"ብዘይ ድንግል ማሪያም ፍታሕ የሎን" ንክልተ ጎይቶት ክግዛእ ዝክእል ሓደ የልቦን" ኣፈታትሓ ናይ ዝሓለፈት ራኢ "ምረጹ"ብዛዕባ "መርፍእ"

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 3 дек 2024

Комментарии • 145

  • @helen-zl1mq
    @helen-zl1mq 2 года назад +6

    “ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ።”
    - ገላትያ 1፥9 Maryam zbelet goyta zbeleku gberu gebarn hadagn goyta tray eyu ngoyta manm futur aymeararyon eyu “ኣዲኡ ኸኣ ነቶም ተዓጠቕቲ፥ ንሱ ዚብለኩም ኵሉ ግበሩ፡ በለቶም።”
    - ወንጌል ዮሐንስ 2፥5

  • @Jossiblessed
    @Jossiblessed 2 года назад +11

    መጽሓፍ ምሳሌ 1
    22፤ ኣቱም ዓያሱ፡ ክሳዕ መኣዝከ ዕሽነት ክትፈትዉ ኢኹም፡ መላገጽቲ ኸኣ ክሳዕ መኣዝ ላግጺ ባህ ኪብሎም፡ ደናቝርቲውን ፍልጠት ኪጸልኡ እዮም።
    23፤ ናብ ተግሳጸይ ተመለሱ፡ እንሆ፡ መንፈሰይ ከፈልፍለልኩም ቃላተይ ከፍልጠኩም እየ።
    ወንጌል ዮሃንስ 14
    6፤ የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
    ግብሪ ሃዋርያት 4
    12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
    ወንጌል ዮሃንስ 10
    9፤ እቲ ደገ ኣነ እየ። ብኣይ ዚኣቱ ኪድሕን፡ ኪኣቱን ኪወጽእን መጓሰዪውን ኪረክብ ኣዩ።

  • @salemmesfin8228
    @salemmesfin8228 2 года назад

    Amen qale Hiwet yesmelna Edmen tena yhabki goyta ybarki. Xelotna ysmeana Amen 👍🙏🌹🙏👍🙏🌹🙏🌹🙏🌹🙏🌹🙏🌹🙏🌹🙏🌹🙏🌹🙏🌹🙏🌹

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 2 года назад +15

    ብ ኢየሱስ ክርስቶስ እምበር ፍታሕ ብኻልእ ብማንም የለን። እዚዩ እቲ ሓቂ ቃል እግዚኣቢሄር።

  • @samharamen6278
    @samharamen6278 2 года назад +4

    ኦ ድንግል ወላዲተ አምላኽ ክብርን ሞጎስን
    ነዓኺ አሜን አሜን አሜን 🙏🏾🙏🏽🙏🏽

  • @feventesfay6358
    @feventesfay6358 2 года назад +31

    የሱስ መገድን ሓቅን ሂወትን ዩ፡ብዘይ ብኡ ከኣ ሓደ እካ ናብ ኣቦ ዝመጽእ የለን።የሱስ በይኑ ዩ ናይ ኩሉ ነገርና መፍትሒ ምኽንያቱ ንሱ በይኑ ዩ ኣብ ክንዲ ሓጥያትና ሞይቱ ተገሪፉ ተሰቅዩ፡ናብኡ ንመለስ ንሱ ናይ ዘልኣለም ሂወትን ሰላምን መፍትሕን ኣለዎ። ኣቱም ኩሉኹም እትጽዕሩን ጾር ዝከበደኩምን ናባይ ንዑ ኣነ ከዕርፈኩም የ ኣነ ለዋህ ልበይ ድማ ትሑትን ዩ፡አዩ ዝብል እዚ ፈቃር የሱስ ናብቲ ዘፍቅረና ሕያዋይ ኣቦና የሱስ ንመለስ።

    • @sarahbelay579
      @sarahbelay579 2 года назад

      Tebareki fevu

    • @berekettesfamkael6952
      @berekettesfamkael6952 2 года назад

      ኣበይ እሞ ፈሊጣቶ ፌቡ ሓሊመ ኽትብል ኣኺልዋ ዘይውዳእ ሕልማ ጉዳመኛ ሰበይቲ ንሙኻኑኸ ትድቅስ ዶ ሕልማ ክነውሕ ማዓት።

    • @sawa98
      @sawa98 2 года назад

      @@berekettesfamkael6952 ጥር ኢልካ ኦኪያለ ምስላ, ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስት ማሪያም መጀመሪያ ከይ ከይፈለጥካ የሱስ የሱስ ክትብል ? መሳሪሒ እከይ መንፈስ ስይጣን ኣይትኹን

    • @ermijesus4493
      @ermijesus4493 2 года назад

      @@sawa98 ኢየሱስ ኣምላኻ እዩ ንማርያም ብሩኽ እዚ ዶ ትኣምን?

