እቶም ክልተ ጎባልል - ERi-TV

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 дек 2024

Комментарии • 271

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 3 года назад +47

    ሕጂ ግርም ታሪኽ ዛንታ ሰራህቲ ቅያ ጀጋኑና ምቅራብኩም ። አዋልዶም አወዳቶም ተጋደልትና ክብርን ሞገስን 🇪🇷

  • @habtom5113
    @habtom5113 3 года назад +31

    ሽዓብያ ሰብ ታሪኽ 🇪🇷👌👍👌🇪🇷

  • @er-jw9vq
    @er-jw9vq 3 года назад +22

    ታሪክና ሓበና እዩ ። ጅግና ጅግና ወሊዱ ኣለና ንሃገርና ። ዘር ኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና።🇪🇷💖🇪🇷💖

  • @tsadayokbaslase4707
    @tsadayokbaslase4707 3 года назад +22

    ጀሚል ጅግና ባዓል ቢረን

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak6912 3 года назад +48

    ጅግንነት ኤርትራውያን መዳርግቲ አይርከቦን ጀሚል ሐሰን ንዕኡ እካ እንተዘየርከብናሉ ስድርኡግን ጎረቤትና ኔሮም

    • @amanzoaman5711
      @amanzoaman5711 3 года назад +3

      Hdr aleka dahayom ktgbr nay kuluna halfnet eu

    • @temesgenamlak6912
      @temesgenamlak6912 3 года назад +1

      @@amanzoaman5711 ክገርመካ ልክዕ 30 ዓመት ኮይኑ ካብዘይርእዮም ንማማ አንቴኔታ ግን እንዳ ክዳውንቲ አብ ሹቅ ስለዘለወን ርኤየን ኔረ ብ 20001. ካብ 1990 ካብ ጎዳይፍ ስለዝቀየርና አብ ደገ ድማ 25 ዓመተይ ኮይኑ እንበር ጽቡቅ አለካ . ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ ንጀጋኑ ሰማእታትና ድማ አብ ገነት የንብረልና ተባረክ

  • @shgnaberhe-6686
    @shgnaberhe-6686 3 года назад +55

    በዚ እኳዩ ኤርትራዊ ሙኻንካ ዘሐብነካን ዘኹርዓካን!!!
    ቅሰኑ ሰማእታትና!!!

  • @yoditsemere4664
    @yoditsemere4664 3 года назад +25

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 To my brother and sister eritra.

  • @moolonn4385
    @moolonn4385 3 года назад +5

    ጅግና ኣይነብርን ታሪኩ ዩ ዝውረስ።

  • @jimmyche4052
    @jimmyche4052 3 года назад +42

    💪 ጅግና ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ 💪
    ነጥበ - መቀይሮ ንሰማያት ዘድነነ
    ጸሓይ ውርድ ኢላ ኢዳ ክትነሰኤ
    ወርሒ ስንብድ እላ ክትሕባእ ብድነ
    🌥 🌥 🌥 🌥 ⛅️ ⛅️ ⛅️ ⛅️ ⛅️
    ንፋስ ጠጠው እሉ ህድኣት ምስ ዓሰለ
    ዑደት ምድሪ ኩልፈት ጌሩ ዝረት ምስ ዓዘመ
    🌎 🌍 🌏 🌍 🌏 🌎 🌍 🌏 🌎
    ዓለም ገሪምዋ ማህደርካ ገንጺላ
    ርእሳ እንዳ ነቕነቐት እዚ ' ኳ ይንእሶ እላ
    😭 😭 😭 😭 😭 😭 😭 😭 😭
    ጅግና ተጋዳሊ ሓበነይ ጽንዓተይ
    ጅግና ተጋዳሊት ርህርህቲ ኩርዓተይ
    ንህዝባዊ ሰራዊት ኣብ ጎምጎሞ ከዕርቡለይ
    ሓደ ረዳኢ ዘይብሉ ኣብ መጻብቦ ከጥፍኡለይ
    💥 🔥 💥 🔥 💥 🔥 💥 🔥 💥
    ንስኻ ግን ኣብ ዝባንካ ኣንበሳ ዝጋዝም
    መቅነን ከዋኽብቲ ናባኻ ተዕስል
    💫 🦁 💫 🦁 💫 🦁 💫 🦁 💫
    ገዳም ናይ ሰማእቲ ጸሓይና ዘብረቅካ
    ገዳም ናይ ሰማእቲ ናጽነትና ዘውሓስካ
    ኣርሓ ናይ መዋእል ሰላምና ዘንገስካ
    ጅግና ተጋዳሊ ዘልኣለማዊ እኻ
    🙏 🌹 🙏 🌹 🙏 🌹 🙏 🌹 🙏
    ስውኣትና ንዘንተእለት ይደበሱ ይዘከሩ ይኽበሩ ይቅሰኑ !!!
    🕯 🕯 🕯 🕯 🕯 🕯 🕯 🕯 🕯
    🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷🇪🇷
    ✊✊✊✊✊✊✊✊✊

