ERi-TV - ሓተታ/Editorial: ጽኑዕ ዲስፕሊን - ንዝያዳ ውሕሰነት

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 22 дек 2024

Комментарии • 185

  • @bqse6142
    @bqse6142 4 года назад +30

    መርሓባ ኤሪ ቲቪ ደሃይኩም ኣይተሓባእ
    ሃገረ ኤርትራ
    ሃገረ ሰማእት
    ሃገረ ፍቕሪ
    ሃገረ ሓድነት
    ሃገረ ጽንዓት
    ሃገረ መኸተ
    ሃገረ ሰላም ደሴት
    ህዝብናን ሃገርናን መመሊስኪ ተባረኽልና ኣምላኽ ኢዱ የንብረልና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
    ዓወት ንምኒስትሪ ጥዕና
    ንመንግስትናን 🇪🇷
    ✊🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🤲🇪🇷🤲

    • @berihuhadish2729
      @berihuhadish2729 4 года назад +6

      ካብ ኩቡር ሰብ ኩቡር ሓሳብ ይወጽእ።

    • @bqse6142
      @bqse6142 4 года назад +5

      @@berihuhadish2729Merhaba Tihsho
      kibret yihabka
      🇪🇷✊🇪🇷✊ 🇪🇷💪
      🇪🇷💪🇪🇷✌🇪🇷

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 4 года назад +4

      አሜን 👍

    • @bqse6142
      @bqse6142 4 года назад +1

      @@HAREGU1
      🇪🇷✊🇪🇷🙏🇪🇷🤲

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 4 года назад

      መቸም ቴድሮስ ሓላፋይ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ንሶማልያ ኦጋደናውያን መድሃኒት ኣጊዱ ኣደዳ መቅዘፍቲ ዝገበረ ዝሕመ፡ ቀንዲ ኣባል ማሕበር ማለሊታውያን ሓሳዳት ስለዝኮነ፡ መንግስቲ ኤርትራ ብዓቢ ጥርጣረ ክምዝርእዮ ዘየማትእ ሓቂ ኢዩ

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 4 года назад +12

    መርሓባ ቲቪ ኤረይ ጀጋኑ👍👍👍👍
    መንግስትናን ህዝብናን ይባረክ አሜን👍
    አጆና ደቂ ኤረይ አምላክ አሎ ዶ/ክ ናይ ኤርትራዉያን ይባረኩ👍👍👍👍👍

  • @ራኢኤርትራ
    @ራኢኤርትራ 4 года назад +21

    ሰላም ንዓኩም ይኩን ሓላላት ደቂ ኤረይ
    ሕዝብና ብኣምላክ ኣብረሃም
    ኣምላክ ይስሓቅ
    ኣምላክ ያዕቆብ
    ዝተባረከት ኢያ ሕዝብናውን ጭዋ ዝኮነ ሕዝቢ ኢዩ
    ኩሉ ብላዕሎዎት ሓለፍቲ ዝወሃቦ ከይ ወዓለ ከይሓደረ ኣብ ምትግባሩ ይወፍር

    • @sanaytredae3020
      @sanaytredae3020 4 года назад +3

      Amilake hizebena yibareki

    • @ራኢኤርትራ
      @ራኢኤርትራ 4 года назад +3

      @@sanaytredae3020 ኣሜን
      ኣደይ ማርያም ምስ ወዳ ተጽልለና

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 4 года назад +11

    Eritrea adey adi jeganu
    Kulu bitiegstin mitihbibarin kimiket eyu
    😍❤👍🙏😍🙏❤👍🙏

  • @bieri6294
    @bieri6294 4 года назад +14

    wehesnet zelwo serahe God bless ERITREA

  • @menilekkenfe4708
    @menilekkenfe4708 4 года назад

    Thanks Eritrea 🇪🇷 tv 📺🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏿✊🏿✊🏿👍🏿

  • @EldanaHenok
    @EldanaHenok 4 года назад +12

    Thankyou Eri TV God Bless you all my Eritrean People and Govrnment 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗

  • @finanfinan5463
    @finanfinan5463 4 года назад +6

    Eri my believe God bless Eritrea and eritrean people 💪🙏💔?

  • @rimazere4397
    @rimazere4397 4 года назад +3

    My beautiful country Eritrea 🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Sulinaist
    @Sulinaist 4 года назад +9

    Welcome Deki Eriy

  • @senaitkidane7460
    @senaitkidane7460 4 года назад +16

    Amlak misana ykun ajokum,

  • @selambfkri6476
    @selambfkri6476 4 года назад

    Medhane alem aboy meatna akrrelna🙏

  • @abitu2431
    @abitu2431 4 года назад +4

    Nay bhakiii xbuk mebrhiiiiiii ,amlak hagerna ybarkelna.

  • @sabanugusephonetastic8432
    @sabanugusephonetastic8432 4 года назад +16

    አምላክ ይሐልኩም ህዝበይ ህዝቢ ኤረ🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️✝️✝️⛪⛪⛪🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

    • @samishami4963
      @samishami4963 4 года назад

      Eritra zibehal.hager yelen !! Midre agazian eya::

    • @sabanugusephonetastic8432
      @sabanugusephonetastic8432 4 года назад

      @@samishami4963 አብ ሕልምካ ደአ አዩ ዘየለ ተባራበር ካብ ሕልሚ ወጠምጠም አይትበል ወጣም

    • @sabanugusephonetastic8432
      @sabanugusephonetastic8432 4 года назад

      @@samishami4963 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ማይ ዘየብላ ወሐጣ ወጣም

  • @Wegawi_8
    @Wegawi_8 4 года назад +9

    Amlak msakum ykun ajokum

  • @lemlemhabsten77
    @lemlemhabsten77 4 года назад +9

    💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • @militesfay6469
    @militesfay6469 4 года назад

    Eritrean Journalist I proud of you protocol akedadnaqu elegant kulu bdelewo sereitu yhalu nesbah aynbel fetari alo sebah keremti ymesie alo aynerkiek gena kolo nehmam nkelkel

  • @berihutesfamichael5566
    @berihutesfamichael5566 4 года назад +7

    Thanks.

