Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Egzabiher ymesgen Amen 🙏🙏🙏 enqao beslam mexaka kubr hawnan memhrnan qale hiwet yesmolna xegaka yebzhayo ❤❤❤
እዙ ግዜ ብጣዕሚ የፍርሕ ፈፃሜና የፀብቅለና አብታ ፅንዕቲ እምነትና የፅንዐና እግዝዮ ማሃረነ ክርስቶስ ብሓሊ ሒዝካ ናብ ፀበል በርሚል ቅዱስ ጀወርጊስ ይውሰዱ
እግዚኣብሄር ምሕረቱ የውርደልኩም እምበር ህዝብን ሃገርን ኣይድምሰሱን እዮም።እግዚኣብሄር ብ1% ቅኑዕ ግብርና ን99% በደልና ዝድምሥስ ኣበሳና ዝሓድግ የዋህ መፍቀሬ ሰብ እዩ❤❤❤።
Welcome ክቡር መምህርና ንፈትወኩም📖💙
Egzio meharene kirstos ayni lbna yikfetelna ❤❤❤
❤❤❤ ቃል ህይወት የሰመዐልና 🌿🌿
God bless you and your family thanks ❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም መምህርና❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና🙏❤❤❤
Amen kale Hiowet yesmlna kuer memhrna xegiu yebzelkum bhaki🥰 egzabher bemhrtu 🎉
እግዚአብሄር አምላክ ይሓልወና እንበር እነ ይገርመን እዩ ብፍላይ ደቅ ኤፍሬም 😭😭
ፀበቅ አልና
ነብስኺ ፍለጥ ጽቡቕ ኣለና
ቃለ ሂወት የሰምኣልና ክብር ሓወና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህር
እንካዕ ብስላም መፃኹም ኩቡር መምህርና ዘመኑ ምስትውዓል ዘድልዮ እዩ እሞ ኣምላኸ ቁዱሳን ብቁዱስ መንገዱ ይምርሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉♥️♥️♥️
ኣነ ጠንቂ ናይዚ ሽግር ዝመስለኒ ካብ ጳጳሳትን ሰበኽትን ጀሚርካ እዩ ዝመጽእ፡ ኣብ ስብከቶም ክርስትና ጥራይ ኣብ ክንዲ ዝምህሩ ብዝኾነን ዘይኮነን ንኢትዮጵያ ቅድስቲ ሃገር እናበሉ ምስ ክርስትና ሓዋዊሶም እዮም ዝዛረቡ፡ ንኢትዮጵያ ካብ ሃገር ሓሊፉ መንፈሳዊ ሓይሊ ከምዘለዋ ጌሮም ንህዝቢ ኣእሚኖሞ ሕጂ ከኣ ሽግር ፈጢሩ እንሀለ፡ ንሕና ውን ሓደራ ሃይማኖትን ሃገርን ንፈላሊ፡ ንሓሶት ምህሮ ኤፍሬም ከኣ ብሓይሊ ኣምላኽ ንቃለሶ።እታ ዝዓበየት ምንጪ ሽገር ኣብ ቤተክርስትያን ዘላ ግን ንጳጳሳት ደሞዝ ምሃብ እዩ።
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምኩም ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህረይ❤🎉🎉
❤ Tebarek hawnan memhirnan entay kemzbleka ayfeltn iye wengel bzey frhat beaka tisbek ala ..Egziabher tseguu yebzehalka delay selam fikri dhnet deki sebat zegedseka seb...ksab mewdaeta kexlo brgxx asibi alo
ኣነስ ናቶም ሳዓብቲ ኢፍሬም እዩ ግርም ዝብነኒ እግዛቢሄር ኣምላክ ልቦና ይሃበና😢😢
Tkkl abkorona nsemoo nerna dekar adey mariyam ab akel eyosus ztekebrelu zleweldelu ab akele kbl ms semaaku shueu ms gedefkuw ksab hji rieyo ayfeltn egziabher ymesgen
Were ane zfelta nera hiewan Adam ab Eritrea eiu mebekolom ms bele mehazuta ykawemuwa semieyom ane wn entay emo tbli aleki nezi ke tkbeliyo ab zbelkuwa gzie emo ni'eeu yglexelu ykewn gele eilatni wa entay tbl ala eile gerimuni?
