ህወሓት ሓሳብ ወዲኡ ኩሉ ናተይ እዩ ዝብል ቖለ እዩ ኮይኑ።ፕሮፌሰር መድሃንየ ታደሰ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 22 янв 2025

Комментарии • 88

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 17 дней назад +1

    ካምሊ ፕሮ/ር መድሃኒተ ታደሰ ዝኣምሰሉ ሰባት ብምርሓቅ ካብ ዓቅሚ ዘይብሎም ሰባት ትግራይ ክመርሑ ስለ ዝተገበረ ናቢ በፂሕናዮ ብርኪ በፂሕና አለና።

  • @GS-ph6iz
    @GS-ph6iz 18 дней назад +6

    Your word which I will not forget and appreciate your talent. "ኦሮማራ የዘረኛ ወረተኛ እና ጉረኛ ስብስብ...." ትግራይ ሰብ ኣለዋ like you. Big respect Prof.

  • @EeEe-r8x
    @EeEe-r8x 17 дней назад +4

    ወረ ብቻ ህዝቢ ብጀኖሳይድ እንትጠፍእ ፈረሪሑ ኣፅቂጡ ዝነበረ ሕዚ ቆለዶ ጅኒ ኢሉ እንተሃውተተ ማይ ዝቋፅር ኣይኮነን ።

  • @MarryZelalem
    @MarryZelalem 18 дней назад +3

    መሪሕነት ኣምሓራ ብኸመይ ጌርና እቲ ወሪርናዮ ዘለና መሬት ምዕራብ ትግራይ ንዘልኣለም ንቆፃፀሮ መዓልታዊ እንትዝትዩ መሪሕነት ግዝያዊ ምድንጋር ትግራይ ድማ ከመይ ጌርና እቲ ኣብ ኢድና ዝኣተወ ስልጣን ከይወፅእ ንቃለስ እዩ።
    እዚ መዕለቢ ዘይግቦሮ።

    • @weldebrhanhalefom3061
      @weldebrhanhalefom3061 17 дней назад

      መሕፈሪ ኢኻ።
      እቲ ፀገም ኣባኹም ዓሌት ስብሓት ነጋ-መንጀሪኖ እናሃለየ ናብ ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ምልጣፍ ጊዚኡ ዝሓለፎ ፕሮፖጋንዳ እዩ።
      ኢትያ ካብ ኢድና ወፂኣ፣ትግራይ ኸመይ ንስኣና ዘዓይነቱ ናይ ዘለኣለም ጉሕለትን ብዝበዛን ይኣክለኩም።
      ቦታ የብሉን።

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy 15 дней назад

      መሕፈሪ እማ ንሰካ ንቲ ጅኖሳይድ ዘተፈፅመ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ኣቅልል ኣቢሉ ግጭት ኢሉ ኣፈ ግፊሑ ዘተዛረበ ግምት ጌታቸዉ ረዳ+ ንቲ ናይ ኢ/ያ ዉታድር የሓለዉና tdfዕጥቁ ይፈታሕ ዘበል እሞ ካኣ ግዝኣት ትግራይ ከይተመለሰ ዘበል መሕፈሪ ዝኮነ ለማኒ ሰልጣን ፃርቃን እንዳ ደገፈካ እኳ አይሓፈርካን። ግዝኣት ተግራይ ይመለሰ,ጀኖሳይድ ዘፈፅሙ ይትሓቱቱ ከባሃል ከሎ ንምንታይ ኢኩም ኣብ ሰሪኩም ታሓረኡ ደገፈቲ ግምት። ሕጂ ግን ማዓልቱኩም ተዉዲኣ ትሕቲ መሬት ክትሰፈሩ ኢኩም።

  • @bringho04
    @bringho04 18 дней назад +6

    Professor you are one of the few Tigray intellectual. Now is the time to involve fully in our politics. I got your elaboration perfect. You must come frequently to media and we want to see you explain on what is happening in Tigray and Ethiopia in general. Allow me to repeat it again, now is the time to contribute what you can for Tigray. Take your stand and do what you can. You know where we are heading. Show right path to our youth. You have to know that you have many youth who want to hear from you.