  • @luambeyene7026
    @luambeyene7026 4 года назад +7

    🌙⛪️🇪🇷💐❤️️🌹🐢🐪Merhaba eri tv 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish2729 4 года назад +14

    ህዝባዊ ግምባር እሙን ዋሕስ
    ወራራት ዘዐግስ
    ፍትሒ ዘንግስ
    ኣብ አረና ሓዳስ

  • @yohanhan2972
    @yohanhan2972 4 года назад +1

    ኤረይ ሃገረ ሰላምን ቅሳነትን ፤ኢደይ-ኢድካ፤ኣጆኹም-ኣጆና ፤ብምባል ዝልለ ህዝቢ እትውንን ፤ልዕሊ ኩሉ ከኣ ዘይጸዓዱ ውፉያትን ጀጋኑን መራሕቲ ዝተዓደለት ሃገር ከምቲ ዝሓለፈ ሕጂ'ውን ጽላሉ የንብረልኪ ፈጣሪ ::ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ: :

  • @EritreaGodbless
    @EritreaGodbless 4 года назад +1

    ኣብ ዓለም ሓደ መስተዋዓሊ ተሳኢኑ እዚ ስራሕ ኮሮና እንዳ በልካ ንህዝቢ ዓለም ዲሂልካ ስራሕ ክታበት ምግበር እዩ ስለ ዚ ንሕሰብ እዚ ስራሕ ናይ ቢልጌትስ እዩ ህዝቢ ተባራበር ጽባሕ ከም ተለቢጅን ብሪሞት ክትንቃስቀስ ምስ ጀሚርካ ወይ ማሓተ ምስ ተገብርካ ምድሓን የለን G5 ኣብ ሙሉእ ዓለም ለይቲ ይዝርጉሑዎ ኣለዎ. wake up wake wake up Eritrarn of world people no vaccine michrochip ,stop stop stop Bill gates devil,

  • @letekidantewelde2087
    @letekidantewelde2087 4 года назад +10

    Amlak ybarkkum edu yembrelna nhagerna

  • @rimmna1018
    @rimmna1018 4 года назад +7

    ኤሪ ቲቪ ኣብ ልበይ ሰፈርኩም

  • @llkk116
    @llkk116 4 года назад +2

    ክትበልዓ ዝደለኻ ኣባጉምባሕ ዛግራ በልላ!

  • @maitemenai7307
    @maitemenai7307 4 года назад +12

    ቁልጡፍ ተበግሶ ናይ መንግስትናን ምኒስትርይ ጥ0ናን ምስቲ ጭዋ ህዝብናን ኮሮና ከምቲ ዝፈራሕናዮ ኣይኮነን ኣብ አርትራ። ኣብ ቀረባ ግዝየ ከኣ ንሓዋሩ ክጠፍ አ ተስፋ ንገብር።

    • @helensemere4807
      @helensemere4807 4 года назад

      ኣንታ ዓንጃል ስጋዕ ሕጂ ነፈጥፈጥ ትብል ኣለካ ምዓስ ኢካ ሰብ ትከውን ለማጭ ጨጋር ከልቢ

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 4 года назад

      @@helensemere4807 ከልቢ 0ድዋ አቲ ትሰርሕሉ ባር ተ0ጽዩ ድዩ ገጽ ረሳ አንዳ አይድስ። ኣቦታትኪ ሕውሓት ኣብ ትሕቲ 0ራት ኮይኖም ይጽሕጽሑ ኣለዉ አሞ ደሃዮም ግበሪ።

  • @saraberhane747
    @saraberhane747 4 года назад +4

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @joniboy7965
    @joniboy7965 4 года назад +5

    ህዝቢ ኤርትራ ብ ኮሮና ቫይረስ ንዝመጽእ ዓቢ ሃስያ መዓረ ክንደይ ጉድኣት ከምዘከትል ብኣጋ ተረዲኡ ኢዩ ኣብ ምውሻብ ዝርከብ፡ ብዓብዩ ከኣ ሕጊ መንግስቲ ኤርትራ ተሪርን ጽኑዑን ብምካኑ ህላውነት ህዝብና ኣብ ውሑስ ኩነታት ይርከብ። ክብሪ ንኣምላኽ። ይኩን ኣሜን።