@@crossisourpowerembrhanmrhn6647ይገርም እዩ ተገሊጹልና እንዳ በሉ እንድዮም ዝላገጽሎም ዘለዉ 😢😢
ሰላም መምህር ከመይ ኣሎካ ብጣሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢካ ትምህር ክሳብ ሕጂ ዪሰምዕየ ይካታተለካየ ብዛባ መናፍስቲ ግን ቡዙሕ ምተዛረብና ኔርና ብዉሽቲ ቁጽርካ ጽሓፈለይ መምህር ካሳሁን ሓወይ
አምላኬ ሆይ አንተ ነህ የእውነት መንገድ መልካም መንገድ ምራኝመድኃኒ ዓለም አባቴ አደራህ በጎችህ😢 ጠፍተናልና
Amen kale hiwet yesmalna 🎉❤
መምህርና❤ዕድመ ይሃብኩም
፤ቃለህወት ያስመዐልና❤🎉ድኹልና እግዚአብሔር አምላክ ልብ ያሃበና
ኩላትና ንጠንቀቅ ኣሕዋት ብዝፈለጥናዮ ቤተሰብናን ጎራባብትናን ህዝብናን ነንቅሕ ግዚኡ ከፊኡ እዩ ዘሎ ንጠንቀቅ ኣሕዋተይ ኣምላክ መወዳእታና የፀብቀልና
ሕማቅ ግዜ በጺሒና ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም 😢😢❤❤❤
welcome ክብር መምህረና🎉🎉🎉🎉
Egzio mharena krstos ❤❤❤❤❤❤❤medhaniealem aboy yqre belelna❤❤❤❤
እግዚኦ ተሳሃለነ ክርስቶስ 😢 ልብና ይስጣችሁ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ በእውነት ብጣዕም ያሳዝናል የምር!!🙏
ሰላም ፍቅሪ ቅሳኔትን ንኩሉ ህዝቢ❤❤❤ ስብሓት ለእግዚእብሔር ወለወላዲቱ ድንጊል ሎሚን ጽባሕን ንዘላለም ይኩን
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ😢
Egziabher aeynte libonana yebrihalna. Atum sebat ntom kahnatsi nisu ezi belu ezi aytibelu yiblom. Egziabher yirdeana tekal gize betsihna! Kale hiwet yesmialna hawey!
እዝጋብሄ ዕድመ ይሃብካ።
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ❤
Amen amen amen
Kale hiwet ysemana memhrey yhazen eu egzibeher amalk yhaliwen keb kemz ❤
እግዝኦ መሃረና ክርስቶስ እዋይ ጉድ
ካብ ኢፍረም ወፃኢ ዘለናለሲ መሳኪን ካብኦም ዝገደደድና ኢና ዳሓር ካአስ ደቂ ኢፍረም ንብል ናብ ትክክል ክምለሱሲ ብምንታይ ኢና አርአያ ኮይንናዮ አብ fb አውፂና ዝለ ዝፀረፍናዮምን ዝሰሓቅናዮምን ድዮም ክመፁና ክንደይናይ ውድቃት ኢና ሰብ ተተጋግዩ ብስርዓትን አግባብን ተርእዮ ብግብሪ ንሕና "ከ ንዝተጋገየ " ሰሓቁን አቃሉሉን ዝብል መፅሓፍዶ አለና እዩ?????????? መምሰልቲ ኮይንና እንበር "እቲ ናትና ነገር ንሳቶም ፈተና እዩ ስለ ዝፀናዕና ይብሉ😢ሓቆም። ዋላ አብ ሓቂ አይሃልዩ ።ሓቂ አየርአናዮምን ።።።ስለዚ ንሳቶም ብቻ ዘይኮኑ ካብ ኃይማኖት ወፂኦም ዘለው ንሕናለ ኢና።።።።ነብስና ንፈትሽ። ንሰብ ድማ አብ ርእሲ ጌግኡ ጌጋ አይንወስከሉ😢😢😢 መምህርና ጸጉኡ የብዝሕ ንኩላትና መንገዱ የብርሀልና አምላክ እግዚአቢሔር📖💙😔
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና❤
❤❤❤
ሳብስክራይብ ግቦርለየይ ደቅ ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ዶሞ ሃይማኖት ኩም ሓደራ ግዝየኡ ሕማቅ እዩዋ😢
እሽን ማዓረይ እግዚአብሔር ይሓልወና እንበይ😢
Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ሓዚነ ኣለኹ ዝፈትዎም ኣቦ ኣባል ናይዚ ሕብረት ብምኻኖም
😢😢😢nay bhaki
ብሓቂ የሕዝን😢
ክቡር ሓወይ ናይ ኣስመራ ሲኖዶስ ዘይኮነ ናይ ኢርትራ ሲኖዶስ ድአ በል ለባም ናመሰልካ ምዕሻው ጽብቅ ኣይኮነን፡ ንቦታትካ እንታዮም ብዘየገድስ በቲ ኣምላክ ዝሃቦም ስልጣን ክብሪ ምሃብ ንነብስካ እየ፡
❤❤❤ቃል ሂወት የስማና
እግዚኦ ተሰሃለነ ክርስቶስ
Egzio mharena chirstos 😢
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏✝️💒❤❤🙏