  • @luchiasemere1587
    @luchiasemere1587 2 года назад

    Amen amen amen
    Abesana demsisu yterekena kdsti dengl adena Mariam 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @mirafsium8603
    @mirafsium8603 2 года назад +10

    ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ JESUS is the only way. Nski tefihki nseb aytetfihi eza aftey nab kalu temelesi. ቃል ኣምላክ አንብቢ bless you

    • @sawa98
      @sawa98 2 года назад

      ከሓዲ ጥፉእ እባ ንስኻ ,ኣብ መስመርካ ተመለስ ,መን ኣሎ ንኽርስቶስ ዝኸሓደ? looser

    • @mebrhitbeyene
      @mebrhitbeyene 2 месяца назад

      Haftey mearey mdhan bkrstos u kal amlak anbbi eski tefieki seb aytetfe bless zhaftey

  • @dannyjoe7823
    @dannyjoe7823 2 года назад +25

    ይቕረታ እዛ ሓብተይ ነዛ ምስክረት ዝቕረብክያ ብፍጹም ምስቲ ቃል ኣምላኽ ዝምህሮ ማለት ምጽሓፍ ቅዱስ ጨርሱ ኣይገጥምን ኣርጊጸ ይነግረኪ።
    ምጽሓፍ ኣንብቢ

    • @sarahbelay579
      @sarahbelay579 2 года назад

      Tebarek Dani bruk

    • @wedmana8067
      @wedmana8067 2 года назад +3

      ካብዞም መናፍቓን ዲኻ እቕሬታ ቶም ጴንጠ ብጀካ መጽሓፍ ኣንብብ ካልእ ስለ ዘይፈልጡ ስለ ዝበዝሑ የ?

    • @samharamen6278
      @samharamen6278 2 года назад

      ኦ ድንግል ወላዲተ አምላኽ ክብርን ሞጎስን ነዓኺ አሜን አሜን አሜን 🙏🏾

    • @senaitsemere1505
      @senaitsemere1505 2 года назад +1

      Amlak ybarka danny Joe ezi tzarebo zela xnxway eyu amlak aenti lbona ykfetJohn 14 (ትግ) - ዮሃንስ
      6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን። hgiwin atum txarefu zelekum mexhaf kudus anbbu ab kal amlak zeyele ezi mhro agannti eyu

  • @HagossBerihu
    @HagossBerihu 5 месяцев назад

    Amen amen amen kale hiwet yesmeana kibrti adena🙏🙏🙏

  • @elfagebrehiwet9444
    @elfagebrehiwet9444 2 года назад

    አሜን አሜን አሜንመድሀኔአለም አቦይ ቅድስቲ አደይ ማርያም አደይ ተለመኑና ይቅረ በሉልና አሜን

  • @merci0961
    @merci0961 2 года назад +2

    እንድሕር ድኣ ሓደ ክርስትያን 'የ ዝብል ኣማኒ ክርስቶስ እንተሃልዩ ሕልሙ ይኹን ራእዩ ምስቲ ቃል ኣምላኽ ተባሂሉ ብክርስትያን ማሕበረሰብ ዓለም ዝእመነሉ ቅዱስ መጽሓፍ ቃል ዝጋጮ እንተኾይኑ ካብ ኣምላኽ ዘይምዃኑ ብቐሊሉ ክርዳእ ይግባእ. ንኣብነት ቅዱስ መጽሓፍ ሓዱሽ ኪዳን ብዘይካ የሱስ ክርስቶስ ብካልእ ስም ከቶ ምድሓን የልቦን ይብል_ ሃዋርያት 4:12. ብተወሳኺ ድማ መሰረት እምነትናን መስራቲ እምነትናን ዝኾነ ክርስቶስ የሱስ ክርስቶስ; እምነትና ብትምህርቲ ነብያትን ሃዋርያትን ዝተሃንጸ ምዃኑ መጽሓፍ ኤፌሶን ይገልጽ; ሃዋርያ ጳውሎስ ድማ ብዘይካ እቲ እተሰቕለ ክርስቶስ የሱስ ካልእ ወንጌል ከይሰብኽ, ካብ ክርስቶስ ወጻኢ ካልእ ወንጌል ዝሰብኽ እንተመጸኩም ዋላ ናይ ሰማይ መላእኽቲ እንተኾነ ዝተወገዘ ይኹን ይብል.
    ብተወሳኺ ብእኡ ማለት ብክርስቶስ የሱስ ጥራይ ኢኹም ዝደሓንኩም ድማ ይብል ቅዱስ መጽሓፍ ሓዱሽ ወንጌል. ስለዚ ብዘይካ ማርያም ምድሓን የልቦን ዝብል ወንጌል ብቅዱስ መጽሓፍ መሰረት ካልእ ወንጌል ተባሂሉ ተሰምዩ ኣሎ. ምኽርና ነዛ ሓፍትና እዚኣ ድማ ከምቲ ቅዱስ መጽሓፍ ሓዱሽ ኪዳን ዝብሎ ኩሉ መንፈስ ኣይትእመኑ ግናኸ ካበይ ምዃኖም መርምሩ ዝብል መልእኽቲ ክተንብቦ ንላወባ. እዚ ክንብል ከሎና ብዛዕባ እቲ ናይ ውልቃ መንፈሳዊ ተሞክሮኣ ኣየጋጠማን ሓስያ 'ያ ማለትና ዘይኮነስ እቲ መንፈሳዊ ተሞክሮኣ ምስ ቃል ክርስቶስን ምስ ትምህርቲ ሃዋርያትን ነብያትን ክርስቶስ ይሰማማዕዶ ወይስ ይጻረር ዝብል መረዳእታ ምርኩስ ብምግባር እቲ ኣብ ሕይወታ ብግብሪ ዘጋጠማ መንፈሳዊ ተሞክሮ ካብ ሓቀኛ መንፈስ ምዃኑን ዘይምዃኑን ብቃል ኣምላኽ ክትዕቅኖን ክትፍትኖን ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑ ምግንዛብ የድሊ. ተዘይኮይኑ ራኢናን ሕልምናን ምስ ቃል ኣምላኽ ዝጋጮ እንተኾይኑ መንፈሳዊ ልምምድና ካብ ቅዱስ መንፈስ እቲ ልዑል መለኮታዊ ኣምላኽ ዘይምዃኑ ምርዳእ የድልና. ካልእ ክንስሕቶ ዘብልና ሰይጣን 'ውን ናይ ብርሃን መልኣኽ ክሳብ ዝመስል ነፍሱ ይልውጥ 'ዩ ኢሉ ቅዱስ መጽሓፍ የጠንቅቐና 'ዩሞ እቲ ሓቀኛ መልእኽቲ ኣምላኽ መሲሉ ዝመጸና መንፈሳዊ ተጓንፎ ብመንፊት ቃል ቅዱስ መጽሓፍ ክንነፍዮን ክንመምዮን ክርስትያናዊ ሓላፍነትናን ግዴታናን ምዃኑ ክንዝንግዖ የብልናን.

