Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣብ ኡጋንዳ ጥራይ ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ኤርትራውያን። ናይ ደቡብ ሱዳን፡ ኣንጎላ፡ ዱባይ፡ ኣመሪካን ኤውሮጳን ሓዊስካ ሃገርና ኣብ ሓጺር ግዜ ንኽንሃንጽ ዕቑር ዓቕሚ ኣለና። ኣብ ሃገርና ንሰርሓሉ ግዜ የምኣልና ።
Eritrean people are very hard working nations but unfortunately we didn't have the right government in Eritrea. Th government it doesn't encourage people to invest in our country.
Smart analysis, keep it up !
መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ኣብ ኡጓንዳ ናብርኦም ንኸምሓይሹ ዝኸዱ ኢዮም ። ❤🎉❤🎉❤🎉
እንታይ ማለት ኢዩ ናብርኦም ንምምሕያሽ ።ክንበሩ ከይዶም ዘይትብሊ ካብታ ጎሓፍ ሃገር ምንባር ሰለዘይተፈቀደሎም
❤❤❤❤❤❤❤🎉eritrean ❤eritrawey
ኣዝዩ ዘሕዝን ጸብጻብ'ዩ ብሓቂ 😢😢😢😢
It's they are money so what
Thanks AAN Media
ጽቡቅ መግለጺ ቀጽሎ
ናይ ኤርትራውያን ወፍሪ ውልቃዊ ድዩ ሰልፋዊ እንድዒ !ናይ ወያነ ብመንገዲ ኣዜብ መስፍን ኣብ ጁባ፡ኡጋንዳ ...ብዙሕ ወፍሪ ከም ዘለዋ ሰመዐት እዝኒ
አርትራዊ ረክቡዎ ዘሎ ሽግር ባዕሉ ካብ ሃገር ኣባሪሩ ቢሑቕ ከይተረፈ ካብ ዞባ ናብ ዞባ ምሕላፍ ከልኡ ባዕሉ ኢሳታስ ናይ ጣዕሳ በደላት ክመልእ ይግባእ
ኣብ ኡጋንዳ ተወፉርዎ ደልኩም ነባሪ ዘንበር ሰርዓት የለን ህዝቢ አዩ ደንበር ኤርትራ ነማኤበላ ሓደራ ኣሕዋት
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
Abzia tegagigikum ugandan haki zereba kulu eritrean haftam sle zmeslom kserkuka bzuh eyom zftnu hji kea meliska metemeti eyu ezi bselam sk elom knebru mhashe. Aberktoka ab ktoba glxi kkewn aygbon eyu ab uganda. Do u know how many eritrean yktelu ab uganda zkmet seb tray eyu zfelto. Ezi wusnet aykonon eyu banxaru eyu
ህዝቢ አርትራ ጸላኢ መንግስቲ እዩ ዘለዎ ኢሳያስን እቶም ንኢሳያስ ኣይትንቀፍዎ ዝብሉ ሰብ ፉሉይ ረብሓ በዚ ናይ እጋንዳ ሕርር ኩምትር ኢሎም አለው
❤❤❤
Kkkk wedi medhin berad sebeutu bezuheee resemal afisesaaa alaaa
ሐቅኻ ኢኻ ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ቀረብን ሰደድን ( Import & Export )ብእገዳ ምኽንያት ክኾነሎም ኣይከኣለን ። ዝተሰርሔ ነገር ሰደድ በየን ኣቢልካ ትልእኮ ክሽየጥ ? እቲ ዘድሊ ካብ ካልኦት ሃገራት ከተምጽኦ ትደሊ ቀረብከ ዝተኣገደ ውጽኢቱ ናብ ኡጓንደን ከምኣዝበላን ኮይኑ።❤🎉❤🎉❤🎉
teberaber deqiska aleka ndhrit aytmlesena egeda wahid
ኣታ ንዓ ባ የ ስምዓኒ አገዳ አገዳ ቅሩብ ባ ስታክ ጌርካ ኣለካ።week up please
ኣብርሀት ደነቆሮ ።ኣብ ኤርትራ እገዳ እንተዘንበር በየን ዲኩም ገይርኩም እዚ ኩሉ ናይ ዛራን ናይ ቢሻ ማዕዳናት ጎሕጉሒኩም ሰዲድኩሞ።
ከምዚ ዓይነት ዑዉትናይ ኤርትራውያን ወፍሪ ዜና ምዝርጋሕ ብጣዕሚ ንመጻ ኢት ኤርትራ ተስፋ ዘሰንቅ ሓቤሬታ ኢዩ።
We have more Money Brother
The investers are from western world. Those are two types of Eritreans.