Besmeab wewld🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ የሕዝን እውነትእግዚአብሔር ናብ መንገዲሓቂ ይምለስኩም ያጎይታ ዓለም ዘይ ምፍላጥ ክሓስም
Kufue kitgebru keydekeskum tihadru dufunat yemro des aybelkum 36 tabot weridlna alo hirer belu hiji👈😭😭😭😭
Eti margam zeftu melkium do sedewio eti tabot yegramni u natkium amlke aynie lebankium yekftio ember nehilkiu ekium
እሞ እዝይ ምስ ብፁዕ አቡነ ኤርምያስ ዘተሓሕዝ ታይ ኣለዎ ከቨር ገይርካ አምጺእኻዮም በጃኹም ኣይተሓዋውስዎ
❤🙏
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ከም ሎሚ ሓዚነ ኣይፈልጥን ኢየ እቲ ቀሺ ቀልኣብ ኣባት ነብሰይ ኢዩ ኔሩ ኣብ ካርቱም ክርሎ ጋሉን ሰበይቱን መይተንኦ ሕጂ ኣዲስ ኢዩ ዘሎ ብሰንኪ ጸገም ምርነባብሮን ሕጽረት ገንዘብን ኢዩ ኣትይዎ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ በጃኹም ኣብ ከባቢኡ ዘለኹም ሰባት ገለ ግበሩ
Nay bhaki knu abo eyom neyrom eza hawey...ane wn aboy eyom neyrom....gn msti zegateme shgere...adiss Ms kedu gele zegateme keykewen skfta aloni .....amlak nab lbom ymelesom....kulna ka bebakmna nfeten...🥲🥲
ጽቡቅ ኣለኻ ናይዚ ቀሺ ቃላኣብ ዝብሃል ምሳና ነይሩ ካርቱም
ኣብዙ ማሕበር ዝዕደል ገንዘብ ኣሎ ድዩ?
Besme slasie, tblo tefikum bhaki Genzeb siunu atiwo tblu tsedki eba deliu bhaki lebam thut abo eyom zkehadkum nskum ekum abzi mahber bzeka mezmur, sbket, nsha, Qurban kalie yelen gn bdege zeykewn semikum aytfredu amlak keyferdekum aba keshi kaleab tiuy mengedi hizom alem yeneshu alewu ab masmedia wexika gbri amlak zeyblu wnjela xbah eda kekonena nebsna nhkek nsha nwsed sgun Demut tekebila zelalemawi hiwet nwres beal kasahun bzeka were entay mhirom eske mermru nebskum.
❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤😢
😢😢😢
Abet yqr ybelena egzabher ab lbom ymlesom
😢😢😢😢😢😢😢😢
Amen
Bemengedih miran amlake
በቲ ኮይኑ በቲ ኩላትኩም ሓደ ኢኩም
ዝዶንቆሮ ህዝቢ ነዚ ኢፍሮም ዝስዕብ መሳክን ደቃዓዱ ይስዕብዎ
ኣስመራ ኣበይ ሃገር ትርከብ
Ab Eritrea trkeb gal dngley haftey
Ezi Hzbi tetselilu eu
የኢ /ያ ጳጳሳት እና ሁሉ ም ጦንቛዮች ሁሉም ኣንድ ናቸው ከእግዚኣብሄር የፈጠረው ሰው ሰይጣን ይሻለኛል ያሉ ጳጳሳት ኢ/ያ ናቸው ሰለዚ እህተማርያም ትሁን ጳጳሳት ኢ/ያ ሁሉም ኣንድ ናቸው ከኒዚህ እግዚኣብሄር ይሰውረን
አየ ኤፍረም ድሩየ😂😂 መምህርና❤❤
የስሕቅ ድዩባ😢😔
😢😢😢ብሃይማኖት😢ቀልዲ የለን ኣይሰሓቅን
Menafti meskel goyta yhbu diom Tabot yhbu atum hzbi entay nkewn ala gn
Abiet anta Kasahun wedey eti Kihnet tewaridu bi Efriem ziezezu
😭😭😭🥱🥱🥱🥱🥱😭😭😭🥱🥱🥱
ካብ እህተ ማርያም ሓዳሮም ወጺኦም ክክክክክክክ 😂😂😂😂😂 እታ መለኸት ዝሃርማ ከኣ ልክዕ ናይቶም ን ክርስትያን ዘሳጉጉ ዝነበሩ ሮማውያን ተኸተልቲ ናይ ጣኦት ኣፕሎን ትጥዕም
Ezi helek abey eyu kebxhaka gn bzaeba nshan xemn xelotn zeytmhr gda ztefie zelo hzbka mles ab mnfkna mslmna zkedu zelewu ember haw Efrem eko amlaku hizu zhafrelu meknyat yeblun.
