እዋናዊ ጉዳይ ጀነራላትን ህወሓትን/ሓድሽ ምዕባለ ትግራይ ሕዚ/tigray news

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 31 дек 2024

Комментарии • 49

  • @NatnaForum
    @NatnaForum  3 дня назад +2

    ኣብ ዓድን ካብ ዓድን ወፃኢ ትርከቡ ተከታተልቲ ናትና ፎረም፣ነዛ ሊንክ እዚኣ ብምንካእ ሚድያኩም ክትድግፉ ንፅውዕ። የቕንየልና!
    www.gurshahub.com/natnaforum9

  • @MedaGhannes
    @MedaGhannes 3 дня назад +2

    ምግበይ ብሌን ዓይኒ ትግራይ እዩ።

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 2 дня назад +1

    ጅግና ዝብሐል መጀመርታ ኩናት ዘትርፍ እዩ ካልአይ ናብ ኩናት እንተአትዩ ሕዝቡ ካብ ጥቅዓትን ሞትን ከድሕን ከሎ እዩ 1 ሚልዮን ሞት 2 ሚልዮን ተፈናቂሉ 40/100 መሬት ዝተወሱደ ትግራይ እዚ ኩሉ ሐደጋ ዝካላከል ሰለዝሰአነ እዩ ሕዝብን ዓድን አብዚ ደረጃ በጺሑ ዘሎ መወዳዕታ ጀጋኑ ትብልዎም ን 2 ተመቂሎል ክብአሱ ኢና ሪኢና ለባም፤ ጀግና ትግራይ የለን

  • @mulgetatabaje2773
    @mulgetatabaje2773 День назад

    ጀግን ቀፅልል

  • @ብሬሞላ
    @ብሬሞላ День назад

    1ሚልየን ገቢርካስ ጅግና

  • @gebrehiwotgodefa6169
    @gebrehiwotgodefa6169 2 дня назад

    ናትና ፎረም ሚዛናዊ ሚድያ ስለዝኾነት ክምስገኑ ይግባእ። ሚድያታት እየን ህዝብና ዝጎድኦኦ ዘለዋ ። ሃገር ተ/ብርሃን ቀፅለሉ❤❤

  • @YonasHaile-lx4qm
    @YonasHaile-lx4qm 2 дня назад

    ሰላም ናትና ፎረም 🌿🙏🙏🙏🌿✍️

  • @user-dd6mp3uf7r
    @user-dd6mp3uf7r 2 дня назад

    ምግበይ መናእሰይ እንተዘይረኽብ ጅግና ክኸውን ኣይኽእልን

  • @AregawiGebremikael-y6i
    @AregawiGebremikael-y6i 2 дня назад +1

    ምግበይ ምግቢ ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ

  • @KflomGs
    @KflomGs 2 дня назад

    ኤህ ህህህህ

  • @FTSUMHadgu
    @FTSUMHadgu 3 дня назад

    አነ ጌጋ ዝፍፀም ዘሎ ጅግና ዝ ብል በሊሕ ህዝቢ ትግራይ ጥራ ጥራ እዩ

  • @TikuKidane
    @TikuKidane 3 дня назад +1

    ሀገር ተጋጊኻ እዚወዲ አይትፃረፉ እዩ ዝበለ ልዕሊ ምግበይ ዝተጋደለ የለን እዩ ዘበለ

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 3 дня назад +1

    ምዕራብ ትግራይ ዘሎ ሰራዊት ናይ ጉዕሽ ገብረ እንተኾይኑ ተዛረበና ንጉዕሽ ገብረ ክንወቅስ

  • @GebrihiwetAdane-l9o
    @GebrihiwetAdane-l9o 2 дня назад

    ጅግና እዩ ንሞባል እዩ ንምባል እዩ ሃገር መፀለምታ ይትረፍ ንምባል እዩ እቲ ሓሳብ ኣነ ከም ዝቸረዳእክዎ እምበር ንምግበይ በይኑ ፈሊኡ ክንእድ ስለ ዝደለየ ኣይመስለንን ከም ዝተረዳኣክዎ

  • @BinyamHalefom
    @BinyamHalefom 3 дня назад +1

    ኣበይ ትፎልጦ ምግበይ ሕደጊዶዶዶ

  • @gebremedhinwoldu1834
    @gebremedhinwoldu1834 3 дня назад

    ትኽኽል አለኻ ሀገር ኸምዝይ ዝበሉ ርአልመፅቲ ፃሕሊ ድኹማት ግለስባት ዘጀግኑ ቅድሚ ህዝቢ ትግራይ ? ድኹማት ብአእምሮ ድኹማት ብአካሎም እዬም!! ህዝቢ ትግራይ እዩ ጀግና ! መንእስይ ትግራይ እዩ ጀግና ! ትአምር ዝስርሕ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ ! Viva. TDF. !

