Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዛራውያን ናትና ኣይትደንጉዩና 😍🇪🇷💪
ዛራውያን ከምዚ ዝኣመሰለ ህቡብ ታሪኽ ቃልስና ከተምጽኡን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ብጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዝተስርሐ ቅያ ጅግንነትን ጽኑዕ መትከልን ሓቦን ትብዓትን ቆራጽነትን ብቐሊሉ ዝግለጽ ኣይኮነን ።
Thannkss ነዚ ክቡር ታሪክና ደዘንተኩምልና
ተጋደልቲ ማለት ወርቂ ሰንሰለት።
Gheberti qya.
Eritrawinet kibur maninet ❤️❤️♥️
ገድሊ ህዝቢ ኤርትራን ተጋደልትን ክትርድኦ ክትደግሞስ ይትረፍ ክትርድኦ ውን ዝከብድ ኢዩ።
ሰላም ሰላም ኩሉኩም ባሓበበራ ሳብስክራብ እየ ደልየ ኣብ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዘኩም ውላድኩም የርየኩም ዞም ደቀይ ዘመንኩም ራህዋ ይኩን ሕሰም ኣይትርከቡ.
kbret yhabelna zara fltett.we are proud of our history.
ጽቡቕ ምጀማር ናይ ጀጋኑና👍👏💪🌴🐪🌴
መርሓባ
ዋውውውው
Ezia eyi eritreawit 🇪🇷 mida malet ktikxilo kea tesfa aleni zara filitet
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏿
Kab nay shieu hji gedena Eritrawyan tgrigna zizareb gifagna gededena Eritran hzban zemseye gededena nay hji zeytgebru nay sheus kndzi kulu nay hji gedena Eritran hzban bfrhi tebeliom kabi tblo zeleka yhuda deki mahberun zgebrwo zelewu.ygedid.
Welcom Zara fltet
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️✊️🐪🐪🐪
🇪🇷🤝❤🕊❤🤲⛪️📖🕌🤲❤🕊🤝🇪🇷zeyhlel jegena zunu ametkelu hizpaw gepar ab gese nisentu netemt nzemat ncaza sega tezaweru hewetu beja awefiyu nzenet zemuzu alemat khidmat resen defa bijgnint hizpaw gepar hizb eritrean thbina korina nzetilet hizbica eritrean jegina teba zeyhlel zeydkim kewh weturu hizpaw gebar 🇪🇷🤝🕊❤🇪🇷🦁🇪🇷🐯🇪🇷🤝🕊❤🤲
Betam xbku zara
🇪🇷👌🇪🇷👌🇪🇷👌
Eza video Kab twerd 10 mealti gera ala ksab hji kea 22k sebat semioma ygermeka eyu ab Nay yorda kea ab wushti 22 min 100k tbexhu bruz zkone weledo
❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍
gedefena eske
ብዒዋሉን ተለኣኣክቲ ናይ ሃገራት ዓረብን ብትግራዋይ ማንነቶም ዝሓፍሩ ነውራማት ዝጀመረ ቃልሲ ኤርትራ እቲ ሕቡእ ነውሩ ድሕሪ ሕብእብእ እንሆ ብዓይኒ ይርአ ኣሎ ፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ ኣደዳ ስደትን ሞትን ገይሩ ዑሱብ ሃገራት ዓረብን ፈጻሚ ሕልሚ ቱርክን ኮይኑ ሕጂ እውን ይቅጽል እዚ ነውራም ገድሊ (ገደል) ፉንፉን ጉጅለ ትግራይዋይ መንነቱ ኣዝዩ እዩ ዝጸልኦ ዓቅሚ ተዝህልዎስ ቀዳምነት ንህዝቢ የትግራይ ትግርኛን ቀዳምነት መጽነተ ከምቲ ምስላ ወለዲ ተመን መርዚ ሂቡ እግሪ ከለኦ ።በቃ ነጻነት ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ደቡብ ሱዳን ኤሮፓ ኢትዮጵያን ተበቲንካ ብዘይ ሕፍረት ሃገር ከምዘይብልካ ተበቲንካ ምትራፍ ድዩ?ቃልሲ ዓዋሉ ደሓር ድማ ናይ ዓዋሉ ነጻነት ህዝቢ ኤርትራ ነጻ ወጽዩ ናበልካ ዘረባ ዕብዳን እዩ።
Jeganu
😭😭😭😭😭😭😭
ሓጺሩ ግዜ 40 ደቂቅ ግበሮ
በጃኻ እዛ ናይ ተፈኖ ኣንውሕ ኣቢልካ ኣስመዓኒ
Ajamamaraka des aybelenin. Mohamed ntesfa gergish rebi eyu eluwo zbelkajas bfilsifena zexahafkaya tarik anfetu berihulna
ሰውራ ኤርትራ ንዘላእለም ክዝቶ ይበር ሰማኣታትና ወትሩ ይዘከሩ!!!
