ዓወት ናይ ግድን ኢዩ ትግራይ ዓባይ ሃገር ኢያ ካብ ሓውኩም ወዲ ኣከለጉዛይ ። ትግራይ ትዕወት።
ኡሺ ዱጁየይይ ክብርትይ
እንካዕ ብሰላም መፃካ ኣርየ ሓወይ ትግራይ ትዕወት
🥰🥰🥰❤️💛🙏🙏
ብሓቅ ትግራዋይ ማለት እኮ ክብር እዩ ፈጣር አብ ጎኒኹም ይኹን ብሓቅ ትግራይ ትዕወት
ጥዕምታ ደርፊ።ባህልና ንዓቅብ።
Wow what a lovely song God bless Tigray and Tigraian forever amen 🙏
Selamkum ybzah tigiray adey 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳amlak beka belena awet ntegaru 💪💪💪👍👍👍💛💛💛❤❤❤
እወ ትግራይ ትዕወት ወዲ ጅጋኑ ጅግና እስኪ ከምዚ ከማይ ዝፈትዎ ስብ እንተሎ ላይክ ይወቅጠኒ
Ata jgna wedi jgna .😘😘😘😘😘😘😘😘😘 Tegaru ahwatew sesunley xelaeikum aynu ydefen kab mdri ytfae amen amen amen
ዋውውውው እታ እንኳዕ ካባካትም ተፈጠርኩ ፍትውውውውውው ደቂታ ሓላል መሬት
ኣሬየይ ዝፈትወካ ወዲ ዓደይ well came
ትግራይ ኣብ ቀረባ ግዜ ትዕወት እያ ኣጆና💊💓
አሰይ ወዲ ሓላል መሬት ትግራይ♥️💛♥️💊💊💊✊✊
ተጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዛሕ
🧡ት❤️
❤️ግ🧡
🧡ራ❤️
🧡ይ❤️ትዕወት
ሰይ ሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰላም የዉርደልናሞ ሰለል ንብለሉ ይግበረና 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
አሬዋይ ወዲ ሩባይ ሰላም ንዓኹም ዓወት ንህዝበና 💛❤🙏
ጀጋኑ ተጋሩ ናይ ዓለምና መምሃራን ፍትሒ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜
ኣረጋዊ ጅግና💪❤💛
ትግራይ ዓደየ ጀጋኑ ወሊድኪ እሰይ እሰየ ትግራይፀላኢኺ ዓይኑ ይፍሰስ ወዲባቡ ሓላል ሰላምካ ይብዛሕ
ፀላኢ ዓይንኪ ይፍሰስ ትግራይ ዓደይ ናፍቅናዮ ሰላምኪ ሀዝስስስ ኣይዘካ ወዲ ባቡ ሽኮርርርርር
ሃገረይ ❤💛ዓዲ ጀጋኑ
ኣጆኪ ዓወት ናትኪ ያ ❤💛🙏
ኣረጋዊ ኣስይይይ ጅግና
💕💕💕💕💘💘💘
💛💛💛❤️❤️❤️❤️
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏
ተጋሩ ስላምኩም ይብዛሕ❤❤🇻🇳🇻🇳💘💘💘
አጀኩም እስከ ደቅ ትግራይ ዓደይ
ሰላም ይውርደልና ፈጣሪ
ጀግኑ ዋንንን ኣጀኹም ትግራይ ትስዕር 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣጀኮ ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰራሕ ኣሬ ናይ ብሓቂ ግን ነብሱም ተጠንቀቁ ከይትሕዘኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ወይነይ ትስዕር
❤️❤️🥰🥰🥰
ናይ ብሓቂ ብዘሓዝዎ ዱላ ዝድምሰሱ♥
Tigray music ምባልካ ብጣዕሚ ደስስ ኢሉኒ። ካልኦትኩም እውን ትግርኛ music ዝብል ገዲፍኩም ትግራይ music ብዝብል ክተስተካክልዎ ተስፉ ይገብር።
ትግራይ ትስዕር ✊🏻
The definition of resilience and strength manifested in Human body equals Tegaru.
