መርዓት ንሓማታን ሰብኣያን ደሪፋትሎም

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 13 янв 2025

Комментарии • 185

  • @letushmis
    @letushmis День назад +2

    ታይ ማ ትመርዓዊ ትሕቲ ዕድመ ይመስል😂ዋው መርዓት ግን ገራሚት❤❤

  • @Eruna1993
    @Eruna1993 2 дня назад +11

    ኪዳንኩም ኪዳን ኣብራሃም ዎሳራን ዝባረኸ ኣምላኽ ይባርኸልኩም🙏🏼ቤትኩም ብፍረ ዘርእኹም ይባርኽኩም ❤️❤️

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh День назад +12

    James 4 ትግ - ያእቆብ
    7: እምበኣርከስ ንእግዚኣብሄር ተገዝእዎ፤ ንዲያብሎስ ግና ተቓወምዎ፤ ንሱ ኸዓ ኻባኻትኩም ክሃድም እዩ።
    Ecclesiastes 7 ት80 - መክብብ
    5: ካብ ደርፊ ዓያሱ ምስማዕስ መግናሕቲ ጥበበኛታት ምስማዕ ይሓይሽ።
    ንሕና ንሓልፍ ኣለና ዓለም ናትና ኣይኮነትን ሓደ መዓልቲ ኩሉ ገዲፍና ክንሓልፍ ኢና ጎይታ ብዝሃበና ሰናይ ተግባር ሂወትና ንዛዝም?
    Matthew 24 ት80 - ማቴዎስ
    15: እቲ ብነብዪ ዳንኤል እተባህለ ናይ ጥፍኣት ርኽሰት ኣብታ ቅድስቲ ስፍራ ቘይሙ እንተ ርኤኹም፡ - እቲ ዜንብብ የስተውዕል፡ -☝️☝️☝️☝️👇👇👇👇👇 ይኣከል ።
    Ecclesiastes 7 ት80 - መክብብ
    5: ካብ ደርፊ ዓያሱ ምስማዕስ መግናሕቲ ጥበበኛታት ምስማዕ ይሓይሽ።

  • @لوام-س3ص
    @لوام-س3ص 2 дня назад +6

    ብጣዕሚ ንፋዕቲ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HiwotTkue
    @HiwotTkue 12 часов назад +1

    ዙመርዓዊ ግን ትግራዋይ ድዩ ሳዕስዒት የኬርናይ መርዓት ግን ዋውውው

    • @ሰላምንኩሉወድሰብ-ለ
      @ሰላምንኩሉወድሰብ-ለ 12 часов назад

      ድኩም ሓንጎል ትግራዋይ ወዲ ንክእ ኣየብላን ንኤርትራወይቲ ናብናጃርያኣ ትኪድ ከምቲ ንሰኩም ትደልዩና ኣይንደልዮኩሙን 😊 ዳሕራይ ካዓ ትግራዋይ ክሰዕሰዕ ዓለም የግርም ❤

    • @ZinetAsefa-r7m
      @ZinetAsefa-r7m 9 часов назад

      Aye Eritrean jahra teray

  • @belaineshisak7165
    @belaineshisak7165 День назад +1

    ኣምላክ መባልይቲ ይግበርኩም ፍረዩ ጽገዩ ሓዳርኩም ይባርክ ኣምላክ ቃልኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ዕድመን ጥዕናን ሂቡ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hiwetyemane1946
    @hiwetyemane1946 2 дня назад +6

    አየ ዘበን ፎኮሰ ክብር ጠፈኤ

  • @Lemlematsbeha
    @Lemlematsbeha 16 часов назад

    ገራሚ መርዓ አብርሃም ወ ሳራ

  • @AbrishWediraya
    @AbrishWediraya День назад

    ደስስስስስስ ክብሉ መርዓ ኣብሪሃምን ሳራን ይግበረልኩም ኣምላክ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JfHu-k8s
    @JfHu-k8s День назад +1

    አወይ ሰደት ሓሰመ መለአ በረሃነ ይግበራከመ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MezgebeAmaha
    @MezgebeAmaha 5 часов назад

