I do remember visiting college hagaz With my classmates from akurdat 😎 long live my lovely country Eritrea! ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Besides my mother's tongue, Tigrigna, i wish i could speak one of the other our 8 languages, the same as the contestants. Well done, brothers & sisters.👏 👍
These very important questions, help us to know the history of our country and our beautiful culture. Please continue like this planning. Great job guys
Sule hawey medebka btaemi mahari and azanagae eu gin etom hade hade bkonko zxgemu bkonkoeom kzarebu tethgzwom des mbele kurub yshigeru alewu anyway happy new year deki eri 🎉❤🎉🎉🎉
ብሉጽ መደብ ፡ ኣዝዩ ማሃርን ተደላይን ኢዩ ቀጽልዎ ደቂ ኤር ❤🇪🇷
ኣቤት ደስ ክብሉኻ ኣብዚ ከኣ ክትጻረፍ ትውዕል ሰብ ይመልኣልኩም ኣምላኽ
ኣንበሪበ.
ዋው ብሉጽ መደብ እንዳአዘነጋዕካ ምምሃር ቀጽልዎ ከምዚ ድማ ናይ ዞባታት ብጣዕሚ ጽቡቕ ቐጽልዎ።
Deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤ des ktblu,ayni abaykum ydefen,
Ata ezi ab sdet zelo seb da btserfi awaridomna endyom , amlak yhalwukum,🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ሃገርና ስላም ይሃብና
Amen 🙏🏾
ጋዘጠኛ ሱሌማን፡ እዛ ክመርጽኩም ኣሰኪፋትኒ ምባሉ፡ ፍትሓውነቱ የመልክት፡ ሰኒ👍
🤝❤🕊
መርሓባ ተናፈቕቲ ናይ ሎሚ ብሓቂ ጽቡቕን መሃርን ሕቶቴት፥ ተሓተቲ ውን ንፉዓት።
ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዑናን ይሃብኩም መሃሪን ጠቃሚን ዝኮነ መደብ እዩ ቀጽልዮ ፍቅርን ሰላምን ንሃገርና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዋይ ደስ ክብል ትምህርቲ ደቂ ኤረይ ማዓረይ ዘይንፈልጦ ንሕናውን ብግዴና ንማሃር አሎና
ብጣዕሚ ምሃሪ ጽቡቁ ጽቡቁ መደብ እዩ እዚ ኣብ ነብሲ ወከፈ ዞባ እንተትቅጹሉዎ ጽቡቁ ነይሩ ቀጽሉዎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ፕሮግራም እዩ ቀጽልዎ ነህና ከኣ ነኸታተሎ አለና
ቢጣዕሚ ደስ ዚቢል❤❤❤❤❤ መደብ ቃጽሉዎ
I do remember visiting college hagaz With my classmates from akurdat 😎 long live my lovely country Eritrea! ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Suleman btami respekt zelka edmenn tienann yahbka fetari...tsbuk ab kulu zoba kemu enda belkum edot gibru ❤❤❤🇪🇷🇪🇷👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks deki eru tarikena kenfelt tegebruna alekum Eritrea 🇪🇷 forever awet nehafash ❤❤❤❤❤❤❤❤
ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዑናን ይሃብኩም መሃሪን ጠቃሚን ዝኮነ
ናይ ብሓቂ እዚ መደብ ኣዝዮ ኣገዳስን መሃርን ኣዛናጋዕን እዩ። ቀጽሉልና መም ሃብቶም ኣብ 10ይ ክፍሊ መምህረይ እዩ ነሩ። እንቆዕ ከኣ ተዓወትካ መም
Ab haykota walas Gonen eu neyru resio eqa
Besides my mother's tongue, Tigrigna, i wish i could speak one of the other our 8 languages, the same as the contestants. Well done, brothers & sisters.👏 👍
It’s actually easy specially if you try to speak it with the people of other languages
You can learn, it's not difficult.
God bless eritrean 🇪🇷💗💗💗💪💪
ኣነ እዚ ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ኬፍ ክበኒ ንቕድሚኡ ቡዙሕ ሕቶታት ያሓቶም ሓደ ኻቡኡ ብዛዕባ ፋኮ ኣላልየና ብዛዕባ ጸባ ገመይ ኣላልያና ገለ ዓይነት ቀጽሎ❤
Welcome back sulie abi seb ms azenagaen meharn medeb keep going ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አብ ደግ ዘለና ብክመን ክንሳተፍ ንኽእል ?❤❤❤🇪🇷 ጽብቅ መደብ ሃናጺ ንደቅና እዩ
ዉዉዉዉዉ! ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ። ኣብ ዞባታት እንዳኸድኩም ከምዚ ጌርኩም ነዚ ሓድሽ ወለዶ ታሪኹ ከም ዝፈልጥ ግበርዎ።
ሰላም Eri -TV, ሱሌማን ሐወይ ከምእውን ንኹሉኹም ህዝቢ ኤርትራ♥️ ⛪🕍♥️ሩሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመት ናይ ጥዕና,ሰላም, ፍቕሪ ይግበረልና ኣሜን🙏🕯️🎄✨♥️🕯️💕💕💕🕯️🎄
ደስ ዘብል
ኣዝዩ ጽቡቕ መደብ ዑስማን ዓበ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ሓላላት።
Great I like it. Tnx❤
I like this TV Programm 😊.
