Thank you deki Eri jeganu ⚘for your services⚘ and secarifies⚘ 💙🇪🇷🕊🌻i.m proud to be ERITREAN because of you I have home🇪🇷 to go to ERITREA 💙🇪🇷 what EVER i.m AWET NE HAFASH
Deki eriye jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 you remind me my fallen brothers 😭😭😭😭 ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 may the good Lord bless you and protect you and your family and my Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕 thank you for the ultimate sacrifice for our county!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
The commander divisions had consequences when DIA blocked the water tanker. Life's incidents have caused us to lose the story, even though I recall being there.
ኣታ ኣብዚ ዝሓለፈ ጽንኩር ኩነት ግን ክኣ ጥዑም መን ኢኻ ካበይ መጺኻ ከይተበሃሃልና ወዲ ናራ ወዲ ዓፋር ወዲ ኩናማ ሕዳርባይ ብሌናይ ወዲ ሳሆ ወዲ ባጽዕ ወዲ ከረን ወዲ ናቅፋ ወደቁርደት ወዲ ጾሮና ወዲ ሽዕብ ደቀምሓረ ሙንዱፍ ዝብሃሉ ደቂ ሓይለይ ይዝክር.. እቲ ዝገርም ኩላትና ሃምናን ቀልብናን በዛዕባ ሃገር ጥራይ neru
Ni siwat kibrin zikrin ni zelekum ka kibrin mogsn serawit Eritrea thanks salakum Hager lealawineta akbirkumo warsay deqi yikealo
ወዲ ራሻይዳ ከ
@@maranata2383 ኩሉ ኤርትራዊ ካብ ኩሉ ብሄራትና።
ምዓስ ኣበየናይ ወራር ድተሳተፈ ራሻይዳ ኣሎ፡
ሕቶ ዩ መልሲ ክኣ ንጽበ
@@maranata2383 ካልእ ዝሕተት ስኢንካስ ዕንኪሊል በቃ ናይ ራሻይዳ ጉዳይ መዓስ ንዓካስ ጠፊኡካ ትሓትት ኣለካ
ጀግኑ የሕዋትና ሳላኻትኩም ሃገር ተዋሒሳ ክብርን ሞገስን ንስዋኣትና
ግምባርካ ትፍሰስ ወዲ ድቃላ ደርጊ
ወድዛቆማል ክትፈርስ ኢኻ ኣብዚ ቀረባ እዋን ግጅለ ሸፋቱ
ደቂ ደቃሉ አልፊ ደቂ ጦር ደቃሉ ልዕለና ሃገራውያን ክትኮና ደቂ አራይ ምርኣይ መዓልትክን ጥራይ ተጸበያ ደቂ ደቃሉ
ኤርትራውያን ኣይብሉኻን እዮም ኣቱም ሓሳዳት ነታ ትግርኛ ክትዛረቡ ዘይትኽእሉ ብጀካ ስርቅንሕስድናን ዕድልና ኮይኑ ምሳኹም ክንጏራብት ምሳኹም ሲ ዕቢ መንደቕ እዩ ዘድሊ ረሳሓት
ኣንታ ድቃላ ወዲ ጦር ፍሉጥ አኮ አዩ ሕጂ ንስኻ ድቃላ አኻ ኣቦኻ ሕጂ ኣምሓራይ አዩ ውርድታ ድቃላ ከርናፍ
ናይ ንእስነተይ ቦታታት ዓሰብ,18ኪ/ሜ ጊብዶ,ኣይሞኮር 37ኪ/ሜ 71ኪ/ሜ ግንባር ቡሬ ሰፈር ጀጋኑ ኣያታትና❤️🇪🇷🙏🏿
ኤርትራና ህያብ ሰማእታትና!ዘልኣለማዊ ክብሪ ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ!