  • @haregmusr5624
    @haregmusr5624 2 дня назад

    All of our leader of military are a heroes but if they did a mistake we must be telling for their problem

  • @TesfalemasefaGegzabhar
    @TesfalemasefaGegzabhar 3 дня назад

    ሓቅኻ❤

  • @haileslasiebrhane3362
    @haileslasiebrhane3362 3 дня назад

    ዝተዛረቦ ትክክል ዩ
    ንሱን ብፀቱን
    አብ ዓለም ከም ታራ ወታደር ኮይኑ ዝዋጉ ወህዳት እዮም

  • @giziawiselamwdiadiwa5288
    @giziawiselamwdiadiwa5288 3 дня назад

    Daynasor aytiwllenay banda WEDI ( RAYAAAAAAA. )

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n День назад

    ምግበይ ይኹን ካሊእ ፅቡቅ ክሠርሕ ከሎ ፅቡቕ ትብሎ ፣ሕማቕ ክሠርሕ እከሎ ኻዓ ሕማቕ ሠሪሕኻ ኢልና ክንወቕሶን ክንኩንኖን ይግባእ ፣ ብዙሕ ጊዜ ዝተወሠነ ሰብ ገንዘብ የስሕቶ ኢዩ። ስለ ዙይ ድማ ንዞም ገንዘብ ኣስሒትዎም ዓድን ህዝብን ዝጎድእ ስራሕ እንትሠርሑ ኩሉ ህዝቢ ንህሉውኑኡን ንደሕንነቱን ክቃለሶም ይግባእ።

  • @AfroAfro-k8s
    @AfroAfro-k8s 2 дня назад

    ሃገር ተ/ብርሃን እቲ ንመራሕቲን ንሰራዊትናን ንኣሃዱታትናን እንዳ ኣፀለመ ዝውዕል ዘሎ ኣካል ወንጀለኛታት ዝብሉዎም ጀነራላትን ፖለትካ መራሕቲን ዝውገዛ ኣሃዱታትን ብመርትዖ የቕሩቡ እንተዘይኮይኑ ብሕጊ ክሕተት ኣለዎ እቲ ሽም ዘፀሊም ዘሎ ኣካል።

  • @dawiteliffe9027
    @dawiteliffe9027 3 дня назад

    ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡እዚ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።

  • @اممحمد-م7ث7ر
    @اممحمد-م7ث7ر 2 дня назад

    ኹሎም አየድሉዩን ንትግራይ ።አረባዕተ ነጥቢ

  • @tirhasgebretensai8160
    @tirhasgebretensai8160 3 дня назад

    ንምንታይ እዩ ኩሉ ትግራ ዋይ አጃንዳ ብዛዕባ ዝተወረ መሬትናን ዝተፈናቀለ ድምፂ ዘየሰምዕ????

  • @سلطانمحمدادس
    @سلطانمحمدادس 3 дня назад

    አይፋሉን

  • @JermenJermen-z2g
    @JermenJermen-z2g День назад

    ሰቁታ፡መርፁ፡ዶአ፡በሮኒ፡ኦዝሞ፡ባንዳታት፡ዕርፉ፡ሕዋሓት፡ባዓሉ፡አለው

  • @GerezgiherBeyene
    @GerezgiherBeyene 2 дня назад

    አታ ንጂግናጂግና ንለባ ለይባ ይባሃል አይትፊራሕ

  • @TsegayAraya-o3t
    @TsegayAraya-o3t 3 дня назад

    ሃገር ሓወይ እቲ ወዲ እኮ ንምግበይ ዘድነቀሉ መንገዲ የፀልምዎ ስለዘለው እምበር ፍሉይ ጀግና እዪ ክብል ደልዪ ኣይኮነን ጥፍኣት እንተሃሊእዎ ደግሞ ብሕጊ ይሕተትዎ

  • @DanielSirakBirhane
    @DanielSirakBirhane 3 дня назад

    ትኽኽክል ሃገር ተኽለ ብርሃን ሓሜት አሎ እንታይ ደኣ ካሎኦት ዘይሕመዩ ብዛዕባ ጅግንነት ድማ እንተኾነ አብቲ ሜዳ ትነብር እንተዘይኮይኑ ግን ግንዘበ ክህበና አይፈቅድን ብግለይ ምላጫ መመሰሊ እየ ዝብሎ ነዚ ቆልዓ

  • @marcelllyewsang5485
    @marcelllyewsang5485 3 дня назад

    መሣሪሂያ/ጠመንጃ ተዓጢቆም ገዛኦም (ወርቂ መሬቶም) ኽሥረቅ ኸሎ ቲም ዝብሉ ዘለዉ ጀነራላት ትግራይ ጥዑያት አይኮኑን እቲ ዝግቦኦም ኽብሪ ብዝፈጸሙዎ ጀግኒነት ህብናዮም ኢና አብ ዘይግቦኦም ኹነታት ኽርከቡ ኸለዉ ኸዓ "ሓሕ ዝብላዕ ብላዕ" ኽበሃሉ ናይ ግዲን ኢዩ :

