ምስጢር 16 ዓመታት፡ ዘሕዝን ዛንታ ስደት ካብ መጽሓፍ 'ኣብ ሊቢያ ጠኒሰ'
HTML-код
- Опубликовано: 21 окт 2024
- ጸጋብርሃን ጎይቶኦም ካብ ዝጸሓፋ መጽሓፍ ኣብ ሊብያ ጠኒሰ ካብ ዘለዋ ዛንታታት ሓንቲ ምስጢር 16 ሰዓታት ብፍቓድ ጸሓፊ ኣብ ሞዛይክ ባህሊ ተተሪኻላ። መጽሓፍ ንምእዛዝ www.semayat.com ተወከሱ።
16 Years secrete that destroys her leg.
እዋይ ሐፍተይ 😢😢😢አጀኪ አምላክ ምስኪ ይኹን 🙏🙏🙏እዚ ሐቀኛ ታሪኽ እንተ ዀይኑ ንባዓል በታ አቶ ክብሮም ዓገብ እልካ ምዝርራብ ብፈተውትን መቅረቡኡን ምኽንያቱ ብዘይ ደለየቶ ሐደጋ ዓመጽ ስለ ዝወረዳ 😢😢ዘይ ሐሰቦቶ ዓመጽ😢😢😢
ብጣዕሚ ዘሕዝን፡ እዚ ታሪክ ሓቂ እንተ ኮይኑ ዝከበርካ ክብሮም ከምቲ ኣሚንካ ዝተቀበልካያ ሕጂ ውን ኣሚንካ ሉዋም ጓልካ ሙካና ተቀበላ ምክንያቱ ብዘይ ድሌታ ዘጋጠመ ሓደጋ እዩ ነቶም ደቅካ ከ ዘይትርኢ ካልእ እሞ ይትረፍ ጓል ብሙካና ጥራሕ ብዙሕ ዓመጽን ሽግርን ክገጥማ ከምዝክእል ኣሚንካ ድንጋጸ ግበር፡ ደቅካ ብዘይ ኣቦ ኣሚና ኩሉ ዝሃበትካ ሰበይትካ ብዘይ ሰብኣይ እታ ኣቡኣ ዘይትፈልጥ ግን ከኣ ከም ኣቡኣ ትፈልጠካ ልዋም ብዘይ ኣቦ ነዚ ኩሉ ሽግር ክስከሙ ከመይ ኣቢሉ ልብካ ጌሩልካ ከም ጓና ትርሕቆም ኣለካ፡ርግጸኛ እየ ጽባሕ ከጣዕሰካ እዩ ርህራሀ ግበር፡ ወላ እኮ ኣብ ኣስቴር ዘለካ እምነት ሞይቱ ምስኣ ንምንባር ድሌት ኣይሃሉካ ከም ኣደ ደቅካ ግን ኣብ ጎና ኮንካ ሽግራ ክትፈትሕ ግቡእካ እዩ
እዚ ኩሉ ኣጋጢምዋ ዘሎ ኣብ ኣዴካ ወይ ሓፍትካ ከምዘጋጠመ ጌርካ እሞ ሕሰቦ ሽዑ ናይ ብሓቂ ሰብ እንተ ኮንካ ሕልናካ ክከሰካ እዩ በጃካ ንኩሉ ከምዘይ ነበረ ጌርካ ከም ቀደምካ እሞን ሰባይን ኣቦን ኮንካ ናብ ሓዳርካ ተመለስ
ውላድ ህያብ ፈጣሪ እዩ መን ይፈልጥ ልዋም ንጽቡቅካ ኢላ ካብ ፈጣሪ ዝተዋህበትካ ናይ መንፈስ ጓልካ ትከውን
ሓደራካ ንኩላትኩም ክጥዕመኩም ናብ ደቅካን ሰበይትካን ተመለስ፡
ብዝተረፈ ክቡር ኣቅራቢ ነዛ ሓፍትና ብከመይ ክንሕግዛ ንክእል ተለፎና ወይ ንዓኣ ክንረክበሉ ንክእል መንገዲ ተሓባበረና ኢደይ ኢድካ ኢልና ንሓግዛ ሽግርን ራህዋን ኣብ ኩላትና ዘሎ እዩ በጃኩም ኣይንጨካከን
ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና
ድሕሪ ናትካ ምኽሪ ምጽሓፍ ትርጉም የብሉን ኣብ ልቡ ክምለስ ናይ ኩልና ጸሎት እዩ
ኣምላኽ ይባርኻ ጽቡቅ ሓሳብ ::