እዛ ተካል ወያነ ዝኾነላ መሲሊዋ ክንደይ ፉቱዋት መንእሰያትና ወሲዳሂልና
ግን ግን።ሕጂ ረኺባታ። ኣላ
ኣውያት ንእዝኒ ሑሱም ኮይኑዋ
ኣብ መቐልኣ ማይ ዝሳኣነት ህበይ
ኮይና
ወትሩ ክብርን ሞግስን ንስማኣታታና
ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ኢዳ ረኪባ ኣላ ሕጂ እዛ ረሳሕ ወያነ
abti ginbar nerka dika ? ነቶም ግዳያት ናይዚ ዂናት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም። ኣብ ኣድላዪ ዘይኮነ ኢሳያስ ዝወልዖ ሓዊ ቡዙሕ ሰብ ሃሊቑ
@@ስሓቦጉተቶ ተልመደን ፖሎቲካ ዲካ ክክክክክክክክ
ናይ፡ወያነ፡ስረ፡ረኢኹማ፡አንቱም፡አረመኔታት፡ወያነ፡ከማኹም፡ህፃዊንቲ፡አረግቶት፡አዋልድ፡አደታት፡አይቀትሉነ፡ህዚ፡ሽሾ፡ናኢትዮጲያ፡ሰራዊትየለው፡በይኑኹም፡ምስ፡ወያነ፡ትገጥሙ፡ትኽእሉ፡ዶ፡አራወዊት፡ሻእብያ፡ሰረቅቲ፡ግዜ፡ኸልዉ፡፡
እዋይ ዓጋመስ ከመይ ከም ዲናሶር ካብ ቀጽ መሬት ጥፍኡ። የዕሪፍና እና በልና እባ ኣብ ዘይ ሓሰብናዮ ኪናት የእቲኹሙና።
ዝገርም ተዘክሮታት ከምዝይ ናይዛ አሃዱ ክ/ሰ39/1በ/2 ቦ ቦጦሎንይ ።ናይ ክ/ሰ 19/2፣በርገድ ከምኡ ውን 3 ምስ 4 በርገድ ተመሳሳልይ ፍጻሜ ።ዝግርም ኣገላልጻ ብዙህ ተዘኩሮታት።ብዙሓት ጀጋኑ ሓለፍትናን ብጾትና ከፍልና ሃገር ኣውሕስና።ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና።ጎበዝ ጽቡቕ ኣገላልጻ ጅግና ዋርሳይ ።
ብዙሕ ዘይተነግረ ጅግንነት ኣሎ እዚ ጭልፋ ካብ ባሕሪዩ💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብረን መጎስን ንስዋኣትና።
Eritrean Heroes ❤️🙏🇪🇷🇪🇷
Eritrea Heroes♥️🙏🇪🇷🇪🇷
እዋይ ማይክ ሃወይ ናብ ድህሪት መሊስካኒ ጸኒህካ እወ ዝነበረ ኩነታት ኩሉ እካ ጠቂስካዮ ኢካ አነ ክውስከልካ ከጉድለልካ ዝክእል ኣይኮንኩን ግን እቲ ጅግንነት ብከምዚ ዝውዳእ ኣይኮነን ሚኪ ሃወይ ኣምላክ አአብ ዘለናዮ እድመን ጥእናን ይሃብና
Wadi eriyyy jegana.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
HARBEJA AYNEBRN TAREK EYU ZWURES 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
ከም'ዚ ዓይነት ዓቢ ቅያ ታሪኽ ጅግንነት፡ ብተግባር ክትፍጽሞ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ብዕላል ንኽትሰምዓ'ውን ልብኻን ቀልብኻን ዝትንክፍ ረዚን ታሪኽ'ዩ!!
ንኹሎም ቅያታት ናይ ጀጋኑ ኤርትራውያን ብግቡእ ምስናድ'ከኣ ግድነት ናይ ነብሲወከፍ ኤርትራዊ ዜጋ ሓላፍነትን ግቡእን'ዩ። ብግቡእ ዝተሰነደ ታሪኽ ዘለዋ ሃገር፡ ከቢራን ተሓፊራን ከይተደፍረት'ያ ትነብር።
💞💞💞❤🇪🇷❤💞💞💞
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ!!
ልክዕ @EritreaAura!
ታሪኹ ዘይፍልጥ ድማ መንነቱ ኣይፈልጥን'ዩ። መንነቱ ዘይፍልጥ ድማ ዕሱብ ናይ ግዳማዊ ሓይልታት ኮይኑ ይተርፍ። 🇪🇷❤️🇪🇷
@@danieltemnewo2070 ትኽክል!
