Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣቱም_ሰባት_ሕጂ_ውን_ከይሳዕረረ_ዓገብ_ንበል 👉ስነ-ጥበባዊ ማለት፣ መስትያት ባህሉ'ዩ👉ስነ-ጥበባዊ ማለት፣ ኣርኣያ ሕብረተ-ሰቡ ዩ👉ስነ-ጥበባዊ ማለት ፣ ሓዲድ-መሰጋገሪ ባህሉን፡ያትኡን ዩ።መጀመርታ ግን ነዛ ሓፍትና ኣደይ ማርያም ብሰላም ክትመጻን፡ብሰላም ክትገላገልን ንምነየላ።መቸም ነዛ ንዕዘባ ዘለና ሓፍትና ዘይፈልጥ ኤርትራዊ ኣሎ ኢለ ኣይግምትን'የ። ኤረና_ኣፈወርቂ ኣብዚ እዋን ሓንቲ ካብተን ኣለዋ ዝብሃላ ከዋኽብቲ ተዋሳእቲ ሃገርና ሓንቲ'ያ። ኤረና ካብ ህጻንነታ በቲ ጂግና ጎይታ ጥበብ፡ ጎይታ ባህሉ ዝኾነ ዘይድገም ስውእ ጅግና ስነ-ጥበበኛ ኢሰያስ_ጸጋይ ብባህሊ ተኾስኲሳ ዝዓበየት ብምዃና ካብ ፊልም ሚለኑ ጀሚርካ ኣብ ብዙሓት ባህላውያን ፊልሚታት ተዋሲኣን ዋሃ ዘበለ ክእለታ ኣርእያን እየ። እንተ ሕጂ'ግን ኣይግድን በዚ ፍጹም ዘይባህልና እኳ ደኣ ንባህልና ዝድውን ካብ ምዕራባውያን ሃገራት ልሑኹ ናብ ሃገርና ዝተኣታቶ ዘሎ በኣጉኡ ዓገብ ዘድልዮን፡ ከይሳዕረረ ክግታእ ዘለዎን ግናይ ጸያቒ ባህሊ ተግባር ተጸልያ እነሆ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ወጽያ ጠኒሰ ኣለኹ 😃 ተቖብቊበ ኣለኹ ትብነላ ኣላ (ቤቢ-ሻወር) ምዃኑ'ዩ።🙋ነስተውዕልምናልባት ገለ ሰባት መሰላ እንድዩ ከም ድሌታ ትግበር ትብሉ ኣይትስኣኑን ኢኹም። ብርግጽ መሰላ'ዩ ኣይኮነን ዶ ምጥናሳ ክትነግረናስ ከመይ ገይራ ከምዝጠነሰት ብቪድዮ ቀዲሓ ተትነግረና'ውን ዝምልከተኒ ኣይኮነን። እንተኾነ'ግን ስነ-ጥበባዊ ማለት ምስሊ ባህሉን፡መንነቱን ክሳብ ዝኾነ እዛ ሰብ እዚኣ ከኣ ኣካል ናይቲ ጥበብ ኮይና ጸላዊት ሰብ ክሳብ ዝኾነትን እየ። የሕዋት እዚ ነገር'ዚ ኣቕሊልና ኣይንርኣዮ። ምዕረባውያን ሃገራት ትርእይወን ኣለኹም ኣብየናይ ክፉእ ዘመን በጺሐን ንኽትዛረበሉ'ውን ዘሐፍር ኣንጻር እምነትናን፡ሃይማኖትናን፡ባህልናን ነገራት ተኣታትዩ ኣሎ። ኣብ ሃገርና'ውን ሕጂ ብቤቢ-ሻወር ዝጀመረ ቀስ-ብቐስ እዚ ንዕዘቦ ዘለና ርኽሰት ምዕራባውያን ሃገራት ከኣቱ ይኽእል'ዩ። እዚ ቤቢ-ሻወር ምልክታት ናቱ'ዩ። በኣጉኡ ከኣ ኩልና ዓገብ ክንብሎ ኣለና።🙋ኤረና ሓፍትና እቲ ጂግና ጎይታ ባህሉን፡ክብርታቱን ስውእ ኢሰያስ ጸጋይ ግን ከምዚ ድዩ ምሂሩ የዕብይኪ ❓🙋መዘኻኸሪ ቅድሚ ሕጂ'ውን ገለ ስነ-ጥበባውያና ከምዚ ክገብራ ምስ ረኣኹ ዓገብ ኢለ ኔረ'የ።👉እቶም ነዚ ተግባር ኮነ-ኢልኩም ተዳልው ወነንቲ ይቱበራትን፡ እቶም ነዚ ነገር ሼር እንዳበልኩም እተተባብዑን'ውን ዓገብ በጃኹም 🙏🙏ኣንቱም ሰባት ኣብ ዓለም ተመኒኻ ዘይርከብ ፡መዳርግቲ ኣልቦ ብሉጽ ባህሊ እዩ ኮ ዘለና ።❤
አደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ እምበር እዚ ኩሉ ሸንዳሕዳሕ ዘይ ባህልና አይመድለየን: ፈጣሪ ዝፈትዎ ጽጉማት እንተትሕግዚ ምሐሸ::
Entay emo knbl ena wedey Amlak baielu ykre ybelelna enber
ንስኻትኩም ኣብነት ናይ ጽቡቕ ባህሊ ክትኮኑ ዝግባአ ናይ ጻዓዱ ባህሊ እንዳምጻኹም ባህልና ተባላሽው ንመንእስያትና ሕማቅ ትምህሩ። ኣብርእሰኡ ድማ እቲ ሽብዳዕዳዕን ዘየድሊ ወጻኢታት። ህዝቢ እቲ ናይ መርዓን ጥምቀትን ወጻኢታት ከይኣኽሎ ካልእ ዘየድሊ ውጻኢታት ምውሳኽ ። ዓገብ ንበል ኩልና ብሓባር።
ባህልና አይኮነን ሀይማኖትና አይፈቅዶን እዮ ካበይ አምጺኽነኦ ንኤርትራ ባህላ ክተበላሽዋ ሰበኽቲ ወንጌል ምኸርወን በጃኹም
Zdrbey genzeb tehaliki xgumat hagezelu neti wehabi wulad thet elki amesgeni.ktmreawi zjemerki shendahdah reayuni ksab wuladki komu elki ketqexeliyo nxegumat hagezi
እዋይ አንቲ ንስኺኸ ደሐን ትመስልና ኔርኪ። በሊ ሕጂ ኩሉ ሰብ እዩ ጸሊኡኪ። ዝመክር ሰብዶ ተሳኢኑ። ሰብ ቁራስ እንጌራ ስኢኑ ዓባይ ተዋሳኢት ተባሂልክስ ሕማቕ ሽም አትሪፍኪ። ብጣዕሚ ሐዚንናልኪ
Ane zegermeni si ab media wesien bealen baby shower bahlena aykonen do gele do kebela senihensi melisen leeli seben metenu zeyehalewe shebdade geren yehelefeo, the irony😂
Neti temesihu zeydrer geda zeyttekblu adena mariem zeytfetwo tserhe
Lebam tmesleni nera eza eru. Hji fah elata
This is ridiculous. We have unique and beautiful culture, why are people so messed up? We are not impressed by this at all.
