Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጃጋኑና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Boundless kudos and eternal glory to our honourable martyrs.Long live to our beloved country, Eritrea 🇪🇷 A country of a selfless MARTYRDOM!Many thanks Efa for sharing this touching and pride stories of our martyrs.
ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ኤፋ ሓወይይይይይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤፍሬም ግደ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ቡዝሕ ናይ ጀጋኑና ጅግንነት ዘይተዘንተወ ታሪኻት ኣሎ ሓደ ብሓደ ጀጋኑና ካኣ ይሓልፉ እሞ ደቂ ኤረይ ኣብ ታሪክ ምዝንታው ኣርካናትና ይውሕድ ኣሎ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሐፋሽ ኩሉሳዕ አብ ልብና እዮም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️❤️🎉🎉
ካብነንሕድሕድ ዝሓለፈ ዘደንቕ ታሪኽ ጀጋኑ፣ ዓቢ ሰነድ ኢኻ ትስንድ ዘለኻ ኤፋር ክብረት ይሃብካ፣ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ
የቀኒልና ኢፊ ሐውና ንተቅርበልና ኩሉ ነመስግን ዘሕጉስን ዘሕዝን ታሪካዊ ዛታታትና ቅሰኑ ሰማታተይ ሳላኩም እያ ኮሪዓ ሀገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹ሕጅውን አለውኪ ዘልምዑኪ ዓወት ንሓፊሽ🇪🇷🇪🇷
ብሓቂ ቅያ ኤርትራዉያን ተቃለስቲ ኣብ ዓለም ንኽትኣምኖ ዘይካኣል ፍጻሜ ተፈጺሙን ተሰሪሑን ። ነብራ ገድሊ ዘይዕጀቦም ኣናብስ ተቃለስቲ ሙዑታት ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወላድ ዛሃገር ‼️ጸብጽብኻ ኣይዉዳእን እዩ ። 🇪🇷 *****🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና
ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና ወትሩ አብ ልብና ዓወት ንሓፋሽ ውድቐት ንፈሽፋሽ👊👊👊🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀🥀🥀💞💞💞💞
ዝኸበርካ ኣቶ ኤፍረም ግደ እተቕርቦ ዘለኻ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ። ንክብሮም ዘመን ሓትንኡ መምህር መብራት ዑቕባጼን ብተመሳሳሊ ብጸላኢ ዝተረሸነት ጅግና ሓርበኛ እያ። ታሪኽ ጅግንነታ ኣብዚ መደብካ ከተቕርበልና ብትሕትና እሓትት።
EFREM ጽቡቕ ትንተና ታሪኽ መሳጢ።
Kulu gizey Hegery ni bel , Eritrea 🇪🇷 Hiyabey Suwaaetey sole ziy konet 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹👍🏾
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿💯💯💯💯💯
ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዘተገብረ የለን 🇪🇷 ወትሩ ዓወተ ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eway Eritrea 🇪🇷 miaintakiy ziy tekefilen xibeban xegemin yelen. Kulu helifu Naxinet mexiae !!!🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎆🎆🎆❤️❤️❤️🌹🌹🙏🏽
Well come EFREM hawna edmen xena yhabka xbuk srah zelalemawi zkrn nswatna awet nhafash
Merhba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🐪🐪
Thank you Efrem 🙏
መርሓባ ማህደር ጀጋኑና ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
🇪🇷❤️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Thank so much 🎉efrem gede
ሐልፋም ኪነብር😭🇪🇷
ክትሰምዖ ዘደንጹ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣያታትና ክብርን ምስጋናን ነዊሕ ስውኣትና።ወትሩ ዓወትና ሓፋሽ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌼🌼🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌼🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታሪኽ ሃይለ ደግያት ወልደሚካኤል ጌጋ ኣለዎ።
This channel is now one of my favourite you tube channel, i am amazed by our history and our heroes, Keep it up.