Atum sebat namlak kab semay mrad newihwos ab mdri mexiu tesewiru wey gud bekeme mhretke amlakne
ኣታ ኣነ ክበክዶ 😢 ክስሕቕ😂 ተሓዋዊስኒ
የብኪ እንበር ታሞ ንስሕቀሉ እቲ ደው ዝበለ ዝመስል ከይወድቅ ይጠንቀቅ ይብል ሃወርያ ጳውሎስ ስለዚ ንሕናም ፅባሕ አይንፈልጣን💙😔
Photo nay Efrem tezey gerka zeyrayelka du koynu tekilka zeytmhr
ሃብቶም ምሽ ናይ ካሳሁን ከይትሰሙ ተባሂልካ እንታይ ትገብር ኣለካ ን ኢፍረም ክነግረልካ እየ ተነሳሕ ኣብ ፈረንሳ ተኣኪብካ ከኒካ መሊስካ ትእዛዝ ቲሒስካ
@@eritreanashkor7169 sk bel hasawi abey tfelteni
😂😂😂@@eritreanashkor7169
ኣይ ድያቖን ሓወይ ኣይተገራህ እዛ ናይ ኣብርሃ ካሳ ቤተ ሰይጣን ኣይትእመና ኤፍረም ሎሚ ጥራሕ ድዩ ሕማቕ መልእኽቲ ይሕሊፉ ኣይኮነን ስም ውፍይ ኣሊዒሉ ከድንቕ ሰለ ዝሰምዐት እያ ካብ ኣያታታ መልእኻታ ተቐቢላ እያ ትሕልፍ ዘላ። ስለዚ ኣዛ ትውግዝ ዘላ ናይ ኣብርሃ ካሳ ካብ ናይ ኤፍሬም እንተዘይ ዓብዩ ካብ ናቱ ዝንእስ ወረደት የብላን ስለዚ ዝተወገዘ ደኣ ሞ ካብ መዓስ እዩ ክውግዝ ፍቓድ ዝሃቦ
ክሓተካ ኣብ ናይ ኣቦና ኣንጠንዮስ ዘለካ ኣረኣእያ ከመይ እዩ ኣብርሃልና ???????
ርኹስ ንባዕልኻ፥ሓስዊ መናፍቕ። ቻነል ከፊትካ ትጥንቁል።ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ብባዓል ንስካ ርኹሳትን ሓሰዉትን መምሰልትን ወስላታትን እትላዓል ኣይኮነትን።
😂😂😂 intay zbeliwo xinxiway u mesakin hizbi qurub zeyridiom
ሓሳዊ ናይ ዳዉሎስ መሳርሂ ናይ እድካ ትረኽበሉ ሓጽር ኣይኮነን ኣንታ ሓሳዊ መጣቆሲይ ንሓሶት መቸም ኣቦኣ እኻ መሳርሂ ዳዉለስ😢😂😢😂😢
ካሳሁን ኣኽፊእካ ብቕንኢ ውጽኣት ሒዙካ፥ኤፍሬም ጥራይ ኮይኑ ዘረባኻ።እዋይ ሓፊርና ኣብ ክንዳኻ።ክክክክክክክክክ😂😂😂ደቂ ብልያል ኣብ'ዚ ታሕቲ ጫቕ ጫቕ ትብሉ ዘለኹም እ/ሔር ይገስጽኩም።
_እንታይ እሞ ክቀንኦ እዩ ኣሕዋተይ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ መሰተወዓሊ ልቢ ይሃብኺም ናብ እቲ ቅድሰቲ ሃይማኖት ይመልስክም ለቱ ሥብሃት ኣምላኽናን ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርሰቶሰ ብዝሓተ ሓሻውቲ ነብያት ክመፁ እዮም ንብዝሓት ካኣ ከስሕቱ እየም ዝቦሎ ቃል ሐዝ ርእናዎ ኣሕዋተይ__ክቡር መምህርና ካሳሁን ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጥበቡ ምስጥሪ ይግለፀልኩም አሜን አሜን አሜን💞💞💞_
Eway do kea aynti libonakum ykfet fetari.
አረ ተሕዝን /ኒ ቅዱስ ስራሕ እዩ ዘቅንእ እምበር ናይ ክሕደት ኣስተምህሮ እሞ እንታይ ዘቅንእ ኣለዎ ክሕደት ምህርቲ ዝምህር ከዓ ዕጫ ንስጥሮስን ኣርዮስን ... ካልኦትን እዩ ይረክብ
@@ማርያመይመዝሙረይ *ቅንኢ ሓያል 'ዩ ቃየል ነቦና ኣቤል ብኸምዚ ናይ ካሳሁን ሒዝዎ ዘሎ ሕማም ቅንኢ ምስ ተለኽፈ 'ዩ ኮ ቀቲሉዎ።ስለ'ዚ,,*
@@ማርያመይሕድርኺ-cu9ey😂😂😂ወድ እፍረም ደኻ
Amselu Aryos mada haimanot😢
ata nkesahun dika/diki?