Intay u izi kulu reayuni reayuni tselotki gerki wladki zeyttabeyi kndzi shendahdah intay amtseo
ኢዋይ ኢዛ ጋል ነፊሳ በጃኪይ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጽኣኒይ ኢልኪይ ጸሎት ግበሪይ ዋላስ ገንዘብኪይ ንምርኣይ ኢዩ ንፋስያ
Eway shendahdah kindzi kelelel nay mntay adi eu welas haymanot yeblenin 😢😢😢😢
Kolea eko nay amelak❤eu Tay amexeo kemezi kea ne zeremeye sebe meredae a yehayeshu eneber ጾሎት እንበር ጠኒሰ ኢልካ ሲ ክንድዚ
ኢዚ ጽቡቅ ባህልና ዘይባህልና ኢናአተዋ ኢካ ኣነዊረናና ኣብ ብዕራባውያን ሃገር ኢና ነበርና ኢካ ተጸይፍናዮ ኢና ኢንታይ ኢዩ ትርጉሙ ብምንታይ ከ ተጀኒሩ ኢልካ ተትሓተን ኣይፈልጦኦን ኢየን ይግበር ኣሎ ኢለን ኢየን ዝገብርኦ ትትርጉ ተትነገረኩም ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ዘጸይፍ ዘፈንፍን ዘሕዝን ኢዩ ካብ ደገ ዘዝመጸ ከተእንግዳ ተዋሪድኪን ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልኪን
Anes ferihelki bselam wuladki yehkufki
Ezisi entay ybhali zeybahlina Eru shikorrr b selam wiladki yehkufiki enberi buzuh kemzi ayedlin eyu gin sorry 😢❤❤🎉🎉
ነቶም አብ ጽርግያ አዲስ አበባ ዘለዉ ምትኳብ አይምሐሸክን ካብ ራአዩለይ , አይባህልናን። ጸይቂ!
Eway xageb kendzi ka alo du wadey kenday zetmaya alo naiom mehgaze aymahshen neriu beli adey Maryem beslam temxaki
I Don't Understand Why It Is In Ethiopian Culture ? Is There Something We Don't Know? ❤❤
Baby shower???? This isn’t our culture, knock if off!!!
Entay eyu ezi hji bahlna dyu nieru xgumat zeythgzalu ezen snetbebawyan gn nmtay eikn nezi hzbi tauy zetmhro nskum eko araya hbreteseb eikn ewa ageb
ኣብዚ ዘሎ ስዲ ዝኾና ዕብዳን ጎዕይ ዶ ክንብላ ኣድሓነት
Ebdan eyu ety 😧
ክንድቲ ትፍተውዮ ዝነበርኪ ተጸሊእኪ ከም ዘለኪ ፍለጢ .
Kndi zfetweki kindue ye tselieki. Baby shower elkis ethiopia kedki shendahdah xelot gerki amlak amesgni.
Ane aloku misaki kinditi zifetwa zineberku tselieya, werqn gelen keteries kindizi geltemtem ,ab maeria dea keyhluwu temesihom zey dreru
