ምምራር, ምጉርምራም, ኣቋርጽ stop complaining,

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 23 янв 2025

Комментарии • 33

  • @manadaily-food.
    @manadaily-food. 7 месяцев назад +1

    Brava Neay Nhzbina Agedasi zikone hasabat eyu ezi mission memeliski aebjo👍❤

  • @danydan6662
    @danydan6662 7 месяцев назад +1

    Thanks Shkorina🎉❤

  • @habtemichaelyemane990
    @habtemichaelyemane990 7 месяцев назад +1

    Wow 👌 very true 👍 you exactly 💯 explained it. This is exactly my friend's behaviour

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 5 месяцев назад

    የቐንየልና ክብርቲ ሓፍትና

  • @MebratWoldearegay
    @MebratWoldearegay 7 месяцев назад +2

    ❤❤❤❤

  • @LuelKiflom
    @LuelKiflom 7 месяцев назад

    Nay behaki saba Haftey
    Thanks❤❤❤❤

  • @iflm9910
    @iflm9910 7 месяцев назад

    ጎቦዝ ቀፅልሉ

  • @kisantablel1623
    @kisantablel1623 7 месяцев назад

    Waww my sister goood job

  • @Aster24-y4l
    @Aster24-y4l 5 месяцев назад

    Ezi tbliyo zeleki , be English zquanquaom semieyo iye, bztefelaleye quanqa dma,teterguimu iyu. Ane zimesleni gn alemna tqeyayer zela, netom hagez zedlyom sulus-alem nkeysmeU , zigebruwo zelewu mekniyat kikewn yikeEl iyu.
    Mkniyatu hagez zideli wexaEtegna trah iyu, chnki iyu elalu, mekniyatu bezuh xektitat sile zegatmo. Shigru abkndi mftah , ❤nkeyftah,kemzeysmaE yigebruwo, emo wediku yiterf,.❤️‍🩹❤️‍🩹❤️‍🩹

  • @timnitkahase2077
    @timnitkahase2077 7 месяцев назад

    Wawww

  • @taamemahari7442
    @taamemahari7442 7 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤በይን ዳኣ ❤ ተሓብእክን ነይሪክ❤❤❤❤ ።

  • @hadnetlovely2664
    @hadnetlovely2664 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @devid1988
    @devid1988 7 месяцев назад +1

    Welcom Sisters ❤

  • @selamteklay9270
    @selamteklay9270 7 месяцев назад

    Thank you sabi 🙏

  • @taamemahari7442
    @taamemahari7442 7 месяцев назад

    እዚይኪ በላሕ፡እኪ፡
    ❤❤❤❤❤❤

  • @sabasabina5346
    @sabasabina5346 7 месяцев назад

    Temesgen aboy meaarey .zey yemesgn sebeay darga siol eu.kab kemzi sebeay ydhnena fetari.

  • @selamgirmay9340
    @selamgirmay9340 7 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merhawitmerhawit7920
    @merhawitmerhawit7920 5 месяцев назад

    ሕሰብ ንሓስቦ❤ክእለት ዓቅሚ😢❤ጥንቃቄ😢ምርጫ❤እንታይ እዩ❤ንምንታይ እዩ😢ካበይ እዩ❤ኣሉታዊ 😮ኣወንታዊ❤ሜላ ሜላ❤1 ኣወንታዊ ❤2 ሰብ ክፎትወካ ክሓዝነልካ❤❤ኣኡሙሮካ ኣይትረብሕን ኢካ ኣይትክኤልን ኢካ ኣይትከውንን ኢካ❤ፖዘቲቭ ደስታ ምስጋና❤ቡዙሓት ሰባት ይከቡካ ❤ኣድላዪ ሰብ ርእሰ ተኣማንነት ዘለካ ኣተሓሳስባ ❤ትኣልሞ ትገብሮ ኣካይዳ መንገዲ ፅቡቅ ምእንታን ክስመዐካ😢❤ምስጋና ደስታ ተብዝሕ

    • @merhawitmerhawit7920
      @merhawitmerhawit7920 5 месяцев назад

      ኣብኡ ካኣ ክትነብር ትጅምር እዚ እዩ ካዓ ፅቡቅ ዝገብረካ❤4 ነችግራትካ መፍትሒ ምድላይ ኣካል ብኣካል ነቲ ዘጋጠመ ነገር ምፍታሕ ❤ሓላፍነት ነብስካ ምውሳድ❤ኩሉ ጊዜ ተደጋጋሚ ሓጎስ ደስታ ኣብ ርእሲ ሓጎስ ሓጎስ ፅቡቅ ዕድል😢❤ብብዝሒ ብተደጋጋሚ ነቲ ከባቢኦም አውን ብጣዕሚ ዓውዪ ፅልዋ ይገብር❤ይደራረበካ❤ኩሉ ጊዜ መፍትሒ ምድላይ ዓቅሚ ኣለካ❤ሰላም ሂወት ❤ሰላምካ ቅሳነትካ ምሕላው ❤ንምቅያር ምፍታን ዝተፈለየ ነገር ምፍታን❤ምቅባል❤ጊዜካ ብምልዋጥ ብምቅባል ❤መን እዩ ሓፍ ዘብለካ❤መን እዩ መዓልታዊ መንፈስካ ዘሐድሶ😢😮መን እዩ ንዓይ ጥራሕ ስምዐኒ ናብቲ ናተይ ዓለም ንዓ❤ማዓልታዊ ጭንቀት ዘዕልለካ❤ነቲ ነገራት ምቅያር😢ተሲኢካ ምካድ❤ነቲ ዘለካ ነገር ኣስተውዒልካ😢እንታይ ዓይነት❤ፈሊጥና❤እንታይ❤ከመይ❤ፀፅቡቁ ናብ ሂወትና❤ብጭንቀትን ብሓሳብን ሰብ እናራሓቀና😢ነብሰ ፅልኣትን😢ነብሰ ምትሓትን❤😢ምእታው❤ሓላፍነት ናይ ነብስና ወሲድና ጉቡእ ዝኮነ ነገር ምግባር❤ቡዙሕ ዓይነት ትምህርቲ ሙሁራት❤😢

