Henos: Are you kidding? The Tigrean people? Check your own house. God forbid what is waiting for Eritrean unless the Eritrean people get rid of this mafia PFDJ.
U.N. IS CONTROLLED BY AMERICA and AMERICA is bleeding the world.BECAUSE of LACK OF JUSTICE.GOD MUST TAKE ACTION TO CHANGE THE INJUSTICE TO JUSTICE.THE WORLD NEEDS PEACE AND EQUALITY OF NATIONS. LST PEACE PREVAIL AS OVER THE WORLD.HALIE- LUIA, AMEN.
ሰላም ድምጺ ሓፋሽ ብእተመሓላልፍዎ መደብ ኣዚና ነመስግነኩም.ኩሉ ኤርትራዊ ክኣ ክነቅሓሉ ይግባእ. ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።
Ajena deki Erey mearey selam qsanet awet nAna ykun ❤🇪🇷🙏
መክት ወድ ኤረይ ፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዛ ዓለምና ብውሑዳት ትዝወር መርከብ ባሕሪ ኮይና ተሪፋ : ህዝብታት ዓለም ብሓባር ብሕጊ ዓለም ተቐይዱ ክጋዓዝ ብናይ ሓባር መርገጺ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ክኽለስ ይግባእ ንናይ ሓባር ህላወ :: 🇪🇷⭐️🇪🇷
Wawwwe good explainetion
I’m proud of myself.coz I’m Eritrean
ሎሚውን ከምትማሊ ብሓድነትና ከነፍሽሎምኢና ዕድመን ጥዕናን ንመራሕትና ከምኡውን ንጀጋኑና ምክልኻል ሓይልታትና
ኣጆና ደቂ ኤረይ ብርሃን'ዩ ቅድሜና
ካብ እዞም ሓውላላት ዓይናምን ፍርዶምን ማዓስኮን እኸውን ሰላም ንረክብ ኤርትራ ሃገረይ ዓይኒ እዞም ሓሳዳት የንቁረልኪ ኣሜንንን💙🇪🇷❤️
መርሓባ ጥዑማት ድሃይ ደቂ ኤረይ
🌹🇪🇷🌹🐪🌹🙏🌹👏🌹👍🌹👌🌹
welcome Eritrean people & Government 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
አጆና ,❤️🇪🇷🇪🇷ጠሚኩም ጸሚእኩም እናበሉ ክላገጹ ክነብሩ አይነፍቅድን. እገዳ ገሮም ሰብ ዝጭኩንዎ ዘለዉ ግን እናተረደኦም እዬም ድላዬም ዝገብሩ ዘለዎ. ዐወት ንህዝቢ ኤርትራን ህዝባዊ ግንባር. ዐወት 🇪🇷❤️🇪🇷❤️ንሐፉሽ.
Sbuk meglesi keslwo 🙏🙏🙏❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
We stand for eritrea together
መርሓባ ጥዑማት ድሃይ ደቂ ኤረይ
🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️🐪🐪🐪🌹🙏🙏🌹❤️
ድምጺ ሓቂ ከም ቀደምኹም ከይተሓለልኩ ሓቂ ንምቅላዕ ትገብርዎ ጻዕሪ እናመስገንኩ አጆና አጆኹም ዓወት ግዜ ጉልበት ሂወት በሊዑ ዘይተርፍ ሓቂዩ ክንዕወት ኢና አብ ጎኒ መንግስትና አለና🕌🕌💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐢🐪
Bravo DimTsi Haffash! I love your political, economical and developmental programs involving Eritrea and the region. ✊🏾🇪🇷✊🏾
Nice
Ajona deqi Erey 😍😍😍😍😍😍
ኣጆኩም ጥራ ከም ቀደምና ደቂ ኢረይ ነዛ ኣመረካ ትብሃል ሃገር ፋሕፋሕ ዘይ ነብላ ።
EXACTLY.EVEN IT IS TOO LATE.
Nay behaki xbuk Tintene.
Nitgrayom. Teshkimoma zeykwdu..
Inzen hasewti.
Deki Erey Amlak Msana Iyu.Ajokum.
Hasot kitwet.Rina Aynfektin ina..🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
🇺🇸 🇺🇸 OuT from. AFRICA
😍
ባይቶ ሕቡራት ሃገራት
ሓቢርካ ክፈርስ ዘለዎ ውድብ
እዩ።
10ይ ግዚኡ ዩ ተኣኪቡ፡ ፉሹል ፈተነ ፋሕ ኢሉ ካኣ
Naybihaki jgena 💝 💝 💝 💝
ሠላም ደቒ ኤረ
ንሓንኳል ምምሕዳር ኣሜሪካን ሰዓብታን ምስ ጭፍራ ወያነ ዝግበር ዘሎ ሕግብግብ ሚዛኑ ዝሰሓተን አዩ ።
UN and western states hand off from Eritrea .
