ኣርእስቲ ናባኹም!!!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 10 янв 2025

Комментарии • 32

  • @t.g824
    @t.g824 10 месяцев назад +3

    ኤህ ድኣ ብዓል ንስክንስ ብደውክን ትረፋ ሕሱራት ክብረት ኣዶን ኣቦን ዘይፈልጣ ብደወን ዝሞታ ኣቱም ህዝቢ እዚ ክንድዚ እዩኮ ከይሓልፈልና 😢 ናታነይ ዝሓወይ ❤

  • @sarakhatunsarakhatun5869
    @sarakhatunsarakhatun5869 10 месяцев назад +6

    😢ኣይ ህዝቢ ትግርኛ የሕዝን😢

  • @dejendawit8916
    @dejendawit8916 10 месяцев назад +2

    ናቱ ዘይ ምጥነካ ንዓኻ ኣይተምጽእ መኽንያቱ ንሕና ኣብ ልዕለኻ ፍል ኣኽብሮት ኣለና ንስኻ እውን ኮሙኡ እዚኣን ንዓኻ ኣይምጥናን ኢየን❤❤

  • @Monliaz
    @Monliaz 10 месяцев назад +1

    ናቱየይ❤ ከምዚ ዶ አይተምፅአሉናይ ንሰካ እካ ሓግዝና ብሰሩ ጋል ምኳነይ እካ አፅሊእኒ 😢😢😢😢

  • @ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ
    @ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ 10 месяцев назад +1

    ዋይይይ መጸተኣለም እቲ መልሓሰንከ ኣይነክሳንን ድየን

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 10 месяцев назад +3

    ኣንታ እንታይ ኣቲወን ኡይይይ ኣነስ ኣብዚ ግዜ ምፍጣረይ ብጣዕሚ የሕዝነኒ😢

  • @merihaster
    @merihaster 9 месяцев назад

    ናቱ ነበለን ከምዚአን ኣይተምጻየን ናቱ ሓወይ ኣይምጥናካን አየን

  • @LemlemMehari-me1wy
    @LemlemMehari-me1wy 10 месяцев назад

    ወይ ጉድ እዝግዮ መሃረና ኪርስቶስ ኢንታይ ኣይነት ጊዝየ ኢና በጽሂና ዘለና ኦ ኣምላክ ኣቦይ ብ ኣይኒ ሚህረትካ ተሚተና ኢንበር ከ ስድራ ኣለወን ድዩ በጃኪን ጊዚኪን ኣብ ካልኢ ተተከማሉ😢 😢😢።

  • @Haymitube01q
    @Haymitube01q 10 месяцев назад

    Wey mekera😮

  • @kulunxsebukeu2919
    @kulunxsebukeu2919 9 месяцев назад

    Eway ata bhaki dyen ezien kab hbretsebna wexsien😢😢 alem xsewar ata amlak aboy entay eu fesisna zelo eza tiktok nena nhabesha aytekemetnan 😢😢😢.

  • @zekaryasyonas2098
    @zekaryasyonas2098 10 месяцев назад +4

    ናይ ሂሉዋት ቪዲዮ የለን ዲዩ ብደወን ዝሞታ ኣምጺካልና ኣታ ናቱ ታይ በዲልናካ

  • @selamberhane9794
    @selamberhane9794 9 месяцев назад

    😔😔😔😔😔😔😔😔😔😔😔😔😔😔😔😔😔😔😔😔😔💔💔💔💔💔💔💔💔 Tezemitna 😭😭😭

  • @ሳምራዊህይወተይ
    @ሳምራዊህይወተይ 10 месяцев назад

    Oh lord what's going on😢😢
    ናቱ ከምዚኣታት ኣይተምጽእ ጓሂ ዝኮና ሰባት😢

  • @galqadi-qalaseraye6561
    @galqadi-qalaseraye6561 10 месяцев назад

    Gna entay nkewn alena 💔😢🥺🙏 uffffffffff ata amlak Aboy sdetna yhtsrelna 💔😢🙏

  • @Monliaz
    @Monliaz 10 месяцев назад

    አይይይ ጋል ምኳነይ ፅሉእ ሐዚሲ 😢😢

  • @Lili-io1in
    @Lili-io1in 9 месяцев назад

    ታይ ክንረክበሉ ኢና ሞ ናቲ ሓውና በጃኩም ሪከርድ ኣይትግበሩዎ😢

  • @kerensaeda8707
    @kerensaeda8707 10 месяцев назад

    Samiy ygedid nemntay kemziy ediel yhben ayenay kumnger koynu, Ageb Ageb

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 10 месяцев назад +1

    መርሐባ ናትናኤል
    🤝🤝🤝
    ጠፊኢካ ብሩክ ሰብ
    ---_---_--_-_
    ናትናኤል ዘክብሩካ ሰባት አለውካ።
    ደሃይ አይተጥፍእ።
    ነዚአ ቪድዬ ክጅምራን ዘይከውን ስድነት ዘለዎ ምስማዕ ምሳይ ኖእ ኢዩ።
    ጽቡቅ አይኮነን አተዓባብያ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ይፈላለይ ኢዩ።
    ጸርፍታት ግን ጌጋ
    2 ደቂቃ ሰሚዖዬ ጦጦ አቢለዬ። በዚሑኒ ስድነት ኔው በሎ።😂
    ሰብ ድለይቱ ተገበረ ዋንኡ አለዎ።
    ዘይጉዳዬም ዘይከውን ዝብሉ።
    ነብሶም ከም ሐደ ንጹሃት ዚሪኢዋ በዚሖም😂 እዚ ከአ ይገርም።
    አይትጥፋእ ብሩክ ሰብ።

  • @Siduviva1
    @Siduviva1 9 месяцев назад

    ፖው

  • @YikaloBrhane6
    @YikaloBrhane6 10 месяцев назад +1

    ነዘን ሰባት እዚኤን ሓኒቁ ዝቀትለልና ዶ ሲኢና ህዝቢ ሕማቅ ይምህራ ኣለዋ ባዕዕዕ

  • @betuyezyada5038
    @betuyezyada5038 10 месяцев назад

    Eway eway Entay nkewn alena gn 😮

  • @HHy-hz1du
    @HHy-hz1du 10 месяцев назад +2

    ትፎ ኩለን ጨነውቲ 🤑😏

  • @mussiekaleab4429
    @mussiekaleab4429 9 месяцев назад

    Abmntayka dea wielna natu senbete chidan mdri

  • @Selamey1900
    @Selamey1900 9 месяцев назад

    Antatay ena nblo
    Kulkn hade

  • @heyabisak6814
    @heyabisak6814 10 месяцев назад

    Natu sinalan aristi

  • @fyorimengesha1101
    @fyorimengesha1101 10 месяцев назад

    Bog yeblkn

  • @letinaabay6991
    @letinaabay6991 10 месяцев назад

    ኢዋይ ሻርምጣ ንሻርማጣ ክብሃላስ ይሕፍር ኢዩ ፍሎርዳስ ንመን ኢያ ክትምካሕ ክልተ ሓዳ

  • @heyabisak6814
    @heyabisak6814 10 месяцев назад

    Eway eza Eritreana gud rekiba xebah mes man ena kin nabir

    • @Azmarino731
      @Azmarino731 10 месяцев назад

      😢

    • @Danini-o1i
      @Danini-o1i 9 месяцев назад

      አታ ሎሚ አና ምንባር ሲኢና ዝለና አምበር ፅባህ ዳ ደይ ናብ ላአለዋይ ሰማይ አና