@@gherimahalaley8409yes entay diyu fetari diyu😅kasahun
😢😢😢😢😢😢
😢😢
Egzabiher ymesgen Amen 🙏🙏🙏 enqao beslam mexaka kubr hawnan memhrnan qale hiwet yesmolna xegaka yebzhayo ❤❤❤
እዙ ግዜ ብጣዕሚ የፍርሕ ፈፃሜና የፀብቅለና አብታ ፅንዕቲ እምነትና የፅንዐና እግዝዮ ማሃረነ ክርስቶስ ብሓሊ ሒዝካ ናብ ፀበል በርሚል ቅዱስ ጀወርጊስ ይውሰዱ
እግዚኣብሄር ምሕረቱ የውርደልኩም እምበር ህዝብን ሃገርን ኣይድምሰሱን እዮም።እግዚኣብሄር ብ1% ቅኑዕ ግብርና ን99% በደልና ዝድምሥስ ኣበሳና ዝሓድግ የዋህ መፍቀሬ ሰብ እዩ❤❤❤።
Welcome ክቡር መምህርና ንፈትወኩም📖💙
Egzio meharene kirstos ayni lbna yikfetelna ❤❤❤
❤❤❤ ቃል ህይወት የሰመዐልና 🌿🌿
God bless you and your family thanks ❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም መምህርና❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና🙏❤❤❤
Amen kale Hiowet yesmlna kuer memhrna xegiu yebzelkum bhaki🥰 egzabher bemhrtu 🎉
እግዚአብሄር አምላክ ይሓልወና እንበር እነ ይገርመን እዩ ብፍላይ ደቅ ኤፍሬም 😭😭
ፀበቅ አልና
ነብስኺ ፍለጥ ጽቡቕ ኣለና
ቃለ ሂወት የሰምኣልና ክብር ሓወና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህር
እንካዕ ብስላም መፃኹም ኩቡር መምህርና ዘመኑ ምስትውዓል ዘድልዮ እዩ እሞ ኣምላኸ ቁዱሳን ብቁዱስ መንገዱ ይምርሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉♥️♥️♥️
ኣነ ጠንቂ ናይዚ ሽግር ዝመስለኒ ካብ ጳጳሳትን ሰበኽትን ጀሚርካ እዩ ዝመጽእ፡ ኣብ ስብከቶም ክርስትና ጥራይ ኣብ ክንዲ ዝምህሩ ብዝኾነን ዘይኮነን ንኢትዮጵያ ቅድስቲ ሃገር እናበሉ ምስ ክርስትና ሓዋዊሶም እዮም ዝዛረቡ፡ ንኢትዮጵያ ካብ ሃገር ሓሊፉ መንፈሳዊ ሓይሊ ከምዘለዋ ጌሮም ንህዝቢ ኣእሚኖሞ ሕጂ ከኣ ሽግር ፈጢሩ እንሀለ፡ ንሕና ውን ሓደራ ሃይማኖትን ሃገርን ንፈላሊ፡ ንሓሶት ምህሮ ኤፍሬም ከኣ ብሓይሊ ኣምላኽ ንቃለሶ።
እታ ዝዓበየት ምንጪ ሽገር ኣብ ቤተክርስትያን ዘላ ግን ንጳጳሳት ደሞዝ ምሃብ እዩ።
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምኩም ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህረይ❤🎉🎉
❤ Tebarek hawnan memhirnan entay kemzbleka ayfeltn iye wengel bzey frhat beaka tisbek ala ..Egziabher tseguu yebzehalka delay selam fikri dhnet deki sebat zegedseka seb...ksab mewdaeta kexlo brgxx asibi alo
ኣነስ ናቶም ሳዓብቲ ኢፍሬም እዩ ግርም ዝብነኒ እግዛቢሄር ኣምላክ ልቦና ይሃበና😢😢
Tkkl abkorona nsemoo nerna dekar adey mariyam ab akel eyosus ztekebrelu zleweldelu ab akele kbl ms semaaku shueu ms gedefkuw ksab hji rieyo ayfeltn egziabher ymesgen
Were ane zfelta nera hiewan Adam ab Eritrea eiu mebekolom ms bele mehazuta ykawemuwa semieyom ane wn entay emo tbli aleki nezi ke tkbeliyo ab zbelkuwa gzie emo ni'eeu yglexelu ykewn gele eilatni wa entay tbl ala eile gerimuni?