  • @rutakidane2455
    @rutakidane2455 2 года назад

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmialin

  • @abrahatabraht5489
    @abrahatabraht5489 2 года назад

    Amen.amen.amen.ygbralna.hftay

  • @tedrosteklezgi9558
    @tedrosteklezgi9558 2 года назад

    ኣሜን (((3))) ቃል ሂወት የስመኣልና

  • @abrahatabraht5489
    @abrahatabraht5489 2 года назад

    Amen.amen.amen.amen.amen.zhftay.tbrke

  • @ghebarrezene3934
    @ghebarrezene3934 2 года назад

    ኣሜን ብርክቲ ሓውተይ ቃለሂወት የስምዓልና ጡዕም ትምህርቲ ጸግኡ የብዝሓልኪ

  • @teklebelay4644
    @teklebelay4644 3 года назад +2

    ሰላም አግዝ አብህር ምስ ኩላትና የኩን ወን ሃፍተይ ነዝ መለአክት መን የኣምና አዝን ዘለዎ የስማዓ ወን ሃፍተይ ቃል ህወት የስማዕልና አግዝኣብህር ብስላም ናብ ቅድስት ሃገርና ይምለሰና ጸጋ ኣብ ለዕል ጽጋ ይዕድልክ ወን ሃፍተይ ኣብ ጸሎትክ ዘክርን ወን ሃፍተይ ሃል መስቀል አልክ ኣመን ለይኩን ለይኩን ለይኩን

    • @gyyuu7849
      @gyyuu7849 2 года назад +1

      እግዚአብሔር ✅✅ ብከምዚ እዩ ዝጻሓፍ ክብረተይ አግዝብህር አይባሃልን
      ❎❎ ይቅርታ ግን ከም ድፍረት አይኮነነ ስም እግዚአብሔር አምላክና ስለ ዝኮነ እየ

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 2 года назад

    አሜን አሜን አሜን ክብርቲ ሐፍተይ በረኸቱ የብዝሐልኪ ፈጣሪ ዕደመንጥዕናን ይሃብኪ

  • @teklemariamtesfazgi3245
    @teklemariamtesfazgi3245 2 года назад

    Amen

  • @abrahatabraht5489
    @abrahatabraht5489 2 года назад

    Amen.amen.amen.amen

  • @asebabbay9460
    @asebabbay9460 2 года назад

    Brkti habtna ezi kulu tblyo zeleki maeserti seytan eyu emo goyta yrdaeki nreski tegagikis sebat aytetfe God bless you

  • @nebiatandemicael1210
    @nebiatandemicael1210 2 года назад +5

    Jesus Christ is the Lord he’s the one he saving you need to come to Jesus Christ read in the Bible please repaint my my sister asking Jesus about this dream pray pray and fast please🙌🐑💡

  • @iad-im7702
    @iad-im7702 2 года назад +2

    ኦሪት ዘሌዋውያን 26
    1፤ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም እየ እሞ፡ ንኣኻትኩም ጣኦታት ኣይትግበሩ። እተወቕረ ምስሊ ወይ ሓወልቲ ድማ ኣይተቑሙ፡ ወይ እተሳእለ እምኒ ኽትሰግዱሉ ኢልኩም ኣብ ምድርኹም ኣይትግበሩ።

  • @nigistiengida1046
    @nigistiengida1046 2 года назад

    Amen 🙏🏽👏Amen 🙏🏽👏Amen 🙏🏽👏Amen 🙏🏽👏Amen 💐🌺💕😘💕💕💕🌿🌿🌵🌵🌿🌵

  • @helen-zl1mq
    @helen-zl1mq 2 года назад +4

    “ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን።”
    - ገላትያ 1፥8. Kab kal amlak wetsae wala Kab mot tensia zbl ymtsae wguz eyu slezi among abon amogona zelo metareki genshel fasik zkone eyesus tray eyu.

  • @ermijesus4493
    @ermijesus4493 2 года назад +3

    ፊልጲ 2 (Philippians)
    9-11፤ ስለዚ ኸኣ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ኣብ ትሕቲ ምድርን ዘሎ ዅሉ ብርኪ ብስም የሱስ ምእንቲ ኺምብርከኽ፡ ልሳን ዘበለውን ንኽብሪ እግዚኣብሄር ኣቦ ኢሉ የሱስ ክርስቶስ ጐይታ ምኻኑ ኺእመን እዩ ኣምላኽ ናብ ልዕሊ ዅሉ ልዕል ዘበሎ፡ ካብ ኵሉ ስም ልዕል ዝበለ ስምውን ዝሃቦ።