እቲ ቁጽሪ ተጋኒኑ ኣሎ ሚእቲ ሽሕ ውን ኣይበጽሕን ኢዩ እቲ ህልው ግን ብዝወሓደ 200 ዶላር የህልኽ ኢዩስለዚ ወርሓዊ 200 ዶላር ነ- ወከፍ ቀሊል ወፍሪ ኣይኮነን
Bzaoba kalot do ktntn ywuol wala Bzaoba wefri Eritrawi n Eritrea
ጋና ናብ ትግራይ ከንስግሮ ኢና
😂😂😂😂😂
Hoyenaaa hoyee hoo hoyeena heye mengisteee uganda xedekelenaa eyeee
ንኣዳለውቲ 3B ኣሃዝ ካበይ ከም ዝረኸብዎ ብድሆ። ምንጪ እዚ ዳታ ኣበይ ኣሎ??
Ezi cheflaki srotAlmsuwa eza hager
Uganda nizelalem tinber nibel
Agedasi areseti eyu qexelo mengeseti ewen qolehata kegberelu nexebe
Hiiii
240 shih tiblo zeleka it's fake news
24000 bizuheee kuisereee eyou
Entay tergum yehbna ne eritrea habtom ne uganda ember tekmi ayhbnan
The number is too high to beleve .
ግድን 30 ከነብጽሖ ኢና ቢሎን ክበጽሕ ኣለዎ ካብ ኢሰያስ ሰክራም ዝበሎ ኦ
ኣታ ደርባይ አታ ሃገር በይንኻ ገድፍክያ ሓደምኻስ ኮምኡ ተበል ኣላኻ
Ata mekeyef rekibkani ....neza hasawit awel sied eski sdedela 👍
Kkkkkkkk emo 😂😂😂
Kkkk abohagoy iseyas kkkkkk
ሰሚዕናካ ወረኛ።
Natka tintane kea ኣጻልኡኒ'ዩ ፡
haqi merar eya
መብዛሕትኡ ገንዘብ ናይ ህግዲፍ ኢዩ :: ከይፍለጥ ኢሉ ብስም ውልቀሰባት ዝተመዝገበ ርእሰማል'ዩ ::ኣየናይ ኤርትራዊ ዩ ገንዘብ ሒዙ ዝተሰደ? ሓቂ ዘይንዛረብ
Hasad, kenika
Mexika uganda reayo
@@Eritre-s4v ኣናፍራ ቆቃሕ ዘይፈልጥሲ ኣይሃዳናይን :ንመን ኢኻ ለባም ክትኮነሉ
@@habtemichaelabraham6340 ሓቂ ምዝራብ ደኣ ካብ መዓስ ቅንኢ ኮይኑ :: ሕጂ ውን መብዛሕትኡ " ሃብቲ ኤርትራውያን" ዝበሃል ኣብ ኣሜሪካ ኤሮጳ ይኹን ኣፍሪቃ : ንኸይፍለጥ ብስም ውልቀሰባት ተጌሩ ዝዋፈር ንብረት ህግዲፍ ዩ :: ውሓጣ ንሳ ያ እታ ሓቂ :: ጥውይ ጨርቁ ከምዚ ከማይን ከማኻን እግረይ ኣውጽእኒ ኢሉ ኢዩ ተሰዲዱ
@@habtemichaelabraham6340 ክላ ወያል: ከዛብ ሐቂ አይትዛረብ ድዩ :: ምስ ገንዘቡ ዝተሰደ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣሎ ድዩ ?
አረ ናዓ በጃኻ 10ታት ኣሻሓት ከ ዘይትብል 240 ትብል ካበይ ዝመጸ ቁጽሪ ዩ እዚ
I thought aan are smart how do you brodcast such nonsense.