Bzuh Zey Nfelto felitna Thank you qexiliwo
Betami aznay medeb n feltet n tarik hagzit medeb eya kexlewo 🎉🎉🎉
ደስዝብል. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
These very important questions, help us to know the history of our country and our beautiful culture.
Please continue like this planning.
Great job guys
ብኸምዚ መደብ ብቐጥታ ኣብ ቦታ ተሳተፍቲ ቀጽልዎ ብዙሕ መሃርን ኣሳታፍን ስለዝኾነ
ኣብ ዓድታት ኬድኩም ምግባር ኣዝዩ ጽቡቕ ዩ ፡ ግን ሱሌ ሓወይ እቶም ዝሕተቱ ካብ ህዝቢ እልይ እንተ ዝብሉ ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ።
ህዝብና ❤❤❤😢 ከምዚ ቀጽልሉ
ሰላም ንኹሉኹም ኣባላት ኤሪ'ቲቪ ድኻምኩም ከይጸብጸብኩም እትገብርዎ ኹሉ መሃርን ኣዛናጋዕን ብጣዕሚ ነመስግን: እቲ ዘሕጉስ ከኣ ህድእ ኢልኩም ንኹሉ ከተስተናግዱ ብምኻልኩም ነመስግን። ዓወት ንሓፋሽ!! ❤
👉ሱሎሜን ሓወይ ኣነስ እቲ ሞራል ዝህቦም ኢዩ ኣዝዩ ደስ ዝብለኒ Happy New year to all ERITREAN 🇪🇷
I am so happy to see Hagaz, I was learning technical school ❤️❤️❤️.
Waw🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዛ መደብ ብኸምዚ ክትቅጽል ኣለዋ ሓይሊ ዘለዎም መንእሰያት ተዓወቱ
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ን ዱዓ ፈቴያ ❤
Me too❤
Selam
...deki erey 🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ብጣዕሚ ጹቡቅ ኣብ ኩለን ዞባታት እንተዝከዉን ተወሳኪ ሌላ ምስ ዞባታት ካኣ ወስ በሉና ❤❤❤❤
Thanks guys
ሰላም ኤሬ ቲቪ❤❤❤ ሰላም ሱሌማን❤❤❤ ሰላም ኩሉኩም ሰብ ሓጋዝ ❤❤❤
ምጋቡየ..
አግባይ የብሉ.
Bejakum eza medeb qexilwa ❤❤❤
ፍንፉን ዉዱቅ ዓባቅ ደንቆሮ ሕብረተሰብ:: ድዃ መደኽደኽ ብሲም ካርድ ኢኽን ትጣልዓ::
Xubuk medeb deki eri jeganu admen tanan yhabkum enka natna konkum 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Ybel tsbake,,,, Erey ezi eyu getski🤩 tsbukat❤❤❤
Good job ❤
ኣልጀርያ
ብሉጽ ስራሕ ። የቀንየልና ። ከምዚ ዓይነት ስርሓት ኣብ ኩለን ዞባታት እንዳዘርኩም ምቅራብ እንተቀጺልኩም ዝበለጸ እዩ።
ከም ተወሰኻ ለበዋይ ገለ ተሓተትቲ ሰባት ብሰንኪ ሕጽረት ቋንቋ ትግርኛ ሕቲታት ብግቡእ ከይተረድኦም ሓሊፉ ጌጋ መልሲ ከይህቡን ካብ ውድድር ወጻኢ ከይኾኑ መታን ብዝተካእለ መጠን ብዝርድኦም ቋንቃ ክትርጎሞሎምን ንሶም ክኣ ብዝግባእ መታን ክምልሱ ብቋንቁኦም ክምልሱ ተዝተባብዑ ጽቡቅ ነሩ። ንኣብነት ኣብዛ መደብ ናይ ሓጋዝ ብፍላይ 2 ተወዳደርቲ እቲ ሕቶ ተረዲ እሞም ክንሱ ኣብ ምምላስ ብትግርኛ ግን ይሽገሩ ነሮም። ሱሌማን ብርክት ዝበለ ቋንቃ ኤርትራ ስለትመልኽ ብልጫታት ስለዘለካ ብዝተካእለ መጠን ክትሕግዞም ይላቦ።
ብዝተረፈ ድንቂ ስራሕ።
Merry Christmas and happy New year wedi rimey
ወርቂ ስራሕ ነታ መልሲ ኣብ መስመር ብኻልእ ጌርኩም ምቅራብኹም ኩሉ ግዜ ሓዱሽ ምሕዞ ምስ ምዕባለ እንተይ ከድና ተጸላእን ኣሸልቻውን ስለዝከውን በብግዚኡ ሓዱሽ ምግባር ምዕባለ እዩ ኣብ ኩሉ ። ወዲ ዓበይ ኻኣ ኣዚኻ ሙቅሉል ንፈትዎ ጋዘጠኛ ሃገረ ኤርትራ ኢኻ ።
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ስሌማን እዞም ናይ ሓጋዝ ተመለስዎም ኬፍ ኣሎዎም
ደጀና ም/ትግራይ
1974 30 ሺሕ. ኣማን አንዱም ኣድሕንዎ ሓየላሰላሰ ነዩሩ.
