ምኽርኹም ኣቕምጡላ😍

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 25 янв 2025

Комментарии • 49

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 8 месяцев назад +2

    ገሊፅክዮ ይርጉየይ💓 ግንሲ ወላድ ሰዲድክሲ ንዓአ አባዕፅሒ ሰሪሒኪ ዝሓፍተይ ዓድኪ
    ዛጋል23ድማ ድሕሪ ሕጂ ንነብስኪ ኩኒ ንባዕልካ ዘይኮንካ ንሰብ ምኮን ዕሽነት እዩ ፡፡ድሓር ዘልዕለኪ የብልክን ጥራሕኪ ተአቲኪ ንኡሽተንየ ላበልና ድሓር ዒድመና ምስከደ ተፀፂትና አይንወፀን እና ዕድመኪ ይባርከልኪ ካብሕጂ ጠንኪርኪ ንባዕልኪ ስርሒ ዝሓፍተይ ክሓልፈለይዶ ይኩን ዝበልኩዮ ስርሒ ገንዘብ አዋፃፅኡ ብስነስርዓት ሓዚ ዕላማ ይሃሊኪ በረከቱ ከስምረልኪ ናይፈጣሪ ፍቃድ እዩ ባርከለይ ኢልኪ ቂድሚ ኩል እግዚአብሔር አቀድሚ ምእንቲ ክሓልፈልኪ ተይኮነስ ቱዙ ፈጠረና ፈጣሪ ነቀድም አለና ብስጋን ብነብስን ህይወት ክንረክብ እና በርትዒ ንብስኪ ዕላማኪ ተቀዲምኪ ኢኪ ንሰብ ትፈትውን ትሕግዝን ህይወትካ አድሒርካ ንሰብ ምቅዳም መጀመርያ ዝፀልአካ እቲ ዝሓገዝካዮ ሰብ እዩ ፡፡፡፡፡

  • @AaAa-p4k5p
    @AaAa-p4k5p 8 месяцев назад +1

    ሲኡለን ኡየን ሸለለ በሉየን

  • @jhanshs2778
    @jhanshs2778 8 месяцев назад

    ናተይ ወለደይ ክሙኡ እየሞ ባዓሞ ተሐቃሐሞ ግዘእምለይ እግዛአብሐር ይመሰገን ልወለደይ ዓደመ ጥዓና ይሃቡሞ🎉🎉🎉🎉

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 8 месяцев назад

    ይርጉዋይ ፈትየኪ ክመት ከማኪ ጀግና ጋል ናይ ልብካ ትናገር ተላ ከመይ ይጎስ መስለኪ ዘሓፍተይ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብ አታ መሓዛ ባዕልካ ምካን ልመስልወ የለይ ❤👌

  • @Mariyam21adey
    @Mariyam21adey 8 месяцев назад

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ ዛሓፍተይ
    ናይ ባሓቂ ለባም ሓፍተይይ

  • @እጸ
    @እጸ 8 месяцев назад +5

    ዝበዝሑ ናይ ሱዑዲ ኣወዳት ሓለፍነት ኣይወስዱን ክርዱኣካ ኣይደልዩን።በቃ ንዒ ጥራይ ክወግረኪ ካሊእ ኣይፈልጡን ። ብዝኮነ ወሊድክን ናፍቆት ናይ ውላድክን ካሊእን ተጻዊርክን ናሰራሕክን ተወሳኪ ከምዚ ዝበለ ጭንቀት ዝውስኩልክን ንየው በልኦም ታይ ከይቀርየክን እዩ። እቲ ክርዳእ ዝክእል ኣብ ምኩራይ ኣይበጽሕን'ዩ።