    • @paulosh6916
      @paulosh6916 18 дней назад

      What is it that the youth needs to hear from this guy? Run of the mill laced with vilifying TPLF? Give me a break!

    • @meshnet9106
      @meshnet9106 17 дней назад

      He is prejudiced

  • @habtommebrahtu8283
    @habtommebrahtu8283 17 дней назад +2

    ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ። ጉዳማት

  • @abadigebrehiwot4671
    @abadigebrehiwot4671 18 дней назад +1

    የቐንየልና...ፅቡቕ ሓሳብ እዩ።
    ፃዕርታትካ ብቕንዕና ቐፃልነት ክህልዎ ተስፋ እገብር

  • @habtommebrahtu8283
    @habtommebrahtu8283 17 дней назад +4

    አንታ ባህላዊ ፕሮፌሰር ንስኻን ከማኻን አንቢብና ጽሒፍና ትብሉ ዝፈጠርኩሞ ጃህራን ንዕቀትን ተጋሩ ዋጋ ከፊልና። አበይ ኔርካ እዚ ኹሉ ሽግር ምስተፈጠረ ሃዳሚ።

  • @mussieokbe3607
    @mussieokbe3607 17 дней назад +2

    ተጋሩ ሙሁራት ነብሰምትሐት ዝሳቀዩ እዮም ፣ስለዚ እዮም ድማ ንትግራይ አብትሕቲ ሽዋ ዘውድቅዋ ።

  • @Mulugetagebru-df7ee
    @Mulugetagebru-df7ee 17 дней назад

    ፅንዓት ይሃበልና።

  • @embayegebremedhin8170
    @embayegebremedhin8170 18 дней назад +3

    ጀነራል ተኽላይ (ወዲ ኣሸብር) ዓበይቲ/ወለዲ ንህወሓት ይፈትውዋ ደቆም ወይ ድማ መናእሰይ ከዓ ንህወሓት ይፀልእዋ ኢሉ ተዛሪቡ ምስሰማዕኩስ ገሪሙኒ። ከምኡ ተዝኸውን ነይሩ እኒ ፃድቃን፣ ኣረጋዊ በርሀ፣ ሃለቃ ፀጋይ፣ ተኽለወይኒ፣ ቴድሮስ ሓጎስ፣ ገብሩ ኣስራትን ካልኦት ኣዕርኽቶምን ንህወሓት ኣይምፀልእዋን ነይሮም። ኣባዲ ዘሙ እኳ ምስ ወዱ መዘክር ክልቲኦም ፀላእቲ ህወሓት እዩም። ብዕድመ እንተኾይኑ ሕዚ ኣብ ላዕለዋይ መሪሕነት ህወሓት እኒ ኣማኑኤል፣ ሊያ ካሳ፣ ዶ/ራት ፍስሃን ሰለሞንን ካልኦት መናእሰያትን ምስ ዓበይቶም ኮይኖም እዮም ንህወሓት ዝመርሕዋ ዘለዉ። ልዕሊ ኩሉ ፖለቲካዊ ኣረአእያ ኣብ ደረጃ ፅርየትን ብልሒ ኣተሓሳስባን ዝተመርኮዘ እምበር ኣብ ኣፈላላይ ዕድመ ኣይኮነን ። ወዲ ኣሸብር ማሕበራዊን ፖለቲካውን ፍልጠትን ብልሒን ዘለዎ ወታደራዊ ክኢላ ይመስለኒ ነይሩ። ሕዚ እንትሪኦ ግና ወዲ ኣሸብር ተኹሲን ንግድን እምበር ካሊእ ፍልጠቱ ክንዲ እቲ ኣዕቢና እንሓስቦ ኣይኮነን። መቸም ክዳንን ገንዘብን ዘይሽፍኖ ነገር የለን! ዓለም ትሸዓተ!