  • @Raki1204
    @Raki1204 2 года назад

    AmenAmen Amen
    Adena kudusti Mariam
    Fikrtin fitwtn tikun ❤❤❤

  • @semeremeh
    @semeremeh 2 года назад +11

    ብዘይ ድንግል ማርያም ፍታሕ የለን ዝብል ጥቅሲ አብ መጽሐፍ ቅዱስ የለን ተጋጊኪ ሰብ አይተጋግይ

    • @samharamen6278
      @samharamen6278 2 года назад

      ኦ ድንግል ወላዲተ አምላኽ ክብርን ሞጎስን 🙏🏽⛪

    • @MebratgalQDstkiDaneMhret
      @MebratgalQDstkiDaneMhret 2 года назад

      ኣዶ ጎይታ ርህርህቲ መብሪሂት ጸላም ንሳ እያ ከምቱ ሓዊ ብዘይ ላባ ዘይኮነ ብዘይ እመብርሃን ድማ መንግስቲ ሰማየ ምውራስ የለን ክብሪ ንስማ ይኩን ኣዶ ኩሉ ፍጥረት

  • @taezazwoldu5302
    @taezazwoldu5302 2 года назад +1

    Abi Mekekti! God be blessed and Thank you.

  • @gabrieladebesay2251
    @gabrieladebesay2251 2 года назад

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna hawey

  • @asmaraeritrea9243
    @asmaraeritrea9243 2 года назад +1

    አሜን አሜን አሜን

  • @samiokubay6575
    @samiokubay6575 2 года назад

    Amen egziabher ymesgen

  • @abrahatabraht5489
    @abrahatabraht5489 2 года назад

    Ywdaln.amen.amen.amen

  • @saraamare4462
    @saraamare4462 2 года назад +1

    Amen amene amene

  • @helen-zl1mq
    @helen-zl1mq 2 года назад +1

    ገላትያ 1
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ⁸ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን።
    ⁹ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ።

  • @ogbssolomon2803
    @ogbssolomon2803 2 года назад +2

    ክብርቲ ሓፍተይ ኣይትታለሊ እዚ ሕልሚ ካብ ኣምላኽ ኣይኮነን እሞ መጽሓፍ ቅዱስ መርምሪ ብዘይ የሱስ መርሃዊ የለን ቅድስቲ ኣደና ማርያም ከማና ሰብ ስለዝኾነት እዚ ትብልዮ ዘለኺ ገጋ ኢዩ ተባረኺ

    • @MebratgalQDstkiDaneMhret
      @MebratgalQDstkiDaneMhret 2 года назад

      ለቱ ስብሃት ኣዶ ጎይታና እመብርሃን ብዘይ ንሳ መንግስቲ ሰማይ ምውራስ የለን ብዘይ ንሳ ፀልማት እዩ

  • @solmonkiros3100
    @solmonkiros3100 2 года назад

    YAHEZEN.

  • @weiniayahuney540
    @weiniayahuney540 2 года назад +1

    Emebiti mariyam ewa baheki negeratna btaemer eya tkiyr

  • @hirytigunbot5577
    @hirytigunbot5577 2 года назад +9

    አየ ወ እዛ ወላዲት አምላኽ አደይ እዛ ሐላል አደይ መዓረይ🙏🙏🙏

    • @Abeba_72y
      @Abeba_72y 2 года назад

      Amen Amen Amen Kal hwit ysmaln hftna

    • @samharamen6278
      @samharamen6278 2 года назад


      አሜን አሜን አሜን 🙏🏾

  • @zewdihabte970
    @zewdihabte970 3 года назад +1

    Amen Weini haftey

  • @ደግፈኒኣምላኸይ
    @ደግፈኒኣምላኸይ 2 года назад

    Amen Amen Amen 🙏 Ezgabiher Ztemesgene ykun

  • @bestemusic2480
    @bestemusic2480 2 года назад

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤⛪⛪

  • @hannaghebrai3755
    @hannaghebrai3755 2 года назад

    🙏🙏🙏❤❤❤🤲🤲🤲 thanks to God for everything Dear Lord gave us God bless you sister Amen.

  • @helenandemariam8064
    @helenandemariam8064 2 года назад +10

    ኤርምያስ 2 (Jeremiah)
    12-13፤ ህዝበይ ክልተ ኽፋእ ገይሩ፡ ንኣይ ንፈልፋሊ ህያው ማይ ሐዲጎምኒ፡ ንርእሶም ከኣ ሓጽብታት፡ ማይ ዘየዕቊር ነቓዕ ሓጽብታት ኲዒቶም እዮም እሞ፡ ኣቱም ሰማያት፡ በዚ ተገረሙ፡ ሰምብዱ፡ ኣዚኹምውን ራዕራዕ በሉ፡ ይብል እግዚኣብሄር።

  • @banaart5915
    @banaart5915 2 года назад

    አጆኪ መርፍእ ብግዲ ተወጉኡ ዝብል የለን ሰብ ካብ ሕማም ከድሕኖም ዘይኮነሰ ከይምውት ኢሉ እዬ ቀታልን ማሐርን ግን እግዝአብሔር እዮ

  • @almazwelderfael9948
    @almazwelderfael9948 2 года назад +1

    betami zegarim ey amlak mehrat yewrdalne ebar Lebna teraru ab xeltki zekrni hftey qedsti dengel maryem xelaLe tenbralne amlak xegu yebzhlki