@@danieltemnewo2070 ናይ ብሓቂ ።
ብራቮ ብጻይ ወዲ ሓጎስ ንውዕሎና ውዕሎ 2ይ በጦልኒ ብኸፊል ምዝንታውካ ።ነቶም ብጅግንነቶ ሃገር ከውሕሱ ኣብኡ ዝገደፍናዮም ብጾት ወትሩ ብሓበን ንዝክሮም።
እቲ ኲዊናት ንምንታይ ኣድለየ ? ብሰላም ኪፍታሕ ኣይምተካእለን ዲዩ? ነቶም ግዳያት ዝኮኑ መንእሰያት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም።
@@ስሓቦጉተቶእዛ ሕቶ ወያነዩ ዝምልሳ ጀማሪ ኩናት ስለዝኾነ
We are proud of Warsaw and yekallo
እዛ ከዳዕ ወያነ ደሓን ናይ ኢዳ ትረክብ ኣላ ሕጂ 🥲
ኤረትራና ህይብ ሰማእታትና
Sematatna wetru yzekeru! Jeganuna dma bakum hbunat ina.
ልበይ tenkifuni በጃኹም ከምዚ መደብ ተገደስሉ ካብ ዘይጠቅም ሓደ ሓደ ፊልም ናይ ሎሚ ዘሎ
ኣቡ ስለዝነበርኩ ሕጂ ኮይኑ ተሰሚዑኒ
Yohannes/john resom amiche tefelto teharimu neyru dehriu dehay yelen
ዋርሳይ ክብሪ ይግቦኦ ኢዬ።
bravo mekil nay behaki jeganu deki ere hayetat etuqat sere zelalmawe zekri jeganu semaetatn eretra awet nehafashh
Abiet Jegnenet deki Erey 🇪🇷❤👍
Thank you deki Eri jeganu ⚘for your services⚘ and secarifies⚘ 💙🇪🇷🕊🌻i.m proud to be ERITREAN because of you I have home🇪🇷 to go to ERITREA 💙🇪🇷 what EVER i.m AWET NE HAFASH
ናይ ባሃቂ ኢዛ ማሬያት
Ertitrea malet tarikn jgnnetn fkrn malet eyu❤🇪🇷✅💯
Tplf tested again Eritreans after the Derg. Eritrean Yikealo + Warsay made history. Year 2000 was painful as the other two previous years. 🇪🇷❤✊🏿
Wayen 2000 ab tv ab qidem alem 24 gibot mealti hazen kigebra eye elu lome gin ahwat Ena yiblu elewu we never forget our brothers
Deki eriye jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 you remind me my fallen brothers 😭😭😭😭 ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 may the good Lord bless you and protect you and your family and my Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕 thank you for the ultimate sacrifice for our county!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
zelalemawi zikri ni sematatna awet nihafash erey
🇪🇷🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅💪💪💪🇪🇷 i am proud
Jeganu deki Erey!!
ኤህ ሕማቅ ጎሮበት ዓጋመ ሲ መፈጸምትኡ ሲ ዳርጋ ተደኒሱ ኢዩ።
Salakum jeganuna koriena neneber alona 🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽
መሐሪተ ኣይትሓስዊ እስከ፣ በሊ ኣበይ ሃገር ኢኺ ኮሪዕኪ ትነብሪ ዘለኺ ።
Eritrea adey adi jeganu
GEGNA hewey thank you so much i’m so proud that I am your sister🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🐅🐅🐅❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritreanwinet kubur mennet
Bravo Mikel with all your colleagues. Eritrea producing so many hero's. Thanks to all martyrs, they remembered forever.