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 18 дней назад +3

    አይይይ ምሁራን ትግራይ ኩሉ ንጥቅሙ ኮይኑ።

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 18 дней назад +2

    Game Over ተባሂልካ ታደሰ መድሀኔ ኦሮማይ ትግራይ አብቂዐ እያ ብነዊሕ ገመድ አሲርናያ ኢና ትግራይ ኮለል አይትበል 100 አመት የቤት ስራ አለካ ታደሰ

  • @filimonbrhane131
    @filimonbrhane131 17 дней назад

    ትክክል እዩ ሓሳብ ተወዲኢዎም ኢዩ ጦርነትን ዘይምርግጋዕን ሕርያኦም ዝገብሩ ዘለው። እቲ ዋና ፀገም ሓሳብ ምውዳኦም ዘይኮነስ ቂፅሩ ዘይነዓቅ ህዝቢ ሓሳብ ምውዳኦም ዘይምእማኑን ተስፋ ኣብኣቶም ምግባሩን ኢዩ ።

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 15 дней назад

    እተን ትዛረበን ዘለኻ ቃላት ድየን ተወዲአኖኦም።
    እስከ እተን ተወደኦኦም መላኣሎም።
    ክንሪአን።
    እስከ ንዓለም ኣዳምፆ
    ምድማፅ የለን ምዝራብ ጥራሕ
    ስቅ ኢሉ ኣየር ኣየር ዝበንን ሓሳብ ኣብ መሬት ዘይነክእ ልፍፍ እንተወዓልካ ንኢጎኻ እምበር ንህዝቢ ኣይጠቀመን።

  • @alulajohannes6265
    @alulajohannes6265 18 дней назад +1

    Zeyeresa oromara malet ye dureye sebeseb eyu zebelkayo mr/,,pro Medhane ❤

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 18 дней назад +1

    The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINAYALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና

  • @kidanetesfay7123
    @kidanetesfay7123 15 дней назад

    መድሓንየ ሙሑር ተባሂሉስ ዳርጋ ዘ!

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 18 дней назад +2

    ለዛይይ
    "ኢርትራን ባሕራን ናይ ትግራይ ኢዩ!"
    ክትብልን ክትወጢ 30 ዓመት ለፍሊፍካ ሕጂ ዳኣሞ ኩላ ሲኢንካ
    ተእዊ ኣለኻ

  • @adwawoldearegai
    @adwawoldearegai 18 дней назад +1

    ክፍለ ዓለም ነናይ ባዕሉ ምድራዊ ጨብጥታት ሒዙ ፖለቲካዊ ይኹን ማሕበራዊ ስርሒታት የካይድ ::
    ፈላጥ ሓው መንግስቲ እንተልና ይዕበ ይንኣስ ናይኮንትራት ዘመኑ ብህዝቢ ተወሲኑ ህዝባዊ ስልጣን ዝርከብ ደይኮነን?
    ግዝያዊ ዝብሃል ከ ብህዝቢ ዝምረጽ መግስቲ ክሳብ ዝትክኦ ንዝተውሃቦ ውሱን ግዘ ጥራሕ ዘገልግል ዶይኮነን?
    ብዛዕባ ሰራዊት ዝሃብኩምዎ መረዳእታ እውን ኣብትግራይ ብልጽግና ዝብሃል መንግስቲ ተተኺሉ ስለዘሎ ዝኾነ ይኹን ብዘየገድስ ትግራይ ንዕኡ ይትኣዘዝ ዲኹም ትብሉና ዘለኹም?
    ብዛዕባ እሊት ትግራይ ልበኹምዎ ለ ንቶም እሊት ተጋሩ ኢና ልብሉ ( እትብሉ ) ሓደ ነገር ኽብል :: ኡትዝጽረፍን ዝዋረድን ዘሎ ህዝብን ንዕኡ ዝመስሉ ወለድን ሰሪሖም ዘረክብዎ ሃገረ ትግራይ ዘፍርስን ሽግር ትግራይ ዘወሳስብን ዘናውሕን ህሉዊ ኹነታት ትግራይ ኣብግምት ዘየካትት ንትግራይ ዘይመስል ተምኩሮታት ከምኣብነት እናተሰበኸ እዩ ፍልፍል መርከራና ዝኸውን ዘሎ :: እልታት ትግራይ መጀመርታ ተጋሩ ኹኑ ::