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 3 дня назад

    ኣታ ወዲ ህዝቢ ምዕራብ እናጠፍአ ኣብኡ ከይትዝቲ ናይ ግለሰባት ኽብሪ ተቀድም
    ነዚ እማ ሃይለ ።ስታሊን።ብርሃነ ቅልብተኛታት ኣለው

  • @سلطانمحمدادس
    @سلطانمحمدادس 3 дня назад

    አበይ አ

  • @KidaneCherqos
    @KidaneCherqos 3 дня назад

    ብፅግምም ምሕታት ፅቡቅ እይ ኮይኑግኑ
    ካብዝግብኦ ንላዕሊ ናይጅናራላት ስምምጥቃርግን ትክክል እይኮነ
    ስብልዖ ጵቃስ ስእንኩ ክልብ ብልዕዎ ደቅስኩ ኮይኑእዩ አምበር ንስምስ ከ
    ህግሮም ተርጅቶም እንትጥቅሙ እትይሽግር እልዎ ክምህግሮ እኮ ንብረት
    ምተውሪሮምእዮም

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l 3 дня назад

    አታ እቲ፡ትወረረ መሬትናን አብቶም ወረርቲን እንተ ትነጥፍ ፡፡መጀመሪያ ከምፋናን ናይቶም ወረርት ሚድያታትን ዘይትሰርሑ ክሳብ ኸዚ ብዛዕባ ሕወሓት ይዛረቡለው ነኣቲና ደናቁር ግን ናይባዕሎም ንምፍራስ ላዕልን ታሕትን ይብሉ ለው ታይ ንምርካብ እዩ ፡አረ ተምሃሩ ካብቶም ፀለእቲና

  • @user-Atselele_Mekelle
    @user-Atselele_Mekelle 2 дня назад

    ሰብ ነፂርኻ ምንቃፍን ምንኣድን ምስ በልኻ መሊስኻ መናእሰይ ትግራይ ዝሰርሕዎ ታሪኽ ንምግበይ ሸሊምኻዮ። ጀነራል ኣይብሎን ምኽንያቱም ኣብ 21 ክ/ዘመን ድሮን ዘይፈልጥ ጀነራል ኢልኻ ምፅዋዕ ባዕሉ ፍቕሪ ምግበይ ከይኸውን ኢለ እየ።

  • @KibromKahsay-ie7tc
    @KibromKahsay-ie7tc 2 дня назад

    ሓቅኻ ግን ሓሳዊ እዩ

  • @WeldeabAyalew
    @WeldeabAyalew 2 дня назад

    Nemehetat bebey halifka tehatet? Balom seb wana eyom

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu201 3 дня назад

    መበገሲ ሕመቅና ድንቁሪናና
    መግለፂ ድሕረት እውን እዩ
    ኩለ ትግራይ ጫፍ ካብ ጫፍ ተላዒሉ መስዋእትነት ዝኸፈለ ትግራይ እናሃለወ ግን
    ግለ ሰብ ልዕልም ማንም ትግራይ ተቃልሱ ዝብሉ ኻሎኦት እውን ካብ ህዝቢ እናመንጠልኻ ምንአድ ግቡእ አይኾነን
    ትኽክል ኢኺ ዘቅረብኻዮ ሓሳብ ብምሉእ ይድግፎ እየ።

  • @TsegayKifle-d7v
    @TsegayKifle-d7v 3 дня назад

    Kedae zeykedaeko bzgebro mnkskas eyu.hji gzyawi mmhdar kedae mkuanu argagitsu eyu

  • @ገሬሓበሻዊ
    @ገሬሓበሻዊ 3 дня назад

    ፃርቃን ሓሻዊ እዩ

  • @Hadush-h5x
    @Hadush-h5x 2 дня назад

    ንስካከ ናይ ምን ኩርኩር እካ ምፍለይ አብዩና

  • @SiedFerej
    @SiedFerej 3 дня назад

    😂

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 2 дня назад

    አዛዚ እቲ ዝውረር ዘሎ ቦታ ኢድ የብሉን እንተኢልካ ናይ ዚ ዘመን ዓሻ ኢኻ ። ናይ ደገ ሀፋትም ብነበር TDF ንብረቶም ናተሐለየ ናረአካ ፣ ህዝቢ መሬቱ ናተወረረ ናረአካ ፣ ናይ ወዲ ምግበይ ልዕሊ 8 ቆፎርቲ ማሽናት ናፍረሳን ናበከላን ናረአየ ሐቂ ተሸፊንካ ለማስ ትግራዋይ ኢኻ ።

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 2 дня назад

    666no abyi midy die