Jiganu. Wetru Awet Nihafash❤❤❤❤
GOD BLESS ERITREA ♥️🌹♥️🌹♥️🌹
Thank you so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🐅🐅🐅🐅🐅🐅
Glory to our martyrs🇪🇷
Erey natey
Ertrawi kubur meninet jeganu serahti qiya
❤❤❤ wetru awet nhafash
እንቋዕ እባ ንሕናስ ካባኹም ተወለድና ተስፋን ሓቦን ኒሕን ጅግንንትን ዘይ ተሰዓርነትን ኣውሪስኩምና ኣለኹም ጀጋኑና ንሕና ውን ከማኹም ንሃገርና ሸጥ መዓንጥጣና 💪💪💪💪
ስቕ እስከ በል ናይ ሳልሳይ ወራር ኣይትዘክር
Deki gegnu n gegnu edmen tienen yhbkum ♥️🇪🇷🌹🇪🇷♥️🇪🇷🌹♥️
Egziabher ab yemanu ykebolom kbri nsweatna
Egerm eyu jeganu Eritrean
Warshay wedi Eri ketgeltsxo kexegmka
So proud JIGANUNA 🇪🇷 👏 🥲 🥰 thank you
Warsay fewsi weyane ❤❤❤
ገበል ምድረ በዳ
God bless you our heroes 🙏 🙌 ❤️ ♥️
Neziom kefilka do sedet yeneber Ahhh akendi neom nekehsom kem deqi zagra ba fah belna wayy hezbey💔💔💔😭😭 kebren megosen nesewatna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲
ነብስና ስለዝፈተና‼️
ዚገሪም ኢዩ አብዚአ ነርና ካምሎሚ ካይኮነ ዊሽጢና ካይ ሓመመ አብደምበ ኢንኪሊል አቲይ ነረ ጊን ሎሚስ አብሉበይ ተመሊሰ አሎኩ
አንቃዕ ኣብ ልብኻ መለሰካ ነዚኦም ጠሊምካ ኣበይ ክትነብር ዋላ ደኣ ስርዓት ጽላአ አበር ነዚኦም ከዲዑ ዝነብር ወትሩ ሲኦል አያ ትጽበዮ አቲ ምንታይ ሲ ንሕና ክነብር ሂወቶም ከይ በቐቑ ንሞት ዝፈረዱዋ ወትሩ ኣብ ኣሰሮም ክነብር ኣለና ታሪኾም አንዳዓቀብና ሕድሮም አንዳጽናዕና ክነብር ኣለና በጃኹም የሕዋት ።
@@abelteklit4441 angra alem bila haqeka hawey mearey
Ajoka dehan dnkl bele Ember Aytkaiwen
@@weditsorona8529 ኣብሽርካ ክብረተይይ ናተይይ
Nay bihaqqi jigninet
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅💪💪💪💪💪✌
Zelalemawi zkri nsematatna kbri ngeganuna
Aye jgnnet bdemkum nnebr nestenfs alona 😭😭😭😭
Daniel mussie hawey halaley kebrn zekren naka yekun rest in peace 🙏
ኣታወታ ታሪክ ከይባላሾ ተባሂሉ ካብዘይተንከፍካዮ ምሕላፍ ዋላ ቁሩብ እትታሪኽ ክንገር ኣለዎ
Welcome
Eri nzelealem bdekki kebirki nberi Alena msaki
👋👋💜💜💜💜💜
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️❤❤❤🐪🐪🐪🐪🌹🌹🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
NAY KALIOT AHADU AB ASSEB ZZINEBERU INTE TEKRIBILNA TSIBUK NEYRU
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✊✊✊❤❤❤💪💪💪👍👍👍
I love you all
እወ ሐቁ ኢዩ እዚ ጅግና ታሪኽና ይነገር ይሰነድ ምጉያይ የድሊ ምኽንያቱ አብ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ስለዘየለ: ንመጻኢ ወለዶ ይመሐላለፍ ሐደራኹም
ዓሕ ነዚኦም ወፍያት ይሕሊፍካ ኣብ ስደት ይንበር ኣሎ?
Geganu eritrawyan yhwatey swatna wetru ab lbna
❤100
memzeni albo jeganu kefilnas, miszom anjalat weyane hiji wun kolel ahhhhhh eritrawi
2024 tesmo zelka
ሰብ መዋእሉ ብዛአባ ኩናት ይዛረብ
Shame Eri 📺
The commander divisions had consequences when DIA blocked the water tanker. Life's incidents have caused us to lose the story, even though I recall being there.
ነዚ ክትሰምዕ ከለካ ኢንታይ ዓይነት ጅግንነት ኢዩ ኣሕሕ ነዞም ዕሸላት ኣጥፊካስ ኣይከሰርናን ድማ ይብሃለለይ
Agame telamat sebat aksiromuna
Ewe Aksiromuuna k'ndey b'luuxaat....emo b'kemey eena h'niena n'fedi?
@ያገር ሰዉ ቆማላት ኤልትራውያን ለዛ ክብርቲ ትግራይና ምሕሳድ ጠጠው እንተለየበልኹሞ፣ ኻባዛይ መሬት ርግምቲ ኤልትራ እጽኒትናኩም ቀይሕ ባሕርና ምስ እዱሊስ ወደብና ክንሕዞ ኢና!! ሀሳሳት ኤልትራውያን ደናቁር!