ኣብ ኡጋንዳ ጥራይ ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ኤርትራውያን። ናይ ደቡብ ሱዳን፡ ኣንጎላ፡ ዱባይ፡ ኣመሪካን ኤውሮጳን ሓዊስካ ሃገርና ኣብ ሓጺር ግዜ ንኽንሃንጽ ዕቑር ዓቕሚ ኣለና። ኣብ ሃገርና ንሰርሓሉ ግዜ የምኣልና ።
Eritrean people are very hard working nations but unfortunately we didn't have the right government in Eritrea. Th government it doesn't encourage people to invest in our country.
Smart analysis, keep it up !
መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ኣብ ኡጓንዳ ናብርኦም ንኸምሓይሹ ዝኸዱ ኢዮም ። ❤🎉❤🎉❤🎉
እንታይ ማለት ኢዩ ናብርኦም ንምምሕያሽ ።ክንበሩ ከይዶም ዘይትብሊ ካብታ ጎሓፍ ሃገር ምንባር ሰለዘይተፈቀደሎም
❤❤❤❤❤❤❤🎉eritrean ❤eritrawey
ኣዝዩ ዘሕዝን ጸብጻብ'ዩ ብሓቂ 😢😢😢😢
It's they are money so what
Thanks AAN Media
ጽቡቅ መግለጺ ቀጽሎ
ናይ ኤርትራውያን ወፍሪ ውልቃዊ ድዩ ሰልፋዊ እንድዒ !
ናይ ወያነ ብመንገዲ ኣዜብ መስፍን ኣብ ጁባ፡ኡጋንዳ ...
ብዙሕ ወፍሪ ከም ዘለዋ ሰመዐት እዝኒ
አርትራዊ ረክቡዎ ዘሎ ሽግር ባዕሉ ካብ ሃገር ኣባሪሩ ቢሑቕ ከይተረፈ ካብ ዞባ ናብ ዞባ ምሕላፍ ከልኡ ባዕሉ ኢሳታስ ናይ ጣዕሳ በደላት ክመልእ ይግባእ
ኣብ ኡጋንዳ ተወፉርዎ ደልኩም ነባሪ ዘንበር ሰርዓት የለን ህዝቢ አዩ ደንበር ኤርትራ ነማኤበላ ሓደራ ኣሕዋት
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
Abzia tegagigikum ugandan haki zereba kulu eritrean haftam sle zmeslom kserkuka bzuh eyom zftnu hji kea meliska metemeti eyu ezi bselam sk elom knebru mhashe. Aberktoka ab ktoba glxi kkewn aygbon eyu ab uganda. Do u know how many eritrean yktelu ab uganda zkmet seb tray eyu zfelto. Ezi wusnet aykonon eyu banxaru eyu
ህዝቢ አርትራ ጸላኢ መንግስቲ እዩ ዘለዎ ኢሳያስን እቶም ንኢሳያስ ኣይትንቀፍዎ ዝብሉ ሰብ ፉሉይ ረብሓ በዚ ናይ እጋንዳ ሕርር ኩምትር ኢሎም አለው
❤❤❤
Kkkk wedi medhin berad sebeutu bezuheee resemal afisesaaa alaaa
ሐቅኻ ኢኻ ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ቀረብን ሰደድን ( Import & Export )ብእገዳ ምኽንያት ክኾነሎም ኣይከኣለን ። ዝተሰርሔ ነገር ሰደድ በየን ኣቢልካ ትልእኮ ክሽየጥ ? እቲ ዘድሊ ካብ ካልኦት ሃገራት ከተምጽኦ ትደሊ ቀረብከ ዝተኣገደ ውጽኢቱ ናብ ኡጓንደን ከምኣዝበላን ኮይኑ።❤🎉❤🎉❤🎉
teberaber deqiska aleka ndhrit aytmlesena egeda wahid
ኣታ ንዓ ባ የ ስምዓኒ አገዳ አገዳ ቅሩብ ባ ስታክ ጌርካ ኣለካ።week up please
ኣብርሀት ደነቆሮ ።ኣብ ኤርትራ እገዳ እንተዘንበር በየን ዲኩም ገይርኩም እዚ ኩሉ ናይ ዛራን ናይ ቢሻ ማዕዳናት ጎሕጉሒኩም ሰዲድኩሞ።
ከምዚ ዓይነት ዑዉትናይ ኤርትራውያን ወፍሪ ዜና ምዝርጋሕ ብጣዕሚ ንመጻ ኢት ኤርትራ ተስፋ ዘሰንቅ ሓቤሬታ ኢዩ።
We have more Money Brother
The investers are from western world. Those are two types of Eritreans.