ነዛ ብኹሉ ሰብ ትደሃል ዘላ ሓብቲ
ኣነ እዚ ጸገም ከምዘጋጠማ 100%
እየ ዝኣምና። ምኽንያቱ ወዲ ተባዕታይ ንጓልኣንስተይቲ ኣብ በይና ጽምዋ እንተረኺቡዋ እታ ቀዳመይቲ ሓሳብ ትመጾ ክጋሰሳ እዩ።
እዚ ንዓይ ኣብ መብዛሕትኡ እቲ ናይ ተፈጥሮ ስምዒት ዘምጽኦ ነገር ኮይኑ ይርደኣኒ።
ግን ብኣመል ወይ ጠባይ ዓመጽቲ ሰባት የለውን ማለተይ ኣይኮነትን። ግን ነዛ ሓፍቲ ዘጋጠማ ሽግር እምበር ብዘበጥበጥ ወይ ዕብዳን ዝፈጸመቶ ስለ ዘይኮነ ይቕረ ክበሃለላ ምተገብአ ይብል። ግን እቲ ዝዓበናሉ ባሆልን ኣተሓሳስባን ስለ ዘይፈቕዶ መስኪነይቲ
ሓፍተይ ትሳቕ ኣላ።
እግዝኣብሔር ንዓኽን ንደቅኽን ዝሓሸን ዝበለጸን ህይወት ይፍጠረልኪ ኣጆኺ።
ኣብ ነብስኽን ቅንዕናኽን ተመርኲስኪ ንበሪ። እዛ ዓለም ቃንዛ ግን ቁነዕ እንተኾንካ ወዮ ዙሩግ እንተኾንካ ውን ወዮ እያ እቶም ንዓለም ብቕኅዕና ክነብሩላ ዝፍትኑ ግን እቲ ዝዓበየ ቃንዛ ኣለዎም። ምኽንያቱ ነቲ ቅንዕናኦም ስለዝፈልጡ ስለምንታይ ንዓይ ከምዚ የጋጥመኒ እንዳበሉ ክሓርቁን ክጉህዩን እዮም ዝነብሩ።
ኣጆኺ ንነብስኺ እመንያ
ኣኽብርያ
ፍተውያ
ተኸናኸንያ ካባኺ ንላዕሊ
ኣቦኺ ኣዴኺ
ሰብኣይኪ
ሓሙኺ ሓማትኪ
መሓዛኺ ክኽብረልኪ ኣይትጸበይ
ሰሰናዩ ንዓኽን ንደቕኽን😢🙏🙏🙏💖💖💖
" ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ "
እትብል መጽሓፍ ኣንቢበ ወዲኢየ'የ ፡
ኩሉ ኣብታ መጽሓፍ ተጻሒፉ ዛንታ ልብኻ ኢዩ ዝበልዕ ። ብጣዕሚ ኢዩ ዝሕዝንን ዘደንጽውን ።
እግዛኣብሄር ንኩሎም ተጸጊሞም ዘለዉ ይሕዋትና ፡
ሰላምን ፍቅርን ጥዕናን የውርደሎም ።
Hawey ab zkune krekba ykal
Abey krekba ykel hagzeni eba
@@liyagilagabir6751 dewlki adresski habeyo ab semun kitmetsaki eya
ኣነ ካማን ኣብ ሂወተይ ከንብባ ዝደሊ ፍሉይ ድልየትን ባህግን ኣለኒ ግን እታ መፅሓፍ ክረክባ ኣይካኣልኩን 😢
Ajoki kbrti haftey amlak msaki ykun🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ በሓቂ ልብኻ ዝትንፍ ፍጻሜ`. እቲ ዘሕዝን ባዕልና ሓደጋ ንወድቀን ባዕልና ከኣ ንንጽለን. ኣየ ጓል ትረኽቦ
እዋይ ሓፍተይ ጋል ትረክቦ መከራ ኣጆኪ ንስኪ ንፅህቲ ኢኪ ፈቲኪ ኣይኮንክን ፈጣሪ ይሓግዝኪ😢😢😢
ቃለ ሂውት ያስማልን