  • @AzebAbedom
    @AzebAbedom Год назад

    ❤❤❤

  • @yohannesghebray2846
    @yohannesghebray2846 2 года назад +1

    ብርክቲ ሃፍተይ ብርክቲ ኢኪ ግን. ቃል ኣምላክ ምንባብ ብጣዕሚ የድልየኪ ኣሎ።

  • @alemmesghina1057
    @alemmesghina1057 2 года назад

    Amen amen amen amlaik yimesgen ❤🙏🙏🙏

  • @letensaeokubazghi6327
    @letensaeokubazghi6327 2 года назад

    Amen Amen Amen

  • @aryamy6216
    @aryamy6216 2 года назад +5

    Jesus is the way he die on the cross for our sins he is our redeemer our Lord and God Come to the knowledge of true and fellow Jesus he’s the way the true and life

  • @mebalekunfu6241
    @mebalekunfu6241 2 года назад

    🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @nebiatandemicael1210
    @nebiatandemicael1210 2 года назад +3

    Jesus Christ he died for you he die for you Jesus Christ is the Lord

  • @belaineshhabtai911
    @belaineshhabtai911 2 года назад

    AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏

  • @selamawitghedam9111
    @selamawitghedam9111 2 года назад

    Besm yesus sem kal amebbiy Jesus gota eu

  • @rutharutha3099
    @rutharutha3099 2 года назад

    Medihan Jesus Christus teray Eyu,

  • @temesgenamlakey5474
    @temesgenamlakey5474 2 года назад

    Ameinn adey mearey

  • @haregukesete3154
    @haregukesete3154 2 года назад

    Amen 🙏

  • @gergeshmehretab3512
    @gergeshmehretab3512 3 года назад +1

    Amen amen amennnnnnnnnnnellllllllllllllllllellllllllllllllellllllllllllllllllll amennnnnnnnnnnnn

  • @ermijesus4493
    @ermijesus4493 2 года назад +2

    ብዘይ ኢየሱስ ክርስቶስ ፍታሕ የለን ንማርያም መጎልበቢ ኣይትቐሙላ ሰላም ናይ ዘልኣለም ሂወት ብኢየሱስ እዩ ህጂ ወን ቃሉ እንተይ ይብል በሉ ምእንታና ዝተሰቀለ ዝሞተ ኢየሱስ እዩ

  • @hadastecle2469
    @hadastecle2469 2 года назад +2

    Berkti haftey bejaki meshaf kudus anbebi seb aytegagiyi kab meshaf kudus wesai tezrabi alki

    • @senaitsemere1505
      @senaitsemere1505 2 года назад

      Hasot Hasot hasot ezi anbbio zeytexhfe aytenbbi demu zfeseseli goytanan medhaninan eyesus krstos bejaki hferi nklte goytot aytgezie Exodus 20 (ትግ) - ዘጸአት
      2: ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ።
      3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
      4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
      5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡ezi anbbio👀👈seb asha ka suq elu amen ybil hzbey sean fltet ytefie alo amlak aenti lbonakum ykfet

  • @helenandemariam8064
    @helenandemariam8064 2 года назад +3

    ማማ ወይን ጎይታ የሱስ መንገዱ የርይክ

  • @edendesale443
    @edendesale443 2 года назад

    S

  • @berhaneberhe6891
    @berhaneberhe6891 2 года назад

    Amen Amen Amen Adena

  • @meazamichael67
    @meazamichael67 2 года назад

    Amen 🙏♥

  • @naqfa7-836
    @naqfa7-836 2 года назад

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @freweinekibrom2901
    @freweinekibrom2901 2 года назад

    🙏

  • @sabatekle1992
    @sabatekle1992 2 месяца назад

    የሱስ ጎይታ እዮ. የሱስ ጎይታ እዮ. የሱስ ጎይታ እዮ. የሱስ ጎይታ እዮ.የሱስ ጎይታ እዮ.የሱስ ጎይታ እዮ.የሱስ ጎይታ እዮ.የሱስ ጎይታ እዮ.የሱስ ጎይታ እዮ.የሱስ ጎይታ እዮ.

  • @menyaphonetastic8319
    @menyaphonetastic8319 2 года назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @kenannegasi5514
    @kenannegasi5514 2 года назад +1

    Gega tmhrty eza heftey mexaf gdus anbbi

  • @nanunana886
    @nanunana886 2 года назад

    Goyta Yesus Kirstos tray iyu unko mefth
    Essaias 42:8 kbri Egziabher nkale aywehabn

  • @adhanetbeyene7676
    @adhanetbeyene7676 2 года назад

    Ygberrlna fetari

  • @TiebeGerezgiher
    @TiebeGerezgiher 2 месяца назад

    1 John 5 ትግ - 1ይ ዮሃንስ
    10: ብወዲ ኣምላኽ ዚኣምን፡ እቲ ምስክር ኣብ ውሽጡ አለዎ። እቲ ንኣምላኽ ዘይኣምን፡ ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ወዱ ዝመስከሮ ምስክር ስለ ዘይኣመኖ፡ ንእኡ ሓሳዊ ገይርዎ አሎ።

  • @weiniayahuney540
    @weiniayahuney540 2 года назад

    Amen baheki negeratna kidmina eya tahelf

  • @ermijesus4493
    @ermijesus4493 2 года назад +1

    ግብሪ ሃዋ 4 (Acts)
    12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
    ዮሃንስ 17 (John)
    3፤ ኣምላኽ ሓቂ ንስኻ በይንኻ ምዃንካን ነቲ ዝለኣኽካዮ የሱስ ክርስቶስን ኪፈልጡ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዚኣ እያ።