    ሰላምኪ የብዛሐዮ ፈጣሪ

  • @dehabeyasu8362
    @dehabeyasu8362 День назад

    God bless your wedding days and years to come ❤❤❤

  • @EritreaAa-mc8tj
    @EritreaAa-mc8tj День назад +1

    Aseyyyy shekerinatat ruhrs gama ygberlkum❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Aaa-uj3ph
    @Aaa-uj3ph 18 часов назад

    😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤እረ ይመችያ

  • @Zara-o4r5t
    @Zara-o4r5t 5 часов назад

    Asey mukurat des tbulu mera abreham saran ygberelukum

  • @አስኪዩቱብ
    @አስኪዩቱብ 18 часов назад +2

    😂😂😂ዋ እቲ መርዓዊ ንእሽተይ ይመስል ትሕቲ ዕድመ እዩ ዝመስል
    ግን ትሽልሙ ሰባት ድማ ወይ ንክልቲኦም ሸልሙ ወይ ከዓ ስክ ምባል ተዘይሃሊኩም

  • @SggsHhs-i1r
    @SggsHhs-i1r 13 часов назад

    ፈረይትን ፀገንትን ይግበርኩም

  • @naya6232
    @naya6232 2 дня назад +1

    Weledi tsubuq gerkum bneusom amsilkumom. Egziabhier Amlak ybarkelkum qalkidankum. Amen .

  • @BriHailedlasie
    @BriHailedlasie День назад

    awyyy mkrti ftww abilya fkr🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ День назад +1

    🎉🎉🎉🎉🎉መርዓ አብራሃም ሰራ ይግበረልክ ❤❤❤❤❤❤ርሑስ ጋማ💝💝💝💝💝😘😘😘

  • @Hfsas-w5z
    @Hfsas-w5z 17 часов назад

    የበልዪዉሲነገር😂😂😂😂😂

  • @SandroSandro-fk5fq
    @SandroSandro-fk5fq День назад +1

    Wedding abrham and Sarah yebelo ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 from Asmara Eritrea 🇪🇷 ♥️ 💖 😊😊😊

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 2 дня назад +4

    ❤❤❤❤አሰይ ሽኮሪናታት

  • @deemaalshareef541
    @deemaalshareef541 День назад +1

    መርዑ ለሚ ልመጨጫ😏😁

  • @GiGh-o3k
    @GiGh-o3k 14 часов назад

    ታይ ዳኣ ትመርዓዊ ዳኣ ተኸሚሩ😂😂😂😂

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    ወራዓዊሰ ትሕት ዕድመ እዩ ዝመሰለ😁😂

  • @dh4343
    @dh4343 15 часов назад

    🌿🌹❤❤❤❤❤❤❤

  • @yewedia5680
    @yewedia5680 Час назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Milil-n6j
    @Milil-n6j День назад +2

    ኣስይይይ ሸኮራት ❤ሩሑስ ጋማ🙏💞🥰

  • @blatoArsima
    @blatoArsima 2 часа назад

    ❤❤❤😂😂😂

  • @tsionyohans8578
    @tsionyohans8578 20 часов назад +1

    መርዐት ንሐማታ 😅ታሀዊኻ ዶ ሐቀይ ክትስሕና እያ

  • @CcgGgxj
    @CcgGgxj День назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤
    ❤❤❤❤❤
    ❤❤❤❤

  • @FreHailu-v8c
    @FreHailu-v8c День назад

    Maryamn kulu gize zimnyo ab meray kiderf zdel derf😘😘😘😘 kesmereley merqun est deq abeyt🙏🙏🙏🙏

  • @TsfayGoshu
    @TsfayGoshu 26 минут назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😅😅😅😅

  • @BRhenMezgebe
    @BRhenMezgebe 2 дня назад +1

    ኣሰይ ፅርያተይ❤❤🎉🎉🎉

  • @BrhanGebrehiwet
    @BrhanGebrehiwet 2 дня назад

    ftsum kidan ygberelkum 🌹🌹🌹💐💐💐🌲🌲🌲

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 2 дня назад

    Wow that’s wonderful 💖💖🙏🙏

  • @Yididiya1Dejene1
    @Yididiya1Dejene1 День назад

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MedhinSolomoun
    @MedhinSolomoun День назад