Btami xbouq tarik qexlo❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💝💝💝💝ኩብሮም ጀጋኑና ታሪኽ ጀግንነትክም ይድገም ኣሎ ቅሰኑ ካብ ቦጾትካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
Good job Brother ❤❤
Welcome Efrom hawey Good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መስዋእቲ ዋጋ ናይ ሓርነት እዩ ናይ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ህዝባን ካብቲ ዝነበረ ፍሽሽታዊ ስርዓትን ንምክባር ልኡላውነት ኤርትራ ካብ ወረርትን ዓመጽትን መወዳድርቲ ኣልቦ ጅግንነት ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Merhaba deki.erey...ertrawinet kubur mininet. Kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna. 🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ሳላ ኩሎም ጀጋኑናን ሰማእታትናን ኤርትራዊ ምዃን ክቡርን ፍሉይን ሓለፋ እዩ።🙏✨️🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯✨️🙏
Kibret yehabelna Desi zibl tarik 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶👈
❤️❤️❤️👍🏽
Sala xunuau Helal Hizibyn Menigistin Serawitin Silimateyn bi Luxat Semaaetatn !!!🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yekenyelina Ephrem Gide. Ketsilo tsibuk sirah
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
Kebrom zeben mes hatnu memehr mebrat okbzyon tershnu.🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ኤፍሬም,ክንድዚ ሂወት ዝወሰደት ሰብ ክጸሮ ዘይክአል ቃልሲ ሓሊፎም ዘምጸኡልና ሃገር!ሕጂ ብደቃሉን ደቂ ኢስፓን, ሃገርናን ጀጋኑናን ባሕርናን ከይድፈሩ ደው ኢልና ኣብ ኣሰሮም ኣለና!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kebren megosen nejeganu sewatna 🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔💕💕💕💕
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🐪
Bejana zhalefu semaetatna wetru yzekeru
Geganu wetru ab lebna🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ERITRAWI KUL GIZE ABZIKEDO KEYDU HAGERU AHLIFU AYHIBIN EYU, EFREM TEKRIBO TARIKNA BITAEMI MESATIN TARIKNA EYU YEKENYELNA , HAWKA GIRMAY OKBAZGI
Btaemi meglexi zeyrkebo tarik eyu
ወዲ ግደ ኣድቆተይ መወዳእታ የብሉን ብዘይካ እቲ መሳጥን ሰሚዕካ ዘይጽገብ ታሪኽ ጀጋኑ ሰብ ስረ ኣያታትና ልብኻ ዝትንክፍ ኣብ መክፈቲ ይኹን ኣብ ሞንጎ ትጥከመሎም ክላሲካልን ሰውራዊ ደርፍታትን ፖውው ኣጆኻ ቀጽሎ ዝያዳ ንኣሽቱ መንእሰያትና ክፈልጡ ስለ ዘለዎም 🇪🇷ወትሩ ጀጋኑ ይዘከሩ🇪🇷
So much horrible experience that they want true our Eritrean ppl.