    • @fn7619
      @fn7619 3 года назад +2

      ዋውውውው ንባዕልካ ውን አምበሳ አሰሮም ዝሰዐብካ ኢካ።፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @mihrettesfay3630
      @mihrettesfay3630 2 года назад +1

      Nay wushtey gixkayo alo ke may zzari tarikom adniqeka nfua getanay i love you eritrean people

  • @habt8607
    @habt8607 3 года назад +15

    Haben Eritrawiyan Geganuna wetru ab libena ekum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @frezgiandemicheal9844
    @frezgiandemicheal9844 Год назад +2

    ኣታ ኣነስ አንቕዕ ናትኩም ኮንኩ ፈጸምቲ ቅያ❤❤❤❤❤ ወትሩ ሕጉሳት ዘገርም ፍሽኽታ ንመስዋእቲ❤❤❤❤❤

  • @fn7619
    @fn7619 3 года назад +10

    ገና እወ ዘይተተንከፍ ጅግንነት አሎ እንቋዕ ናትና ኮንኩም።መግለጺ የብለይን ከየክፍአልኩም።💘💘💘💘💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏

  • @zemichaelhagos9182
    @zemichaelhagos9182 3 года назад +4

    ጅግና ኣይነብርን ታሪክ ኢዩ ዝውረስ

  • @ማዕተበይአይበትኽ
    @ማዕተበይአይበትኽ Год назад +1

    ወዲ ሓሰን ጎዳይፍ ጅግና ተሐቢነ አቱም ጀጋኑ እንቛዕ ኤርትራዊት ኮንኩ❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abtomabraham2925
    @abtomabraham2925 3 года назад +7

    ጎበዛይ ጠጠው በል ::
    ጅግና ጎብለል ምብራቅ ኣፍሪቃ ::
    💥❤️🇪🇷❤ ንመዋአል::

  • @hienokfshale-zh6zk
    @hienokfshale-zh6zk Год назад +1

    ዕድመን ጥዕናን ንሻዕብያ ዓሕ ክብርን ምጎስን ንስማኣእትና

  • @abelmengsteab2210
    @abelmengsteab2210 3 года назад +3

    ዓሕሕሕ ጅግና ኣይነብርን ዩ፡ ታሪኩ ዩ ዝወርስ

  • @habt8607
    @habt8607 3 года назад +25

    Thanks Jemil and all those passed for this🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @znkidmit
    @znkidmit 3 года назад +65

    ብዉሕዶም ዝሰመሩ ካባኹም ዝፈልየኒ የለን ሎሚ ህዝባዊ ግንባር ጽባሕ ህዝባዊ ግንባር። ክልጽም ደርግን ኣድግን ዎያኔ ረሳሕን ዝሰበረ ህዝባዊ ግንባር በዓል ድርቢ ስረ ንበር ክበር ህዝባዊ ግንባርር እኻ ህላዊና።

    • @yonaskebedom5967
      @yonaskebedom5967 3 года назад +6

      ዓወት ንሓፋሽ!!