ሰላምታ ብምቕዳም ፡ መጽሓፍ ኣብ ሊብያ ኢየ ጠኒሰ ኣብ መስርሕ መሸጣ እንከላ ከምዚ ጌርካ ኣብ youtube ምዝርጋሕ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዘማልአ ዲዩ? ተስፋ ይገብር ምስ ደራሲ ተሰማሚዕካ ኣብዚ ትዝግሓ ክትህሉ።
እፍፍፍ ጓል ትረክቦ😢😢😢😢አሕሕሕ ካብድካ ትበልዕ ዛንታ😢😢😢ዋይ ሓፍተይ ካብዚይ ማሓረና አምላክ አቦይ ንስባኣያ ካዓ ፈጣሪ ልቦነኡ ካፍቱ ሕድገት ክገብረላ ይሓግዞ ብዘይ ሓሰቦቶ ካብ ወረዳስ አበራ ገድፍካ ሕቀፋ ምእንተ ደቅካ ንሳ ውን ፈትያ አከነትን
ነዛ መጽሓፍ ገዚአ ኣብ ምንባብ እንከለኹ'ዩ፡ በጋጣሚ ሓንቲ ካብተን ኣብታ መጽሓፍ ዘለዋ ዛንታታት ናይ ስንብታ ደብዳቤ ወዲአ ናብ ፊልም "ከውሊ" ምርኣይ ዝኣተኹ ፊልም ምስ ወዳእኩ፡ ነዛ ምስጢር 16 ዓመታት ኣብ ዩቱብ ተዘርጊሓ ዝረኣኹ። ብዘይቀለዓለም ከኣ ክሰምዓ ጀመርኩ፡ ሓደ ካብቲ ጽቡቕ ናይ ምስማዕ ካልእ እናሰራሕካ እትገብሮ ብምዃኑዩ። ደራሲ መጽሓጽ ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ ከም ዝሕብሮ፡ ኩሉ'ቲ ዛንታታት ሓቄኛ ምዃኑ'ዩ፣ ብጣዕሚ መሳጢ ብዝኾነ ኣቀራርባ 'ውን'ዩ ኣቕሪቡዎ ዘሎ። ናብዛ ዛንታ ምስ ዝምለስ ዛንታ ኣስቴር ብሰንኪ'ታ ምሸት ምሉእ ህይወታ ተቐይሩ፡ ካብ እምንቲ ናብ ዘይእምንቲ ቀይርዋ፣ ንኹሉ'ቲ ክትገብሮ ዝነበራ ከይዘርዘርኩ ከምኡ ዓይነት ጌጋ ንኸይንፍጽም ዓቢ መምሃሪዩ። ንኣወዳት እትሕልፎ መልእኽቲ ከኣ፡ ኣዋልድ የሕዋትናን ኣዴታትናን ምዃነን ኣሚና፡ ኣብ ልዕሊአን ዓመጽ ንኸይንፍጽም እትምህር ጽብቕቲ ናይ'ቲ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኣስቴር'ዩ። በዚ ኣጋጣሚ ሰብኣይ ኣስቴር ንኹሉ ወጽዓ ብዓልቲ ቤቱ ተረዲኡ ምሕረት ክገብረላን፡ ክሕብሕባን ብስም እግዚኣብሄር እምሕጸኖ🙏፣ የቐንየለይ❤️።
ናይ በሓቂ ኣንባቢ
Betami lebka zetnkef zanta.
ሰላም ሓውና ደራሲ እዚ ዛንታ ናይ ብሓቂ እንተኾይኑ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ። እዛ ሰብ ብዘይ በደላ ኣዝያ ተጎዲኣ። ናይዛ ጓል ተለፎን ወይ ኣድራሻ እንተሃልዩካ በታዓቕመይ ንክሕግዛ ድሉው የ። መኽንያቱ ኣቦ 3 ቆልዑ በዓል ሓዳር'የ። ሽግር እዛ ጓል ከኣ ድቃስ ዝኸልእ ኢዩ። ስለዚ ተኺእልካ ኣድራሻኣ ጸሓፈልና
Thanks memhrey. Bhaki eza mexhaf anbibeya eye tarikna eyu sdet hsum. Gal trekbo shgr eyu.