❤❤😂❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ክብሮም ዘመን ድሕሪ ናይ ምርሻን ኣዋጅ ራድዪ ምሸት ኣቡኡ ኣቦይ ቀሺ ዘመን ንጽባሒቱ ሰራሕተኛ መንግስት ስለዝነበሩ ንግሆ ስራሕ ምስ ወፈሩ ገለ መሳርሕቶም ገሪምዎም እዋእ ካልእ ዘመን ድዩ ኢሎም ምስ ሓተትዎም ወድኻ ዶ ኣይኮነን ተረሺኑ ምስ በልዎም ወደይ እወ ወደይ ሞ እንታይ ዘይገበርኩ ኣብገዛ ዘይተኮርመኹ ሰስራሕና ንስራሕ ኢሎም ስርሖም ወፊሮም ዮም ሓርበኛ ኣቦና ኣቦይ ቀሺ ዘመን ወኪ ድባ ክትነድድ ከላ ብሰራዊት ኤርትራ ክብሮም ምስ ኣቡኡ ኣቦይ ቐሺ ዘመን ከመይ ጌሮም ተሪፎም ውን ታሪኽ ኣለዎም ደቂ ዓዲ ሓቲትካ ነዛ ታሪኽ ኣሀፍትማ ኤፍረም ግደ ካልእ ብዛዕባ ሓንቲ ክብሮም ዘበን ኣልያ ዝነበረ ወሃዮ ሓደ ካብ ኣባላታ ተኪኤ ቀሺ ዕቅባሃንስ እምባደርሆ ወናኒ ዓባይ ማኪና ዝነበረ ኣብከባቢ ኣስመራ ህዝባዊ ሓይልታት /ህግ ጠምዮም ኣብዝበሃለሉ ዝነበረ ግዜ ምስ ገለ ብጾቱ ጽዒኖም ዝነበሩ እክሊ ኣብክንዲ ንቃኘው ናብ ተጋደልቲ ኣብጺሖሞ እዮም በዚ ውን ተኣሲሩ ኔሩ ምስ ተፈትሔ ማኪን ኡ ገዲፉ ምስድር ኡ ከረን ነጻ ስለዝነበረ ከረን ከይዱ ማኪንኡ ከኣ ኣብቶም ክብሮም ዘመን ዝኣልዮም ዝነበረ ደቂ ወሃይኡ ዘርኢትን ዑቅቢትን ዝበሃሉ ጋራጅ ጥቃ እንዳኣድቬንትስ ገጀረት ዝነበሮም ንነዊሕ ሓቢኦም ኣቀሚጦማ ስጋብ ዳሕራይ ብተፍትሽ ተረኪባ ብወትሃደራት ደርጊ ተወሪሳ በታ ዝኸደታ ኣብ ግዜ ናጽነት ኣብኣዲስ ኣበባ ስለዝጸንሔት ብኣ ጌራ ጠፊኣ ኣብታ ውሃዮ ናይ ክብሮም ዘመን በዓል በዓል መምህር ጽጌሃና ዕቅባዮውንስ ሓፍቱ ንተኪኤ ዕቅባሃንስ ምስ በዓል ቤታ መምህር ቀለታ እቶም ክልተ እሕዋት ሰብ ጋራጅ ዑቅቢትን ዘርኢትን መኣዛ ዕቅባሃንስ ውን ሓፍቶም ንበዓል ተኪኤ ኔራ ዝጋብ ግዜ መስዋእቱ ከኣ ክብሮም ዘበን ይኣልዮም ኔሩ ኣብገለ እዋን ውን ክብሮም ዘነን ናይ ጀነራላት ደርጊ ክዳን ተከዲኑ ብማኪና ይርኤ ሓንሳብ ብዓረብያ ፈረስ ኣብቲ ብደቂ ኣራዊት ዝፍለጥ ፈዳይን ውን ታሪኽ ዘለዎ ይመስለኒ ሞ ኩሉኹም ኣብዚ መስተንክር ዝኾነ ብዙሕ መስዋእትን ጅግንነትን ዝተከፍሎ ግን ጌና ዘይተነግረ ታሪኽ ዝኽርኹምን ውዕሎኹምን ክትነግሩ ክትሕብሩ ክትጽሕፉ እምሕጸነኩም
እወ ኤርትራውነት ሰማይ ዛዓረገ ምስጢር'ዩ።አብዛ ሃገርና ኤርትራ ዘይተበርበረ ታሪኽ ሓርበኛታትን' ምበር ዘይተፈጸመ ሓርበኝነት የልቦን።ወድሰብ ክጻወሮ ዘይኽእል ጸይሩ አብ ልዕሊኡ ቦምባታት ከም ዝናብ እንዳዘነቦ ተጻዊሩ ብነዃል መርፍእ ን30 ዓመታት ተጻዊሩ አጆኻ ዝብሎ ዘይረኸበ ብጽፍሩ ሰንሰለት ዓመጽቲ በጣጢሱ ከም ሓንቲ ማዓልቲ ቦሎኽ ኢሉ ዝወጸ እንኮ ኤርትራዊ'ዩ።ሑሱማት ገዛእቲ ኢትዮጵያ ቀይሕ ባሕሪ ክብሉ ዋዛዶ ቀይሕ ባሕርና ድማ በብሓደ ዊሒጡዎም ነበረያ ነበረ ገይርዎም።ስለዚ እትገብሩዎ ዘለኹም ብዛዕባ ታሪኽ ሓርበኛታትና አዚና ነመስግ ቀጽሉሉ።
❤❤❤❤❤❤
ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጃጋኑና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Boundless kudos and eternal glory to our honourable martyrs.