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Naybhki jigna 💯🇪🇷💪💪
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌹
No matter what Eritrean never Nile down
💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓወት ንሰራዊት ኤርትራ ይኹን❤️ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
🇪🇷🕊🤝❤⛪️📖🕌❤🤝🕊🇪🇷selam hatmati ala wedket amerka aneye nhena ena mbalom amilakina lulntu kilzmu sedudu kregizom kdekom eyu lul fetari wedketom wedket lenin kekwn eyu amilakina mesbal hakiyu ❤🤝🕊🇪🇷🤝🕊🇪🇷
Ajona deqi ereyyy 💒💪🇪🇷🕌💘✌️💐👌👈❤️🙏🌹🤝👋🤝👋🤝👈
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪👍🏻👍🏻
Bahaqi jgna senay qexlo
UN ጸግዐኛ ዉድብ ኢዩ!
ወላ ጤስዓ ግዜ ይተኣከቡ ን ማለሊት ኣይኣድሕንዋን ዩ 4። ዝተፈንፈነ ሕዝቢ ዩ ኮይኑ ደሎ ዓጋመ ብተግባራቶም ዩ ከኣ
ረኮት ዝኮነ ድምጺ ኦቲ ዘድንኮ ጋዘጠኛ ህጂ ወን ኣይትደክስ ካብ ጉድጋድ ኣውጺእኩም ኣቃልዕዎ አኩም ንኪድ ጥራይ ሃገረይ ኩሉ ድህሪ ስድራኻ ኢዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ መርሓባ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
መሪሐባ ደምጽ ሐፋሽ ድምጹ ሐቅ❤❤❤
በዚ ሕጂ ብመንግስት ተጀሚሩ ዘሎ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እዚኣ ጭፍራ ፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን ካብቲ ከባቢ ኣጥፊእካ፡ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ምርግጋጽ ኣገዳስን እዋናውን ኮይኑ ይስምዓኒ ። እንተዘየለ ምዕራባውያን ኣብ ዝተናውሐ ግዜ ነዚኣ ጭፍራ ናብ ስልጣን ከደይብዋ ይኽእሉ እዮም። በዚ መሰረት ድማ ኣብ ኤርትራ ዝመጽእ ሓደጋ እቲ ዝኸፍአ ክኸውን እዩ።
No matter what they do however hard they try the situation in Ethiopia irreversible.
Henos:
Are you kidding? The Tigrean people? Check your own house. God forbid what is waiting for Eritrean unless the Eritrean people get rid of this mafia PFDJ.
አንዄይ ዶ ሕጂ ተዓጢቃ ከይተዓጥቀት እዄ አይከአልዋን። ብሓይሊ አምላኽ ክንሰግሮ ኢና።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💘💘💘💘💘💘💘💘
Ezom Hasadat lementi Junta nenebsom tenaiekom Africawyan ktneak zgebru zelewu wrdetegnatat fturat eyom. Leaktom dma zhswelomn information zshetelom sienom ye ebedbdulewu gena dma cherkom kdrbyu eyom. Eritreawi gen ay koron aymokon tsbuk eyu zelo mknyatum lekbitu lokmitsu slezeyfelt🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 .
ente weyane abzhatseret gizie Amlak tehawisu yetfekum wrdetegnatatn fnfunatn ftretat
ጅንታ ካንሰር ኣፍሪካ ኢዩ ።ምኽንያቱ ኩለን ሃገራት ንምዕራባውያን ፈሊጡዎም ።ኣሜሪካን ሕብረት ኣዉሮጳን ንረብሐን እምበር ኣብ ኣብ ኣፋሪቓ ዝሓሊሉ ህዝቢ ዮብሎምን :ወያነ እቲ ኮዳሚ ኬንካ ለሚንካ ምንባር ለመዲወ ውሽማ ኣመሪካ ኮይኑ ክነብር ዝደሊ ።ዘይ ማኣድኻ ዘይ ገንዘብካ ሰለ ዝፎቱ እዚ ስርዓት ክወድቅ ኣሎዎ ።
ጠቅላላ ምስተን ሻራ ዘይብለን ሃገራት ተማኪርካን ጎስጊስካን እቲ ውድብ ኣፍሪስካን ነቲ ብሪሞት ኣመሪካ ዝንቃሳቀስን መራሒኡን ጉተረስ ኣሊካ ሓዱሽ ምምስራት ይሓይሽ ወይ ከኣ ካብቲ ውድብ ምውጻእ እምበር ብሪሞት ኣመሪካ ዝንቃሳቀስ ናይ ኣመሪካ ትካል ትራይ እዩ !!!