  • @alulajohannes6265
    @alulajohannes6265 18 дней назад

    Prp Medhane enkua reakuka nic to se you

  • @paulosfanta
    @paulosfanta 17 дней назад

    Esom profeser diom good

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o 17 дней назад

    መሪትና ንምለስ ንጠናኸር ክንዲ ማለት
    ዲዲር ይካየድ ድሕሪኡ ኸ ዑሱብ።

  • @yordanosbeyene2181
    @yordanosbeyene2181 18 дней назад +1

    አብ ከምዚ ሐዚ ዘለናዮ ሕምስምስ፣ ናይ ዶ/ር መድሀንየ ዝአመሰሉ ሙሁራት (ግን ብካድረነት ህወሐት ዘይደንቆሩ) ተጋሩ ሐሳብ ክሰምዕ ተሀዊኸ ኔረ።

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera4652 17 дней назад

    ቆለ እንተሊዎማ ምስ አጉረኤ ክህሾ ይኸውን እዩ

  • @tseggaimehanzel5099
    @tseggaimehanzel5099 18 дней назад +1

    ካብታ ዉግእ ባድመ ጀሚሩ appointed himself analyst አብ ትግራይ ተንታንየ ምባል እትዝቀለለ ኮይኑ ነይሩን አሎን:: ቀቅድሚ እዛ ዛሐለፈት ኩናት ዝትንትኑ ዝብድዑን ዝነበሩ ሰባት ንትግራይ አብዚ ሕጂ ዘላቶ ዘዉደቅዋ...አብዚ ሕጂ ሰዓት ብዘያ ሕንከት ክትንትኑ ምርአይ...ትግራይ አብ ቀጻሊ ሐደጋ ከምዘላ ንምግማት እቲ ዝቀለለ ይከዉን

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 15 дней назад

    በቃ እዚኦም ብቃልሲ እዮም ፀግዖም ዝሕዙ። ተዓሰብቲ ኮይኖም። ዝተረዳኣካ ሕበር!

  • @kidane6417
    @kidane6417 18 дней назад +1

    😂😂😂😂 ezi kulu bera bara makak do ilka heqyi ????

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o 17 дней назад

    ዕሱባት ፖሮፈሰራት ብጋህዲ
    ግዝያዊ ምምሕዳር ፈጹም በቲ ዉዕል ፓሪቶርያ አይሰርሕን
    ካብኡ ሐሊፈ ድማ ሰራዊት አፈሪሱ እኮ ናብ ናይ ኢትዮጵያ ከተሐናፈጽ ዝጽዕር ግዝያዊ ምምሕዳር እኮ እዩ ።

  • @mebrahtutsegahe7358
    @mebrahtutsegahe7358 17 дней назад +1

    Ata keme muhur Tegray entay yedlya elks hsebe afnch Amora

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 17 дней назад +2

    You lost my respect, I am sure you doing it to impress your master

  • @selamselam2569
    @selamselam2569 17 дней назад

    እልፊ ረሳሓትን ሓመይትን መሊኣ እዛ ትግራይ ፈላጣት ኢና ባሃልቲ ተጋሩ ትገርሙ ትግራይ በቲ ዝተማዛበለ ኣብ ኬንዳ ዝነብር ህዝቢ መሬት ትግራይ ወሪሮም ሒዞሞ ዘለው ኣክንዲ ምዝራብ ነቲ እንኮ ውድብ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ህውሓት ምርጋም ብጣዕሚ ካልእ ዓቅሚ የብልኩምን ወረዳ ንወራዳ መሊእኹም ።

  • @KK-iv9gt
    @KK-iv9gt 17 дней назад

    መን ዕዩ ሓሳብ ዘይብ መድሐኔ ኣነ መህመሚ ዕየ ዝብሎ ጭህሙ ዝላፂ ሁርማ ዲቃላ ከመይ ገይሩ ግዚያዊ ከም መንግሰቲ ሙሉዕ ሰልጣን ይሐቦ ሓሳዊ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 17 дней назад +2

    666

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho 18 дней назад

    ፕ/ር መድሃንየ ታደሰ ምሳ እኒ ፕ/ር ገላዲዎሰ አርአያ ዝመሳሰሉ ምሁራት ብምዝታይ ንትግራይ ዝከውን መፍትሒ አቅምጥ ቆለመለ ዘድሊ አይኮነን ቆለንሕወሓት ዘይገልፅ ምዃኑ ንስካውን ትፈልጥ ኢካ

