ሰላማዊት ዮሃንስ ኣብ መዛዘሚ በዓል ኣሸንዳ - መቐለ (ኖርዘን ስታር) 2016 ዓ/ም
HTML-код
- Опубликовано: 16 сен 2024
- #Ashenda @Tigrai Television#ኣሸንዳ
------------
Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-maiL: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
/ tigrai.tv1
Instagram: / tigrai.tv
RUclips: / tigraitv
TikTok: / tigrai_television
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV
ብስም ሰሉዋይ ወርቂ ስብስክራብ ከይትሓልፉኒ ተጋሩዋይ😘 ኣታ ናለሚ ዓመትስ ፍሉይ ፍሉይይይ ብታሕጓስ ጣዕ ካብለን ይኡ ዕልልልልልልልልልልል👌😃😃🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤😊👍
እሺ
ያኸብረይ አሕዋተይ🙏🎉❤❤@@hgyy2926
She have beautiful smile , from you Eritrean sister 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የዎህ ህዝበይ ኹልሻዕ ሕጉስ በለለይ❤️💛
❤❤
Amen 🙏🙏🙏
እንቃዕ ኣብጸሐክን ምቁራተይ🇪🇷
ኣሸንዳ 2016 ዓ/ም ብለምለም መሬትን ብጸበል ማይ ኣቦይ እዝጊ ዝተቀደስን ዝተባረኽን ኮይኑ ተካይዱን ተዛኢሙን እዩ። ደቂ ኣሸንዳ ትግራይ እኳዋዕ ብሰላምን ብታሕጉሳን ባዓል ኩሌን ኣሕለፍክነኦ። ንዓመታ ድማ በዓል ኣሸንዳ ከምዙይ ድሙቕን ልምልሙን ርሑስን ኮይኑ ክሓልፈልና ኣምላኽ ብሰላም ይብቀዐና። ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኩለይ ብውሕሉልን ብብቅዓትን ኣመረርሓ በዓል ኣሸንዳ ክባዓል ስለገበርኩም የውሓና ይግበኣኩም እዩ። ደሰ ይበልኩም ንህዝቢ ትግራይ ደስ ስለዘብልክምዎ። ሰላማዊን ዲሞክራሲያዊ ዕላማኹምን፡ መስመርኩምን፡ ድኻምኩምን ብዘየጠራጥር ተዓዋታይ እዩ። ሕልሚን ግብሪን ጉሒላታትን ማፍያታትን ደመኛታት፡ ካሓድቲ፡ መዕነውቲ፡ መብከይቲ ወዘተ ህዝቢ ትግራይ ድማ ብዘይተርፍ መልኽዑ ሓሙኽቲ ኮይኑ ክተርፍ እዩ። ዓወት ንህዝቢ ትግራይን ደቁን ይኹን!! ውድቀትን ውርደትን ድማ ንጸረ ሰላምን፡ ደማኛታትን፥ ዲይብሎሳትን ንጉጂለ ደብረጽየን/ደብረብርሰትን ጉጂለኡን ሓሻኽሩን ይኹን!! ኣይተርፈሞን ድማ!!
ህግደፍ መንደፍ ናይ ባዕልካ ግበር ትግራይ ሰብ ኣለዋ‼️
እንኳን ደስ አለሽ እህታችን ሰላማዊት❤❤❤❤
ተጋርወኒ ብልቢ እየ ዝፈትመኩም ካብ እርትርአ እየ ❤💛❤️💙💚💙
ጋል ትግራይ ሽኮር ሰሉየይ❤❤❤❤ እንካዕ ኣብፀሐክን ልባዓል ኣሸንዳ
💊❤️💛💊❤️💛💊❤️💛💊❤️አጆኻ ህዝቢ ትግራይ ጸጋማትካ ክውዳእ ኢዩ💙💙💙💙
ምሳኽንዩ ጥዑም ስደት ክፉእ ፈላልዩና ካብ ዓድና😢❤❤❤
ኣበይ ኣለኩም ኣድነቅቲ ሰሉ❤
What a Music!, I have never ever seen such kind of song with bringing into one the variety of different Artist Music!
i love u my people❤️💛
ሰላም ሰላም ትህበካ ንግስቲ መድረኽ
ፅሩያት ቆልዑ ኣሻንዳ እንኳዕ ምስዛ ፅርይቲ ሓፍትኽን ብሰላም ኣራኸበክን !!!
ዉቅባት ደቂ ትግራይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐክን ምቁራት ኣምሒሩልክን
Kenie mason zeymbarey🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
ደቂዛ ሓላል መሬት ትግራይ ርሑስ ብዓል፡ዓመት ኣሸንዳ ማርያ( ማርያም) ይኹነልኩም ዕድመን ጥዕናን
My Beautiful people Love you all big hugs and kisses 💋 😍
ሰላም ንህዝብና ጅግና ምንታይ እዚኣ ከይትሳኣን
❤❤❤❤❤ Nibriley Adey Tigray yyy
ሰሉየ ንግስቲ መድረክ❤❤🎉🎉🎉
U r beautiful our sister!!