ሓቅኻ ካብ ሱሩ ምሒኻ ክጎሓፍ ኣለዎ
Over due organization. UN.
ezen tteksen zeleka hagerat kulen cheqonti eyen.
Bzaoba nay hagerna zeymhlaw wdbat keytzareb do, naten gedifen nayhamaten.
I Reaching to the Devil
ነዚ ብጀካ መንግስትናን ሓቀኛታት ኤርትራውያን እንተዘይ ኮይኑ ዝተረዶም ኣይመስለንን ህዝቢ ኢትዮጵያን መንግስቶሞን ኣምላኽ ናይ ምዕራባውያንን ናይ ኣሜሪካን ናይ ጃንዳ ወያንን ናይ ግብጺ ቶንኮል ከምኡ ክኣ ናይ ለኸብጥ ሱዳን ንዓና በሪሁልና እንድዩ ( ንሄርሜላ ) ጅግና ሓርበኛ ከምኣ ዝኣመሰሉ ይብዝሑ ናይ ምዕራባውያን ላግጺ ጹቡቅ ጌራ ፈሊጣቶ ኣላ :: ኣምላኽ ሃገርናን መንግስትናን ሰራዊትናን ይሓሉን ይባርኽን ውድቀት nwdketna ዝደልዩ ይኹን ❤️🇪🇷
U.N. IS CONTROLLED BY AMERICA and AMERICA is bleeding the world.BECAUSE of LACK OF JUSTICE.GOD MUST TAKE ACTION TO CHANGE THE INJUSTICE TO JUSTICE.THE WORLD NEEDS PEACE AND EQUALITY OF NATIONS. LST PEACE PREVAIL AS OVER THE WORLD.HALIE- LUIA, AMEN.
Lekabet hgdef deqalu Amiharu
Eti tserfika euka dikmet teerai eyou zeari🤔 Widbena ka n-Eritreawian yeqrbena: Deqala zebhal yelen abzi kefleZebena: Seb welidun tewalidun eyou: Eti heto gen Men eyou zkoren wey Zekedin eyou
Khdes trah zeykones,
kullo htom gheben zfetsemu
ab hghi qeribom kfredun kkeflun
ntsbe.
ንዓና እንታይ እምልከተና ኢርትራውያን ኢና ሀገረኢርትራ አላትና ብጉዳይ ሀገርና ንሕሰብ ንዛረብ።ጉዳይ ትግራይን አምሐራን ኦሮሞ ን ኢቶጵያን ኢቶጵያውያን እምልከት።
I have no
👎🇺🇸
ኣመሪካ ስትራተጂካዊት ማሓዛ ኤርትራ እያ !
ጃባን፡ ቻይና፡ ዶቡብ ኮርያ ፡ ሲንጋፖር ፡ ቬትናም ፡እስራኤል ፡ ታይዋን ፡ ዶቡብ ኮርያ..ወዘተ ኣብ ሓደ ወለዶ ካብ ድኽነት ድሕረትን ናብ ሃብቲን ምዕባለን ዝበጸሓ ፡ናይ ኣመሪኻ ወፍሪ፡ ዕዳጋን ተክኖሎኦጂን ስለ ዝሃበተን እያ ።
ሃገራት ኣፍሪቃን ኣስላምን ዝደኸያን ዝደሓራን ዝኾናሉ ምኽንያት ካኣ ሃገራዊ ኣወዳድባ ዘይብለን ፡ ናይ ቀቢላ-እንዳ ሃገረ -መንግስታት ስለ ዝኾና እየን ።
እታ ሓያል ሃገራዊ ኣወዳድባ እትውንን ሃገርና ኤርትራ ካአ ኣብ'ዚ ኩሉ ድኽነት፡ ድሕረትን ተነጽሎን ዝወደቀት ብናይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብልሽውና ዘይብቁዕነትን ፈራሕነትን እያ ።
Okay hi
Thag k
I don’t uhhc do nm mmm maa as last year and for
Dimx hafshi ni amihara do tihlokulom alekum eintay eyu abi nay ethiopia zuetwekum wela hamedi zeysahanu
Eritrea tsiloua ab lieli Ethiopia weatru kiehelwa eyou🤔Meiknyatu nwehesnet Hagerna abiy tara seleZelwo
ምኽንያቱ ወያነ ናይ ሐባር መሪር ጸላኢ ስለዝኾነ እዚ ናትካ ትንታነ ንጥቕምና ኣይኮነን።