  • @embayegebremedhin8170
    @embayegebremedhin8170 18 дней назад +2

    ከዳዓት ጌታቸው ረዳን ፃድቃንን ሰዓብቶምን ከምኡውን ፈላሻ/ካይላ በየነ ምክሩ ተጋሩ እዮም እንብሎም ተጋሩ ኢና ስለዝብሉ ወይድማ ትግርኛ ስለዝዛረቡ እዩ። ብመሰረቱ ዝኾነ ሰብ ብስነ ልቦናዊ እምነቱ ዕላምኡን እምበር ብዝዛረቦ ቋንቋ ወይድማ ዓፅሙ ደሙ ወይ ስግኡ መርሚርካ ኣይኮንን መንነቱ ዝፍለጥ። ብመንፅር እዚን ሕዚ ብንሪኦ ዘለና ግብረ ክፍኣተ‍ኦምን ጥልመትን ግና እኒ በዓል ጌታቸው ረዳ ፃድቃንን በየነ ምክሩን ሰዓብቶምን ንኸብዶም ዝሓድሩ ዓዋናት ዔዋሉ እምበር ተጋሩ ኣይኮኑን። ወጊድ ቅልውላወ‍እ መንነትን ባህሬት ነፋሒቶን!

  • @Zerabruk-t2m
    @Zerabruk-t2m 18 дней назад

    ዋይ እኔኻ ወዲ? ንግዚያውነት ዝተጣየሸ ምምሕዳርን ቀዋሚ መንግስቲን ሓደ እዮምያ!

  • @WIZBiniboy
    @WIZBiniboy 15 дней назад

    መን እዩ ሂብካ ፕሮፌሰር ዝብል ሳጓ ካብይ እዩ መፂዩ እዚ ድንቆሮ።
    ግዛያዊ ማለትብህዝቢ ዘይተመረፅ ግንብዉድብ ዉክልና ዝተዋሃብ ማለት እዩ።
    ቋዋሚ መ/ቲ ማለት ግን ብህዝቢ ዘተመረፅ ዉክልና ዝባሃል ዘይብሉ ባዓሉ ክመርሕ ዘክእል እዩ።
    ፈሊካ ክትፈልጥ ዘይካኣልካ ከመይ ኢልካ ናይ ፕሮፌሰር ሸም ትፅልም ከመይ ዘበልካ ድፋር ኢካ።
    ንሰካ ግን ፒፒ ሙረኩኛ ኢካ። ግን ሕፈር እዛ ርእሲ እዚኣ ሒዝካ ፕሮፈሰር ዝብል ማኣርግ ክትሕዝ ኣይትክእልን።

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 17 дней назад

    ኦ! ትግራይ ክወግሐላ እንተኮይኑ ዓለም ዓቀም ዲሞክራሲያዊ ዲፕሎማት ሙሑራት-ልምዲ ዘለዎም ተጋሩ እድል ክወሃቦም ይግባእ።
    ብዝተለመደ ኣከያይዳ-ኔት ውርኪ ሽሞት ጠጠው ክብል እንተኮይኑ ጥራይ እዩ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 18 дней назад

    ዋይ እሞ እዚ ግዚያዊ መንግስት እዚ እኮ ንናይ ፕሪቶርያ ውእል ክሰርህ እዩ ተመሪፁ ነገር ግን ክሰርህ አይካአለን ንትግራይ አይሰርኽን ዘሎ ግዚያዊ መንግስት አየ ድልን ዝበለ የለን ግን ናይቲውእሊ ዝምልከት ነገር የለን እሞ ዝሰርኹ ሰባት ይእተው ካብ ህስውስ አቢልካ ትፈርድ ግን እቲ ዘይሰርህ አይሰርኽን ኢልካ ምግላፅ የድልይ እኒ ጌታቸው ድግሪ ኸዚ ንትግራይ ዝጠቅም ቁም ነገር ክሰርኹ አይኽእሉን።ናይ ፕሪቶርያ ውእል DDR ክፍፀም እንተሎ እንታይ ምስተፈፀመ እዩ ዝፍፀም አብ ቅድሚ ዓለም ዝተመስረተ ፕሪቶርያ ዝተመስረተስ ንምንታይ ናብ አብይ ወዲቁ ከመይ ገይሩ ባእሉ ጆኖሳክድ ዝፈፀመልካ ኃይል ውእል ክፍፅመልካ ትፅበ?