Your losing to drones
We have the history, the Aksumite kingdom was in Axum, Tigray, Queen of Sheba was born in Adigrat, Tigray. The location of the ark of the covenant is in Tigray. The start of Christianity AND Islam in Ethiopia started in Tigray. The “cradle of civilization” is in Tigray. No offense but Eritrea and Ethiopia have no history without Tigray, their culture and ancestors are all from TIGRAY ❤️💛❤️💛❤️💛 it’s all facts, google it
@@Senai88 weyani can be divided to wei ani I cry for freedom
ሐደርኪ ትግራይ ዓደይ ሐደርኪ መዓረይ 😢
ዓደይ ትግራይየ አዶ ጀጋኑ እኮ ኢኺ አዶ ሓራስ ነብሪየ❤️❤️❤️🙏🙏
ትግራይ ዓደይ ዓድቶም ጀጋኑ🧡❤💛💊🥰
ተዓወት ጽቡቅ ስራሕ ትግራዎት መስተውዓልቲ ኣጆኩም ቀሪባ ኢያ ብሓደ ሓቢርና ኣብ ሓንቲ መኣዲ ክንቅረብ ሓውኩም ወደከለ ኢየ💘👌
እቲ ዝፈትዎ ወዲ ትግራየይ ወርቂ ♥
አጆኩም ደቂ ሀላል ወርቂ ✨🌹✨መሬት ትግራይ ሲዒርና ኢና 💪💪💪💪
Iam so proud to be from Tigray ❤️
I love tigray
ትግራይ ዓደይ ዘራጊኺ ይዘረግ ትግራይ ትዕወት 💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪
ዓወት ብዓወትየ ትግራይ ትዕወት
ሓቂ ዋላ ፈተና እንበዝሐ ዓወትና ኣይተርፍን
ትግራይ ትስዕር።
Tigray ኣደይን ዓደይን ❤❤
ትግራይ ትዕወት ኣረየ ሓውና❤💛💊🇻🇳💊💛❤
ዓወት ብዓወት ትግራይ ትዕወት ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ ❤❤
ዓወት ብዓት የየየ ትገራይ ትዕወት💞💪💪💪ጽቡክ ስራሕ ዓወት ንዉጽዓት ዉድቀት ንዓመጽቲ
ፅቡቅ ስራሕ ትግራይ ትዕወት ♥️💛💊💊✊✊✊
እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ደቂ ጀጋኑ ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም ትሓልኹም ትግራይ ሓደራ ሚካኤል ሆይ ትግራይ ትዕወት
አጀካ ዛሓወይ ትግራይ ባአኩም ትኮርዕ
ዓሽሽሽሽሽሽ ደቂ ፅዮን ደቂ አል-ነጋሽ። ንኪድ ጥራሕ
ተጋሩዋይ like ኣይንሕመቕ 💊💊💊💊 ዓወትና ዘይተርፍ እዩ 💊💊💪💪💪💪
ደቂ ዓደይ ደቂ ሓላል መሬት ናይ ግድን እዩ ዓወትና💚💯✊👈
ዓወት ብዓወትየ ትግራይ ትዕወት እወ ታ ✊✊✊✊✊✊
ወዲ ባቡ መክበሪ ባህሉ. ዓድና ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ. ትግራይ ትዕወት
ዋዉ ትግራይትዕወት❤️💛❤️💛✊
አጆና ንሕበር ንታሓባበር ማንነትና ንከጥፉኡ እንድዮም መፅኦሙና ክን አይንምብርከክን
ወፃም ሓወይ ፅብቅ ስራሕ ቀፅልሎ ትግራይ ትስዕር❤💛✊️✊️
ዓይንይ ጽላኣክም ይደፈን ድቅይ ትግራይ 💊💊💊💊💊💊💊💊😘
I want to give this song millions like. Thank you wedi adey ❤💛❤💛
ሓደራኪ ማርያም ዓደይ ህዝብኪ ሓደራኪ ፅላል ኩኑዮም ጋል ራያ ሕንጣሎ ዎጀራት እለጀ ምላሽ ማይጮው ራያ ሃላማጣ ሜዳ ሞኮኒ ፎታዊት ስላምንፍቅርን ሓፍትኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ክሕሎ
ኡፍፍፍ ዓደይ ብርሃንኪ ናፊቀዮ💔😥😥💊💊
ትግራይ ዓደይ ዘይኢዳ ረኪባ ኣክክክክ ሰላምኪ የስመዐኒ ዓደይ😭💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ትግራይ ዓደይ ኣለልዮም ኢኺ ዞም ደቅኺ❤💛