  • @tititewelde2662
    @tititewelde2662 2 года назад

    Haftey natey temelesi kab kal amlak zeyele wengel aytsbeki, nbaelki tefieki aleki ngoyta yesus ms adena kdsti maryam aytemararen eya esa kab Adam zerei eya esu bmenfes tetenisu bmenfes kdus eu tewelidu neayn neakn nmdhan slezi nsa ktmlek aygbean eu kmlek zgbeo hade amlak eu atgageyi temelesi
    Ezi tkedyo zeleki mengedi tfeat nay hasot tmhrti kab mexhaf kdus zwedeke eu. Goyta yesus hji wn nay mhret amlak eu temelesi yefkreki eu. tebareki

  • @elsatecle5822
    @elsatecle5822 2 года назад +2

    Nbynu Kbrn Msgana Namlakna, eti Menti Hatyatna Zmoten Ztesen
    Goytana Medhaninan smu Ybark, Adena Maryam Ade Goytana Jesus Ktmhrn Ketdhnn Sltan Aytwahban.
    ab Wengel Yelen. Ady Maryam Ketdhn Kab Abona Amlak Sltan Aytwahban. Aythwausyo.
    Amlak Menfesawi Aentki ykftelki, JESUS Gotha Goytot Wedi Amlak Nbynu
    Msgana Wudasyen Ybxehayo.

  • @hanabrhane7956
    @hanabrhane7956 2 года назад

    Kbrti Haffner ezi tblyeo zeleki which equipment mknyatu eti kedamay halal Neruda hair gn enda zahale kwydu egzabher kulu abide sleek about eye nkulu anschenek hmam Keefe eye bzuh see yhamm gn hasisu eye ajoki frat aytetwyo abkebdki

    • @almazghaile182
      @almazghaile182 2 года назад

      Amen Amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @senaitokubaldet4897
      @senaitokubaldet4897 2 года назад

      Haftey birkti iki ab goyta temelesi bejaki yesus u afdege semay

    • @senaitokubaldet4897
      @senaitokubaldet4897 2 года назад

      Acts 4 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ
      12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።

  • @rutaweldeyohannes1600
    @rutaweldeyohannes1600 2 года назад

    Eway hzbey ezia sels gemey gerki adena maryam tbliya bejakum temelesu biseb ztesaele selis marysm tblya gega

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 2 года назад

    Yekenyelna eza habtey

  • @kenannegasi5514
    @kenannegasi5514 2 года назад

    Please 🙏 tmelesi seb aytegagyi

  • @Baldi654
    @Baldi654 2 года назад

    Ezi kale Amelak kemu ayebelen kulu beriki ne Goyta Eysus terah eyu zenberkek

    • @senaitsemere1505
      @senaitsemere1505 2 года назад

      Exodus 20 (ትግ) - ዘጸአት
      5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡
      6: ንዚፈትዉንን ትእዛዛተይ ንዚሕልዉን ግና ክሳዕ ኣሽሓት ምሕረት ዝገብር እየ።

  • @ሰላምኮነ
    @ሰላምኮነ 2 года назад

    ክብርቲ ሓፍትና መፍትሕ ኩሉ የሱስ ክርስቶስ እዩ አይትጋገዪ ዘይተጻሕፈ አይትምሃሪ ቅድም ኮፍ ኢልኪ ተማሃሪ እቲ ቅኑዕ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክብሪ ድማ ንሓደ እግዚአብሄር እንበር ንካልእ አይወሃብን እዩ

  • @rogerjoned9924
    @rogerjoned9924 2 года назад

    This lady is crazy.

  • @sarahbelay579
    @sarahbelay579 2 года назад +12

    Bzeyka Yesus manm zfeth yelen, Mariyam ktserh aytkeln eya nbaelki tefieki sebat aytetfi. QalAmlak anbbi.
    John 14 (ትግ) - ዮሃንስ
    6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
    13: ኣቦ ኣብ ወዲ ምእንቲ ኪኸብርሲ፡ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ዅሉ ኽገብረልኩም እየ።
    14: ብስመይ ገለ እንተ ለመንኩም፡ ክገብረልኩም እየ።

    • @MK-rg1og
      @MK-rg1og 2 года назад +9

      ሓወይ ንስኻ ኢኻ ጠፊእካ ዘለኻ
      ኣስተውዕል !
      ንወላዲትካ ኣይተድልይንን ኣቦይ ጥራይ ኢዩ ዘድልየኒ ክትብላ ትኽእል
      ነቦኻ ጥራይ ክብሪ ይግብኦ ነዴኻ ክብሪ ኣይግባኣን እንታይ ትብሉ ኣሉኹ ብኣቋራጭ መንገዲ ኣይትኺድ እሺ ።
      ድንግል ማርያም ኣደ አምላኽ ኢያ
      ንጎታ ኣዴኻ ኣተድልየንን ንስኻ ጥራይ ኣይበሃልን
      ንሕና ኦርቶዶክስ ንድንግል ማርያም ከምቲ ወዳ ነኽብራ ንሕና
      ከም ቅዱስ ገብርኤል ምልእተ ጸጋ ዝበላ ነኽብራ እምበር ኣይነምልኻን
      ከም ቅድስቲ ኤልሳቤጥ ነመስግና
      ኣስተውዕል ምስ ዝነፈሰ ንፋስ ኣይትኺድ ።
      Luke 1 (ትግ) - ሉቃስ
      43: ኣደ ጐይታይ ናባይ ክትመጺኸ፡ እዚ ኻበይ ኰነለይ፧
      Luke 1 (ትግ) - ሉቃስ
      30: እቲ መልኣኽ ከኣ በላ፡ ማርያም፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጸጋ ረኺብኪ ኢኺ እሞ፡ ኣይትፍርሂ።