    • @fn7619
      @fn7619 3 года назад +5

      ሐቅካ አማን ብአማን ፈላጢኡ እዩ ዝፈልጦ ከም ህዝባዊ ግምባር ደአ አበይ ክርከብ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @zizusuzey6213
      @zizusuzey6213 3 года назад

      ኣቡኡ ርገጽ

    • @zizusuzey6213
      @zizusuzey6213 3 года назад

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @matyas9926
      @matyas9926 3 года назад

      ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንጻላእቲ ህዝብን መሬትን ኤርትራ። ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ።

  • @GrmayTesfamaryim
    @GrmayTesfamaryim 6 месяцев назад +1

    Mewadaderi zeyblom seb qya ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ትሽዓቲኦምስድራይ9ቴናስድ

    ልክዕ ከምዚ ናይ ዜና መዓልታዊ ተተቕርቡልናስ ክንደይ ኮን ምጠዓመ, ሻዕብያ መወዳድርቲ ኣልቦ,ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና🇪🇷✊

  • @Africa62524
    @Africa62524 3 года назад +7

    ኣብ ዘመነ tiktok ተፈጢርና ያሬድ ኣብኡ ኮይኑ ቅያ ጌርና bye ምበልናያ ዛ ወያል ዓለም ህዝባዊ ግንባር ፈዉሲ ልበይ ህዝባዊ ግንባር መምህር ኩሉ, ስነ ስርዓት, ስነ ምግባር, ትግባረ, ትሕትና, ቅይ, መትከል, ቅያ, wawwwww 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪😭

    • @michalemichale5880
      @michalemichale5880 10 месяцев назад

      It is not to late thanks to EDF ( our beloved family).

  • @joniboy7965
    @joniboy7965 3 года назад +106

    ቅያ ህዝባዊ ግንባር ግዜ ክምልሶ ኢዩ እምበር ገና ገና ኣይተተንከፈን ዞሎ ክብሪ ንጀጋኑ እዛ ሃገር ፡

    • @kesetexegu3882
      @kesetexegu3882 3 года назад +3

      Harbena aynebrn Tarik eu zwires!!!!!

    • @afewerkihabtaeb7097
      @afewerkihabtaeb7097 3 года назад +2

      እዚ ናይ ጀጋኑና ቅያ ካብ ባሕሪ ብማንካ እዩ ሓዊ እካዩም ኣብ እዶም ዝጥፈኡ ክብርን ሞጎስን ንስዋእትናን ንዘለዉን ኣደ ኤርትራዊ ካኣ ብደቃ ሕብንቲ እያ ክምኡ እተን ጀጋኑ ይሕዋትና ንጸላእን ኣብ ስርኦም ዘሸና ወትሩ ዓወት ናሓፋሽ።

    • @eyobhabte5805
      @eyobhabte5805 Год назад +1

      Very true ♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @debrutasew
      @debrutasew Год назад

      ​@@kesetexegu3882to to to to to to to to to to to to to to

  • @NaodYemane-r4k
    @NaodYemane-r4k 5 месяцев назад +1

    ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ 💪💪💪💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @DontAskMewhy-cj4sn
    @DontAskMewhy-cj4sn 3 года назад +18

    ንምንባረይ ምንባሮም ዝረሓርሑ ሕሩያን!!
    ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ነቶም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ዳግማይ ሓንትን ዘይትትካእን ሂወቶም በጃና ኸፊሎም ብርሃን ዝሃቡናን ኣብ ልብና ዝመቃብሮም ጀጋኑ ሰማእታትና ሰማእታት ኤርትራ።
    ቅሰኑሰማእታትና🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️