    ❤❤❤❤❤❤❤seni

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh День назад +2

    Proverbs 31 ትግ - ምሳሌ
    10: ለባም ሰበይቲ መን ይረኽባ?
    ዋጋኣ ኻብ ዝኸበረ ቐይሕ ዕንቊ የመና ዝኸበረት እያ።

  • @GgJ-oh9dh
    @GgJ-oh9dh 2 дня назад +2

  • @HisperfumeEthiopian
    @HisperfumeEthiopian День назад

    ያረብ ሕፍረት ቓረ ሞቃ በርበረ ወይጣጣ😉😉😉😉😉😉😉😉

  • @MoonaMoon-h5b
    @MoonaMoon-h5b День назад

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @uutgmf0gy921
    @uutgmf0gy921 День назад

    ዋውውው❤❤❤❤

  • @mulumahari7401
    @mulumahari7401 2 дня назад +1

    ❤❤❤

  • @FreHailu-v8c
    @FreHailu-v8c День назад

    Congro❤❤❤

  • @ሳምራዊህይወተይ
    @ሳምራዊህይወተይ День назад +2

    ግን እዘን ናይ ሎሚ ዘመን መራዑ እንታይ ይኮና ኣለዋ😂ኣታ ርዝን እንዶ በላ ማማ ሚያ😮

  • @دستادستا-و8ر
    @دستادستا-و8ر День назад

    ❤❤❤❤❤😂

  • @LakewGizaw-g8i
    @LakewGizaw-g8i 2 дня назад

    chekes best eya

  • @GhFd-v7w
    @GhFd-v7w 2 дня назад

    ሽኮራት❤❤❤❤

  • @MereMere-le2uw
    @MereMere-le2uw 2 дня назад +3

    ኣታይ ደቂ ክንደይ ዕድመ እየሞ😌🤔

  • @selam801
    @selam801 День назад

    ኽንእሱ ቆልዑ ይመሰሉ🥺😘

  • @AbrehetDesta-ur2mw
    @AbrehetDesta-ur2mw 2 дня назад

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ День назад +1

    ቀላል😮😅😅😂😂😂

  • @SlamhAaassdf
    @SlamhAaassdf 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AdiaOppo
    @AdiaOppo День назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @owjfjod
    @owjfjod 2 дня назад

    አሰይይይ ምቅርታየ❤❤❤

  • @TtTt-jp4
    @TtTt-jp4 День назад +1

    😂😂😂😂😂😂

  • @سميره-ش2ح
    @سميره-ش2ح 2 дня назад

    💝💝💝💝💝💝

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh День назад +1

    መጀመሪያ ርሑሰ ጋማ ይገበረሉኩም እግዚአብሔር ገና ንደፈረ አለናዶ ሓቀይ

  • @hfdeyjvdeyj
    @hfdeyjvdeyj День назад

    ቀለልቲ ባህልና ጠፍኡ😢

  • @BhVb-j8f
    @BhVb-j8f 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤😢❤🎉🎉🎉

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 20 часов назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏💯💯💯👌👌👌🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SamiraSamira50-e4w
    @SamiraSamira50-e4w 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @kflomhabtom1825
    @kflomhabtom1825 20 часов назад

    Hij lijkt baby’s 😢

  • @SaudiTaif-ox9xy
    @SaudiTaif-ox9xy 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KisanatAberaha
    @KisanatAberaha 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤❤❤

  • @tsigeredakifle7396
    @tsigeredakifle7396 11 часов назад

    ወይ ግዜ ተጋላቢጡ እቲ ቀደምስ መርዓት ትሐፍር ያ ኔራ.