@@crossisourpowerembrhanmrhn6647ይገርም እዩ ተገሊጹልና እንዳ በሉ እንድዮም ዝላገጽሎም ዘለዉ 😢😢
ሰላም መምህር ከመይ ኣሎካ ብጣሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢካ ትምህር ክሳብ ሕጂ ዪሰምዕየ ይካታተለካየ ብዛባ መናፍስቲ ግን ቡዙሕ ምተዛረብና ኔርና ብዉሽቲ ቁጽርካ ጽሓፈለይ መምህር ካሳሁን ሓወይ
አምላኬ ሆይ አንተ ነህ የእውነት መንገድ መልካም መንገድ ምራኝ
መድኃኒ ዓለም አባቴ አደራህ በጎችህ😢 ጠፍተናልና
Amen kale hiwet yesmalna 🎉❤
መምህርና❤ዕድመ ይሃብኩም
፤ቃለህወት ያስመዐልና❤🎉ድኹልና
እግዚአብሔር አምላክ ልብ ያሃበና
ኩላትና ንጠንቀቅ ኣሕዋት ብዝፈለጥናዮ ቤተሰብናን ጎራባብትናን ህዝብናን ነንቅሕ ግዚኡ ከፊኡ እዩ ዘሎ ንጠንቀቅ ኣሕዋተይ ኣምላክ መወዳእታና የፀብቀልና
ሕማቅ ግዜ በጺሒና ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም 😢😢❤❤❤
welcome ክብር መምህረና🎉🎉🎉🎉
Egzio mharena krstos ❤❤❤❤❤❤❤medhaniealem aboy yqre belelna❤❤❤❤
እግዚኦ ተሳሃለነ ክርስቶስ 😢 ልብና ይስጣችሁ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ በእውነት ብጣዕም ያሳዝናል የምር!!🙏
ሰላም ፍቅሪ ቅሳኔትን ንኩሉ ህዝቢ❤❤❤ ስብሓት ለእግዚእብሔር ወለወላዲቱ ድንጊል ሎሚን ጽባሕን ንዘላለም ይኩን
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ😢
Egziabher aeynte libonana yebrihalna. Atum sebat ntom kahnatsi nisu ezi belu ezi aytibelu yiblom. Egziabher yirdeana tekal gize betsihna! Kale hiwet yesmialna hawey!
እዝጋብሄ ዕድመ ይሃብካ።
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ❤
Amen amen amen
Kale hiwet ysemana memhrey yhazen eu egzibeher amalk yhaliwen keb kemz ❤
እግዝኦ መሃረና ክርስቶስ እዋይ ጉድ
ካብ ኢፍረም ወፃኢ ዘለናለሲ መሳኪን ካብኦም ዝገደደድና ኢና ዳሓር ካአስ ደቂ ኢፍረም ንብል ናብ ትክክል ክምለሱሲ ብምንታይ ኢና አርአያ ኮይንናዮ አብ fb አውፂና ዝለ ዝፀረፍናዮምን ዝሰሓቅናዮምን ድዮም ክመፁና ክንደይናይ ውድቃት ኢና ሰብ ተተጋግዩ ብስርዓትን አግባብን ተርእዮ ብግብሪ ንሕና "ከ ንዝተጋገየ " ሰሓቁን አቃሉሉን ዝብል መፅሓፍዶ አለና እዩ?????????? መምሰልቲ ኮይንና እንበር "እቲ ናትና ነገር ንሳቶም ፈተና እዩ ስለ ዝፀናዕና ይብሉ😢ሓቆም። ዋላ አብ ሓቂ አይሃልዩ ።ሓቂ አየርአናዮምን ።።።ስለዚ ንሳቶም ብቻ ዘይኮኑ ካብ ኃይማኖት ወፂኦም ዘለው ንሕናለ ኢና።።።።ነብስና ንፈትሽ። ንሰብ ድማ አብ ርእሲ ጌግኡ ጌጋ አይንወስከሉ😢😢😢 መምህርና ጸጉኡ የብዝሕ ንኩላትና መንገዱ የብርሀልና አምላክ እግዚአቢሔር📖💙😔
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና❤
❤❤❤
ሳብስክራይብ ግቦርለየይ ደቅ ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ዶሞ ሃይማኖት ኩም ሓደራ ግዝየኡ ሕማቅ እዩዋ😢
እሽን ማዓረይ እግዚአብሔር ይሓልወና እንበይ😢
Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ሓዚነ ኣለኹ ዝፈትዎም ኣቦ ኣባል ናይዚ ሕብረት ብምኻኖም
😢😢😢nay bhaki
ብሓቂ የሕዝን😢
ክቡር ሓወይ ናይ ኣስመራ ሲኖዶስ ዘይኮነ ናይ ኢርትራ ሲኖዶስ ድአ በል ለባም ናመሰልካ ምዕሻው ጽብቅ ኣይኮነን፡ ንቦታትካ እንታዮም ብዘየገድስ በቲ ኣምላክ ዝሃቦም ስልጣን ክብሪ ምሃብ ንነብስካ እየ፡
❤❤❤ቃል ሂወት የስማና
እግዚኦ ተሰሃለነ ክርስቶስ
Egzio mharena chirstos 😢
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏✝️💒❤❤🙏
Besmeab wewld🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ የሕዝን እውነት