@ያገር ሰዉ አጋሜዎች የሁሉንም ብሄር ብሔረሰብ እግር እጣቢ የምትጠጡበት ጊዜ ደርሷል ቅማሉን የሚያንጠባጥበው ወያኔ በአህያ ተጭኖ ከጫካ የታየው ወያኔ የአማራን ጥሬ ስጋ የበላውም ኦየበላ ያለውም ህወሀት ነው
@@koala10ish agame tedekirki ka temelesi agame da medekar ember entay kebret yefetu koynu
@@russomteklay7070 ቀይሕ ባሕርና ምስ እዱሊስ ወደብና ክንሕዞ ኢና!! ሀሳሳት ኤልትራውያን ደናቁር!
😭😭😭😭😭😭
እዞም መርዛማት መንሽሮ ወያነ ፖለቲከኛታቶም ይኹኑ ካህናቶም ብኽዳን በጊዕ ዝተኸድኑ ወካርያን ዝብእን እዮም ::
ኤርትራ ግን ኩሉ ግዜ ኣንጻር ኩሎም ተጻባእቶምን ዘይጠቕሙ ኣሻንጉሊቶምን ከዳዕቶምን ክትዕወት እያ::💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
ስላምንታይ ኣብ ግንባር ቡሪ ምዝላቕ ትግሩ?ክሳብ ሕጂ ዝይተገልጸ ምስጢር ኣሎ ይባሃል?
ኣብ ኩሉ ኣብ ግንባር ቡሬ ጥራይ መኣስ ኮይኑ፡ ኣብ ከባቢ ጾሮና ውን እኮ ግንባር ምሉእ ብዘይ ውግእ ኢዩ ኣዝሊቑ፡ ነዚ ሓንቲ ዘይፈልጥ ሰራዊት ሓለፍቲ ተጻዊቶምሉ ኢዮም ሃዲሞም
እቲ ምዝላቅ ነቲ ዝካየድ ዝነበረ ናይ ሰላም ዝርርብ ተባሂሉ ኤርትራ 25 ኪሜ ከምዝተመልሰት ብወግዒ ጋዜጠኛታትን ሽማግለታትን መጺኦም ከምዘረጋገጽዎ ወያነ ግን ዓሰብ ከም ትሕጃ ክገብራ ስለዝደለየ ንቲ ወራር ብሰፊሑ አካይድዎ፣ አብቲ ግዜቲ ናይ ኤርትራን ወያነን ወኪላት አብ አልጀርስ ኔሮም፣
@@mikael3245 እዚ ትብሎ ዘለኻ 25ኪም ደሓር ስምምዕ ቶኽሲ ምስተገብረ ኢዩ ኣብቲ ጽዕጹዕ ውግእ ከሎ ግን ሰራዊት ዝኣልዮ ስኢኑ በብዘልለዎ ተበታቲኑ ኢዩ ዘዝልቕ ኔሩ ንኣብነት ብግምባር ጾሮናንን ከባቡኡን ውጉእ ዘልዕል የለ ንነብስኻ ውጻእ ኢዩ ኔሩ። ገሊኡ ክ/ስታት ክቑረፅ ምስበለ ኢዩ ንስክላ ወጺኡ
@@happyofblij6038 እቲ ጉዳይ ነንበይኑ ኢዩ፣ ናይ ግምባር ቡሬ አብኡ ስለዝነበርኩ አጸቢቀ ዝፈልጦ ጉዳይ ኢዩ፣ ከምቲ ዝበልኩኻ እቲ ጉዳይ አብ 3ይ ወራር ኢዩ፣ በመሰረት እቲ ስምምእ ኤርትራ ከም መርአያ ንናይ ሰላም ስምምእ መሰኻኽር ወጻእተኛታትን ጋዜጠኛታትን መጺኦም ዘረጋገጽዎ ኢዩ፣ ሰራዊት ኤርትራ ድማ ካብቲ 71 ናብ 37 ተመሊሱ ሃዲሞም ገለ ዝብሃል ሓሶት ኢዩ፣ እቲ ናይ መረብ ሰቲት ግምባር ግን ወያነ አብ ሓጺር ርሕቀት ማለት ካብ 6-8 ኪሜ ካብ 60-80 ሽሕ ሰራዊት 75 ታንክታትን አሰሊፉ ብአሸሺን ፋውሊናን ጥሒሱ ስለዝሓለፈ አብ ማእከል ዝተረፈ ሰራዊት ደአ እንታይ ክገብር ደሊኻዮ ብዝጥዓሞ መንገዲ ጌሩ ብውሑድ ክሳራ ገዲፉሎም ወጺኡ እዚ ድማ ወተሃደራዊ ስልቲዩ፣ ወታሃደር እንተኔርካ ትፈልጦ ኢኻ፣ ከምዚ ዝበልካዮ ድማ ሓደ ሓደ ክድዓት ድማ ኔሩ ክኸውን ይኽእልዩ፣
@@mikael3245 ንዓ እባ ጌጋ ሓበሬታ ኣይተሕልፍ እዚ ትብሎ ዘለኻ ምእንተ ሰላም ኤርትራ ክሳብቲ ግንባራት ዝፈርስ ኣይተቐበለቶን ኔራ እዚ ደሓር ቶኽሲ ጠጠው ምስ በለ ወያነ ባረንቱ ተሰነይ ሰንዓፈ ከባቢ ምይ ዓይኒ ተራእምኒ ወዘተ ምስሓዙ ዝተገብረ ስምምዕ ኢዩ፡ ኣነ ዝብለካ ዘለኹ ግን ኣብቲ ግዜ ውግእ ዝነበረሉ ዝብለካ ዘለኹ