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 4 года назад

    ጉዳይ ኮረና ቫይረስ ክትርድኦ ዘጸግም እምበርዶ ተፈጥሮኣዊ እዩ?ኢልካ ክትሓትት ዘገድድ ብዙሕ ረቛሒታት ይረኣዩ ብምህላዎም ፣እቲ መከላኸሊ ንግዚኡ ብመሸፍኒ ኣፍን ምሕጻብ ኣእዳው ብማይን ርሕቀት ምሕላውን ጥራሕ ምዃኑ ዝገደደ ክትጠራጠር ዝገብር ምኽሪ ኮይኑኒ ፣ ንምንታይ ኢለ ክሓትት እናተገደድኩ ፣ባህሪ ናይቲ ቫይረስ ኣብ ቻይና ዉሃን ተበጊሱ ብኣልማማ ዘይኮነ ከም ኣንበጣ ካብ ዓዲ ዓዲ ፣ካብ ክፍለዓላም ናብ ክፍለዓልም እናዘለለን እናነጠረን ማለት ኣብ ዉሃን እጥቂዑ ንገለ ክፋል ኣሲያ ተናኺፉ ብገለ ዓዲ-ዓረባት ፍትንፍትን ኣቢሉ ናብ ዓዲ ጣልያን ብምስጋር ኣብ ጣልያን ዳርጋ ብኣልማማ ንብዙሕት ኣሽሓት ብምቕዛፍ ኣብ ጀርመን ትንክፍክፍ ኣቢሉ ንስፐአይን ኣሳቕዩ ነጢሩ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ብምውፋር እቲዘጋጠመ ብቲቪ ተዓዚብናዮ ፣ደሓር ናብ ሰሜን ኣሜሪካ ብምዝማት ዘውረዶ ማህሰይቲን መቕዘፍትንውን ተኻታቲልናዮ ፣ዝገረመኒ እዚ ቫይረስ ንምንታይ ንኣፍሪቃ ሓልዩላ ዶዋላስ ኣበይ ከይትኸደኒ ዘይ ኣቢደይ እያ ኢሉዩ እዚ ጎራሕ ቫይረስ፣ንምንታይ ኣብ ኣፍሪቃ ብለመምታ ይጎዓዝ ኣሎ?ኣብ ኣፍሪቃስ ማይ ብብዝሒ ኣብቲ ጫካታት ከምፈሳሲ ይውሓዝ እምበር ኣብቲ ከተማታት ዝበሃል ዋሕዲ ኣብዘለዎሞ ነቲ ቫይረስ ብምሕጻብ ኢድካ ምክልኻል ከምዝከኣል ምግላጹ ኣብማይ ዘይብሉ ጽሬት ዝውሕዶ ኣፍሪቃ፣ብዲሲፕሊን ነቲ ዝተባህለ ርሕቀት ንምሕላው ኣጸጋሚ ባህሪ ኣብዝርከበሉ ኣፍሪቃ ይጽንሓለይ ኢሉ ፣ ኣብጣልያን ጽሩይን ፈሳሲ ማይ ኣብነፍስወከፍ ገዛ ኣብዘለዎ ክቐዝፍ ምምራጹ ገሪሙኒ። ውሑጅን ሕማም ለበዳን ባህሪኦም ዘመሳስሎ ምስተከስቱ ብዘይምፍልላይ ኣብቅድሚ ኦም ንዝጸንሖም ብኣልማማ ምጥቃዕ ከምዝኾነ እናዘከርኩ ናይ ለብዘመን ቫይረስ ግን ጎራሕ ቫይረስ ንኣፍሪቃ ትጽነሓለ ኢሉ ፣ንዝመረጸን ሃገራት እናነጠረ እናዘለለ ምቕዛፉ ገሪሙኒ። ንኣፍሪቃ መዓልታ ዘለዋ ይመስለኒ ፣ ተኸላኸልካ ፣ረገጥካ ትርጉም ከይህልዎ ይመስል፣ እቲ ጎራሕ ቫይረስ ናብ ኣፍሪቃ ሃንደበት ምጽእ ኢሉ ብኣልማማ ምጥቃዕ ምስጀመረ መዓስ? ኣብዘይተፈልጠ እዋን ክምርሽምስተገብረ ፣ንኣፍሪቃ ናይ ሓልዮት ጻውዒት ክጽዋዕ ክንሰምዕ ንኸውን ኢለ ይግምት፣እዚጻውዒት ኣፍሪቃ ብሓፈሻ መቕዘፍቲ የንጸላልወካሎ፣ኣብዓለም እንታይ ከምዝተፈጸመ ክትዕዘቦ ዕድል ረኺብካ ኢኻ ሎሚ ግን ብኣልማማ ክቐዝፈካ ኣባኻ መጺኡሎሞ፣ ቅድሚ ምጥፋእካ ብዝቐልጠፈ ዘዳለናዮ መከላኸሊ ክትባት ኣሎሞ ብርትዓዊ ዋጋ ነቕርበልካ ኣለናሞ ተጠቃሚ ኩን ብምባል ንዕዳጋ ዝዳሎ ከምዘሎ ዝሕብሩ ኣንፈታት ክትርኢን ክትሰሞን ከለኻ ይድንጽወካ፣ሓለይቲ ኣፍሪቃ ኣለዉ ድዮም ትብል፣ኣይገርመኩምን። እቲ ዘሓጉስ ዝመስል ነዚ ዝመጽእ ዘሎ ዘይተርፍ ክትባት ክትውግኡን ዘይክትውግኡን ወሰንቲ ንስኻትኩም ፣ነፍስወከፍ ሰብ ባዕሉ ናይ ብሕቲ ውሳነ ምዃኑ ካልእ ኣስገዳድ ኩንታት ክሳብ ዘይተፈጥረ ማለትዩ ። ኣምላኽ ንኤርትራን ኣፍሪቃን ይሓሉ ።ይባርኽ።

  • @sjejewhheje8021
    @sjejewhheje8021 4 года назад

    God bless you always Eritrea hagerey 😍🇪🇷😍🇪🇷😘🇪🇷😘😍🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @weredeyigzaw1670
    @weredeyigzaw1670 4 года назад

    ኢድ መንካዕ ይተኣርነባ ናይ ሓሸዉየ ዜና

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 4 года назад +2

    ትኣምኖ ልኢኽካ እንታይ ተሪፍኒ ኣይትበል ሳላ እቲ ውሕሉል መሪሕነት ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ክንሰግሮ ኢና ::