  • @Meri-k5f
    @Meri-k5f 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Juandb-dn6vi
    @Juandb-dn6vi 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @m.g5367
    @m.g5367 День назад

    Mas eyu kuskiswa zeytejemre hadar abet tahwak😂

  • @aksum-b9b
    @aksum-b9b 12 часов назад

    ሙቁር ባህሊ አጋዝያን

  • @HyatEbrahem-jb7ji
    @HyatEbrahem-jb7ji День назад +1

    ፎካሳት ሕፍረት ቀርዩ

  • @rsanTamp
    @rsanTamp 2 дня назад

    ኣሰይ

  • @AskalAlemat
    @AskalAlemat День назад

    ዝመርዓዊ ክጽልኣካ ፈዛዝ

  • @Yordanos3080
    @Yordanos3080 2 дня назад +1

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ይሕዋተይይይ❤

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 2 дня назад +1

    እቲ መርዓዊስ ኣይግድን

  • @ከምምሕረትካእበርከምግብር

    ቀብዛር መርዓት

  • @TsegayLema-z4o
    @TsegayLema-z4o День назад

    ንእሽተይ ሓፍታ ትህልዋ ዶ??❤❤❤❤

    • @betiBb-ip3xf
      @betiBb-ip3xf День назад +1

      እው አላታ እያ

    • @betiBb-ip3xf
      @betiBb-ip3xf День назад +1

      እወ

    • @TsegayLema-z4o
      @TsegayLema-z4o День назад

      @@betiBb-ip3xf ተታሒዛ ድያ ገና??? ገና ተኮይና ሃየ አነ አለኹ አፋልጥኒ❤❤😍😍😘

    • @RfTu-x4k
      @RfTu-x4k 23 часа назад

      ዓባይ ሓፍታ እያ ዘላታ😂

    • @TsegayLema-z4o
      @TsegayLema-z4o 22 часа назад

      @@RfTu-x4k zkon kindey eyu ??😁😁😁

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh День назад +1

    #ግጥሚ
    #ናይ #ለሚ #ወለድ
    Proverbs 14 ትግ - ምሳሌ
    12: ንሰብ ቅንዕቲ እትመስሎ መንገዲ ኣላ፤
    መወዳእታኣ ግና መንገዲ ሞት እዩ።
    ✍️ሔዋን ፅባቐአን አፈጣጥርአን ብአምሳልን ብአርአያን እግዚአብሔር ልተፈጠረት ድንቂ ፍጥረት እያ።
    ✍️ሔዋን ሕልፊ ኻልኦት ጥበብን ምስትውዓልን፣ ብልሓትን ንቕሓትን ፣ምህዞን ተሞክሮን፣ህድአትን ተፃዋርነትን፣ለለዋ ፍልይቲ ፍጥረት እያ።
    ✍️ሔዋን ብለለዋ ብልተውሃባ፣ይዕበ ይንአስ፣ይውሓድ ይብዛሕ፣ንስስዐ ተፀይፋ ንበረኸት ፈጣሪ ተነፂፋ፣ይኾነኒ እዩ በሃሊት ንፈጣሪአ ድማ አመስጋኒት ልኾነት ብርኽቲ ፍጥረት እያ።
    ✍️ሔዋን መልክዓ! መዓልታዊ ሠናይ ግብራ፣ስነ-አእምራዊ አተሓሳስበአ፣ውሽጣዊ ህንፀት ስነ-ልቦንአ፣ደጋዊ ምዕሩግ አከዳድነአ፣እዱብ ልሳን አዘራርበአ፣ትሑት አንደበት አከባብረአ ምኳኑ ጥራሕ እትግንዘብ እያ ሔዋን ማለት።
    ✍️ሔዋን ኩሉ ግዜ ክብራ ንምሕላው እትቃለስ፣ ለይትንካእ፣ለይትድፈር፣ክብራን ክብሪ ካልኦትን እትሕልው ተቓላሲት አዛል (ሓያል) ፍጥረት እያ።
    ✍️ሔዋን ኪደት መንገዳ፣ህሉዉ ናብርአ፣መፃኢ ዕላምአ፣አስተውዒላ ብምግንዛብ ንስለ ዕላማአ ኢላ ዕድመ ንእስነታ፣ ናይ ፍቕሪ ግዜአ፣ናይ መርዓ ናይ ደርዓ ግዝያታ፣ናይ ፅባቐ ነብሳ መዓልትታት፣ንስለ ቀዳማይ ዕላማአ መስዋእቲ እትኸፍል ጠንካራ በዓልቲ ዕላማ ሔዋን እያ።