  • @remstganera
    @remstganera 17 дней назад

    ከምዚ ክት ክሕስዎ ዘይተማህረ ህዝቢ ኣምሂሪኩም የህ አጉል ተሰፈኛታት በይዛኹም ንባዕሉ ነቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሕደጉሉ ኣይቲ ድሑኑ ኣይተድሕኑ !!!

  • @embayegebremedhin8170
    @embayegebremedhin8170 18 дней назад +1

    ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም!
    ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ሰራዊት ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን መብዛሕትኦም ሃለዋቶም ምጥፍኡን ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሃለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኣብይ ኣሕመድን ዒሚራት ዓረብን ብሓይሊ ጨፍሊቖም ዝገዝእዋ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im 18 дней назад +1

    ናይ ትግራይ ፖለቲካ እስካዕ ዝፍታሕ ግዝኣት ትግራይን ተመዛባላይን ኣይምለስን ማለት ድዩ?

    • @asmelashfishayesenbetay719
      @asmelashfishayesenbetay719 18 дней назад

      ኣብ ተኣፋፊ ተጋሩ ገበን ኣብ መረት ኣምሓራ ዋልቃይት ሑሞራን
      ወይ ባኣህግራዊ ሕጊ ንኢርትራ ዚተፈርደ ቦታ ገበንኛታት ተጋሩ ክትመሊስ ምፍታብ
      ነቶም ዚመጹ ጠራራሮ ተጋሩ
      ናብ መንግስተ ሰማያት ወረቐት ቆሪጽና ክንሰዶም ኢና።
      ብሕጊ ሓንጺጹዎ
      ተባሂልኩም ን26 ዓመት ኣቢኹም
      ዉጋእ ዘይፍትሓዊ እገዳ ኣብ ሊዕሊ ኢርትራ ፈጺምኩምም
      ስለዚ ኢናየእወኹም ጥራሕ ኢኹም ክትነብሩ

  • @TIGRIANNETWORKSUK-xr2ub
    @TIGRIANNETWORKSUK-xr2ub 18 дней назад

    ብዝመስንኒ ዝብል ዘረባ ካብ ሙሁር ይከብድ አዩ~~~~~ መፍትህ ክ ?

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru165 17 дней назад +1

    ምሁር እየ ዝተባሃልክን እልፍ ደናቑር መፂእኽን ሰብ ተድንቁራ ስልጣን ተደሊኽን ተወደባ ስኢርክን ሐዛ ተዘይ ኮይኑ TPLF ተዘየጥፋእና ዝባሃል ዘረባ ኣይሰርሕን ደቃ እንታይ ክንሕልው ዲና

  • @gebreyesusreda5959
    @gebreyesusreda5959 18 дней назад

    How did u get it? it was private

    • @Tigraiherald
      @Tigraiherald  18 дней назад

      Thank for you turning in.but it was public,not private.

  • @wowo9142
    @wowo9142 18 дней назад

    Professor Medhane said , Tigray do not follow Westephelian !!!!
    ሕጅ ናበይ???
    Pretoria is working under Ethiopian rule.ፖለቲካ ሸዋ!!!

  • @Rahmah-t8h
    @Rahmah-t8h 17 дней назад +1

    Gambler.

  • @MichaelAbMr
    @MichaelAbMr 18 дней назад

    ፕ/ር ከም ተጋሩ ድዩ ህዝቢ ተዋዲቁ ወይ ከም ሕወሓት ?

    • @Jhon863
      @Jhon863 17 дней назад

      ሕቶኻ ቀሊል ዝመስል መሠረታዊ እዩ።

  • @MulubrhanYalemshet
    @MulubrhanYalemshet 18 дней назад

    ምውርራስ እኮ ባህሪያዊ እዩ ።

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 17 дней назад

    ህወሓት ኝኝኝ ተዘይኢልኩም ተመሃርኩም ኣይመስለኩምን።
    ብሳላ ህወሓት ካብ ድከት ወፂኻ ካብ ስጋኻ ምብላዕ ብምንታይ ይፍለ?