  • @mirafokbatsion9175
    @mirafokbatsion9175 4 года назад +6

    Xelot etom kuburat sidirana ayfleyena Egzabhier amlak meatu ytifealina

  • @michaelegoitom9190
    @michaelegoitom9190 4 года назад

    Amlak msakum ykun

  • @ኣደይከምዓለምንዓይ
    @ኣደይከምዓለምንዓይ 4 года назад +1

    Merhab eritvi betiami des zbil eyu hagery hager jeganu

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 4 года назад +8

    መርሓባ መርሓባ መርሓባ

  • @yohannestekleab8777
    @yohannestekleab8777 4 года назад +5

    good

  • @sabazeru6665
    @sabazeru6665 4 года назад

    God bless Eritrea ❤

  • @woldutekie2505
    @woldutekie2505 4 года назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷ድስፕሊን ኤርትራውያን ባህርያዊ ቅርስታቶም ዩ ሞ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሞራላዊ ግዴትኦም ክዋጽኡ ግዜዊ ሞራላዊ ሓላፍነቶም ዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danikidane2527
    @danikidane2527 4 года назад +2

    Hopp erena 💯💯💯💯

  • @muluetemesgen8194
    @muluetemesgen8194 4 года назад +8

    Well comme eritrean tiv

  • @edentesfaindrias1903
    @edentesfaindrias1903 4 года назад +7

    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freedom4481
    @freedom4481 4 года назад +1

    Corona 19 dehan naru corona 91 dia selaina inber. Genzeb dia kab hizbina lomi yele sebah. Worki bisha, zara, Alminom, Asa, genzab ni worar wayane elkum zesrkumuna yeaklekum lomis feltnakum ena. Hade libi yele adi Hizbi.
    Higdef feger adina gidef

  • @tsegayyemane5825
    @tsegayyemane5825 4 года назад +3

    ንኮረናውን ሓተታ ??????
    ገንዘብ ኣኪብኩም ሲ ኮረና በርቲዓ ???
    ክኽክክክ ኣየ ህግደፍ

  • @ukubagebremariam5160
    @ukubagebremariam5160 4 года назад +1

    Merhaba dehay Eritrea hagrey

  • @yosiefaynalem7265
    @yosiefaynalem7265 4 года назад +2

    😍

  • @g.m..r2270
    @g.m..r2270 4 года назад +5

    🇪🇷👍🇪🇷🙏🙏🇪🇷✔️

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 4 года назад +1

    ብስርቅን ምጥፍፋእን ቀዳመይ ዝኾነ ስርዓት ንባዕሉ ዲሲፕሊን ዘይብሉ ንመን ዲሲፕሊን ክምህር፣ንምንታይ 50 ዓመት ኦዲት ዘይገበረ?ኣበይ ይውዕል ኣሎ እቲ ገንዘብ? ብሕጊ ዘይቅየድ መንግስቲ በየናይ ሞራል ብዛዕባ ዲሲፕሊን ይልፍልፍ።

  • @habenbetna
    @habenbetna 4 года назад +9

    Deki erey ነዛ ቻነለይ ንኣንፍኹም ፍትሽ ኣብልዋ link ኣብዚ👉 :ruclips.net/channel/UCPnfRMPAr_MQSSor4FrJxRQ እቲ video ይጠቅመኩም ይኸውን አዩ ። 🙏

    • @betielzekarias4154
      @betielzekarias4154 4 года назад +1

      KABANA NABANA ካ-ና Subscribe gerelka aleku

    • @habenbetna
      @habenbetna 4 года назад +1

      Betiel Zekarias thanks sis

  • @segenm950
    @segenm950 4 года назад

    😪

  • @betielzekarias4154
    @betielzekarias4154 4 года назад +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏

  • @abuyaniet5031
    @abuyaniet5031 4 года назад

    Hasewit

  • @يوسفمدينودمدين
    @يوسفمدينودمدين 4 года назад

    الهم اجعل هذ البلد امينا مطمائنن وسائر بلا د المسلمين

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 4 года назад

    ንኽጠፍአ 2 ዓመት ብሓቂ ዓወት ኣሳልጦ ንቶም ኣብኩሉ ትሳተፉ ዘልኹም ዘይምህማል ነዚ ስዲ ፋይረስ

  • @መንከምህግሓኤ
    @መንከምህግሓኤ 4 года назад +1

    😍😍🙏🙏🙏⛪⛪

  • @kiflomali3312
    @kiflomali3312 4 года назад +2

    No electricity no water

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 4 года назад

    ኤሪ ቲቪ ሉል ዑንቂ ባሕሪ መርሓባ

  • @berhaneghebremeskel5622
    @berhaneghebremeskel5622 4 года назад +6

    ኤረ ቲቪን መንግስትን ህዝብን ኩሉኹም ስለቲ ኩሉ ሓበሬታኹም ነመስግን

  • @helensemere4807
    @helensemere4807 4 года назад

    መነዴካ ብዛዕባ ኮረና ተዛረብ ኢልካ እንስሳ ኪድ ብዛዕባ ሕማም ክትባት ኣክላባት ተዛረብ።ሕለፍ ውጻእ ካልኣይ ናብዚኣ ገጽካ ከይትመጽእ ጀልዳፍ ዝሞተ ሓንካስ ከልቢ ምሓየ ኢሳያስ

  • @senaysemere5597
    @senaysemere5597 4 года назад

    Misknay hzbi ab resi zelata tewsketa koynwo.eti xnue kem emni are hzbna gn kulu txbitu mhret kab fetari u !!!!!!!!