  • @amanamena5826
    @amanamena5826 3 года назад +8

    ዳምባ ዳአምባ እወ ዳምባ ስንጭሮ ሩባ ሽመር አድግ ዋርዋር ትብል ጻሓይ አዛኻኺርካና ጀሚለይ ሓወይ መዘናይ ወትሩ አብ ልበይ

    • @selamg3325
      @selamg3325 3 года назад +1

      ኣንታ እንታይ ዓይነት ትብዓትን ኣብ ነንሕድሕድኩም ሱጡም ምትእምማን ኔርኩም ሓይሊ ናይቲ መሪሕነት' ዶ ይኸዉን።

  • @henokteklab5425
    @henokteklab5425 Год назад +2

    ኣቱም ሰባት ነዚ ኦም ሃገሮም ዝክሕዱ ነዚክርእዎ ሓብርዎም ❤❤❤

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue5389 3 года назад +8

    Selam Selam deki eri

  • @Habtegafreeman
    @Habtegafreeman 3 года назад +4

    Eway jigninet Eritrean deki za halali meryet hagerey admen teanan forever ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 9 месяцев назад

    We need a special place like a museum to display every historic event of our struggles for our freedom and our identity for three decades!!
    Eternal glory and eternal gratitude to our martyrs and our heroes!!!
    💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 3 года назад +9

    SHABIYAWIAN SHABIYAWINET
    ERITREA RESILIENT AS EVER
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ksanet14ever63
    @ksanet14ever63 3 года назад +27

    ክቡር ተጋ/ይ፡ ክብርቲ ተጋ/ት፡ ታሪኽ ክትሰርሑ ፊት! ታሪኽ ክትነግሩ ግን ድሕሪት, ምስ ብጾትኩም ካብ ምስላፍ ክሳብ መስዋእትኹም እንትርፎ ብስጓ ካቡ ዝሃለፈ ከኣ ብስምኩም እንዳተጸዋዋዕኩም ነቲ ዕረ ናብራ ገድሊ ናብ ምዓር ዝቀየረኩም ንስዉኣትን ህሉዋትን ክብሪን መጎስን ይብጻሕኩም። ገለ ገለ ንምስምዕም ዘሕፍሩ ተጋደልቲ አና ኔርና ብሃልቲ ግን ኣብ ስደት ኮይኖም ንብጾቶም ስሞም ኣይገድፉ ኣም ዓዶም ኣይገፉ ስም ኣቦሓጉኦም ኣይገድፉ ኣብ መጠርሽታ ናብ ኣውራጃ ድቕድቅ ይብሉ፡ ይጋደሉ ድዮም ኔሮም ወለዶ ከጣይቑ ይውዕሉ እንድዒ ከመይ ጌርኩም ነዞም ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ትጸርዎም ኔርኩም እንድዒ,

  • @merhawiyermanu62
    @merhawiyermanu62 3 года назад +5

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት።ክብርን ሞሳን ንተጋደልቲ ኤርትራ።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።

  • @Kidsti-p1t
    @Kidsti-p1t 6 месяцев назад

    Eritrean HEROES ❤🇪🇷🙏

  • @michlebrae8403
    @michlebrae8403 3 года назад +16

    Selam deqi Eriy 🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🦁👍🏻🥀🌹🌷

  • @lg7901
    @lg7901 3 года назад +20

    ✊✊✊✊ኣየወ ጂግንነት ✍️✍️🌺🌺🌼🌾

  • @TT-eh3ee
    @TT-eh3ee 3 года назад +15

    merhaba deqi Eri bhaki 💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💪💪💪💪

  • @amanamena5826
    @amanamena5826 3 года назад +9

    አብዜአ ዳምባ ስዉእ መምህር ስዩም ሓይሊ 13 ይዝክሮም ተመለሱ ተባሂሎም መምህር ስዩም አይተርፍን ኢሎም አበአ ብጅግንነት ካብቶም ዝሓለፉ ጅግና ኢዮመ 🇪🇷😭❤

    • @tomasmisghinamana1821
      @tomasmisghinamana1821 3 года назад

      Aman መናልባት ብ23 እንተ ኮይንካ ገለ ትፈልጦም ስባት ከሓተካ

    • @michalemichale5880
      @michalemichale5880 10 месяцев назад

      Our beloved family sacrifices so the next generations of Eritreans can live in peace and prosperity ! Thanks to the leaders we are on our way it is a matter of time.