እግዚአብሔር ናብ መንገዲ
ሓቂ ይምለስኩም ያጎይታ ዓለም ዘይ ምፍላጥ ክሓስም
Kufue kitgebru keydekeskum tihadru dufunat yemro des aybelkum 36 tabot weridlna alo hirer belu hiji👈😭😭😭😭
Eti margam zeftu melkium do sedewio eti tabot yegramni u natkium amlke aynie lebankium yekftio ember nehilkiu ekium
እሞ እዝይ ምስ ብፁዕ አቡነ ኤርምያስ ዘተሓሕዝ ታይ ኣለዎ ከቨር ገይርካ አምጺእኻዮም በጃኹም ኣይተሓዋውስዎ
❤🙏
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ከም ሎሚ ሓዚነ ኣይፈልጥን ኢየ እቲ ቀሺ ቀልኣብ ኣባት ነብሰይ ኢዩ ኔሩ ኣብ ካርቱም ክርሎ ጋሉን ሰበይቱን መይተንኦ ሕጂ ኣዲስ ኢዩ ዘሎ ብሰንኪ ጸገም ምርነባብሮን ሕጽረት ገንዘብን ኢዩ ኣትይዎ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ በጃኹም ኣብ ከባቢኡ ዘለኹም ሰባት ገለ ግበሩ
Nay bhaki knu abo eyom neyrom eza hawey...ane wn aboy eyom neyrom....gn msti zegateme shgere...adiss Ms kedu gele zegateme keykewen skfta aloni .....amlak nab lbom ymelesom....kulna ka bebakmna nfeten...🥲🥲
ጽቡቅ ኣለኻ ናይዚ ቀሺ ቃላኣብ ዝብሃል ምሳና ነይሩ ካርቱም
ኣብዙ ማሕበር ዝዕደል ገንዘብ ኣሎ ድዩ?
Besme slasie, tblo tefikum bhaki Genzeb siunu atiwo tblu tsedki eba deliu bhaki lebam thut abo eyom zkehadkum nskum ekum abzi mahber bzeka mezmur, sbket, nsha, Qurban kalie yelen gn bdege zeykewn semikum aytfredu amlak keyferdekum aba keshi kaleab tiuy mengedi hizom alem yeneshu alewu ab masmedia wexika gbri amlak zeyblu wnjela xbah eda kekonena nebsna nhkek nsha nwsed sgun Demut tekebila zelalemawi hiwet nwres beal kasahun bzeka were entay mhirom eske mermru nebskum.
❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤😢
😢😢😢
Abet yqr ybelena egzabher ab lbom ymlesom
😢😢😢😢😢😢😢😢
Amen
Bemengedih miran amlake
በቲ ኮይኑ በቲ ኩላትኩም ሓደ ኢኩም
ዝዶንቆሮ ህዝቢ ነዚ ኢፍሮም ዝስዕብ መሳክን ደቃዓዱ ይስዕብዎ
ኣስመራ ኣበይ ሃገር ትርከብ
Ab Eritrea trkeb gal dngley haftey
Ezi Hzbi tetselilu eu
የኢ /ያ ጳጳሳት እና ሁሉ ም ጦንቛዮች ሁሉም ኣንድ ናቸው ከእግዚኣብሄር የፈጠረው ሰው ሰይጣን ይሻለኛል ያሉ ጳጳሳት ኢ/ያ ናቸው ሰለዚ እህተማርያም ትሁን ጳጳሳት ኢ/ያ ሁሉም ኣንድ ናቸው ከኒዚህ እግዚኣብሄር ይሰውረን
አየ ኤፍረም ድሩየ😂😂 መምህርና❤❤
የስሕቅ ድዩባ😢😔
😢😢😢ብሃይማኖት😢ቀልዲ የለን ኣይሰሓቅን
Menafti meskel goyta yhbu diom Tabot yhbu atum hzbi entay nkewn ala gn
Abiet anta Kasahun wedey eti Kihnet tewaridu bi Efriem ziezezu
😭😭😭🥱🥱🥱🥱🥱😭😭😭🥱🥱🥱
ካብ እህተ ማርያም ሓዳሮም ወጺኦም ክክክክክክክ 😂😂😂😂😂 እታ መለኸት ዝሃርማ ከኣ ልክዕ ናይቶም ን ክርስትያን ዘሳጉጉ ዝነበሩ ሮማውያን ተኸተልቲ ናይ ጣኦት ኣፕሎን ትጥዕም
Ezi helek abey eyu kebxhaka gn bzaeba nshan xemn xelotn zeytmhr gda ztefie zelo hzbka mles ab mnfkna mslmna zkedu zelewu ember haw Efrem eko amlaku hizu zhafrelu meknyat yeblun.