  • @teklusemere3519
    @teklusemere3519 4 года назад +1

    Lementi elekum aleku ,ka mleman ayewxekum ,nhzbi eritrea keteltu enber adhantu koynkum aytfeltu ,etehji gn zytmhr gzie mexieu alo ,

  • @shashuresene3313
    @shashuresene3313 4 года назад +1

    may feniwulom bejakum

  • @zewdisemere9990
    @zewdisemere9990 4 года назад +2

    Igzabher nhzbi Ertran Alemn ydhn. Bmulu Hzbi Ertra msgana ybzhayo Men.

  • @meditationminutes985
    @meditationminutes985 4 года назад +1

    What happened to Asmelash?
    Be safe Deki Eri🇪🇷, and you need water to fight Corona. I wonder who is charge for the water system

    • @hiyabhaylu9212
      @hiyabhaylu9212 4 года назад

      Nay Asmelash hasot do lemidki, kulu hade eu Asmelash ente kede wedi Asmelash ymexie. Slezi Hasot ktsemlu xlewiyo hhahah

    • @meditationminutes985
      @meditationminutes985 4 года назад +1

      Hiyab Haylu I didn’t say I support him. I am just asking what happened to him. Take it easy my brother 👍

    • @hiyabhaylu9212
      @hiyabhaylu9212 4 года назад

      @@meditationminutes985 It is ok. Is he your Familie?
      Why you are interested?

    • @meditationminutes985
      @meditationminutes985 4 года назад

      Hiyab Haylu no he is not. He use to do Hateta that’s why I am asking for 😂

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 4 года назад

      Mr Asmelash is a patriot veteran tedagalay and respected journalist who's nearing retirement age; hence, substitution is a natural process

  • @kbrensh6800
    @kbrensh6800 4 года назад

    ብሚኢቲ ሽሕ ዝቁጸር። ህዝቢ። ይሞቱ አለው ጻዓዱ። ርእሰይ ምቅባል አብዩኒ ከመውት ዘለዎ ይመውት አሎ ክሓምም ዘለዎ ከአ ይመውት አለዎ ኢለ እየ ዝአምን

  • @filimondawit3239
    @filimondawit3239 4 года назад +9

    ህዝቢ ንቁሕ ዳኣ ኮይኑ እምበር ካብ ካልእሲ ቀቢጽና ኢና

  • @yordasultan8583
    @yordasultan8583 4 года назад +3

    Nic

  • @sabahsabah4927
    @sabahsabah4927 4 года назад

    Kab egzabhier amlak ember kabakumsi hizbna hizbi eritrea terifa nera hji wun egzabhier yimesgen sala tsolotom alow

  • @golsemere5205
    @golsemere5205 4 года назад +1

    Amlke meskuem yekuen

  • @gdehanshabtegergis8720
    @gdehanshabtegergis8720 4 года назад

    tv amexi foo

  • @helensemere4807
    @helensemere4807 4 года назад

    ንዓካሲ ብዛ ከረባትካ ሕንቅ ኣቢሉ ሓፍ ፈጠቅ ምባልካ ኔሩ ሙሽሙሽ ጤል

  • @AhmedMohamed-qp7bk
    @AhmedMohamed-qp7bk 4 года назад

    ازيكم

  • @eyobabay
    @eyobabay 4 года назад +1

    ትአጋመ መራሂኹምስ ካብሞት ተንሲኡስ አብ አ.አ ሸርረር እናበለ ጌም ኦቮር ሕጹቦ እናበለስ ይደርስ አሎ ።አዚኖ ደቂ አዚኖ ።ትአጋመ አምላኽንስ ካብ ሲኦል ጠፊኡ ይድለ አሎ ።አዚኖ።fucker azino .

  • @helensemere4807
    @helensemere4807 4 года назад

    ነዚ ክኣ ሓተታ ኢልካ ሒዝካ ትመጽእ።ሓተታካ ይደምሰስ ሙሽሙሽ ሓንካስ ከልቢ ምሓየ ናይ ኢሳያስ ኢካ ንስካ።

  • @yonikubi1868
    @yonikubi1868 4 года назад

    Hizbey amilak misaka yikun

  • @tiv5162
    @tiv5162 4 года назад +2

    Hezbi da genzeb yewaxe alo entay Mo mehteri merahti juba gujele hegdef endo koynu

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 4 года назад +3

      ከልቢ 0ድዋ ህዝቢ አርትራ አኮ ንባ0ሉ መንግስቲ አዩ። አዚ ናይ አርትራውያን ምትሕግጋዝ 0ይንኹም ደም መሊአኩም ሓሳዳት። ንሕና ነንሕድሕድና ንተሓጋገዝ ንስኻትኩም ነንሕድሕድኩም ትሰራረቁ ቆማላት።

    • @lilyda2446
      @lilyda2446 4 года назад +2

      ስቅ በል ኣታ ኣጋም ኢሪትራዊኣን ባአልና መንግስቲ ኢና ኣጋመን ኮሮናን ሓደ ኢኹም ብሓንሳብ ኸኣ ኪቲጠፉ ኢኹም

    • @hakiseare5276
      @hakiseare5276 4 года назад

      wedi Tes The tears of the crocodile 🐊 This is our money and no one forced us to pay. We know very well where’s our money going. Please shut up your BIG mouth! Af kelbi. Have you ever paid a coin to fight COVID-19? Who are to worry about our money?