Windows
"ካብያ ነይሩንስ ኣለኒ" ዝብል ዘረባ መስተውዓልቲ ቀዳሞት ወለዲ ምዝካር ኣይከፍእን. እቶም ብሕሉፋት ጀጋኑ ኤርትራውያን ዝሕበንን ሕድሮም ክስከም ዝደሊ ኤርትራዊ እንተሎ ግን ናይ ብሓቂ ዕላሞምን ራእዮምን እንታይ ነይሩ? ህዝቢ ኤርትራኸ ብፍረ ቃልሲ ደቁ ተደቢሱ ዶ? ጀጋኑ ኤርትራውያን ህይወቶም ዝኸፈልሉን ኣካሎም ዝሰንከልሉን ዕሸል ንእስነቶም ዝገበርሉ ዕላማን ራእን ኣብ ባይታ ብግብሪ ዘይተተግበረ እንተኮይኑኸ እንታይ 'ዩ እቲ መሰረታዊ ዕንቅፋት? ምስ ህዝበይ ኮይነ ዚ ዕንቅፋት እዚ ኣልየ ሕድርን ዕላማን ራኢን ሕሉፋት ስውኣትን ኣካለ ስንኩላትን ኤርትራውያን ሸቶኡ ብግብሪ ንክወቅዕ እንታይ እጃም ክጻወት ኣሎኒ ዝብሉ ናይ ሓደ ንቑሕን በሊሕን ህዝባውን ሃገራውን ፍቕሪ ዘለዎ ሰብ ክሓቶምን ክምልሶምን ዝግብኦ መሰረታዊ ጉዳያት 'ዮም.
ዛራውያን ናትና ኣይትደንጉዩና 😍🇪🇷💪
ዛራውያን
ከምዚ ዝኣመሰለ ህቡብ ታሪኽ ቃልስና ከተምጽኡን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ብጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዝተስርሐ ቅያ ጅግንነትን ጽኑዕ መትከልን ሓቦን ትብዓትን ቆራጽነትን ብቐሊሉ ዝግለጽ ኣይኮነን ።
Thannkss ነዚ ክቡር ታሪክና ደዘንተኩምልና
ተጋደልቲ ማለት ወርቂ ሰንሰለት።
Gheberti qya.
Eritrawinet kibur maninet ❤️❤️♥️
ገድሊ ህዝቢ ኤርትራን ተጋደልትን ክትርድኦ ክትደግሞስ ይትረፍ ክትርድኦ ውን ዝከብድ ኢዩ።
ሰላም ሰላም ኩሉኩም ባሓበበራ ሳብስክራብ እየ ደልየ ኣብ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዘኩም ውላድኩም የርየኩም ዞም ደቀይ ዘመንኩም ራህዋ ይኩን ሕሰም ኣይትርከቡ.
kbret yhabelna zara fltett.we are proud of our history.
ጽቡቕ ምጀማር ናይ ጀጋኑና👍👏💪🌴🐪🌴
መርሓባ
ዋውውውው
Ezia eyi eritreawit 🇪🇷 mida malet ktikxilo kea tesfa aleni zara filitet
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏿
Kab nay shieu hji gedena Eritrawyan tgrigna zizareb gifagna gededena Eritran hzban zemseye gededena nay hji zeytgebru nay sheus kndzi kulu nay hji gedena Eritran hzban bfrhi tebeliom kabi tblo zeleka yhuda deki mahberun zgebrwo zelewu.ygedid.
Welcom Zara fltet
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️✊️🐪🐪🐪
🇪🇷🤝❤🕊❤🤲⛪️📖🕌🤲❤🕊🤝🇪🇷zeyhlel jegena zunu ametkelu hizpaw gepar ab gese nisentu netemt nzemat ncaza sega tezaweru hewetu beja awefiyu nzenet zemuzu alemat khidmat resen defa bijgnint hizpaw gepar hizb eritrean thbina korina nzetilet hizbica eritrean jegina teba zeyhlel zeydkim kewh weturu hizpaw gebar 🇪🇷🤝🕊❤🇪🇷🦁🇪🇷🐯🇪🇷🤝🕊❤🤲
Betam xbku zara
🇪🇷👌🇪🇷👌🇪🇷👌
Eza video Kab twerd 10 mealti gera ala ksab hji kea 22k sebat semioma ygermeka eyu ab Nay yorda kea ab wushti 22 min 100k tbexhu bruz zkone weledo
❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍
gedefena eske
ብዒዋሉን ተለኣኣክቲ ናይ ሃገራት ዓረብን ብትግራዋይ ማንነቶም ዝሓፍሩ ነውራማት ዝጀመረ ቃልሲ ኤርትራ እቲ ሕቡእ ነውሩ ድሕሪ ሕብእብእ እንሆ ብዓይኒ ይርአ ኣሎ ፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ ኣደዳ ስደትን ሞትን ገይሩ ዑሱብ ሃገራት ዓረብን ፈጻሚ ሕልሚ ቱርክን ኮይኑ ሕጂ እውን ይቅጽል እዚ ነውራም ገድሊ (ገደል) ፉንፉን ጉጅለ ትግራይዋይ መንነቱ ኣዝዩ እዩ ዝጸልኦ ዓቅሚ ተዝህልዎስ ቀዳምነት ንህዝቢ የትግራይ ትግርኛን ቀዳምነት መጽነተ ከምቲ ምስላ ወለዲ ተመን መርዚ ሂቡ እግሪ ከለኦ ።
በቃ ነጻነት ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ደቡብ ሱዳን ኤሮፓ ኢትዮጵያን ተበቲንካ ብዘይ ሕፍረት ሃገር ከምዘይብልካ ተበቲንካ ምትራፍ ድዩ?
ቃልሲ ዓዋሉ ደሓር ድማ ናይ ዓዋሉ ነጻነት ህዝቢ ኤርትራ ነጻ ወጽዩ ናበልካ ዘረባ ዕብዳን እዩ።