    Proverbs 31 ትግ - ምሳሌ
    10: ለባም ሰበይቲ መን ይረኽባ?
    ዋጋኣ ኻብ ዝኸበረ ቐይሕ ዕንቊ የመና ዝኸበረት እያ።
    Proverbs 31 ትግ - ምሳሌ
    30: ፅባቐ ሓሰት እዩ፤ ቁንጅና ድማ ኸንቱ እዩ፤
    ንእግዚኣብሄር እትፈርሕ ሰበይቲ ግና፥
    ክትነኣድ ይግብኣ።
    ✍️አረ እንታይ ወሪዱና ደቂ ሔዋን ጥራሕና ኣብ
    ሚዳይ አረ ናበይ ክይዱ እቱ ግርማና ናይ ኣደታትና
    ✍️ ሔዋንተይ ልቢ እባ ንበለ ገና ከይ መሸየና
    ንኩን ከመ እተን ቃደምት ኣዶታትና
    አይ ሔዋን ኣሰፍሕ ኣቢለክ ናይ ነበሰኪ
    ተተሓሰቢ ኣብት ውቀበቲ እኪ እኮ ኣብ
    ቅዱሚ ፈጣሪኪ ኢየሱስ ክርስቶስ
    ደንቂ ገሩ ዝፈጠረኪ ብኣምሳሉ ገሩ
    ✍️ሔዋንይ ፍርሓት እግዚአብሔር ይሃሊኪ
    ናይ ዓለም ኩሉ ኮኑቱ እዩ ኮኑቱ አረ ናብ ቤት
    እግዚአብሔር ኣምሪሒ ኣብኡ እዩ ዘለ ተሰተዩ ዘይውዳኣ ፈልፈሊ ማይ ሂወተ ነበስኪ እፍይ ተበለሉ ኣይ ሔዋንይ ሕሰብ እማ ኣበሊ
    ህድእ ኢለኪ ።
    Genesis 1 ት80 - ዘፍጥረት
    27: ኣምላኽ ድማ ብመልክዑ ሰብ ፈጠረ።
    ብመልክዕ ኣምላኽ ፈጠሮ።
    ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ፈጠሮም።
    ✍️ኩሉ እተደሊዮ ትረኪቢዮ እኪ ካብ ፈጣሪኪ
    ቃል እግዚአብሔር እኮ ከመዚ እዩ ዝበለና
    Matthew 7 ት80 - ማቴዎስ
    7-8: ዝለመነ ኹሉ ይቕበል እዩ፡ ዝደለየ ድማ ይረክብ፡ ማዕጾ ዃሕዃሕ ንዘበለውን ይኽፈተሉ እዩ እሞ፡ ለምኑ ይውሀበኩም። ድለዩ፡ ትረኽቡ። ማዕጾ ዃሕኳሕ ኣብሉ፡ ይኽፈተልኩም እዩ።
    ✍️ሔዋንይ ንዒማ ቃል እግዚአብሔር ከ ተማሃሪ
    ካቡኡ ኩሉ ተፈለጢዮ ኢኪ ናይ እግዚአብሔር ዝካፈለልኪ ወዕለተ ኣብ ቆራንዮ ደሞ ዝካዓወልኪ እሰኪ ከይት ጠፊኢዮ እኮ
    ሰለኪ በጃ ሓሊፈሉኪ ሔዋን ልቢ በሊ ።
    ✍️ኣዳምየ ናዓይ እንተ ደሊኻኒ ሔዋንይ ግራምኪ ሓሊዉ በለኒ ከመተን ቃደማት ቅዱሳን ኣድታትይ ጎይታይ ክበለኻ ጎይተይተይ በለኒ እግዚአብሔር ክፈተወና ሕዳርና ካባረክልና ዉሉዳና ቅዱሳን ክኮንልና ናብ ቤት እግዚአብሔር ይመርሕ እግርና ኣዳምይ
    ✍️ሔዋንይ ሓደ ነገረ ክበለኪ ኣይተተ ሃወኪ ህድእ በሊ ኩሉ ተረኪቡሉ ኢኪ ብዓቀሊ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሔዋንንይ ዓቀሚ አዳም እንተ መሊኢኪ መርዓኪ ብማህሌት ብመዝመር ምስ ናይ ምስጋና ብቅርባን ክኮነለኪ ፈጣሪኪ ለመኒ ለቲ ምስ መዓልት ምክንያት እቱ ዓቢይ ክብሪ ኣብኡ እዩ ዘሎ ብሓቂ አረ ክንደይ እካ ትቃንእ መንፈስ ቅኒኢ ይሕዘኻ ብመዝመር ብምስጋና ኣክሊለ ደፊኢም እግዚአብሔር ፈቂዱለም ኣብ ክብረ ዝበቁዑ ክንደይ ተዓዲለም እግዚአብሔር ዝባረክም ።
    ✍️ሔዋን ኣብ ምድቃሰኪ ህድእ ኢለኪ ልቢኪ መረመረ ኩሉ ተፈለጢዮ እኮ እቱ ወፂኢቱ ናይ ነብስኪ።
    Proverbs 31 ትግ - ምሳሌ
    10: ለባም ሰበይቲ መን ይረኽባ?
    ዋጋኣ ኻብ ዝኸበረ ቐይሕ ዕንቊ የመና ዝኸበረት እያ።💌✅ ኣምለክይ ለባም ሔዋን ግበረኒ አሜን፫
    👉ብዘይ ምክብባር ፍቕሪ ይጠፍእ እየ።
    👉ብዘይ ሓልዮት ፍቕሪ ኣሰልቻዊ እዩ።
    👉ብዘይ ቅንዕና ፍቕሪ ዘይሕጉስ እዩ።
    👉ብዘይ ምትእምማን ፍቕሪ ዘይርጉእ እዩ።
    👉ምክብባር እንተ አለዩ ፍቕሪ አሎ።
    👉 እምነት እንተ አለዩ ፍቕሪ አሎ።
    👉ሓልዮት እንተ አለዩ ፍቕሪ አሎ።
    ወስብሀት ለእግዚአብሔር
    ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም
    ወለመስቀሉ ክብር አሜን፫

