ሃገረይ ምባል ገበን ኣይኮነን ። ገሬ ሽመንዲ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 16 янв 2025

Комментарии • 6

  • @YohannesAmanuel-z4j
    @YohannesAmanuel-z4j 8 часов назад +1

    ሃገረይ ዘይበልካ ደኣ ናይ መን ሃገር ሃገረይ ክትብል ደሊኻ ሜሪ : ወይ እቶም ዝሓቱ ካልእ ሃገር ኣለዎም ማለት ኢዩ።

  • @Eri24882
    @Eri24882 6 часов назад

    ነዞም ዕነምነ ኣይትገደሰሎም ሜሪ::ሓንጎሎም ሰልጠነ ሸይንሉ'ዩ 😂😂😂

  • @munabryan16
    @munabryan16 8 часов назад +1

    😂😂❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏

  • @habtomtesfamariam4758
    @habtomtesfamariam4758 5 часов назад

    ክቡር ሓው ሜሮን ብዛዕባ ኣውራጃ ፡ኣስመራ, ትግራይ ወያነ ክንብል ህግደፍ ህዝብማ የጽንት ኣሎ፡ እዚ ስርዓት ዝወድቀሉ ኩነት ንፍጠ፡

  • @nisri1567
    @nisri1567 5 часов назад

    እዚ ገሬ ዝበሃል ለባም ከገናዝብ ዝኽእል እመስል።ደጋጊምካ ንስፍሕ ዝበለ ግዜ ኣምጽኣዮ።

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 3 часа назад

    ሜሮን ሃገረይ ምባል ኣይኮነን እቲ ጌጋ።
    ናትካ ጸገም ንእሰያስ ክትጸርፍ ትጸንሕ እሞ ን ስፍሓት ኤፍሬም ከኣ ተድንቅ ዘይራከቡ ምኽንያቱ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሽግር ን ኢሰያስ ጥራይ በዳሊ ገርካንስፍሓት ኤፍሬም ናጻ ትገብር ሰብ ኢካ።ተወሳኪ ከኣ ዝዓበየ ሽግርካ ንእሽቶ ጸገም ናይ ውልቀሰባት ሽግር ሪኢካ ናብ ኣውራጃን ናብ ፋራን ኣዝማሪኖን ኢካ ተላግባ።
    ንኣብደንበ ፍትሒ ዘሎ ሽግር ንነብስካ ናጻ ገርካ ንዘይ ትፈትዎ ሰባት ክትጸርፍን ብ ማስያ ገርካ ተሃንካ ክተውጽእ ትውዕል ኣሎካ።
    ክበርሃልካ ዝያዳ ግን ምሳካ ንዘይ ሳማምዑ በተሓሳድባ ዓዲምካ ፍለጦ።