    • @avighebre8378
      @avighebre8378 2 года назад

      Yes

    • @samharamen6278
      @samharamen6278 2 года назад +4

      @@MK-rg1og ናይ ብሓቂ ኦ ድንግል ወላዲተ አምላኽ ክብርን ምስጋናን ነዓኺ አሜን 🙏🏽

    • @sawa98
      @sawa98 2 года назад +1

      @@MK-rg1og ተባረኽ ሓውና እዚኦም ጥፉኣት መንፈስ ,ክንደይ መንእሰይ ምስኦም ክልክሙ ድሌት ኣለዎም, ንማንም ሰብ እካ ተመስግን ግደፍ ን ወላዲተ ኣምላኽ

  • @Baldi654
    @Baldi654 2 года назад

    Filipi2
    7 መልክዕ ባርያ ወሲዱ ርእሱ ኣሕሰረ፡ ሰብውን መሰለ፡ ብንብረቱ ኸም ሰብ ኰይኑ ተረኸበ።
    8 ርእሱ ኽሳዕ ሞት ኣትሐተ፡ ክሳዕ ሞት ኣብ መስቀል እኳ ደኣ ተኣዘዘ።
    9-11 ስለዚ ኸኣ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ኣብ ትሕቲ ምድርን ዘሎ ዅሉ ብርኪ ብስም የሱስ ምእንቲ ኺምብርከኽ፡ ልሳን ዘበለውን ንኽብሪ እግዚኣብሄር ኣቦ ኢሉ የሱስ ክርስቶስ ጐይታ ምኻኑ ኺእመን እዩ ኣምላኽ ናብ ልዕሊ ዅሉ ልዕል ዘበሎ፡ ካብ ኵሉ ስም ልዕል ዝበለ ስምውን ዝሃቦ።

  • @mirafsium8603
    @mirafsium8603 2 года назад +1

    Etom amen tiblu zelekumwn please please read your Bible don't wasting your time bless you.

  • @ብርሃን-መ9አ
    @ብርሃን-መ9አ 2 года назад

    ተባረኺ ፡ እዚ መልእኽቲ እዚ ምኽንያት ኣለዎ ፡ በርትዒ ። ምስ ሓለፍቲ ቤተክርስትያን እንተትማኸሪ ዥዩ ጽቡቕ ምኾነ ።

  • @iad-im7702
    @iad-im7702 2 года назад

    Kidmi 2000 amet seytan tesaru

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 2 года назад

    Gin hiji win alem ab mewatir eya zela bkinat wedi kunat vires tray aykonen

  • @bisratrezene1415
    @bisratrezene1415 2 года назад +2

    አረ በጃኺ አበይ ኮይና እያ ማርያም ከርተት ትብል ዘላ አይትጋገይ እቲ ምእንታኺ ነብሱ ኣሕሊፉ ዝሃበ የሱስ ክርስቶስ ዝተገርፈ፡ዝተዋረደ፡ዝተኸትከተ፡ዝቖሰለ፡ዝተሰቕለ፡ዝሞተ፡አብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ካብ ምውታን ዝተንሰአ፡ሕጂ ድማ ምእንታኺ አብ የማን አቦ ተቐሚጡ ምእንቲ ሐጥያትኪ ዘማልደልኪ የሱስ ጥራይ እዩ፡እንዳፈለጥኪ ንባዕልኺ ስሕተት ዝኾነ ትምህርቲ ቀሲምኪ ንህዝቢ ናብ ጥፈአት አይተእትውዮ ናይቲ ተጥፍእዮ ዘለኺ ህዝቢ ስሕተት እንዳመሃርኪ ዕድኡ ካብ ኢድኪ ክደልዮ እዮ ጎይታ ፕሊስ ዋጋ ከይትኸፍልሉ ደሐር።

    • @MebratgalQDstkiDaneMhret
      @MebratgalQDstkiDaneMhret 2 года назад

      ለቱ ስብሃት እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልና ክቡር ኃወይ ወይ ሓፍተይ ጎይታ ኩሉ ኣለም ኣማላዲ ኣይኮነን ወይ ድማ ለማኒ ኣይኮነን እግዚአብሔር ፈራድን ማሓርን ይቅረ ባሃልን ተለማንን እንበይ ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ክብሪ ንሱሙ ይኩን ንሱ ጎይታ ኩሉ ኣለም እዩ ለቱ ስብሃት

    • @bisratrezene1415
      @bisratrezene1415 2 года назад +1

      Romans 8 (ትግ) - ሮሜ
      34: እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።

    • @bisratrezene1415
      @bisratrezene1415 2 года назад

      ምልማን እንታይ ማለት ድዩ ብርኽቲ ምምላድ ምጥባቕ ዘይኮነን ትርጉሙ፡ሐቂ ንሱ ፍጹም ሰብ ፍጹም አምላኽ እዩ ከም ሰብ ኮይኑ ሰማያዊ ስጋ ሒዙ አብ ድንግል ማርያም ሐዲሩ ምእንቲ ሐጥያት ወዲ ሰብ ሂወቱ ሐሊፉ እቲ ብቐዳማይ አዳም ዝመጸ ሐጥያት በቲ ብክርስቶስ የሱስ ድማ ናይ ዘለአለም ምድሐን ተዋሂቡና ምድሐን ብክርስቶስ የሱስ ደአ እምበር ካልእ ኩሉ ከንቱ እዩ።እቲ ወዲ ዘለዎ ሂወት አለዎ እቲ ወዲ ዘይብሉ ግና ሂወት የብሉን እቲ ወዲ አምላኽ ዘይብሉ ገና ሐጥእ ምኹኑ አብ ምድሪ ከሎ ተፈሪድዎ እዩ ጽድቂ ብክርስቶስ የሱስ ጥራይ እዩ ዝርከብ።አምላኽ በት ሐደ ወዱ ዘአመነ ኩሉ ናይ ዘለአለም ሂወት ምእንቲ ክረክብ እምበር ከይጠፍእሲ በጃ ክሳዕ ዝህብ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም አፍቀራ።ካልእ መገዲ አብ ቅድሚ አምላኽ የለን ዚሐፍተይ ማርያም አይተድሕን ዋላ መላእኽቲ ስልጣን ኩሉ ክርስቶስ እዩ ተባረኺ እዛሐፍተይ።