@@zaidzecarias7406 ewe zaid haftey btaemi zgerm eyu. Temesihu zeydrer bzuh xeguem hzbi alo. Egziabher zeyfetwo serah gin kemzi nireo zelena yemahlil hatiatna bezihu 🙏🙏🙏
Non non mi piace 😳😳😳😳😳😳
hkika zey blna do qena wedey
ኣቱም_ሰባት_ሕጂ_ውን_ከይሳዕረረ_ዓገብ_ንበል
👉ስነ-ጥበባዊ ማለት፣ መስትያት ባህሉ'ዩ
👉ስነ-ጥበባዊ ማለት፣ ኣርኣያ ሕብረተ-ሰቡ ዩ
👉ስነ-ጥበባዊ ማለት ፣ ሓዲድ-መሰጋገሪ ባህሉን፡ያትኡን ዩ።
መጀመርታ ግን ነዛ ሓፍትና ኣደይ ማርያም ብሰላም ክትመጻን፡ብሰላም ክትገላገልን ንምነየላ።
መቸም ነዛ ንዕዘባ ዘለና ሓፍትና ዘይፈልጥ ኤርትራዊ ኣሎ ኢለ ኣይግምትን'የ። ኤረና_ኣፈወርቂ ኣብዚ እዋን ሓንቲ ካብተን ኣለዋ ዝብሃላ ከዋኽብቲ ተዋሳእቲ ሃገርና ሓንቲ'ያ።
ኤረና ካብ ህጻንነታ በቲ ጂግና ጎይታ ጥበብ፡ ጎይታ ባህሉ ዝኾነ ዘይድገም ስውእ ጅግና ስነ-ጥበበኛ ኢሰያስ_ጸጋይ ብባህሊ ተኾስኲሳ ዝዓበየት ብምዃና ካብ ፊልም ሚለኑ ጀሚርካ ኣብ ብዙሓት ባህላውያን ፊልሚታት ተዋሲኣን ዋሃ ዘበለ ክእለታ ኣርእያን እየ።
እንተ ሕጂ'ግን ኣይግድን በዚ ፍጹም ዘይባህልና እኳ ደኣ ንባህልና ዝድውን ካብ ምዕራባውያን ሃገራት ልሑኹ ናብ ሃገርና ዝተኣታቶ ዘሎ በኣጉኡ ዓገብ ዘድልዮን፡ ከይሳዕረረ ክግታእ ዘለዎን ግናይ ጸያቒ ባህሊ ተግባር ተጸልያ እነሆ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ወጽያ ጠኒሰ ኣለኹ 😃 ተቖብቊበ ኣለኹ ትብነላ ኣላ (ቤቢ-ሻወር) ምዃኑ'ዩ።
🙋ነስተውዕል
ምናልባት ገለ ሰባት መሰላ እንድዩ ከም ድሌታ ትግበር ትብሉ ኣይትስኣኑን ኢኹም። ብርግጽ መሰላ'ዩ ኣይኮነን ዶ ምጥናሳ ክትነግረናስ ከመይ ገይራ ከምዝጠነሰት ብቪድዮ ቀዲሓ ተትነግረና'ውን ዝምልከተኒ ኣይኮነን። እንተኾነ'ግን ስነ-ጥበባዊ ማለት ምስሊ ባህሉን፡መንነቱን ክሳብ ዝኾነ እዛ ሰብ እዚኣ ከኣ ኣካል ናይቲ ጥበብ ኮይና ጸላዊት ሰብ ክሳብ ዝኾነትን እየ።
የሕዋት እዚ ነገር'ዚ ኣቕሊልና ኣይንርኣዮ።
ምዕረባውያን ሃገራት ትርእይወን ኣለኹም ኣብየናይ ክፉእ ዘመን በጺሐን ንኽትዛረበሉ'ውን ዘሐፍር ኣንጻር እምነትናን፡ሃይማኖትናን፡ባህልናን ነገራት ተኣታትዩ ኣሎ። ኣብ ሃገርና'ውን ሕጂ ብቤቢ-ሻወር ዝጀመረ ቀስ-ብቐስ እዚ ንዕዘቦ ዘለና ርኽሰት ምዕራባውያን ሃገራት ከኣቱ ይኽእል'ዩ። እዚ ቤቢ-ሻወር ምልክታት ናቱ'ዩ። በኣጉኡ ከኣ ኩልና ዓገብ ክንብሎ ኣለና።
🙋ኤረና ሓፍትና እቲ ጂግና ጎይታ ባህሉን፡ክብርታቱን ስውእ ኢሰያስ ጸጋይ ግን ከምዚ ድዩ ምሂሩ የዕብይኪ ❓
🙋መዘኻኸሪ
ቅድሚ ሕጂ'ውን ገለ ስነ-ጥበባውያና ከምዚ ክገብራ ምስ ረኣኹ ዓገብ ኢለ ኔረ'የ።
👉እቶም ነዚ ተግባር ኮነ-ኢልኩም ተዳልው ወነንቲ ይቱበራትን፡ እቶም ነዚ ነገር ሼር እንዳበልኩም እተተባብዑን'ውን ዓገብ በጃኹም 🙏🙏
ኣንቱም ሰባት ኣብ ዓለም ተመኒኻ ዘይርከብ ፡መዳርግቲ ኣልቦ ብሉጽ ባህሊ እዩ ኮ ዘለና ።❤