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 17 дней назад

    ደገፍቲ ኣደመ ከብድኹም ምምላእ እምበር ሓንጎልኩም ምሕሳብ ኣቋሪፁ እዩ ሽም ሙሁራት ምጥፋእ ድማ ኣመልኩም እዩ ወያምቅታል ውን ኣሎ

    • @Danidanicho3411
      @Danidanicho3411 15 дней назад

      ኣይ ናናናናሃታስ ያ ንሓማታ
      ባንዳ ዶ ኣይኮነን እዩ ንኸብዱ ዝህውትት ዘሎን ምስ ቀታሊና ብልፅግና ሓቢሩ ደምና ዝመጠና ዘሎ። shame on you!!!!!
      ጉጂለ ኣደመ ህዝባዊ ሓይሊ እዩ።

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 18 дней назад

    TPLF born for peoples revolution front & powerful to the TIGGER TIGRIYANS TPLF for ever & ever & ever & ever & ever life time Generation state TIGRAY Only for clean TIGGER TIGRIYANS period 😂

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 15 дней назад

    ኣታ ፕሮፌሰር በሃሊ
    ቅድሚ ኲናት ትብለን ነበርካ ሓንቲ እውን ክትሳኻዕ ኣይከኣለትን። ዘረባኻ ክንሰምዕ ጊዜና ምጥፋእና የናድድ።
    floating idea ኢኹም ተውርዩ።
    ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ኢልካዮ ወገንተኛ ኢኻ። መንእሰይ ተለዓል ዝብል ግምት ህዝቢን ዓድን ጀሆ ሒዙ ስርዓት ለውጢ ክገብር እየ ዝብል ፍንፉን ግምት ምድጋፍ ሼም እዩ።
    ምስ ኣብይ ዝሓበሩ እንዳበታተንና እንዳፈለጥካ ንህዝባዊ ውድብ ምውቃስ insanity እዩ።
    ዓሪዩ ወእ!
    እቲ ትዛረቦ ዘለኻ ዘረባ ንናይ ሎሚ መንእሰይ trush እዩ።
    ሓሳብካ ሚዛን ኣይደፈአን።
    ሓሳብ ዝወዳእኻ ግዱድ ንስኻ ኢኻ።
    ኢሊት ንኸብዱ እዩ ዓጀው ዝብል ዘሎ።

  • @remstganera
    @remstganera 16 дней назад

    ኣየ ፖ/ፈሰር ሕዝዶ ግዜ ረኺብኩም ቅልቅል ኢልኪም ህወሓት ንህውሓት ብፅራፍ ስልጣን ከትሕዙ ? ጉድጉጉጉጉ?

  • @mek17-v5s
    @mek17-v5s 17 дней назад

    Are a profecer?

  • @MebrafomHayele
    @MebrafomHayele 18 дней назад

    Gdef getachew eko fermulom nhmora

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 18 дней назад

    ግዚያዊ መንግስቲ እትበሃል እኰ ምስ ግዜ ምትእስሳር ጥራሕ ከይኰነስ ብህዝቢ ተመሪፁ ፖሊሲታቱ ከፍፅም ምስ ዝመጸ መንግስቲ ብምንፅፃር ዝተቆጠበ ሓላፍነት ዩ ዝህልዎ ንማለት ዩ። ካብቲ ዝተውሃቦኦ ውሱን ሓላፍነት ምውፃእ እንትጅምር ብመረፆና ዘይመፀ ስለዝኾነ ናብ ዘየድሊ ንትርኽ የአትወ ና :: ስለዚ ግምትን ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስት ሓደ ዩ ኢልካ ምጥቕላል ዝኸብድ ይመስለኒ። ባዕልኻ ዉን ዝመለሰካዮ ይመስለኒ ነንባዕሎም እንተራግሑ ናይ ትግራይ ሉኣላዊ ስልጣን የሕሊፍም ሂቦም ኢልካ ነዚዩ እዩ ኣብታ ዝተውሃበቶ ጥራሕ ይስራሕ ዝበሃል ። ዝመረፅናዮ እንተዝኾን ግን ባዕልና መውረድናዮ ሕዚ ግን እታ ልጓም ኣ. ኣበባ ዉን ሓደ ገፃ ሒዝዋ ::