Long live to our beloved country, Eritrea 🇪🇷 A country of a selfless MARTYRDOM!
Many thanks Efa for sharing this touching and pride stories of our martyrs.
ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ኤፋ ሓወይይይይይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤፍሬም ግደ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ቡዝሕ ናይ ጀጋኑና ጅግንነት ዘይተዘንተወ ታሪኻት ኣሎ ሓደ ብሓደ ጀጋኑና ካኣ ይሓልፉ እሞ ደቂ ኤረይ ኣብ ታሪክ ምዝንታው ኣርካናትና ይውሕድ ኣሎ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሐፋሽ ኩሉሳዕ አብ ልብና እዮም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️❤️🎉🎉
ካብነንሕድሕድ ዝሓለፈ ዘደንቕ ታሪኽ ጀጋኑ፣ ዓቢ ሰነድ ኢኻ ትስንድ ዘለኻ ኤፋር ክብረት ይሃብካ፣ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ
የቀኒልና ኢፊ ሐውና ንተቅርበልና ኩሉ ነመስግን ዘሕጉስን ዘሕዝን ታሪካዊ ዛታታትና ቅሰኑ ሰማታተይ ሳላኩም እያ ኮሪዓ ሀገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹ሕጅውን አለውኪ ዘልምዑኪ ዓወት ንሓፊሽ🇪🇷🇪🇷
ብሓቂ ቅያ ኤርትራዉያን ተቃለስቲ ኣብ ዓለም ንኽትኣምኖ ዘይካኣል ፍጻሜ ተፈጺሙን ተሰሪሑን ። ነብራ ገድሊ
ዘይዕጀቦም ኣናብስ ተቃለስቲ ሙዑታት ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወላድ ዛሃገር ‼️ጸብጽብኻ ኣይዉዳእን እዩ ። 🇪🇷 *****🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና
ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና ወትሩ አብ ልብና ዓወት ንሓፋሽ ውድቐት ንፈሽፋሽ👊👊👊🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀🥀🥀💞💞💞💞
ዝኸበርካ ኣቶ ኤፍረም ግደ እተቕርቦ ዘለኻ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ። ንክብሮም ዘመን ሓትንኡ መምህር መብራት ዑቕባጼን ብተመሳሳሊ ብጸላኢ ዝተረሸነት ጅግና ሓርበኛ እያ። ታሪኽ ጅግንነታ ኣብዚ መደብካ ከተቕርበልና ብትሕትና እሓትት።
EFREM ጽቡቕ ትንተና ታሪኽ መሳጢ።
Kulu gizey Hegery ni bel , Eritrea 🇪🇷 Hiyabey Suwaaetey sole ziy konet 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹👍🏾
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿💯💯💯💯💯
ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዘተገብረ የለን 🇪🇷 ወትሩ ዓወተ ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eway Eritrea 🇪🇷 miaintakiy ziy tekefilen xibeban xegemin yelen. Kulu helifu Naxinet mexiae !!!🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎆🎆🎆❤️❤️❤️🌹🌹🙏🏽
Well come EFREM hawna edmen xena yhabka xbuk srah zelalemawi zkrn nswatna awet nhafash
Merhba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🐪🐪
Thank you Efrem 🙏
መርሓባ ማህደር ጀጋኑና ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
🇪🇷❤️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Thank so much 🎉efrem gede
ሐልፋም ኪነብር😭🇪🇷
ክትሰምዖ ዘደንጹ ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣያታትና ክብርን ምስጋናን ነዊሕ ስውኣትና።
ወትሩ ዓወትና ሓፋሽ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌼🌼🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌼🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታሪኽ ሃይለ ደግያት ወልደሚካኤል ጌጋ ኣለዎ።
This channel is now one of my favourite you tube channel, i am amazed by our history and our heroes, Keep it up.