ዛ ሰብ ብኸመይ ክትርከብ ትኽእል ማራ ያ ከብድኻ ትበልዕ ሰባት ንዖኦምስክነይቲ ናይ ካልኣ ከይኣኽላ ኸ ታይ ዝገበረት ኣብ ርእሲ ሽግራ ምድሃልን ገለመለን
ናይ ባሓቂ ዝሕዝን ፍጻመ እዩ እዚ ዉን ንዘጋጥመና ጸገማት ብግልጽን ብንጽህናን ንሰባት ከነካፍል ከም ዘለና ማሃሪት ዛንታ እያ ብልቢ ነመስግነካ ንኣዘታዊ ንኣስቴር ሓብትና ዉን ኣምላኽ ምስኣ ዩኹን ሓቁኖቱ ሕዙ ዝቀረበ ኩሉ ግዜ ኣብ ሓቁ እዩ ዝነብር እቲ ሰብ ዘይርእዮ ፈጣሪ ኣሎ ዝርእዮ ኩሉ ንፈጣሪ ንግዶፎ ምስ ኩላና ኣምላኽ ምሳና ዩኹን ሰላም ኣይረሳዓኩን ደቂ ኤሬይ።
እዚኣ መጽሓፍ ኣብ ልብያ የ ጠኒሰ ትብል ብከመይን ኣበይን ክገዝኣ ይኽእል በጃኹም ተሓባበሩኒ❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ፍትዋት ኣብ ሽግር ዘለኹም ኩልኩም ወገናት ድማ ኣምላኽ መዋጽኦ'ራህዋ ቅሳነት ይፍጠረልኩም ይፍጠረልና ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ንኹልና❤❤❤❤❤❤
ኣበይ ሃገር ኣለኻ። ብኦንላይን www.semayat.com ala
@@MosaicBahli thankis you bro ane ab england aleku
@@wedikeshikesete893 online kteeziza entezeykeelka habreni
ነቲ ልዋም ጎለይ እንዳበለካ ዝዕበካያ ሕጂ ውን ጎልካ እያ ተራዳአላ ካሊእ አቦ የቦለን ነድአ ውን ተረዲአያ ዘሎዮቶን ዘይ ሐሰበቶ ዓመጽ ወርድዋ አይውረድ ሐብቲ ዶ የብልካን በጃካ ሕድገት ግበር ስለ ደቅካን ወላድትካን አምላኽ ከሐድገልካ
ኣነስ ካብዘን ኩለን ቻነላት ሎሚ እምበር ዝበለጸት ትሕዝቶን ኣቀራርባን ዘለዋ መደብ ረኪበ ፡ ኣዝዩ ብሉጽ ኣመራርጻ ዛንታ ብሉጽ ኣቀራርባ ( ኣናብባ) ዘለዋ መድብ ይርኢ ኣለኹ ፡ ብሩኽ ሓወይ ቀጽሎ ፡ ኣዚዩ ሓቐኛን ንኩልና ዝትንክፍን ሓቐኛ ታሪኽ ናይ ብዙሓት ሰባትን ዩ ፡ ነኣብነት ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዝቐረበት ምልሶት እትብል ሲ መግለጺ የብለይን ከምኡ ውን ወዲ የማነ ፡ ብዝኾነ ኣጆኻ በርትዕ & ከማኻ ይብዝሑ ካብ ሃጠው-ቀጦው ምስማዕ ኣዚዩ እዚ ይበልጽ ።
ብሓቂ ልብካ ይትንክፈ ኩሉ ይሓልፈ ብሓይሊ ፈጣሪ
Bejaka qexla kula eta mexhafe aqreblna ❤️❤️❤️🙏
Heart touching history
Thanks memhr Mokonen
ብኸመይ ክምሕግዛ ንኽእል ነዛ ሓፍትና፧ በጃኻ ባ ቁጽሪ ተሌፎና ሃበና።
ኣነ ከማን ዓቅመይ ምሓገዝኩ ግን ብመይ ክንረክባ ንክእል
Kithigrz zgbea seb eya tehzneka.
