መንግሰቲ ፌዴራል ትግራይ ዘግለለ ኣኬባ፣ ህወሓት ውዕሊ ፕሪቶርያ ክመርሕ ኣይኽእልን-ኣም.ወንድሙ፣ ህፁፅ ሓበሬታ ምዕራብ ትግራይ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 20 янв 2025

Комментарии • 6

  • @gadogado-o4d
    @gadogado-o4d 16 дней назад +1

    ሽግራትና ኣመልኪትና ኣብንሕዞ ቅዋም አርሒቕና ናብ ሸዋን ኣምሓራን ካብምቁማት ኣብ ኣፍንጫና ኣብ ዘለዉ ትግራይን ህዝባን ሸይጦም ኣብ ስልጣን ክነብሩ ዝሰርሑ ዘለዉ ከም ፃድቃንን ጌታቸው ገንኢን መሰረት ጌርና ክንሰርሕ ኣለና!!! ምኽንያቱ ኣግራባት ዋና ፀላኢተን ፋስ ወይ ምሳር ዘይኮናስ ካብ ባዕለን ዝተፈጠረት ጎላብ ሓኽሊ እያ!!! ነዓና ዘድፍሩና፣ ዘውቅዑና፣ ዘዋርዱና፣ ፀገማትና ካብ ግዘ ናብ ግዘ እናባኣሰ ክኸድ፣ ሉኣላዊ ግዝኣትና ከይኽበርን ካብ መረበቱ ዝተመዛበለ ህዝብና ናብገዛኡ ከይምለስን መከራኡ ክበዝሕን ሰላምና ክዝረግን ዝገብሩ ዘለዉ፤ ንፀላእትና ዘሸደኑ እዚኦም ስለዝኾኑ ሽግራትና ብዝግባእ ነለሊ!!!

  • @TaferegebruTfse
    @TaferegebruTfse 16 дней назад +1

    ጌታቸውን ጀነራል ፃርቃንን ላዕላውነትን ህዝቢ ትግራይ ዝሸጡ ከዳዓት እዬም ። ስለዝተፋናቀለ ህዝቢ አይሓስቡን ስለ ጥቅሞምን ስልጣኖምን እንበር

  • @ArsemaHafte-u8t
    @ArsemaHafte-u8t 16 дней назад

    ሎሚ ለይቲ ዘይኮነስ ትማሊ ብዘብል ይስተካከል ምክንያቱ ናብ 26 ዘዉግሕ ለይቲ ሰዓት 9:52 ደቂቃን ኢዩ 5 .8 ሬ ዝተዓቀነ ዝተፈጸመ

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 15 дней назад

    ሓሰውቲ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 15 дней назад

    Abyi 666 le orormi gedyi neq

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 16 дней назад

    ንቶም ናይ ተከዘ ዘብ ፃድቃን እዩ ዘመረቖም ዘሰልጠኖም