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 4 года назад +1

      @@HaraGhirmai ድጂታል ወያነ ስርቂ ሓሶት ልመና ደኣ ንስኻትኩም አንዲኹም ዋናታቱ ሓሳድት።

  • @erm3806
    @erm3806 4 года назад +4

    አታ ንስኹምስ ከምቲ ድያብሎስ መራሒኹም መቚዘፍቲ ድአ የውርደልኩም እምበር ማይ ዝስተ ዝሰአነ ህዝቢ ካብ ኢዱ ናብ አፋ ህዝቢ ብጥሜት ከይመዉት ዘፍርህ ጉዳይ ኢዩ ካደገ ዝተለመና ቁሩብ ቁራቦ እኹል ዘይኰነሰ እቲ አያኹም ብሽሙን ብሽም ካልኦት ብበዐል ክሻ አምጸአዮ በልዎ ተናዚዙ ይሙት

  • @selamtekeste3793
    @selamtekeste3793 4 года назад +6

    Eritreawi da werja neyru antay amo Telemkumo ando 😢

    • @mebrahtomgebremeskel5097
      @mebrahtomgebremeskel5097 4 года назад +3

      Mai krb zeytkel mengsti ka getsom yrhak hasewti 30 amet hzbi ketallu

    • @yonasfishaye8530
      @yonasfishaye8530 4 года назад +2

      Ezom agame eko ziziz enda belkummmm kem hamemaaa ewaaa nay Tigraykum gberu hasadat

    • @hiyabhaylu9212
      @hiyabhaylu9212 4 года назад

      @Azieb Fesehaye DONKORO!

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 4 года назад +2

      ከልቢ 0ድዋ ህዝቢ አርትራ አኮ ንባ0ሉ መንግስቲ አዩ። አዚ ናይ አርትራውያን ምትሕግጋዝ 0ይንኹም ደም መሊአኩም ሓሳዳት። ንሕና ነንሕድሕድና ንተሓጋገዝ ንስኻትኩም ነንሕድሕድኩም ትሰራረቁ ቆማላት።

  • @wadiwinafiileflsalmuna7069
    @wadiwinafiileflsalmuna7069 4 года назад

    Eritrea Nab Ethiopia timlas ala hagosey wasena yabuluni 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

    • @filmonzerzghi9929
      @filmonzerzghi9929 4 года назад +1

      ደርሆ ሲ ተሓለመት ጥረምረ

    • @ribikadawit8044
      @ribikadawit8044 4 года назад

      🖕

    • @wadiwinafiileflsalmuna7069
      @wadiwinafiileflsalmuna7069 4 года назад

      @@ribikadawit8044 f🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕

    • @wadiwinafiileflsalmuna7069
      @wadiwinafiileflsalmuna7069 4 года назад

      @@filmonzerzghi9929 wadi darowo wahida ketmilsa ya fatika xaleka 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

    • @filmonzerzghi9929
      @filmonzerzghi9929 4 года назад

      @@wadiwinafiileflsalmuna7069 ክክክክክክክ እቲ ዘጉሃየኒ እስኪ እንታይ እቲ ስም ናይ ፕሮፋይልካ ሲ ናይቲ ዝምክሓሉን ዝፈትዋን ቦታ ምኻኑ ክክክክ

  • @yosefgere2094
    @yosefgere2094 4 года назад +1

    Amlak eber kabakum si zirkeb yelen
    Hizbi may sienu kishqel ke entay eyu kibhal shame on you eri tv

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 4 года назад +1

      ከልቢ 0ድዋ ህዝቢ አርትራ አኮ ንባ0ሉ መንግስቲ አዩ። አዚ ናይ አርትራውያን ምትሕግጋዝ 0ይንኹም ደም መሊአኩም ሓሳዳት። ንሕና ነንሕድሕድና ንተሓጋገዝ ንስኻትኩም ነንሕድሕድኩም ትሰራረቁ ቆማላት።

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 4 года назад +1

      አርትራውያን አኹል ማይ ኣለና። በተን ንረኽበን ማይ ከኣ ጽረትና ሓሊና ንነብር ጹርያት ህብረተሰብ ኢና። ናትካ ግበር ቆማል ኪሳብ ሕጂ ጽሩይ ማይ ዘ ይብልኩም ብሸሮኽን ቦጀለን ትሳቀዩ ፊንፉናት ፊጥረት ፎአ።

  • @jonjon9469
    @jonjon9469 4 года назад +4

    RIP ኢሰያስ መይቱ 24 ,5 may,ግንቦት ቀብሪ ደስ ዘይበሎቶ አዛ coment ህግደፍ ኢዩ ቢሂወቱ ኮሎ ዝመተ ሰብ ፡

    • @anditadhanom
      @anditadhanom 4 года назад

      Jon berhane ata nusu da amlak resiwo endu

    • @saraberhane747
      @saraberhane747 4 года назад +1

      Ata reash agame knodaf teshat tegaru 🦠🤮🦠🤮🦠

    • @mhretaraya123
      @mhretaraya123 4 года назад

      Kurkur weyane nska qdmiu gah bel

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 4 года назад

      kkkkkk keep dreaming djital weyane.

  • @danielwoldayberaki8437
    @danielwoldayberaki8437 4 года назад

    TV ERITRA NBDHAKUM ALONA DEKEBAT ERITRAWIAN ISAYAS INTELO AMTSUO . MNATEY ARAIA ISAYAS MOITUS TESKARU DARGA ATIU

  • @bitatv6004
    @bitatv6004 4 года назад +3

    ሰላምን ቅሳኔትን ነዚ ውጹዕ ህዝቢ ይፍጠረሉ ፈጣሪ እምበር ንስኹምሲ ካብ ተዋጋኢት ላም ኣይተድሕኑን ኢኩም ፈሰውቲ ዋሒድ።

    • @bitatv6004
      @bitatv6004 4 года назад

      @Azieb Fesehaye ቀጠፍቲ ሰረቅቲ ኣንቱም በላዕቲ ሰብ ከም ኣራዊት ዋላ ንስኹም እቶም ደገፍቱ ኣብ ወጻኢ ዘለኩም ምጥፋእኩም ኢዩ ጽንሑ መዓልትኩም ተጸበዩ ኣንቱም ረሰሓት በላዕቲ ስጋ ሰብ።ታሪክ ዘይብልኩም ከም ኢስያስ ዝኮንኩም ሰባት ነዛ ሃገር ክንዲ ቁልዒ ጌርኩምላ ዘይትፈልጡ ኩሉኩም ስድታት ማፍያታት ናይ ኢስያስ ከም ኢስያስ ምካንኩም ኣጥዒና ንፈልጥ ኢና።