  • @amanuelafewerki8635
    @amanuelafewerki8635 3 года назад +6

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰነድ ኣታሓሕዛ

  • @gorginobere921
    @gorginobere921 10 месяцев назад

    ጅግንነት መዋእል ዘይብለል

  • @sariigallasantishnanSOM
    @sariigallasantishnanSOM 3 года назад +7

    ጀጋኑ ንስኹሙዶ ትጽርፉ።

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 3 года назад +5

    ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ረዘን መገለጽ ዘይየብሉ ።✊✊✊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪 ✊✊✊

  • @freweynimeles1953
    @freweynimeles1953 3 года назад +3

    ክብርን ምስጋናንይብጽሐዮም ንኹሎም ጀጋኑና 🙏😍

  • @adikhankhan2506
    @adikhankhan2506 3 года назад +20

    ናይ ህ ሓ ጅግንነ መወዳኣታ የብሉን ክስነድ ኣሎዎ

  • @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
    @ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 3 года назад +3

    Jegent nay hezbawi genbar mewdaderti yeblun zeytnger tarik yebzhe. Ezi nay heji weldo ke werisna do teblu jegent abotatenan adidtatena melsi nabakum deki Eri🇪🇷❤🇪🇷❤💪

  • @oziyahoo
    @oziyahoo 3 года назад +3

    Jemil and mokonen 💔😭 jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eritrea32
    @Eritrea32 3 года назад +5

    ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር፡ መግለጺ ኣልቦ።

  • @semiroumer4487
    @semiroumer4487 10 месяцев назад

    ♥️🇪🇷✊️ ezom jeganu eritrea amxiomalna emo haye edey edka nebel .
    Ankefti ahwatom aynkun . Awet ne hafash ❤🇪🇷✊️

  • @asmaranafkeasmaranafke9762
    @asmaranafkeasmaranafke9762 3 года назад +4

    Seb srey jeganu deki erey 🙏❤️👍🇪🇷

  • @meksebmakiki8886
    @meksebmakiki8886 Год назад +1

    ሓደራኻ መሰታይ እዚዩ ታሪኽና ንዓቅቦ።እዞም ሰብ ጻሕሊ ጎረቤት ነዚ ታሪኽ እዚ ንኽድምስሱ ክንደይ እዮም ላዕልን ታሕትን ዝብሉ።ጀጋኑና ማህደር ጅግንነቶም ደፊሩ ብምሉኡ ዝገልጾ የለን እቲ ምንታይ ወላ ብዓሰርተ ጸሓፍቲ ታሪኾም ክጽሓፍ ኣይክእልንዩ እቲ ምንታይ ታሪኾም መወዳእታ ስለ ዘይብሉ ወትሩ ከም ዒላዩ ዝዛሪ ነቲ ጽሒፍካ እቲ ይጎድለካ።ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ቅሰኑልና።ሕድርኹም ድማ ግድን'ዩ ክኸውን ከነተግብሮ ኢና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @francescacappellazzo4533
    @francescacappellazzo4533 3 года назад +4

    አሰይ አሰይ አሰይ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ አለኹ ምሰኹመሸ

  • @WintaMehari-j8z
    @WintaMehari-j8z Год назад

    Aseyyyyyyyyyy weturu Hagerey abelibili aske bezomo jeganu hzebawi gnbar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Erieyyyyy xada