እቲ ቁጽሪ ተጋኒኑ ኣሎ ሚእቲ ሽሕ ውን ኣይበጽሕን ኢዩ
እቲ ህልው ግን ብዝወሓደ 200 ዶላር የህልኽ ኢዩ
ስለዚ ወርሓዊ 200 ዶላር ነ- ወከፍ ቀሊል ወፍሪ ኣይኮነን
Bzaoba kalot do ktntn ywuol wala Bzaoba wefri Eritrawi n Eritrea
ጋና ናብ ትግራይ ከንስግሮ ኢና
😂😂😂😂😂
Hoyenaaa hoyee hoo hoyeena heye mengisteee uganda xedekelenaa eyeee
ንኣዳለውቲ 3B ኣሃዝ ካበይ ከም ዝረኸብዎ ብድሆ። ምንጪ እዚ ዳታ ኣበይ ኣሎ??
Ezi cheflaki srot
Almsuwa eza hager
Uganda nizelalem tinber nibel
Agedasi areseti eyu qexelo mengeseti ewen qolehata kegberelu nexebe
Hiiii
240 shih tiblo zeleka it's fake news
24000 bizuheee kuisereee eyou
Entay tergum yehbna ne eritrea habtom ne uganda ember tekmi ayhbnan
The number is too high to beleve .
ግድን 30 ከነብጽሖ ኢና ቢሎን ክበጽሕ ኣለዎ ካብ ኢሰያስ ሰክራም ዝበሎ ኦ
ኣታ ደርባይ አታ ሃገር በይንኻ ገድፍክያ ሓደምኻስ ኮምኡ ተበል ኣላኻ
Ata mekeyef rekibkani ....neza hasawit awel sied eski sdedela 👍
Kkkkkkkk emo 😂😂😂
Kkkk abohagoy iseyas kkkkkk
ሰሚዕናካ ወረኛ።
Natka tintane kea ኣጻልኡኒ'ዩ ፡
haqi merar eya
መብዛሕትኡ ገንዘብ ናይ ህግዲፍ ኢዩ :: ከይፍለጥ ኢሉ ብስም ውልቀሰባት ዝተመዝገበ ርእሰማል'ዩ ::ኣየናይ ኤርትራዊ ዩ ገንዘብ ሒዙ ዝተሰደ? ሓቂ ዘይንዛረብ
Hasad, kenika
Mexika uganda reayo
@@Eritre-s4v
ኣናፍራ ቆቃሕ ዘይፈልጥሲ ኣይሃዳናይን :ንመን ኢኻ ለባም ክትኮነሉ
@@habtemichaelabraham6340
ሓቂ ምዝራብ ደኣ ካብ መዓስ ቅንኢ ኮይኑ :: ሕጂ ውን መብዛሕትኡ " ሃብቲ ኤርትራውያን" ዝበሃል ኣብ ኣሜሪካ ኤሮጳ ይኹን ኣፍሪቃ : ንኸይፍለጥ ብስም ውልቀሰባት ተጌሩ ዝዋፈር ንብረት ህግዲፍ ዩ :: ውሓጣ ንሳ ያ እታ ሓቂ :: ጥውይ ጨርቁ ከምዚ ከማይን ከማኻን እግረይ ኣውጽእኒ ኢሉ ኢዩ ተሰዲዱ
@@habtemichaelabraham6340
ክላ ወያል: ከዛብ ሐቂ አይትዛረብ ድዩ :: ምስ ገንዘቡ ዝተሰደ ኤርትራዊ ስደተኛ ኣሎ ድዩ ?