    • @bitatv6004
      @bitatv6004 4 года назад

      @Azieb Fesehaye ምስኪነይቲ ትግርኛ ብግቡእ ክትጽሕፊ ዘይትኽእሊ ምኻንኪ ትምህርቲ ከም ዘይብልኪ ኢዩ ዝምስክር ተደንግጺ ክክክክክክክ

  • @samsomkaleab6578
    @samsomkaleab6578 4 года назад

    Aboyn adeyn bebeynu xelotom

  • @jesusismypover4939
    @jesusismypover4939 4 года назад +1

    Seraweit nay Etiopia nmetaw ab eritrea dyu , seb keyrikum feletnakum ena , tsbah seb bhigi kferdekum eyu Hgdef sytan

  • @amanholland2485
    @amanholland2485 4 года назад +1

    ሓሳዊ

  • @yonie7350
    @yonie7350 4 года назад +2

    ጉዳይ ኢሰያስ ከ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣሎ ክክክክክ

    • @jonjon9469
      @jonjon9469 4 года назад +1

      ኣብ ምቃበር ሓርበናናታት ኣብ ወሰን ተቀቢሩ ኣሎ ምክንያቱ ምጋድልቱ ክቅበልዎ ኣይከኣሉን፡

    • @ወዲመሬት-በ8ጀ
      @ወዲመሬት-በ8ጀ 4 года назад

      Kkkkk

    • @betielzekarias4154
      @betielzekarias4154 4 года назад +3

      Jon berhane kemy eza corona tbonkuska

    • @yonie7350
      @yonie7350 4 года назад

      @@jonjon9469 አንታይ ትብል ወደይ ክክክክክክክክክክ

    • @yonie7350
      @yonie7350 4 года назад

      @@betielzekarias4154 ኣቲ ኣብ ምንታይኪ ዳኣ ውዒሉ ክንድዚ ጸርፊ

  • @TekesteBetelhem
    @TekesteBetelhem 4 года назад +2

    tehfru tehznu ertrawi mkon hetyat eyu may megbn eretrk zeyblu adi hsem mekeran wereja maedo

    • @looniesey4428
      @looniesey4428 4 года назад +2

      tekeste danel ግጡም ንስኻ ካብቶም ቆንዳፋት ኢኻ ክክክክክክክ ኪድ ንሽረኻ ሰብ ኣይትረብሽ

    • @amanuelhabtayeyenumberone1581
      @amanuelhabtayeyenumberone1581 4 года назад +1

      Looni Esey ezi dea nay comment wehale eu ezi seb rieka aloka zibelialu keman atetiriyon Eu.looni Esey kindey dya zela kemzi halay wehale.

  • @eritreakeren3043
    @eritreakeren3043 4 года назад +2

    Iseyas Mota wela Hila Eritrea Gira belseya Gira Ltbeles Wedla Mekrehet

    • @ጸረጠላማት
      @ጸረጠላማት 4 года назад +1

      xehfetka yeri mejemerya denkoro

    • @michaelmebrahtomm530
      @michaelmebrahtomm530 4 года назад +3

      Krub xhfetka temeliska Edit aytgebron ,Debdeb

    • @ጸረጠላማት
      @ጸረጠላማት 4 года назад +4

      @@michaelmebrahtomm530 agame eyu felut wediza guhaf

    • @kurbane2136
      @kurbane2136 4 года назад +1

      Kkkkkk eziyom jebha jahdist key xereyu aymowutin u

    • @wadilaba1355
      @wadilaba1355 4 года назад +1

      ኽክክክ ድንቅሮ ንስከ እንበር ኣብ መንጎ፡ክልቴ ቆንቃታት ዘሎ ፍልሊ ክትፈልጥ ዘይምክኣልከ

  • @ichliebemeinemuttergermena8636
    @ichliebemeinemuttergermena8636 4 года назад

    Akilabt higdef

    • @weledjelhanti3790
      @weledjelhanti3790 4 года назад +2

      Duldung Hizkasi Germenawi Beq Ethiopia Koloka Kea Ethiopiawi 😂😂 Ata Esikas Meqsen

    • @ichliebemeinemuttergermena8636
      @ichliebemeinemuttergermena8636 4 года назад

      @@weledjelhanti3790 abey emo kirekibo etiphaiwi dea ertirawi mikanay mara eye zitas

    • @looniesey4428
      @looniesey4428 4 года назад +3

      ich liebe meine Mutter germenawi ቆንዳፍ ዓጋመ ኢኻ ንስኻ ፍሉጥ ክክክክክክክክ

    • @ichliebemeinemuttergermena8636
      @ichliebemeinemuttergermena8636 4 года назад