  • @nabrasdetchannel586
    @nabrasdetchannel586 3 года назад +3

    Hager Eri nzelalem tnber Amlak nzom zmetu rea

  • @AK-ni8wn
    @AK-ni8wn Год назад +1

    Our Heroes Always Respected And In Hearts!!! ❤🇪🇷❤🕌❤💒❤🇪🇷❤

  • @Mayawi_1
    @Mayawi_1 3 года назад +5

    Long life Hzbawi gnbar 👑💙🇪🇷

  • @hiwetgebrezgabiher9747
    @hiwetgebrezgabiher9747 3 года назад +1

    ጅግንነት አሪትራውያን ተዛሪብካ ኣይውዳአን አዩ፣ከምቲ ትብልዎ ጅግና ኣይነብርን አዩ ታሪኩዩ ዝዝከር።

  • @ኦኣምላኽይሓግዘኒባ
    @ኦኣምላኽይሓግዘኒባ 2 года назад +1

    ጅግና ኣይነብርን ዪ ታሪኩ ዝውረስ

  • @saramohamedhassan8223
    @saramohamedhassan8223 3 года назад +4

    Ade eritrea jigna welida
    Semiekayo zeyxiegeb zanta 🥰🥰😍😍❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies8831 3 года назад +14

    መርሓባ

  • @tekliabarya2074
    @tekliabarya2074 2 года назад

    ናይ ብሓቂ ታሪኽ ሓባን እዩ ።ዘይጸሓድ ኣርሓ ጎብለል ናይ ሰሓል ዘልኣለማዊ ዝኽርን መጎስን ንሰማኣታትና

  • @wedimengsteab5347
    @wedimengsteab5347 10 месяцев назад +1

    ብሳለኦም ተወሊድና ነስተንፍስ ውን ኣለና ፍጹማት ሰማኣታትና

  • @erdisultan6628
    @erdisultan6628 3 года назад +2

    Eway eritrawi mukan des kbel 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreashikoradijeganu2039
    @eritreashikoradijeganu2039 3 года назад +4

    Amet jignnet deki erey mearey meglexi selelikum

  • @sanaytredae1406
    @sanaytredae1406 3 года назад +5

    Jemili haseni jigina wedi jeganu wetiru abi livena Aleka alokomi 👍🏾🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🐯🦁🐯🦁🐯🦁🐯🦁🐯🦁🐯🦁🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @ኤርትራልበይወሲዳታ
    @ኤርትራልበይወሲዳታ 3 года назад +2

    ጀጋኑና ንዘለኣለም ይዘከሩ። ✊🏾🇪🇷

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea Год назад +2

    እዋይ ጅግንነት ናይ ጀሚልሲ ሓለፋ ዘለዎ ተጋደልቲ ኤርትራ ክትምህሩን ክትሰርሑን ክህልዉን እዩ ዝግባኣኩም ዓለም ግን ጎደሎያ ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና🙏❤🇪🇷❤🌴🐪🌴

  • @freedomlife780
    @freedomlife780 2 года назад +2

    ወትሩ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ

  • @meron5303
    @meron5303 3 года назад +10

    ቀንዲ መሰረት ሓይሊ ህዝባዊ ግንባር ሓድነቱ እዩ ብሓድነት ዝሰመረ ሰራዊት ድማ ማንም ሓይሊ ዋላ እንተመጸ ነቕ ከም ዘየብሎ ታሪኽና ምስክርዩ።

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 2 года назад +6

    ዝገርም ኢዮ ከባዓል ጀሚል ዘምጽዋ ሃገር እልፊ ደቂ ደርጊ እፍሊ ደቂ ምልሻ ስርናይ ሃገር ክዝንጥሉ ክትሰምዕ ከለኻ ኣሰር ደርግን ኣሰር ኢሰፖን ከነስዕበኩም ኢና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ።

