Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እዚ ወሰክ ናብ አክሱም ( ትግራይ )አይትኪዱ ማለት ድዩ?
ኢትዮጵያ ህዝቢ ትግራይ ንምጥፋትሰርሕ አላ
ሐዚውን ትግራይ ኤብ ክባን ዕፅዋን ከምዘላ ክንኣምን ይግባእ ዓለም ውን ክፈልጦ ክግለፅ ኣለዎ ብመኪና ንዝጓዓዙ ምእመናን ናይኣምሓራ ተወለድቲውን ብመከላኸሊ ክልከላ ከምትገበረሎም ተረጋጊፁእዩ ክባንዕፀዋን ምዃና ትግራይ ካብዙይ ንላዕሊ መረጋገፂየለን።
እዚ ወጋ 45 ሺህ one tiripe ኮነ ኢሉ ኦሆዴድ ዝግበር ኮነ ኢሉ ኢዩ ብልፅግና ህዝቢ ልህዝቢ ከይራኸብ ኢሉ ኢዩ ካሊእ ካልኦት ቱሩዚም ከዳኸም ዝገብሮ ኢዩ ወላ ለለመሠ ጊዛዊ ምምህዳር ትግራይ እሱብ መኻኑ ዝገልፅ ኢዩ
ነፈርቲ ኢትዮጵያ ካብ ህዝቢ ትግራይ ገንዘብ ወሪረን ህዝቢ አድክየን
እዚኣቶም ካብ ርእስና ኣይወርዱን፡እቲ ዘሕዝን ግን ነንሕድሕድና ዘይምስምማዕና እዩ!
በዘሕጂ ኢትዮጵያ ናዓና አይትከዉን ኢያ ንቕበፃ
ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ, መንግስቲ ዚባሀል የለን
ናትና ፎረም መንግስቲ ትግራይ እንከይኳነስ ጊ፡መ፡ት እዩ ይተኣረም።
እዝ መንገዲ ኣየር ክንድዝይ ወሰኽ ገንዘብ ምግበሩ ሐዚ ውን ትግራይ ኣብ ድከት ንክትነብርን ንክትጠፍእን እዩ ዝቃለስ ዘሎ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ንብልፅግና እምበር ንህዝቢ ትግራይ ረብሓ የብሉን ካብ በዚ ሐዚ ግን ዲያስፖራ ትግራይ ንዓዱ ክኸይድ እንተደልዩ ብመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክጥቀም የብሉን
ይገርም እዩ።
ድክመት ምሕደራ ትግራይ እዩ እምበር እዚኦም ድኣ ትግራይ ንምድካም ጥራሕ ዘይኮነስ ንምጥፋእ ከም ዝፅዕሩ ንፈልጥ ኢና
ደካማ ምምሕዳር ተሃልዩ ደኣ
እዙይ ናይ መንግስቲ ትግራይ ድክመት ክኸውን ኣለዎ
ሰላም ሃገር ጂግና
ንልመዶ እምበር ካብ ሎሚ ኮ ትግራይ ሪእሳ ክተቅንዕ ዝሰርሕ ኢትዮጵያዊ ኣይክህሉን።
@@MehariGidey-d1n ሎሚ ሎሚ ምስቲ ስልጣንን ጥቅምን ኮይኑ እንበር ቅድሚ 1991 አብ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ ብሐይሉ እዩ ዝነብር ነይሩ ደፋር ፤ ተባዕ ፤ ሐቀኛን ስለ ዝነበረ ዘፍርሆ ነገር አይነበረን ዝሐለፊ 33 ዓመታት ግና ፖለቲካ ስለተወሰኮ ካብቲ ዝነበረ ጽልኢት ወሲኩ ሐደጋ ዘምጽኤ ነዚ እዩ ትግራይ ክትማሐየሽ ብሕብረት ምስራሕ አማራጺ ዘይብሉ መገዲ እዩ
ኣይኾነይ ብነፋር ብተሽከርከርት ካብ ከባብ ጎንደር ክሳብ ዉሽጣዉሽጥ ኣምሓራ ክልል ናብ ብዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ዝተበገሱ ብመከላከያ ሰራዊት ተኣግዶም እዮም ፀበባ በዝሑና ኣሎ በይዛኹም ንዓናዉ ሕተቱልና❤????!
😂😂😂😂😂😂😂😂 ዝናብ ምስ ሓለፈ ናብ ባዓቲ ግምት ተጎዓዝቲ ምስ ተጎደኡ ሓላይ ክመስል ሃለውለው ይብላሎ ሓሳዊ መምሰሊ 😮😮😮😮😮😮😮😮
❤❤❤❤
ኢትዮጵያውያን ኣይኮንኩምን እኮ እዮም ዝብሉና ዘለው ወዮ ዳኣ ከዳዓት ንኸብዶም ዝነብሩ መራሕቲ ሒዝና እምበር
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እቲ አክሱም ዝተገበረ ወሰክ አየር መንገድኤ/ያ መቀፀልታ እቲ ዝተገበረ ጆኖሳይድ እዩ።
ኖርዘርን ስታር ትንሳኣ ሃገረ ትግራይ
Hager gizawi mimhidar tigray eyu zelo
እዞም እንዳ ብልፅግና ገና ክሃስዩናን ከዳኩሙናን ካብ ዝገብርዎም ዎፍርታት ሓደ እዩ
እተን ፕሌን ዘይመቃፀልዎን
Gwtashwu deblos
Nemetay ke teheso
አታ ቆናጭ ናይ ምንታይ መንድስት እዩ መንግስት የለን ጊዚያዊ ምምህዳር እዩ ።
Ni oromo do siltan ywahab eyu ke aezab haimanot zeyblom
እዚ ወሰክ ናብ አክሱም ( ትግራይ )አይትኪዱ ማለት ድዩ?
ኢትዮጵያ ህዝቢ ትግራይ ንምጥፋ
ትሰርሕ አላ
ሐዚውን ትግራይ ኤብ ክባን ዕፅዋን ከምዘላ ክንኣምን ይግባእ ዓለም ውን ክፈልጦ ክግለፅ ኣለዎ ብመኪና ንዝጓዓዙ ምእመናን ናይኣምሓራ ተወለድቲውን ብመከላኸሊ ክልከላ ከምትገበረሎም ተረጋጊፁእዩ ክባንዕፀዋን ምዃና ትግራይ ካብዙይ ንላዕሊ መረጋገፂየለን።
እዚ ወጋ 45 ሺህ one tiripe ኮነ ኢሉ ኦሆዴድ ዝግበር ኮነ ኢሉ ኢዩ ብልፅግና ህዝቢ ልህዝቢ ከይራኸብ ኢሉ ኢዩ ካሊእ ካልኦት ቱሩዚም ከዳኸም ዝገብሮ ኢዩ ወላ ለለመሠ ጊዛዊ ምምህዳር ትግራይ እሱብ መኻኑ ዝገልፅ ኢዩ
ነፈርቲ ኢትዮጵያ ካብ ህዝቢ ትግራይ ገንዘብ ወሪረን ህዝቢ
አድክየን