ezi seb hsiyu kkewn alewo kndzi xegem endareaka nmntay qxri zeytbom
@@Natan0755 ኢመይልካ ጸሓፈለይ ምሉእ ስምን ተሌፎንን ክጽሕፈልካ።
@@MosaicBahli እምንታይ ክንድዚ ምስጢራዊ ኮይኑ ሓገዝ ዝድልያ ተኮይኑ ኣብ ፓፕሊክ ዘይተውጾ ኣድራሻ ንዓካ ከ ከመይ እየ ክኣምነካ ዘመናዊ ሰራቂ ኣይትኩን ሓወይ ስደት ሰብ ከምዘይ ንኣምን ገይርና እዩ
ኩለን የሕዋተይ ጹቡቅ ኣይረከባን 😭😭
😂😂😂😂😂
Kabzi meharena
Betame zehzen zanta 😭😭😭
ኣሕ ከተደግጸካ፡ ሕምቅ ኣጋጣሚ።
Thank You Teacher Mokonen tesfay Keep it up
መርመራ' DNA' 100% ቅኑዕ ኣይኮነን።ይኹን እምበር ሕድገት ዝባሃል ኣሎ ።John 8 (ትግ) - ዮሃንስ
7: ደጋጊሞም ምስ ሐተትዎ ኸኣ፡ ቅንዕ ኢሉ፡ ካባኻትኩም ሓጢኣት ዜብሉ፡ ንሱ ቕድም እምኒ የውድቐላ፡ በሎም።
ዝገርም ዛንታ
Ezi da mo ab bzuhat ahwatna zewerede xegem yo😭amlak mesaki alo haftey 🙏🏻ezi zewrede xegem ka besenki sdet eyo 😭😭sdet waga ykflena alo
Thanks 👍 👍👍
Hehzin zanta, zikxiel hiwetki Amlak yibarkelki.
Eway habtey btami kebdka teblea😭😭😭😓
ብመጀምበርታ ምስጋና ንኣዳለዉቲ እዚ መደብ። ብምቅጻል ከኣ ናይዛ ሓብትና ሽግር ኣብ ክልተ ከፊለ ክርድኦ ከለኩ፡ ማለት ጠንቁን ሳዕቤኑ ኣራኢእካ እታ ናታ ጌጋ ሓንቲ እያ። ንሳ ድማ ዘጋጠማ ሽግር ኣቀዲማ ዘይምሕባራ ጥራዩ። ናይ ክብሮም ነገር ግን እዚ ዘጋጠማ ሽግር ካብ ክቱር ባህግካ ዝነቀለ እዩ እምበር ናይ ኮሙእ ድሌት ጥራይ ኔርዋ እንተትከዉን ልዕሊ 800 ኪሎ ሜተር ምጉዓዝ ኣይምሰድለያን ኔሩ ሓደ። ካልኣይ ድማ እቶም ዝተረፉ ደቅካከ ብዛዕብኦምን መጻኤኦም ምሕሳብ ኣዝዩ ከገድሰካዩ ጽባሕ ንግሆ ዝገድድ ዋጋ ከክፍለካዩ። ካብቲ ናታ ጌጋ ጌጋካ ምስ ዓበየ ዝተረፈ ትነብሮ ሂወት ቃንዛ ክኮነካ እዩ። ንዓኣ እንተተረዳእካያ ግና በደሎም ከምዝሓደግናሎም በደልና ሕደገልና ኢልካ ምጽላይ እኮ ትበቅዕ ናብ ጽድቂ ድማ ተምርሕ።
ጓል ትረኽቦ 😯 እዝስ እንታይ ይብሃል? ምስክነይቲ ኣጆኺ ንደቅኪ ክትብሊ በርትዒ ::
ኦኦኦኦኦፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ
ኡኡኡኡኡፍፍፍፍፍፍፍ
ኣታ ኣምላክ። አዋይ ካላአ ትስመዓዮ።
ፕሊስ አዚ ታሪኽ ሃቀኛ አንድሕር ኮይኑ ኣነ ኣብ ኖርወይ የ ዝቕመጥ። በጃኹም ናይ ክብሮም ተለፎን ተሓባበሩኒ ንሱን ደቁን ሰበይቱን ከይጉደኡ ብዙሕ ክንተሓጋገዘሉ ንኸአል መገዲ ክንፈጥር።