  • @AaAa-p4k5p
    @AaAa-p4k5p 8 месяцев назад

    ቀፁሉ ምቂሪተይ❤❤❤

  • @خضراءهعغف
    @خضراءهعغف 8 месяцев назад

    ብሓቂ ልባም ኢኪ❤❤❤❤

  • @brandbinientertainment4558
    @brandbinientertainment4558 8 месяцев назад +2

    ንኩለኩም ኣመንቲ ክርስትና እንኳዕ ኣብፀሐኩም 🙏

  • @AlemGrsls
    @AlemGrsls 8 месяцев назад

    Yene jigna

  • @zaydgebremedhn6824
    @zaydgebremedhn6824 8 месяцев назад +1

    ደሙሩኒ ተጋርዋኒ

  • @reemal1725
    @reemal1725 8 месяцев назад +1

    ናይቲ መልእክቲ ከይተረደእ ኮሜንት ንፅሕፍ ስብ ብዙሑ እዩ ኣይትገድስሎም. ዝሓፍተይ

  • @BirenaዕጣንቤትL-veme
    @BirenaዕጣንቤትL-veme 8 месяцев назад

    እንኳዕ ኣብፅሐና ❤❤❤❤ደቅዓደይ ንብል ትንሳኤ❤❤❤❤

  • @HhHh-oz3cs
    @HhHh-oz3cs 8 месяцев назад

    marey❤❤❤

  • @Zxs-t1t
    @Zxs-t1t 8 месяцев назад

    ብሓቅ. ለባም

  • @feetsfwef3563
    @feetsfwef3563 8 месяцев назад

    አብ ስራሕኪ ፅንዕ ብሊ አሮድእዬ ማዓረይ ❤❤❤

  • @miu9756
    @miu9756 8 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤❤ ብሓቂ

  • @GdFu-x7z
    @GdFu-x7z 8 месяцев назад

    💞🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰q

  • @nihbig3509
    @nihbig3509 8 месяцев назад +2

    ኣብ ሱዑዲ ስብኣይ ማሓዝ ማለት ተተሓሒዝኻ ገደል እዩ እመ በቴ ኣነ ብነብሰይ ሞት ይሐሸኒ

  • @jejrjjrjfjf2376
    @jejrjjrjfjf2376 8 месяцев назад

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @استغفرألله-و9ت9خ
    @استغفرألله-و9ت9خ 8 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tmmchannel551
    @tmmchannel551 8 месяцев назад

    ገሊፅክዮ ኢኪ ይሩጉየ ብዝበለፀ ኣፀቢቃ ትሕሰበሉ ባዕላ❤

  • @gugg4495
    @gugg4495 3 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @hfgj6538
    @hfgj6538 8 месяцев назад

    ይገርመኪ እዩ ኣነ ንባዕለይ ማራ ንፋቀር ነርና እጃዛ ዘይ መጻክኒ እሉ ተባኣስና ኣብ ክልተ ዓመትና😞😞😞

    • @Gal__madam
      @Gal__madam 8 месяцев назад

      ንስኪ ብቻ ጠንክሪ ዕላማኪ ህረሚ ዳሓረይ ከም ዝፈትወኪ ኣይትዘንግዒ

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 8 месяцев назад

    ብሓቂ ለባም🌿🥀🥀❤

  • @هانيصادق-ج3ه
    @هانيصادق-ج3ه 8 месяцев назад

    ጎቢዝኺ ስርሒ ናትኪ ተኮይኑ ናብ ዝኮዶ የብሉይ ማዓረይ

  • @Glaerob
    @Glaerob 8 месяцев назад

    በሓቂ ለባመይ♥️

  • @zeydeytube6915
    @zeydeytube6915 8 месяцев назад

    ብሓቂ ላባም ሰብ❤❤❤❤❤

  • @selamhalefom8347
    @selamhalefom8347 8 месяцев назад +1

    ኣጆኪ ዘሓፍተይ ንስኪ ብዉሽጥኪ ንፅህ ኢልኪ ተሰሪሕክዮ ናይ ሰብ ኣይትገደሲ ብቻ ቀፅልሉ

  • @ትግረይ
    @ትግረይ 8 месяцев назад

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @SalamaSalama123-ur1nj
    @SalamaSalama123-ur1nj 8 месяцев назад