Atum sebat namlak kab semay mrad newihwos ab mdri mexiu tesewiru wey gud bekeme mhretke amlakne
ኣታ ኣነ ክበክዶ 😢 ክስሕቕ😂 ተሓዋዊስኒ
የብኪ እንበር ታሞ ንስሕቀሉ እቲ ደው ዝበለ ዝመስል ከይወድቅ ይጠንቀቅ ይብል ሃወርያ ጳውሎስ ስለዚ ንሕናም ፅባሕ አይንፈልጣን💙😔
Photo nay Efrem tezey gerka zeyrayelka du koynu tekilka zeytmhr
ሃብቶም ምሽ ናይ ካሳሁን ከይትሰሙ ተባሂልካ እንታይ ትገብር ኣለካ ን ኢፍረም ክነግረልካ እየ ተነሳሕ ኣብ ፈረንሳ ተኣኪብካ ከኒካ መሊስካ ትእዛዝ ቲሒስካ
@@eritreanashkor7169 sk bel hasawi abey tfelteni
😂😂😂@@eritreanashkor7169
ኣይ ድያቖን ሓወይ ኣይተገራህ እዛ ናይ ኣብርሃ ካሳ ቤተ ሰይጣን ኣይትእመና ኤፍረም ሎሚ ጥራሕ ድዩ ሕማቕ መልእኽቲ ይሕሊፉ ኣይኮነን ስም ውፍይ ኣሊዒሉ ከድንቕ ሰለ ዝሰምዐት እያ ካብ ኣያታታ መልእኻታ ተቐቢላ እያ ትሕልፍ ዘላ። ስለዚ ኣዛ ትውግዝ ዘላ ናይ ኣብርሃ ካሳ ካብ ናይ ኤፍሬም እንተዘይ ዓብዩ ካብ ናቱ ዝንእስ ወረደት የብላን ስለዚ ዝተወገዘ ደኣ ሞ ካብ መዓስ እዩ ክውግዝ ፍቓድ ዝሃቦ
ክሓተካ ኣብ ናይ ኣቦና ኣንጠንዮስ ዘለካ ኣረኣእያ ከመይ እዩ ኣብርሃልና ???????
ርኹስ ንባዕልኻ፥ሓስዊ መናፍቕ። ቻነል ከፊትካ ትጥንቁል።ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ብባዓል ንስካ ርኹሳትን ሓሰዉትን መምሰልትን ወስላታትን እትላዓል ኣይኮነትን።
😂😂😂 intay zbeliwo xinxiway u mesakin hizbi qurub zeyridiom
ሓሳዊ ናይ ዳዉሎስ መሳርሂ ናይ እድካ ትረኽበሉ ሓጽር ኣይኮነን ኣንታ ሓሳዊ መጣቆሲይ ንሓሶት መቸም ኣቦኣ እኻ መሳርሂ ዳዉለስ😢😂😢😂😢
ካሳሁን ኣኽፊእካ ብቕንኢ ውጽኣት ሒዙካ፥ኤፍሬም ጥራይ ኮይኑ ዘረባኻ።እዋይ ሓፊርና ኣብ ክንዳኻ።ክክክክክክክክክ😂😂😂ደቂ ብልያል ኣብ'ዚ ታሕቲ ጫቕ ጫቕ ትብሉ ዘለኹም እ/ሔር ይገስጽኩም።
_እንታይ እሞ ክቀንኦ እዩ ኣሕዋተይ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ መሰተወዓሊ ልቢ ይሃብኺም ናብ እቲ ቅድሰቲ ሃይማኖት ይመልስክም ለቱ ሥብሃት ኣምላኽናን ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርሰቶሰ ብዝሓተ ሓሻውቲ ነብያት ክመፁ እዮም ንብዝሓት ካኣ ከስሕቱ እየም ዝቦሎ ቃል ሐዝ ርእናዎ ኣሕዋተይ_
_ክቡር መምህርና ካሳሁን ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጥበቡ ምስጥሪ ይግለፀልኩም አሜን አሜን አሜን💞💞💞_