ዛንታ ብጣዕሚ ጥዑም ኣናብባ ግን ድቃስ የምጽኣልካ
ጽቡቕሞ ድቃስ ክኣብየካ ከሎ መጺኻ ስምዓያ።
Matthew 18 (ትግ) - ማቴዎስ
21: ሽዑ ጴጥሮስ ቅርብ ኢሉ፡ ጐይታይ፡ ሓወይ እንተ በደለንስ፡ ክንደይ ሳዕ ክሐድገሉ፧ ክሳዕ ሾብዓተዶ፧ በሎ።
22: የሱስ በሎ፡ ክሳዕ ሰብዓ ሳዕ ሾብዓተ እምበር፡ ክሳዕ ሾብዓተ ሳዕ ኣይብለካን።
ኣየ ዓለም ጠላም
ኣይ ጒል ትረኽቦ😢😢😢
እዋይ ጓል ትረኽቦ መከራ። ብልቢ ዘሕዝን ዛንታ።
ኣንባቢ ዛንታ ድምጹ ብጣዕሚ ጥዑም ፡ ብዙሓት ኣንበብቲ ዛንታታት ኣለዉ ግን ኣይ ከምዚ ሓውና እዚ። ስሙ ባ ንገሩና ❤🙏
ሰላም መን ክብል ኣንባቢ መኮነን ተስፋይ'የ ኣዳላዊ እዛ ቻነል። የቐንየለይ።
Nay behaqi tium dmxi aleka, yeqenyelna meharit zsnta ya
@@MosaicBahliselam abey krekba ykel eza mexhaf
ሞኮንን ተስፋይ
@zebib weldemichael 4
ኣጆኪ ሓፍተይ ሕማቅ ዕድል
Eway gal trekbo bhaqi hmaq rekibki haftey
ኤህ ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ .ጠንቂ እዚ ኹሉ እዚ ረሳሕ ስርዓት ኢዩ .ዳሓን ግን ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ።
Sirat dea entay arakebo mis izi! Wey god!
Eway hafetey😭💔💔💔😭
ehhhh eway haftey bitaemi zehzin
፥
🥺🥺🥺🥺🥺eway haftey natey ajoke mearey kehalfelki u
Ydegma tray aleku 😢😢😢😢😢😢
Bmejemrya Selam bmqxal anbabi bteami xbuq . Aster habtey amlak Masaki ykun ,kubrom hawey kea aytcekn ata neta okla rae bejaka nska ika abua teareq.
ከምዚ ዓይነት ዛንታ እቲ ክሰምዖ ዘይደሊ እዩ ግን ከኣ ይሰምዖ ምኽንያቱ ንቃንዝኡ ኣብ ልቢ ዝተሃስየ ሰብ ስለዘይጽወር እዚ ድርሰት ዝብልዎ ንገሊኡ ሓቂ ንገሊኡ ከኣ ወለዳዊ'ዩ
Ahkk gual trekbo eko😢😢😢aykealkun anes
Way habtey zeirakyo yfterelki....
Teraki zanta dima nfue.....
Ente awedat emo eidkum aitsanu
Hemaq rekiba eway haftey😭
እዋይ ሓፍተይ ከተድንግጸካ ጋል ትረክቦ ሽግር አዩ።
ግን ክብሮም ክርድኣላ ነርዎ ዶ?
