Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ናይ ኢትዮጵያ መንግስቲ ፖለቲካ " ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ " ዝኮነ አብ ንጹሐን ዜጋታቱን ካልኦትን ምዕሳር መዓስ እዩ ጠጠዉ ዝብል
አታ አልግስ ጌታቸው ነዚ አዲ ሰላም ሀበና ኑዚ እኒንካ የአኽለና
ታይ ኣእተየካ ስለ ኤርትራ ተልፈስ ኣስመሳይ
ናትና ፎሮም ንህዝቢ ትግራይ በቢ እዋኑ ሓዲሽ ሽመት ሸይምና ኣውሪድና ኣይኮነን ዘድልዮ መጀመርያ ግዝኣት ትግራይ ናብ ንቡሩ ምምላስን ተመዛበልቲ ናብ ንብሩ ምምላስ፣ ዘተኣማምን ሰላም ምርግጋፅ እዩ ዝደሊ። ኣብዙይ ተረባረቡ እንተኣቢኹም TDF ጣልቃ ይእቶ ፍታሕ ንኽረክብ።
መጀመርታ አብ ናይ ርዕስና ዉራይ እንተንገብር ጽቡቕ ነይሩ
አነ ዝጸገመኒ ናይ እንዳልካቸው ዘይኮነስ ናይ ተጌሩ አሕዋቸይ ስረይ ሰረኻ ምብህሀል ማርያም ጽዮን መድሓንት ትላአኸሎም አምዬን በሉ ተጋሩ አሕዋት
❤❤❤❤❤❤✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾
መደናገሪ ኔት ወርክ እናበልካ ናይ ባዕልኻ ኔት ወርክ ምጥንኻር ኣንጀቴ ፓለቲካ ዕላምኡ ግልፅን ግልፅን እዩ ብህልኽ ስልጣን ምሓዝ እዩ። ናይ ህዝቢ ሪኢቶ ገደል ይእቶ እዩ።
ናብ ባዕሉ ምስ በፀሐት ቦራዕራዕ ነገር በላዒ ነብሲ !
መደብ ስራሕ ምምዳብ በዚሑ የቅልሎ
በብጊዚኡ ብዙሕ ምምዳብ ስራሕ ካብ ክልቲኦም ንሕዝቢ ትግራይ ዘምጻአሉ ምዕባለ የለን