  • @fekeriiyuementey6336
    @fekeriiyuementey6336 3 года назад +7

    Welcome

  • @amanamena5826
    @amanamena5826 3 года назад +2

    ስለ ዝተሰማዓና ኢና ታሃና ነዉጽእ ዘለና ንጽሕፍ ዘለና

  • @freedomlife780
    @freedomlife780 2 года назад +2

    ተኣሲሮም ዘለዉ ጀጋኑ ኣያታትና ክኣ ኣብ ሕጊ ክቀርቡ ኣለዎም ትብሉ ኣብዚ like ወይ ብጽሑፍ?ማለተይ እቶም ብሂወት ዘለዉ 🙏ካልኣይ እዞም ተዘንትዉ ዘለኩም ዘክርዎም ነቶም ኣብ ኡስሩበት ዘለዉ ብጸትኩም please 🙏

  • @samuelhabtomhabtom
    @samuelhabtomhabtom Год назад

    ጀጋንና ንዝላኣለም ከበርልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣወት ንሃፋሽ

  • @yoniwelye6107
    @yoniwelye6107 3 года назад +3

    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @freweynimeles1953
    @freweynimeles1953 3 года назад +3

    ታሪኽ እዞም ኤርትራውያን ጀጋኑ ከምዚ ጌርኩም ኩሉ ህዝቢ ክፈልጦ ስለዘቕረብኩምልና ብጣዕሚ ነመስግን🙏
    ክላበወኩም ዝደሊ ኸአ ናይኩሎም ጀጋኑና ከምኡ ጌርኩም ከተቕርቡልና ናብ ካልእ ቋንቋታት ተርጉምኩም ንዓለም ተትዝርግሕዎ ከአ ክንደይ ዝበለጸ ምኾነ😍

  • @masawa5400
    @masawa5400 3 года назад +8

    Abiyet awet mokonen 11 and jomal 7 ab hade Xelmat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪

  • @eyobhabte5805
    @eyobhabte5805 Год назад

    Awet nihafash and proud to be eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪🏫🕌💯💯💯💯💯💯🐫👍👍God bless my country!!

  • @freweynimeles1953
    @freweynimeles1953 3 года назад +3

    ኤርትራ ሃገረይ አደ ጀጋኑ አደ በላሕቲ አርሒቖም ዝጥምቱ ብምኳና ይሕጎስ ኤርትራዊት ብምኳነይ ይሕበን እግዚአብሄር ዝባረኻ ሃገር አያ
    ተመስገን እግዚአብሄርአምላኽ ሃገረይ ስለዝባረኽካያ!🙏

  • @2020-v5d
    @2020-v5d 3 года назад +2

    faris dima ynebir tarikhu litweres. shukren ER-TV.
    yare tarikh elom furas filim min wedu egilom seni ala. kiena mesil tarikh nihize hilina .elom erot kiliot seb miadey kin eb tarikna litelehew lahilew egil liamro wlad men hina.wo egilna eb abihu tarikh abawna egil niamir.
    awte egil rehib gebil shiab Eritrea wo rahyet wo salamet lihabana rebi yareb.

  • @amlesetshishay849
    @amlesetshishay849 3 года назад +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @furutunaasmelash2979
    @furutunaasmelash2979 3 года назад +8

    Ezeam eyoum geganu

  • @abdellanuro731
    @abdellanuro731 Год назад

    I'm oromo I love all eritrean people and I want to learn history of eritrean war of independence and ethio eritrean war of 1990s

  • @nevergiveup5690
    @nevergiveup5690 3 года назад +3

    Abiet jgnnet 😊😊😊❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊

  • @Haben-e5d
    @Haben-e5d 3 года назад +2

    💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Jigna aynebrin tariku eyu zinebir eziom kea hugusat koyinom eyom ab elamiom tesewiom amlak ab yemanu yenbrkum

  • @lemlemghiwot5085
    @lemlemghiwot5085 Год назад

    👍👍👍👍Deki Erina like sher Sabskiraib Giberuba Eritrea bi Eritrawiyan Awt ni hafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿

  • @dejenzraewedixaeda3763
    @dejenzraewedixaeda3763 3 года назад +2

    እንቋዕ ኤርትራዊ ኮንኩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብልቢ እየ ዝኮርዕ

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 8 месяцев назад

    ኣብ መስዋእቲ ሰማእታታን ጀጋኑን ዝተረኽበት ሃገር ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ንዘልኣለም ክሕበነላ ይግባእ።
    💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish2729 3 года назад +19

    እዚ ኩሉ መስተንክራዊ ፍጻሜታት ገድሊ ሰውራ ኤርትራ ብዝግባእ ተጸኒዑ ኣብ መጻሕፍቲ ተሓቲሙ ናብ ውሉድ ወለዶ ክሳጋር ናይ ኩሉ ጉዱስ ዜጋ ድልየት እዩ።

  • @omeribrahim7743
    @omeribrahim7743 2 года назад +1

    Eritrean Heroes history is so amazing.

  • @alemsegedkifle7181
    @alemsegedkifle7181 3 года назад +2

    thank you eri Tv

  • @rahbotbella3344
    @rahbotbella3344 3 года назад +6

    ኤርትራዊ ተበራበር ቅያ ናይ ኣቦታትና ንድገም please please wake up ya all 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tiblezwoldu6748
    @tiblezwoldu6748 3 года назад +3

    ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑና🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Matiastsegay8910
    @Matiastsegay8910 Год назад

    ኤርትራውነት ዘኩርዕ መንነት ታሪክና ንውልድ ወለዶ ክሰጋገር አለዋ ጅግና ጅግና ይፈሪ ወትሩ እብ አሰርኩም ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና ዓወት ንሐፋሽ!

  • @Bdoho1985
    @Bdoho1985 3 года назад +4

    ቅያ ህዝባዊ ግንባር መዳርግቲ የብሉን ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን እዞም ኩሎም ዝዛረቡ ዘለው ውን ነናቶም ጅግንነትን ታሪኽን ሰሪሓም ዝአተወ ከም ባዓል ሃይለ( ዒው) መድፍዕ ኣርጂ ብሬን ካኣ ክብርት እግሩ ወፍዩ ናጽነት ክሪኢ ዝበቅዔ እዩ ዘላኣለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና ።

  • @amanamena5826
    @amanamena5826 3 года назад +5

    ክጥመልና ኢልና አይኮናን ንትርኽ ዘለና ሓቐኛ ዛንታ ተጋደልቲ ኢዩ አይጉዲልናሉ እምበር አየጋነናዮን አቱም ከዳዓት ጠላማት ካሕዳማት፡ ኪኖ ኢዚ እንታይ ገነት ኢኹም ከተምጹኡ እምበር ተጋዳላይሲ ዕጡቑ አይፈተሔን መስመሩ ራእዩኡ ንወሎዶ ንቐስን ኢዩ ዕላሙኡ ብቑንጣሮ አይብርከኽን ተጋዳላይ

  • @su3adkelifa563
    @su3adkelifa563 Год назад

    ጀሚልን ብጾትካን ሳላኻትኩም ኢና ሃገር አውሒስና እሞ ክብርን ሞገስን ናዓኻትኩም ይኹን 💯💯👌👌❤️❤️💞💞

  • @eriloveforever5723
    @eriloveforever5723 3 года назад +2

    ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ነብሱ ታሪኽ እዩ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና 🇪🇷

  • @milkyash156
    @milkyash156 3 года назад +2

    ጅግንነት ማለት።

  • @robelmajor5256
    @robelmajor5256 3 года назад +1

    💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷jeganu kerni aftika

  • @TESFITMHTSUNLOVEERI
    @TESFITMHTSUNLOVEERI Год назад

    ጂግንነት ማለት ኣብዚ እንሀ ቅሰኑ ሰማእታትና 🇪🇷💪🙏🇪🇷