ምክንያቱ ንዕኡ ክትረክብ አዩ እዚ ሽግር ኣጋጥምዋ
ባህርያታ ከምኡ ከም ዘይኮነት ስለ ዝፈልጥ
ናይ ብሓቂ ጨካን እዩ ልብኻ ዝትንክፍ ዛታ
እዋይ ኣደይ ድሓን ኣጆኪ ኣደይ ማዓረይ 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
እዋይ ሓፍተይ😢😢
ጓል ትረኽቦ💔😭
እዋይ ሓብተይ ዓኽ ኣጆኺ ኣስቴር ሓብትና
እዋይ ሓፍተይ እዚ ኩሉ ንዓክ ኣይ ግብኣክን ዩ ኣጆክ
ብጣዕሚ ልብካ ዚትንክፍ ልብወልድ ዛንታ ኢዩ ግን ጋል ትረክቦ ሽግር ንሕና ድቂ ትብዕትዮ ጸገም ኣልና ክንርዳለን ዘይንኪል ምካና ኢዩ ኢዝ ከ ኣትዕብያና ድክነትና ኢዩ ሃሲና
ልበወለድ ዛንታ ኣይኮነን፡ ሓቀኛ ፍጻሜ ኢዩ።
@@MosaicBahli ሓቀኛ እንተ ኮይኑ ድኣ ስልካ ዘይትህበና ክንሕግዛ መስክነይቲ ጋል'ዶ ይኽወን ነዚኣ ምስ ሰማዕኩ ቃንዛ ርእሲ ጀሚሩኒ ኣነ'ካ ከምዚ ዝኾንኩስ ንሳ'ኸ ከመይ ትህሉ!
@@ሆሳእናንወዲዳዊት ኣስቴር ኢልካ በዚ ደውለላ +2519423640032
@@MosaicBahli thanks
ኣንቢበያ ብልቢ ድማ ደንጊጸ ጋል ትረኽቦ ብዙሕ ዩ💔💔💔💔💔💔
ዓለም💔ቦሻዕ እያ በጃካ
Eway bosha nay tik tok🤣🤣
Well done
ኣብዚ መጽሓፍ ዘሎ ኩሉ ዘሕዝን እዩ።
ግና መሃሪ ድማ’ኒ።
Ohhhh beal beta bitami chekan gol anisteyti shgra bizuh
ኣየየየ ጓል ትረኽቦ ትብል ኣደይ😭😭💔💔
So sad history 😢
Lawhat, Eritrea and tigray, tigranes, tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️. Eritrea hager telmetena..awet nafash.
Selam memhr mekonen.
Kbret yhabeley sleti azanayn meharn zkone hasab tewurdwo.
Bmqxal eta mexHaf kula dikum ketewurdwa?
እዛ መጽሐፍ አነ ለ ይደሊያ አየ ኣብ ሱዑዲ ኣሎ ዶ
I m so sorry😢
Way haftey
abiet dmxi ybel ybel ❤❤❤
Haftey 😭💔
ሰላም ሰላም ክቡር ሓውና ኣቀዲመ ዑዙዝ ሰላምታይ ይብጻሕካ ብምቅጻል ድማ ሓቂ ይሓይሽ ነዛ ዛንታ ምስ ሰማዕኹ ውሺጠይ ፉሉይ ስሚዒት እዩ ተሰሚዒን ክሳብ ትውድእ ድማ ብስሚዒት ሰሚዐያ
Abe hager Esu entay zeygatme 😢
Anabibka ninsieli aemiro zihigz eyu please kesilo eka and thank you
Egzeo meharna kerstose eway gale terkbo sebytka malte eko kulu entaynetka eyu yehewat ade dekika eta welodoka kekesel tegber kebrty gale hewan mote beseha kolu tehbeka xubuxkat kolu alem geza kery
እዋይ ዘሕዝን ዛንታ😢
eway haftey ajeki mearey😢😢😢😢😢
I’m so sorry Asetar 😢😢😢
Ajoki zhabtey eti kulu zkealo fetari yexebqelki
Sakt metitkum aselchikumna