Btami xbouq tarik qexlo❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💝💝💝💝ኩብሮም ጀጋኑና ታሪኽ ጀግንነትክም ይድገም ኣሎ ቅሰኑ ካብ ቦጾትካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
Good job Brother ❤❤
Welcome Efrom hawey Good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መስዋእቲ ዋጋ ናይ ሓርነት እዩ ናይ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ህዝባን ካብቲ ዝነበረ ፍሽሽታዊ ስርዓትን ንምክባር ልኡላውነት ኤርትራ ካብ ወረርትን ዓመጽትን መወዳድርቲ ኣልቦ ጅግንነት ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Merhaba deki.erey...ertrawinet kubur mininet. Kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna. 🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ሳላ ኩሎም ጀጋኑናን ሰማእታትናን ኤርትራዊ ምዃን ክቡርን ፍሉይን ሓለፋ እዩ።🙏✨️🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯✨️🙏
Kibret yehabelna Desi zibl tarik 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶👈
❤️❤️❤️👍🏽
Sala xunuau Helal Hizibyn Menigistin Serawitin Silimateyn bi Luxat Semaaetatn !!!🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yekenyelina Ephrem Gide. Ketsilo tsibuk sirah
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
Kebrom zeben mes hatnu memehr mebrat okbzyon tershnu.🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ኤፍሬም,ክንድዚ ሂወት ዝወሰደት ሰብ ክጸሮ ዘይክአል ቃልሲ ሓሊፎም ዘምጸኡልና ሃገር!ሕጂ ብደቃሉን ደቂ ኢስፓን, ሃገርናን ጀጋኑናን ባሕርናን ከይድፈሩ ደው ኢልና ኣብ ኣሰሮም ኣለና!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kebren megosen nejeganu sewatna 🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔💕💕💕💕
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🐪
Bejana zhalefu semaetatna wetru yzekeru
Geganu wetru ab lebna🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ERITRAWI KUL GIZE ABZIKEDO KEYDU HAGERU AHLIFU AYHIBIN EYU, EFREM TEKRIBO TARIKNA BITAEMI MESATIN TARIKNA EYU YEKENYELNA , HAWKA GIRMAY OKBAZGI
Btaemi meglexi zeyrkebo tarik eyu
ወዲ ግደ ኣድቆተይ መወዳእታ የብሉን ብዘይካ እቲ መሳጥን ሰሚዕካ ዘይጽገብ ታሪኽ ጀጋኑ ሰብ ስረ ኣያታትና ልብኻ ዝትንክፍ ኣብ መክፈቲ ይኹን ኣብ ሞንጎ ትጥከመሎም ክላሲካልን ሰውራዊ ደርፍታትን ፖውው ኣጆኻ ቀጽሎ ዝያዳ ንኣሽቱ መንእሰያትና ክፈልጡ ስለ ዘለዎም 🇪🇷ወትሩ ጀጋኑ ይዘከሩ🇪🇷
So much horrible experience that they want true our Eritrean ppl.