Woo diq aeryyy heleal xibeq medab des zebal ❤
This version of this program seem to be better
Merhaba deqi erey rubs hadsh ametn beal lfetn yigberelna❤❤
🌹💯🌹💯🌹♥️🌹💯🌹💯🌹
🇪🇷❤
እዛ መድብ መልሲ ኣብ መስመር ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዞባ ተትዘወር
ክክክ ጉዳይኩም ድዩ ኮይኑ ሓሳካት ህግድፍ ሰተይቲ ደም ሰብ ጨነውቲ
Agedasy hitotat u ahlfy dema akerarba kum it's funny kesliwo ❤
HAME YA CONGRA
Very entertaining! Keep it up in all zobas
❤❤❤❤❤
እዛ ርግኦ ጸባ ገመል እንታይ ይጥዕም ትብል ሕቶስ፡ ንኮርዒዳ ተመሃራይ ሓውና ዑስማን፡ ኣዝያ ግርም ጌራ ትምጥኖ ሕቶ ኢያ ትመስል😀
🤝❤🕊
ንእሽቶ ሓወይ ክንዲ ሓሙተይ ❤ እያ
❤❤❤❤ i love my country❤❤
ናጅኡራ
Dimsi woyane abey tejemuru zeykone abey bisiha eyu hito😂 kkk
ገልዳም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
5
ቁሩብ Discipline ዝወሓዶ ኔሩ ጫቑ ጫቑ በዚሑ። ጸወታ ስለዝኾነ ድሓን'ዩ" ነቶም'ብ ሜድያ ንከታተሎ ግን ኣዝዩ ረባሺ ኔሩ።
😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አገባይ ዘብሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏👍👍🇪🇷🇪🇷
ካብ ዝገረመኒ ኣብ ሓጋዝ ብቋንቃ ትግረ እጽበ ኔረ
ቶዮታ.
መምህር ሃፍቶም ዝፈልጥ ላይክ ይጽቀጥ
1880
❤️❤️❤️❤️🎉🎉👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤🎉🎉👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
❤❤❤🇪🇷📚🖋🇪🇷nufat memhran tmharo 🇪🇷📚🖋🌊🛥🇪🇷🕊🤝👌🏽👌🏽👌🏽👌🏽👌🏽
Sule hawey medebka btaemi mahari and azanagae eu gin etom hade hade bkonko zxgemu bkonkoeom kzarebu tethgzwom des mbele kurub yshigeru alewu anyway happy new year deki eri 🎉❤🎉🎉🎉
ኣብዱ ፋይድ ቀዳማይ ስውእ
ቀጽልዎ ብፍላይ እተቅርብዎ ሕቶ ማሀሪ እዩ ብፍላይ ታሪኽ ሀገረና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ሕጅኮላይ ኣቢ ገዛ ህግደፍ.
እቲ ሕቶ ድምፂ ወያኔ ኣበይ ተጀሚራ ዝብል ሕቶ ዝመለሰ ንፋዕ ኣሎ ኣነ ኣብ ሳሕል እዩ ዝመስለኒ ነይሩ ኣበይ በሎ ዓምበርብር በበይ ገፅ እዩ ማለት
❤❤❤❤❤❤❤
Xbuk medeb des zbl❤❤❤❤
Merhaba 💕👍👏🇪🇷♥️💖🙏🇪🇷✅👏👍💕 Jeganu ♥️🇪🇷♥️🇪🇷🌹💖