  • @Lemishe
    @Lemishe 18 дней назад

    የትግራይ ሊቃን ኢሊታን ፓለቲከኞች በተለይ
    የአድዋ እና የሺሬ ፓለቲከኛ
    ለሌላው አርቃችሁ እቆፈራችሁት
    ጉድጏድ ውስጥ እራሳችሁ ገባችሁበት ተቀበራችሁበት
    ወንድም የትግራይ ህዝብን
    አውርዳችሁ አውርዳችሁ
    ከስማው ከምድሩ አቆራርጣችሁ
    ለዚህ አበቃችሁት ኢትዮጵያን
    ጥላት ህዝቦቿን ጥላት ማዋርድ
    ይህ አደጋ ነው ብለን መክርን ነበር!

    • @Asgodommenges-jh3co
      @Asgodommenges-jh3co 18 дней назад

      ብድብድ ነክ ፈርዶበት ሽሬ እንዴት ነዉ ሽሬ ከአድዋዎች ምታገናኘዉ አድዋዎች ሽሬ እምሚባል ሕዝቡና አጥፍቶ ረግጦ መሬቱና መአድኑ ስለዘረፈ ነዉ ዉሸታም አንተ ራስእ አዋናባጅ የአድዋ ኢሊትነክ።

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im 18 дней назад

    መንግስቲ ዘብሎ እንታይ እዩ?
    -ብህዝቢ ዝተመረፀ ክኾን ይግባእ
    -Check of balance የድሊ ስለዚ መንግስቲ ዘብሎ ብዝነኣሰ እዚአን ክህልዋ ይግባእ።

  • @MulubrhanYalemshet
    @MulubrhanYalemshet 18 дней назад

    ዋእ ንስኻውን ሓሳብ ዝወዳአእኻ አይመሰለካን ?
    መፍትሒ እንድሕር ዘይትሕብር ወዲእኻ ኢኻ ማለት እዩ ።

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 18 дней назад

    ዕንዝር እኒ እዚ ውን ድዮም ሙሁራት ጸርፍን ፖለቲካን ፍለ ኣታ ፋንድያ ከምዚ ድበለ ጣዕ ቆርጠም ፖለቲከኛ ኣየብልን

  • @hirayndahray
    @hirayndahray 18 дней назад

    ፕሮፈሰር መድሃንየ ንእሽተይ ዶ ወሪድካ ሐቀይ እቲ ሕዚ አብትግራይ ዘሎ ፀገም አብ መንጎ ለውጢ ዝደልን ስታትስኮ ዝሕሉን ድዩ እቲፀገም ፡፡ኖ እዚ አይተፈአካን ግን ተዓሲብካ ዲካ ወይስ ህወሓት ፀሊእካያ፡፡ብዝኮነ ብዛዕባ ግምት ሓሳብ ተግባር ንገረና ሞ አዕሪና ክንርደአካ

    • @Tigray_Hagerey
      @Tigray_Hagerey 18 дней назад +4

      ንስኻ ኢኻ ብዘይረብሓ ገንዘብ ተዓሲብካ ትነብሕ ዘለኻ። ፕሮፌሰር ዝገለጾ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ እዩ

    • @alulajohannes6265
      @alulajohannes6265 18 дней назад

      Denkoro mehayem deki ne pro medhane weridka do gelemele tebel?eti defrets kabel amtzikayo?,kunchi

  • @TewodrosGebreyohans
    @TewodrosGebreyohans 18 дней назад +2

    What are you toak kinig about GETACHEW KEDA and tharkan is banda and BILITHIGINA so say the truth don't cover for tharkan be OWNEST

    • @tesfayaberhe
      @tesfayaberhe 18 дней назад +1

      talk kinig, tharkan , ownest 😂😂😂

    • @sertsegebremeskel4942
      @sertsegebremeskel4942 17 дней назад

      What are you toak❌❌ what are you talking ? ✔️☑️