ስለምንታይ እኻ ወትሩ ክትጠዓስ ትነብር? Why You Should Live in the Past Best eritrean motivational
HTML-код
- Опубликовано: 17 сен 2024
- ስለምንታይ እኻ ወትሩ ክትጠዓስ ትነብር? Why You Should Live in the Past Best eritrean motivation #lbonamedia
#lbonamedia
#tigrignamotivation
#eritreanmotivation
#eritreantiktok2023
#liveinthepast
ኣብዛ ቭድዮ 3 ዓበይትን ኣገደስትን ነጥብታ ተጥቕሶም ኣለዉ። 1 ኣብ ሕሉፍ ምንባር ኣብ ህይወትካ ዘስዕቦ ሰዓብየን
2 ካብ ሕሉፍ ጉዕዞኻ እንታይ ክትረብሕ ትኽእል?
3 ብኸመይ ኣብ ሕሉፍ ካብ ምሕሳብ ወጽኻ ብሩህን ትስፍውን ህይወት ትመርሕ? ነዛ ሕቶ መልሲ ዝኾኑ 5 ኣገደስቲ መምርሕታት ቀርቦም ኣለዉ።
© Copyright:
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.lbona media
ኽብረት ይሃበልና ወዲ ኽንፈ ሓወይ Thanks.
ኣነ'ውን የመስግን ፈጣሪ ይባርካ❤❤❤
Thank you
ዋወወዉ ገለ ዓይነት ምክሪ ሂወተይ ገሊፅካዮ ኣሕሕሕ😢😢😢
ኣጆኪ ዓሕ ኣይትበሊ ሰፍሕ ዕድል ኣለኪ ኣብ ቅድመኺ ጥራሕ ቆርጽኪ ተበገሲ ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤
Selam amlak misaka
yKin hawey natey btaam eye zemesgeneka kexlo zehawey🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰❤❤❤
ክቡር... ሓው.... ትምህርትኻ... ኣብ ጉዕዞ... ሂወት... ኣገዳሲ... እዩ. ሓደ... ካብቶም... በዞም... ክትገልጾም... ዝጸናሕካ... ዝተዋጠርኩ... እየ. ካብ ልቢ... የመስግነካ 🙏🙏🙏
መጀመርታ ክብረት ይሃበለይ ብምቕጻል ኣጆኻ በርትዕ ሕጅውን ኣብ ቅድመኻ ሰፍሕ ዕድል ኣሎ ታርካ ክትቕይር ክቡር ሓው❤❤❤
Good job brother
Good job
Wedi knfe nay bhaqi xegeu yebzhalka qexlo nay Agelgulot zemenka yibarkelka Thank you. 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ኣብርሃም
qale hiwet yesmalna memhr tesfu amlak Admen TAnan yhabelna
Amen aboy keshi ab tseletkum zekuruni
ብሓቂ ክብር ሓውና አነ አለኩ ኩሉ ግዜ ብዘሓለፈ ይዝክር አምላክ ይሓግዘና ካብ ሕልፈ ክንወፅእ
ኣሜን ኣጆኻ ምብጋስ ጥራሕ ዘይከኣል ነገር የለን❤❤❤
የቀኔልና መምህረይ ❤
ብሉፅ መምህር
Yes great
ክብረት ይሃበለይ
ዋው ቀፅለሉ ደስ ክብል ክረክበካ ምደለኩ ኣነስ ኣብ ጭንቀት ኣለኩ እሞ መጀመርያ ብወለደይ ዝተመረዐክዎ ወዲ ንክደይ ዓመታት ተፀብየ ተጠሊመ ንፅቡቀይ እዩ ኮይኑ ከዚ ግን ንዘይፍቀር ኣፍቂረ ማለተይ ናይ ሓንቲ ዓሌትና ዓርካ ነይሩ ስድራ ድማ ኣይከውንን ኢሎምና ከዚ ንስድራ ተዘይ ሰሚዕናዮም ኣብ ጣዕሳ ዶ ክነብር ይከውን ኢለ ይፈርሕ ብሃይማነት እውን ንፍቀድ ኣይመስለንን ከይሓድጎ እውን ማራ ፈቴዮ ክሓድጎ ኣይከኣልኩን ገዲደ ደኣ ይፎቶ እንበር😢 ገለ በለኒ ኩቡር ሰብ 🙏💚💚
ሰላም ንዓኺ ክብርቲ ሓፍቲ ሕቶኺ ብሓጽሩ ዝምለስ እዃ እንተዘይ ኮነ ንእሽቶይ ምኽረይ ክልግሰልኪ። ኩሉ ግዜ ንሓደ ነገር ቅድሚ ምውሳንኪ ኣርሕቕኪ ሕሰቢ ማለት ድሕሩ ዘጣዕሰኪ ነገራት ኣይትግበሪ። ምምራጽ መጻምድቲ ከኣ ብዙሕ ጥንቃቐን ምሕሳብን ዝሓቲት ውሳኔ እዩ። ስለዚ ተሃውኸን ይደፍኦኦ ተድብረ ይሓፍስኢ ከይኮነኪ ብስምዕት ኣይትወስኒ።
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓወይ ተገዲስካ ስለ ዝመለስካለይ ክብረት ይሃበለይ 🙏💚 ምስትውዓል ይዓድለኒ እንበር ኣነስ ምምዝዛን ጠፊእኒ እዩ ዘሎ እሞ ከጣዕሰኒ ምካኑ ናፈለጥኩዎስ ዘይገድፎ እንታይ እዩ ግን 😢 ኣምላክ ኣቦይ ልቢ ልድያ ዝከፈትካ ንኣይለ ልበይ ክፈተለይ 🙏😢
Exactly 💯 💯 💯 💯 💯
Fact 👍🏽🙏🏽
ጻብቅ ሓሳብ ብሮ❤
Thank you so much
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks Memhr nay behaqi hagazin & atebabaen zikone video eka tekrbelna mo asibka kab fetari rikebo, ezi hzibe Tigrigna tezerabe gin abey eyu zelo??
ክብረት ይሃበለይ
Thank you so much my brother 🥰👌👌👌
ክብረት ይሃበለይ ኣልማዝ ሓፍተይ
Thank you ❤
You are welcome my dear Sister ❤️❤️❤️❤️❤️
Btaomi meharin teqamin
Azina nemesgneka kbur hawuna 😊🙏
ክብረት ይሃበለይ መርሃውት ሓፍተይ
🥰🥰🥰🥰🥰
Thibuq timhirti eyu tesfu
Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️