    ❤😍😍😍♥️♥️🙏

  • @worldsge
    @worldsge 8 месяцев назад

    ጽቡቅ ኣለኺ ዩርጉ ሓፍተይ

  • @UgccHgdf
    @UgccHgdf 8 месяцев назад

    ❤❤❤❤

  • @mihiramulu409
    @mihiramulu409 8 месяцев назад

    ❤🥰🥰🙏🙏🙏

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 8 месяцев назад

    ቃድምቲ ባዕለይ🥀🎋🌿❤❤

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 8 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @fhh5953
      @fhh5953 8 месяцев назад

      ❤❤❤❤❤

  • @Gal__madam
    @Gal__madam 8 месяцев назад

    ናይዛ ስብኣያ ውፂ እጃዛ ዝብላ ብወገነይ ውርሒ ወርሒ ይብለኩ ውፂ ተኮይኑ ጭራሽ ከይትወፅኢ ዋላ ዉጭታት ነቱ ይኩን ማለተይ ዳሓር ክጎደአኪ እዩ ቱእጃዛ ምውፃእ ታይ ከም ዘጋጥመኪ እዩ ኩሉ ግዜ ከ ክዓ ሽርጣ ኣሎ ከሊእ ኣሎ ነፃነት ዘይብሉ ዓዲ ከቢድ እዩ ወርሒ ወርሒ ዳሓራይ ከሕጉሰኪ እዩ ብምስራሕኪ ስራሕኪ ስርሒ ዛወለላይ ተገደደ ሰለስተ ወርሒ ተኮይኑ ውፂ
    ገንዘብ የብለይን ሓሙሽተ ዓመት ትብሊ ክዓ ካብ ሓዚ ጠንክሪኪ ስርሒ ካብቲ ዝሓለፈ ተማሃሪ ገና ኢኪ ዘለኪ ዋ
    ይርጉ ክዓ ጠንካራ ኢኪ ቀፅልሉ ናይዞም ኩሉ ሓደ ኣይኮነን ዝብሉ ክዓ ኩሉ ሓደ ከም ዘይኮነ ኩሉ ይፈልጥ እዩ እና ቀፅሊ ንሲኪ ማዓሪተይ

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  8 месяцев назад +1

      ብውሽጢሞ ርኸብኒ 0506086425

  • @gubi4544
    @gubi4544 8 месяцев назад

    የቀንየለይ ይሩጉ ሓፍተይ ግን ኣነ ብዙሕ ዓመት ገይረ እይየ ግን ምንም ክቅየር ኣይካኣልኹይ ምኽንያቱ በቃ ንሱ ዝበለኒ እየ ዝሰምዕ ነይረ ንዒተይልኒ በቃይኾዶ ነይረ ሕጂ ግን ክቅየር ደልየ በቃ ኣብልገርመኪ ቢዒድ ንዒ ኢልንስ ኣይመፅይ እለዮ ደውልለይ ኣይፈልጥይ ካቡኡለ ርእሰይ ኣብስራሕ እበር ብዛዕቡኡ ላሓስበሊ የብለይ ተኸይደለ ልዕሊ 500ተ ርያል እየ ልውድእ ይሩጉ ሓፍተይ

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  8 месяцев назад

      ሰሪሕኺ ንርእስኽን ንውላድክን ተለወጢ ወዲ ካምኡ እዩ ዛሓፍተይ ብዝበለፀ ግን ብውሽጢ ንዒ

  • @selamhalefom8347
    @selamhalefom8347 8 месяцев назад +2

    @ሰብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤

    • @zaydgebremedhn6824
      @zaydgebremedhn6824 8 месяцев назад

      ገይረልኪ ግበርለይ ንዓይውን ማሬ

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 8 месяцев назад

    ❤❤

  • @hailusibhat914
    @hailusibhat914 8 месяцев назад

    ❤❤❤

  • @WdKn-s4b
    @WdKn-s4b 8 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @hdhhd7462
    @hdhhd7462 3 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