ቀጺለ ድማ ኣነ ውን ሓደ ዛንታ ኔርን እሞ ብከመይ መገዲ እየ ክረኽበኩም ዝክእል ተገዲስካ መልሰለይ ሓወይ ናተይ ወይ ድማ ኣድራሻኩም ሃበኒ ቪሊስ
ሰላም ተስፋ ጽባሕ 016162726546 ኣብ ዋት ሳፕ ወይ ኣብ ኢመይል moka7842@gmail.com ኢልካ ርኸበኒ
Eza mexhaf anbibeya eye gn mara chekinila mehret zbhal alo ndequ keman ayhaseben.😢😢😢
Gaul terkebo 😢😢😢😢😢
Eufffff😢😢😢😢😢😢hafetey
😭😭😭😭 gual terekbo 😢😢😢
Ahhh ewayy haftey marry 😢😢
Ajoki bela zahaweyyyyy alem gedelo eye
ወዝቢ'የ ሃሰስ ክብል ኣብ እዋን ድቃሰይ እዛ ቻነል ከፊተያ ፡ ብጽሞና ክሳብ መወዳእታ ሰሚዔያ ፡ ብኡ ንብኡ ድማ ልበይ ተንኪፋትኒ ።
ብዓል ቤታ ነቲ ዘጋጠመ ፡ከም ሓደጋ ወሲዱ ፡ ንልዋም ከም ጓሉ ተቀቢሉ ፡ ኣብ ሓዳሩ ክምለስ ድማ ትጽቢተይ ልዑል እዩ ።
ኣይኮነን ከም ባህልና ፡ ኩልና ደቂ ዜጋ ክንሕግዛ እውን ኣይምተጸልኤን ።
ሰላምን ፍቅርን በብዘለናዮ ፡ ኣይኽለኣና ።🙏🏿
Amlak misaki yekun haftey anes wedi mukaney axlini ko
Emo sebeyti kun kkkkk
ኣብ እስልምና ጓል ኣንስተይቲ በይና ክትገይሽ ኣይፍቀደላን እዩ እቲ ምክንያት ድማ ከምዚ ናይዛ ጓል፡ዘጋጠማ ከጋጥም፡ስለዝክእል፡ኣዩ ቡዙሓት ኣወዳት በይና ጓል ተላ ን፡ስጋዊ፡ርክብ ክብለጸላ፡እዩ ዝሓስብ
Ab eslmna gele zeykone s bhafesha hadga aymkihn nska kea melsika aythrqena adgi wahid
@@paulosolo9735 ካፍር ዋሒድ እስልምና ሓቂ ስለዝኮነ ጸላዕላዕ እዩ ዝብለኩም ሓቂ ክትሽፍኑ ክትብሉ ኣዋልድኩም። ድቃላ ን፡ድቃላ ይወልዳ ኣለዋ
😭😭🙏💔🇪🇷
@@paulosolo9735 entay mo zehrq aleka brukh.. nsu hgi nay haimanotna u kem reyto aqribwo..neaka bmntay ytnkfeka reytou...mesakin awalid dey kulu nabana zwediq kekfeu..nkulen hmaq zegatemen ahwatna rebi akhaelo yihaben..neten zeyegatemena kea rebi yihalwena!
Pls kula eta mexhaf kem zanata ktzrhah emo knwuda bakbrot yhatt..
አዋይ ሓፍተይ ሕማቅ ኣጋጣሚ 😭😭😭
Eway haftey gal trekbo 😭😭😭
😢😢😢😢
ሓቀና ዛንታይ ዲዩ ወላስ ትራጀዲድ ?
ሓቀና ዛንታ እንተ ኮይኑ ኣቦ ልዋም ብከመይ ክርከብ ይክእል መወዳእታ ፍታሕ ከ እንታይ ኢዩ እተን ከምዚ ናይዛ ሓፍትና ዓመጽ ዘጋጥመን ሰባት ንታይ ኢና ክንርድኣለን ዘንክእል ! ትዓምጸ እንተ ኢላትና ሓንቲ ሓፍትና ማዕረ ክንደይ ተነጽሎ ከም ዘሎ ኣብ ሃገርና ንፈልጥ ኣሎና ስለዚስ ኣገናዚብና ነዚ ኩሉ ጸግዒ ንkuነን
ሰላም ሰመረ ኣድራሻ ክህበካ በዚ ኢመይል ጸሓፈለይ moka7842@gmail.com
ልዋም ምስክነይቲ ሕጂ ውን ጓልካ ኢያ ካልእ ኣቦ የብላን ንክብሮም ዓገብ ዝብል ፈታዊ የብሉን ዲዩ