  • @ساره-س4ض
    @ساره-س4ض День назад

    ኣቶም ስባት ሕፍረት ቀርዩ ፍኦ ፈካሳት😂😂😂😂😂😂😂

  • @ዓዊ
    @ዓዊ День назад

    ፎካስ መርዓት

  • @HfgfGejd
    @HfgfGejd 6 часов назад

    🥰♥️♥️♥️🎉🎉🎉🎉

  • @Hfsas-w5z
    @Hfsas-w5z 17 часов назад

    😂😂😂😂😂

  • @امعبدالله-ذ9ز
    @امعبدالله-ذ9ز 2 дня назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HcJg-yn7vy
    @HcJg-yn7vy 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meronmeron-e4p
    @meronmeron-e4p 2 дня назад

    ❤❤❤

  • @Yordanos3080
    @Yordanos3080 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @زهراءحبشي-خ8ح
    @زهراءحبشي-خ8ح День назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ahmqhkma2859
    @ahmqhkma2859 2 дня назад +1

    ❤❤❤🎉

  • @RobilWulud
    @RobilWulud 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SemharGebreyohannes
    @SemharGebreyohannes День назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @liliGoltigray
    @liliGoltigray 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tadesetfesaheye5893
    @tadesetfesaheye5893 День назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Saloly-u6l
    @Saloly-u6l День назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ዛፊዩቱብZafutubu
    @ዛፊዩቱብZafutubu 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZFANMEKONEN
    @ZFANMEKONEN День назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AsRd-r7i
    @AsRd-r7i День назад

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @VvVh-r6w
    @VvVh-r6w День назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @genetGeidey-cy4gx
    @genetGeidey-cy4gx 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