      @@looniesey4428 esa eya aqimka

    • @joniboy7965
      @joniboy7965 4 года назад

      ካብ ከልቢ ዲካ ተወሊድካ መስለኒ

  • @binaomayohanes6619
    @binaomayohanes6619 4 года назад

    RIP
    ፕሬዚዳንት ሓላል ሓገረ ኤርትራ ኢሳያስ
    ንስድራቤቱን ፈተውቱን ጽንኣት ይሓብም።

    • @joniboy7965
      @joniboy7965 4 года назад +1

      ኤህ ናብ ስድራካ ይቀየር

    • @jonjon9469
      @jonjon9469 4 года назад

      @@joniboy7965 ወዲ ኮማሪት ስቅ ኢልካ ኣንቢብካ ዘይ ትሓልፍ፡ወድዛ liebsen ገ

    • @mhretaraya123
      @mhretaraya123 4 года назад +1

      Kurkur weyane nabaka ykeyer deytan

    • @joniboy7965
      @joniboy7965 4 года назад

      @@jonjon9469 ቆማል ዋሒድ፡ ሕጂ ሞት ናይ ቤተሰብካ ክትርኢ ኢካ ዝተመነካዮ ኣይትስእኖን ኢካ ሕራይ ዶ

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 4 года назад

    ruclips.net/video/D-M_d2MWdp4/видео.html ኤርትራ መራሒ ዘይብላ ሃገር ዶኮይና ኣላ ?። ዝስዕብ መራሒ መን ከምዝኾነ ብግልጺ ስለዘይተነግረን ዘየሎን ካብ ኮረና ዝገደደ እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ኩነታት መሪሕነት ብግልጺ ክንገሮ ኣለዎ ። ድሕሪ ኢሳያስ መን እዩ ክመርሕ?ኩሎም ኣብ ኤርትራ ረብሓ ዘለዎም ናይ ወጻኢን ከባቢን ሃገራት ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ኣጸቢቖም ስለዝፈልጡን ዝርድኡን ምስ ኢሳያስ ዝገበርዎ ዘይቅሉዕ ውዑላትውን ስለዘሎ ኩሉ ደማሚርካ መጻኢ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ንጹር ስለዘይኮነ ኩነታት ኤርትራ ብወጻእቲ ሓይሊ ከይውሰን፣ ኤርትራ ዳግማይ ኣብ መቑረንቲ ከይትኣቱ ዓቢ ስጋት ስለዘሎ ኩነታት መሪሕነት ኤርትራ ንህዝቢ ክግለጽ ኣለዎ።ኩነታት ኮረና እኹል ሓበሬታ ኣሎ፣ኩነታት መሪሕነት ኤርትራ ግን ከመይ እዩ? እዚ ጊዜ እዚ ከምቲ ንኮረና ብዕቱብ ተታሒዙዘሎ ፣ኩነታት መጺ ኤርትራ ብዕቱብ ክተሓዝን ሓቀኛ ሓበሬታ ኣብ ሰዓት ሰዓት ክንገርን ናይግድንዩ። ኤርትራ ድሕሪ ሕጂ ዳግማይ ናብ ኢድ ወሰንቲ ክትወድቕ ኣይግባእን። ኣይፋል። ግልጽነት እንተዘይሃልዩ ድማ ሸርሒ ኣሎ ማለትዩ ፣ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ውጻእን ብሓባር ክበራበርን ሆ ኢሉ ክትንስእን ጊዚኡ ኣኺሉዩ፣ ምኽንያቱ ሓበሬታ ኣብ ምርካብ ህዝቢ ይውጻዕ ስለዘሎ።
    ኣብ ኤርትራ እንታይ እዩ ዝግበር ዘሎ ? መራሒ እንተሓሚሙ ንምንታይ ዘይንገር፣ ንምንታይ ይሽፈን፣ ኩነታት ብግልጺ እንተዘይተታሒዙ እቶም ዝተፈላለዩ ኣካላት መሪሕነት ክተፋነኑ ንምንታይ ነቓዕ ይፍጠር፣ ስልጣን ምቁር ስለዝኾነ ኣብ ውግእ ሕድሕድውን ክእቶ ስለዝከኣል ንምንታይ ነዚ ኣብ ግምት ክኣቱ ዘይግበር፣ዶ ዋላስ ብገለኣካልት ሕንፍሽፍሽ ይድለኣሎ ።ዕግርግር ሕንፍሽፍሽ ንሰራቒ መፍተቱ። ወይ ሕንፍሽፍሽ ስለዝተደለዬ ወይ ሕቡእ ዕላማ ስለዘሎ ጥራሕዩ ድሕሪ ኢሳያስ መንከምዝመርሕ ብግሊ ዘይተገብረ።ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ውጻኢን ኩነታት ኤርትራ ኣብ ሓደጋ ስለዘሎ ሃዬ ንቓሕ ፣ ብዓል ታምራት ነገራውን ስሚ ዘረብኦም ሕጂውን የጋውሕዎ ኣለው-ንዑናይ ናብ ኤርትራ -ኤርትራ ሞይታ እያ ንበገስ ይብሉ ኣለዉ።ኣብ ላዕሊ ዘሎ linkስምዕዎ።
    ሎሚ ንስኻትኩም ደቅባት ኴንኩም ንኹሉ ሓሳቡ ስክፍትኡ ዝገለጸ ከልቢ ዓድዋ ትብልዎ ኣለኹም ጽባሕ ምስ ወግሓ መን ከምዝሓፍር ክርኣዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃበና።ኣምላኽ ንወጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ይባርኽ።ይሓሉ።

    • @maitemenai7307
      @maitemenai7307 4 года назад +1

      ከልቢ 0ድዋ ህዝቢ አርትራ አኮ ንባ0ሉ መንግስቲ አዩ። አዚ ናይ አርትራውያን ምትሕግጋዝ 0ይንኹም ደም መሊአኩም ሓሳዳት። ንሕና ነንሕድሕድና ንተሓጋገዝ ንስኻትኩም ነንሕድሕድኩም ትሰራረቁ ቆማላት።