ቡያ - መንእሰያት ሰራሕተኛታት ዞባ ጋሽ ባርካ | ውድድር ታሪኻዊ ፍልጠት - | Buya game show, - Eri-TV
HTML-код
- Опубликовано: 12 ноя 2024
- ERi-TV, Eritrea - ቡያ - መንእሰያት ሰራሕተኛታት ዞባ ጋሽ ባርካ
| ውድድር ታሪኻዊ ፍልጠት | Buya game show - Eri-TV 09 -08 -2024
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
Wow wow. Thank you.
God blessed Eritrea hagerey with our people & peace have great night delight Reina.
Welcome Buya Eritrea,❤️🫶🏽❤️ I love you
አዚ ሓፈሻዊ ፍልጠት ብጣዕሚ ጽብቕቲ መደብ አያ ሞ ቀጽልዎ ። ብተወሳኺ ብፍላይ ኣብ ኣብያተትምህርቲ ንቆሉዑ ምሃርዎም ታሪኽ ኣነ ብወገነይ ኣብ ቁልዕነተይ ኣብ ብዓል 2ክፍሊ ድተምሃርኩዎ ታሪኽ ማለት 1995 ኣብ ኧሙሮይ ሰሪጹ ይርከብ ብነብሰይ ክር አዮ ከለኹ
ቡያ ጽቡቅ ሰራሕዩ ቀጽልዎ ነመስግነኩም ።
ብፍላየር : ወይ ብሀንድ አዉት አብ ቤትምህርትታት : እዚ ተቅርብዎ ዘለኹም ሕቶን መልስን : ተዝዕደል : መጻሕፍቲ ከነንብ መደፋፍአ ይኸዉን ምበልኩ ።
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Deki Erey tsbukat iedmen tienan ymneyelkum tsbuk medeb ❤❤❤❤❤❤
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
እዚ ቡያ ጽቡቅ ኢዩ ቀጽልዎ። እንተኮነ ሓንቲ ሪኢቶ ኣላትኒ እዚ ብሮግራም ናቱ ዝወከለ ናይ በይኑ ቻነል ጺዕንኩም እንተትዝርግሕዎ ንክትረክቦ ዝያዳ ምቀለለ ይብል። ERi tv ብዙሕ መደባት ሰለ ዘለዎ ናይ በይኑ ወብሳይት ክፈትሉ ዝተጠምረ ክኸውን።
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ሄሉ፣ ከም ኡ ከኣ ሄሉ ከኣ ብጣዕሚ ጽቡቕ ንጹር ሰሓቢ ንክትካታተሎ ኣዝዩ ሰሓቢ፣ ብዓቢኡ ከኣ ኣዝዩ ዓበይቲ ኣገዳሲ ንኩሉ ዜጋ ንክፈልጦ ንክሓስበሉን ስለ ኣዝዩ ዝምህር ብምዃኑ ንኣዳለውትን ኣንበብትን 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷❤❤❤❤❤
Btaemi Mahari Tarik u qexlwo
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Erina
❤🎉❤✅🇪🇷💯✊🙏
ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ንዓኹምን ንሃገርናን ህዝብናን ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ቀጽልዎ ወላሓንቲ ዘይ ፈልጥ ታሪኹ ሃገሩን ህዝቢ ኣለና ኣብዚይ ዘለናዮ
these Teachers they need to work a lot. How come school teachers like this??????
Please read history 📚
ኖ ሰራህተኛታት
ሰራሕተኛታት ኤርትራ
ሚኒስትሪ ዜና አለኩም ዶ አብ ስራሕ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪💪👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋአ ዋአ እዚ ሕቶ ናይ ንግስነት ድዓማትን ንግስነት ኣክሱምን ብቀደም ተከተል ኣቅርብ ዝብል ።
መላሲ ቀዳማይ 'ንግስነት ድዓማት ድሕሪኡ ንግስነት ኣክሱም ይብል።
ሓታቲት "ቀዳማይ ንግስነት ድዓማት ድሕሪኡ ንግነት ኣክሱም እዩ ትብል ።
ክልቲኦም 1 ዓይነት መልሲ ይምልሱ ብርግጽ ድማ
ንምንታይ ኣነ 3 ግዜ ከምዚ ተዓዚበ እዚ ሰብ ። 4 ነጥቢ ይግብኦ ምክንያቱ እዛ ሓፍትናን ናቱ መልስን 1 ኔሩ ።
ንድሕሪ ሕጂ ተጠንቂቅኩም ኣንቡቡ መልሲ ወይ ሕተቱ ። ህዝቢ ብህርፋን እዩ ዝጽበየኩም።
ንስኻ ውን ጽቡቅ ጌርካ ስማዕ ህኮት !!
መጀመርታ ንግስነት ምድረ ፑንት ዩ ! ቀጺሉ ድዓማትን እኽሱም ይመጹ
💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷🥰🥰❤️❤️👍👍🎉🎉🎉💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