  • @iad-im7702
    @iad-im7702 2 года назад

    Seytan kedem ab meskel eyu tesaeru

  • @ghebarrezene3934
    @ghebarrezene3934 2 года назад

    ኣነስ ቅድሚ ኣርባዕተ ወይ ሓሙሽተ ዓመት ኣቢሉ ይከውን ኣብ ሰማይ ጸሊም ዃክ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተከዲኑ ክኮልል ብሕልሚ ርእየ እንታይ ኮን ይከውን ኩሉ ግዜ እየ ዝሓስብ መን ይፈትሓለይ ።

  • @zufetatube
    @zufetatube 2 года назад +2

    Edlenga eki b fetarinan ztehareki. Kibri nety luel wetaryna ykun sile ti ztehareki

  • @iad-im7702
    @iad-im7702 2 года назад

    Atini ade bejakin yesus Wedi amlak eyu zilimn mentana medhanialem

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael6952 2 года назад +3

    እዛ ተሕልመኪ ዘላ ጋኒን ጸረ ክሩስቶስ እያ ፈሊጥናያ ኣለና ሓፍተይ ንስኺ ንየሱስ ክሩስቶስ ክትፈልጢ ኣለኪ እዛ ተሕልመኪ ብጊዜኺ ትጻወተልኪ ኣላ ንየው በልያ ሒዛትኪ ናብ ሲኦል ክትከይድ እያ የሕዋት ጸልዩላ ደም ክሩስቶስ ዝፈሰሰላ ኣደ እያ ብሓቂ ተሕዝነኻ ።

    • @senaitsemere1505
      @senaitsemere1505 2 года назад

      BereketTesfamkael amlak ybarka eta tehlma zela eta nay tefer tere krstos bhaqi tehlma ala amlak aenti lbona ykfetelaJohn 14 (ትግ) - ዮሃንስ
      6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።

  • @eyerusalemwelegebriel7876
    @eyerusalemwelegebriel7876 2 года назад

    way hafitey ketri zihasebkiyas bleyti eyu zireayeki silezi nsebat aytenawitsiyo kabzi chanel tealey bejaki zeykowin aytigiberi

  • @helen-zl1mq
    @helen-zl1mq 2 года назад

    Stop stop mam goyta tray eyu nay Hiwet megedi kab kal amlak wetsae wala seytan melak brhan temesilu eyu knegs zdeli please mama nab goyta nie. Goyta yefkreki eyu. Bezey goyta eyesus medhani yelen..

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 2 года назад

    ሓፍተይ መጽሓፍ ቅዱስ ትጠቅስዮ ኣለኺ። እቲ ተሕልፍዮ ዝለኩ መልእኽቲ ግን ኣንጻር ጽሑፍ እዩ። ኣበየናይ ጥቅሲ እዩ ስግዳን ንፍጡር ዝታኣዘዘን ዝተገብረን ? ሰይጣን ን ስም ኢየሱስ እምበር በየናይ ስም ክርዕድ ተጻሒፉ? መንፈስ ቅዱስ ከ እንታዩ ዝሰርሕ፡ ናይ ኢየሱ ክርስቶስ ዘበለ ዘዘኻክረናን ዝመርሓናን ዘጸናንዓናን መንፈስ ቅዱስ ኢዩ ዝብል ቃል ኣምላኽ ? እቲ ትርእዮ ዘለኺ ሕልሚ ብ ቃል ኣምላኽ ተርጉምዮ።
    ምንሳሕ ዘድልየኪ ተነስሕሉ። ንርእስኺ ጠፊእኪ ሰብት ከይትልክሚ።
    ክንድህነሉ ዝተዋህበና ስም ኢየሱስ ጥራዩ። እዚ ጴንጠ ወዲ ጲንጠ ዝብልዎ ኣይኮነን ፡ቃል ኣምላኽ እዩ ዝብሎ። ስግደት ን እግዚኣቢሄር ጥራዩ ዝግባእ። ሰይጣን ን ኢየሱስ ክፍትኖ ከሎ ዝበሎ እዩ። ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ስገዱለይ ኣይበለትን፡ ናይ ኣምላኻ ክብሪ ክትወስድ ፍቃደኛ ኣዮኦነትን፡ምኽንያቲ ከማና ዓማጺት ኣይኮነትን። ዉርደት ባርያኻ ኢላ ዝጸለየት ኣደያ፡ እምበር ምስ ፈጣሪኣ ትማዓራረ ኣይኮነትን። እግዚኣቢሄር ክብሩ ንማንም ኣይህብንዩ።
    ስብ ዝተፈጥረ ንኽብሪ ኣምላኽ እዩ። ብ ምሉእ ልብና ን ኣምላኽ ከንፍቅሮ ኢና ታኣዚዝና።