Wadi fetew wadegantay zenabera first round maydma zenbeara aheee ahewatay
Weyane edkum ayteseanu ezom tsebukat ahwatena eba wesidkumom. Zeytegedfuna zeynatekum aytedeleyu
Bikemu eyeka enka Eritrawu konku zbil anabis abotatin yehwatin silezelewuniye Awet nihafash
Kane ny lomi film ezea mnfskea yhdskea
This guy is now ambassador in Russia !!!
Must it's he's reward
Ahmed Abdu zefelit Abalat gebel medrebeda?
BITSOTKA GANTA DOSHKA KISIWIU KELOWU ..AB TIKAKA KEMEY DEA NIAKA ZEYREKEBETIKA ?
ን60 ዓመት ቅያ ምያ እንዳበለ ዝመውት ህዝቢ.... ፍርቂ ክ/ዘመን አብ ድኽነትን ስደትን....ስቃይ ህዝቢ መንነቱን ኩርዓቱን.....😢😢😢 ዓለም ብቴክኖሎጂን ዕብየትን ትሕንበብ እንዳ ህግደፍ ነብሱ ብጥይት እንዳበጣጠሰ መስተንክር ስርሒት ዝብል ዶንቆሮ....
Nmetsae armya 2y betoloni beli
ሠዎች ወላሂ እላችኋለሁ
በሬ ግምባር ትዝታ አለኝ ኢትዮጵያ መላኪያ አባል ነበረ ኩት ኤርትራ ወታደሮች ዋናው መከላከል ምሽግ ለቆ ወደ አስብ ተጠግቶ ሃይለኛ ምሽግ ይዞ ጠብቆን ነበረ
ንምንታይ ጸረ ነፈርቲ ዘይ ትሕዙ ከም መንግስቲ ብፍላይ ሕጂ Ethiopie ብድሮን ከም ተጥቀዓና ዘይ ተርፍ ኩናት እዩ
Eritrean
Sabia metekel sabia Sabia metekel sabianikedemite
Nay aboy ab werarat weyane au tesewiau gn kinat gn mefthi koynu ayfeltn gdefuna hazena aytelaalwo selam nzterefe hzbna
Tarik aboka tarik jgnnet eyu, nberelelu!
እዚ ኹሉ ሓሊፋ ንሕናን ሃገርናን ከ አምንታይ አሎና ????🇪🇷🇪🇷
Slezeytemerawets wey kaliay slezeyhazets jigina debasi hagazi alayi godni iba yedlya neyru misguala arhiqa sleztefiets beqa misguala nikittefi diu nay beal beta telabikum denaqur
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤
ነቶም ግዳያት ናይዚ ዂናት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም። ኣብ ኣድላዪ ዘይኮነ ኢሳያስ ዝወልዖ ሓዊ ቡዙሕ ሰብ ሃሊቑ
SINKUL KONKA AWTSIOMUKA SINKUL GHIN AY TIMESILIN IKA.YIWAY ITOM SINKULAT ZIFELTOM SIINOM AB TV KEKRIBIWOM ALOWOM