  • @TiebeGerezgiher
    @TiebeGerezgiher 7 месяцев назад

    Nay Bahaqi zegerim eyu tebarekiiiiiii

  • @brikitytesfazghi2904
    @brikitytesfazghi2904 7 месяцев назад

    Thank sabina.
    ናይ ቀረባ ቤተሰብ እንተኮይኖም ከ አንታይ ትገብር፧
    ፈተና እዩ

    • @sabasabina5346
      @sabasabina5346 7 месяцев назад

      ኤግኖር ትገብርዮም ወይ ኣግሂድኪ ተመስገን በሉ ትብሊዮም።ምስ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ስክፍታ ኣይ የዋጽእን ኢዩ

    • @ጉስነት
      @ጉስነት 7 месяцев назад

      @@sabasabina5346መልክዕኪ ክጽብቅ ህንዲ ትመስሊ❤❤❤

  • @mebrahtuhabteteclekichael204
    @mebrahtuhabteteclekichael204 7 месяцев назад

    ሰብ ሕምቅ ኣሎ ኣብ ስደት ተምስገን ተፊኣ ዝሳኖ ዘይ ብሉ ሰብ ዝብላዓ ሲኢኑ ኣሎ

  • @Seeker_1970
    @Seeker_1970 6 месяцев назад

    🙄 ሰብ እንታይ እዩ ? ብብዙሐት ሐሳባት ክንገልጾ ንኽእል ኢና አነ ውሑዳት ብዛዕባ ሰብ ክገልፅ ክፍትን እየ ሰብ ደላያይ ተማራማራይ ፈታሻይ በሃጋይ ሐላማይ ተመናያይ ሱሱዕ ዘይዓጋባይ ኮይኑ MORE & MORE እንዳበለ እንዳደለየ ኸአ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ዘይፍለጥ ሂወታት እውን ይነብር ስለዚ ሰብ ደላያይ እምበር አማናይ አይኮነን 👍እምነት ብፍላይ ናይ ዝኾነ ሃይማኖት ንኸይትፈልጥ ንኸይእትደሊ ንኸይእትማራመር ብዝውሐደ ስለዝኽልክል SO NO GOOD 👌 ብዝተረፈ ምምራር ምዕዝምዛም ሑጉስ ዘይሙኻን ሰብ ብተፈጥሮ ምስኡ ሒዝዎም ስለዝፍጠር ስለዝስራሕ ዋላ እውን ዝደለዮ ሃብቲ ፍልጠት ዕድመ ጥዕና እንተሀብካዮ ክዓግብ ዘይደሊ ይአኽለኒ ከይበለ ከምኡዉን ዋላ ክዛረብን ክሪኢን ክንቀሳቐስን ክሰምዕን አብዘይክእለሉ ደረጃ እንተበፀሔ እውን STILL አነስ ይአኽለኒ ከይበለ እዩ ናብ ቦትኡ ማለት ንመርየት ዝምለስ (ንመቓብር ) ስለዚ ሰብ ዘይዓጋባይ ስለዝኾነ ከይዓገበ እውን ስለዝመውት አብክንዲ 👍👍👍 አይተማርር ገለመለ ምባልና ነቲ ብተፈጥሮ ዝተወሃበካ ስምዒትን ድልየትን ክትበፅሖ ክትኮኖ ክትፈልጦ ከተተግብሮ ክትሪኦ እትኽእል ጥራይ እንድሕርደአ ፈሊጥካዮ እኹል እዩ ምኽንያቱ ናይሰብ ፃንሒት አብሂወት ሐንሳብ ጥራይ ስለዝኾነት ብዝተረፈ ሰብ ንኻልእ ሰብ አመስግን ከተመስግን አለካ ተመስገን በል ወዘተ እንዳበለ ይዛረብ እዩ ብሐቂ ከተመስግኖ ዝግባእ ዝኾነ ፍጡር አሎ ድዩ ?? ምስጋና ናትካ ሰሚዑ አምቢቡ ዝምልስ ከ አሎ ድዩ ወይከ ሀለውለው ደአ ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ትግርኛ

  • @HabtomYemane-yp7lw
    @HabtomYemane-yp7lw 7 месяцев назад

    ንፍቲ

  • @tesfaldetokubab528
    @tesfaldetokubab528 7 месяцев назад

    ብራቮ ሳቡ ኣዛሓሕልናስኪ ዶብና ምፍላጥ ስእንናዮ ኣለና ኣብክንዲ ክንልወጥ ንሓስብ ተባህለ ተገብረ እንዳበልና ንነብር ኣለና!

  • @MichaelIssack-c1r
    @MichaelIssack-c1r 7 месяцев назад +1

    ❤❤❤

  • @FiyoriKebede
    @FiyoriKebede 7 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @frezgifrezgi992
    @frezgifrezgi992 7 месяцев назад

    ❤❤❤

  • @aramgebrai4387
    @aramgebrai4387 7 месяцев назад

    ❤❤❤

  • @solomontsegay3168
    @solomontsegay3168 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