Tigray Adey niberley Mishizibiki
❤❤❤❤❤
Fiker yehonachu betam adanakiyachu negn ❤❤❤
ሰሉ ንግስቲ መድረኽ❤
Temsgen tigray adey mulue haguski yerieyena🥰🥰🥰🥰
Selu shkor ❤ 🎉🎉🎉
እኳዒ ጓል ትግራይ ኹኑኹ ካብ ስደት መልስስስስ❤❤❤
❤❤❤❤❤
Swit
እንኳዕ ኣብፀሐክን ብጣዓሚ ደስ ዝብል ❤❤❤
ሰላም ለመላው ትግራይ ሕዝብ በሙሉ
Proud of our beautiful culture ❤️
ሰላምዬ እንኳን ደስ አለሽ የኢትዮጵያ ቆንጆ
ጅግና
Feker yasenefal❤ happy Ashenda ❤❤❤ 💃💃💃💃🕺🕺🕺🕺
የዋህ ሕዝበይ
Yes❤❤❤❤
Beautiful cultural performance-of course all
Good job, lovely Tiger sister.
ሰሉዋይ♥️💛
ዋውውው❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Endie taymo kble ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ብርህንሐሸንጋ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንግስቲ መድረኽ🎉🎉🎉🎉🎉
ENKUAN Aderesachu Konejajetochu❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሰላማዊት የዋሃንስ ሰብለ ካሕሳይ ንጉሳት መድረክ❤
thats we need free tgray for tgrayan sebsre
Yene ❤ konjo
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሶሊተይ
👍👍👍👍 ሽከር
ሰሉ ሽኮር❤❤❤❤❤❤💃💃💃
ዉበት ሲነካ በትግራይና ነው ለኳ ሰሉዋይ ፁሩይት ፍጥረት❤❤
🌹❤️👍🏽
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቆንጆዎቹ ቆልዓ
❤🎉
👏👏👏❤️💛❤️💛💋🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤
❤❤❤❤❤❤👌
❤❤❤❤😊🎉🎉🎉
❤❤🎉❤🎉🎉🎉🎉❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
ብርህንሐሸንጋ
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Fkrkum aknieni 🥺❤❤❤❤❤❤❤
🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Yne konjoo ok seli
🩷🩷🩷🩷🩷🩷
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
💋💋💋💋❤❤❤❤❤❤❤
Queen 🫅
Hero enque tgraweti konki
ሓንቲ ሕቶ አላትኒ ነዘን ኩለን ክቁንና ክንደይ ቆናኑ አለዋ አብ ከተማ መቀለ ሕቶ እያ
Alot ብጣዕሚ ብዙሓት beauty salon ኣሎ ። ኣብ ማእኸል ከተማ 1500 ብር ወይድማ $15 እየን ዝኸፍላ ሐዚ ኣብ ኣሸንዳ እዋን ። ኣብዘን ርሕቅ ዝበላ ግን ይቅንሰ እዩ ።
@@SwingTrader-v9w thank you 🙏
@@peace-x9s it's ok
ከማይ ዝፈትዋ ይህሉ ዶ ሰለማዊት ሽኮርርር ካብዚኣስ ወላ 1000 ትዕይል ብሓቂ
❤😂❤😂❤
🫱🫱🫱⭐️🙏🙏🙏💛❤️❤️🧡❤️❤️🎉🎉🎉💐💐
እንታ እንታይ እዩ ሰላማዊት ሰላማዊት ትብሉ ? እንታይ እያ ገይራትላ ንትግራይ አብ ግዜ ዝተወረረትሉ? አበይ እያ ተወሺጣ ነይራ አብ እዋን ኹናት ?ደራፊት ኮይና ሓንቲ ነፀላ ዜማ ስለ ትግራይ ወይ ስለ TDF እንኳን አይውፀአትን/አይደረፈትላን ።ስለዚ እንታይ እዩ አስተዋፅኦኣ ? ናይ ትግራይ ዘረኢ ስለ ዘለዋ ጥራሕ ? መሓፍረቲ ንቶም ካልኦት ከየንቲ ክንደይ ንትግራይን ንTDF ዝደኸሙን፣ ግዜኦምን ገንዘቦምን ሰንሰን ዝበሉ ተጋሩ ክብሪ ዘይምሃብ እየ ዝኾውን ።
such a terrible footage. my I phone from 4 yrs, can tape better than this. c'mon people.
ከማንም ብልጽቲ ሰላም እያ ንትግራይ ዓዳ ተክብርን ትፎትን
እዛ ፅሕፍ ተንብቡ ዘለኩም ቁዱስ ገብርኤል ካብ ክፍእ የሰውርኩም ሓላለተይ ፕሮፍይለይ ነኪእኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብስም TDF💊💊ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዎ ወላዲትኩም ስለ እትገብሩለይ የመስግነኩም🙏😍❤💕💕💕💝💝💝💖💖TDF tube💊💊💊
galtom tokisom zeyshtu
አሁን ትቢተቸው ሁሉ ስለተነፈሰ ፈታ ማለት ይገባችኋል
ቻ
ፋራው
❤❤❤❤❤
Yes❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