❤❤😂❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ክብሮም ዘመን ድሕሪ ናይ ምርሻን ኣዋጅ ራድዪ ምሸት ኣቡኡ ኣቦይ ቀሺ ዘመን ንጽባሒቱ ሰራሕተኛ መንግስት ስለዝነበሩ ንግሆ ስራሕ ምስ ወፈሩ ገለ መሳርሕቶም ገሪምዎም እዋእ ካልእ ዘመን ድዩ ኢሎም ምስ ሓተትዎም ወድኻ ዶ ኣይኮነን ተረሺኑ ምስ በልዎም ወደይ እወ ወደይ ሞ እንታይ ዘይገበርኩ ኣብገዛ ዘይተኮርመኹ ሰስራሕና ንስራሕ ኢሎም ስርሖም ወፊሮም ዮም ሓርበኛ ኣቦና ኣቦይ ቀሺ ዘመን ወኪ ድባ ክትነድድ ከላ ብሰራዊት ኤርትራ ክብሮም ምስ ኣቡኡ ኣቦይ ቐሺ ዘመን ከመይ ጌሮም ተሪፎም ውን ታሪኽ ኣለዎም ደቂ ዓዲ ሓቲትካ ነዛ ታሪኽ ኣሀፍትማ ኤፍረም ግደ
ካልእ ብዛዕባ ሓንቲ ክብሮም ዘበን ኣልያ ዝነበረ ወሃዮ ሓደ ካብ ኣባላታ ተኪኤ ቀሺ ዕቅባሃንስ እምባደርሆ ወናኒ ዓባይ ማኪና ዝነበረ ኣብከባቢ ኣስመራ ህዝባዊ ሓይልታት /ህግ ጠምዮም ኣብዝበሃለሉ ዝነበረ ግዜ ምስ ገለ ብጾቱ ጽዒኖም ዝነበሩ እክሊ ኣብክንዲ ንቃኘው ናብ ተጋደልቲ ኣብጺሖሞ እዮም በዚ ውን ተኣሲሩ ኔሩ ምስ ተፈትሔ ማኪን ኡ ገዲፉ ምስድር ኡ ከረን ነጻ ስለዝነበረ ከረን ከይዱ ማኪንኡ ከኣ ኣብቶም ክብሮም ዘመን ዝኣልዮም ዝነበረ ደቂ ወሃይኡ ዘርኢትን ዑቅቢትን ዝበሃሉ ጋራጅ ጥቃ እንዳኣድቬንትስ ገጀረት ዝነበሮም ንነዊሕ ሓቢኦም ኣቀሚጦማ ስጋብ ዳሕራይ ብተፍትሽ ተረኪባ ብወትሃደራት ደርጊ ተወሪሳ በታ ዝኸደታ ኣብ ግዜ ናጽነት ኣብኣዲስ ኣበባ ስለዝጸንሔት ብኣ ጌራ ጠፊኣ ኣብታ ውሃዮ ናይ ክብሮም ዘመን በዓል በዓል መምህር ጽጌሃና ዕቅባዮውንስ ሓፍቱ ንተኪኤ ዕቅባሃንስ ምስ በዓል ቤታ መምህር ቀለታ እቶም ክልተ እሕዋት ሰብ ጋራጅ ዑቅቢትን ዘርኢትን መኣዛ ዕቅባሃንስ ውን ሓፍቶም ንበዓል ተኪኤ ኔራ ዝጋብ ግዜ መስዋእቱ ከኣ ክብሮም ዘበን ይኣልዮም ኔሩ ኣብገለ እዋን ውን ክብሮም ዘነን ናይ ጀነራላት ደርጊ ክዳን ተከዲኑ ብማኪና ይርኤ ሓንሳብ ብዓረብያ ፈረስ ኣብቲ ብደቂ ኣራዊት ዝፍለጥ ፈዳይን ውን ታሪኽ ዘለዎ ይመስለኒ ሞ ኩሉኹም ኣብዚ መስተንክር ዝኾነ ብዙሕ መስዋእትን ጅግንነትን ዝተከፍሎ ግን ጌና ዘይተነግረ ታሪኽ ዝኽርኹምን ውዕሎኹምን ክትነግሩ ክትሕብሩ ክትጽሕፉ እምሕጸነኩም