#zaramedia

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 14 ноя 2024

Комментарии • 174

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  Месяц назад +4

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

    • @mengistuabasgedom9330
      @mengistuabasgedom9330 Месяц назад

      @@Zaramedianet ጉሱስ ሪኢሲ። ኤሰያስ አፈወርቅ ዚተጋሰሶ ኢነዳ ብጻይ ሲብሐት ነጋ ዲቃሉ ናይ ደግያት ውበ ክክክክ።

  • @Admas-j8q
    @Admas-j8q Месяц назад +4

    ጅግና

  • @gizachewtafere141
    @gizachewtafere141 Месяц назад +14

    ሀቂ ስኣራይ እዩ ትግራይ ትዕወት

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f Месяц назад +16

    እያሱ ብጣዕሚ ጅግና ኢኻ ቀፅለሉ

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 Месяц назад +19

    ህዝቢ አብይዓዲ ብናይደቅኻ ዝተመስረተት ውድብካ አስጢምካ ሐዝ መራሕቲ ታባላሽዬም ይባረሩ ዉድብካ ብደም ደቅኻ ዝተመስረተት ክትፈርስ የብላን ዓረና ወዘተ ናይትማሊ ፓርቲ ንህዝቢ ትግራይ ክብፀገም አያሻግርን ብተወሳኺ አዴታት አሕዎት ዎዓሮታት ክኽበራ ይግባአ ክፀረፋ ሽራሙጥ ክባሃላ አይግባእን ካብመን ኢና ተወሊድና ካፍታ እምኒ ዓረ አዶትግራይ ኢዩ ተወሊድ ኢት ጀግና ስራዊት ትግራይ አናብስ ዘወለደት ዎዓሮ ክትፀረፍ አይግባእን ልምዓት ጉጀለ ኢሎም ዝዛረብ ፀረ ልምዓት ትግራይ ኢዮም ብገንዘብ ዝተግዝኡ አደብ ግበሩ:: አዲ አዲ ብገንዘብ እናተገዛኻ ጌቹ ምባል ይትርፈ በዓላማ ፃናዓ

    • @gueshsolomon4384
      @gueshsolomon4384 Месяц назад

      ብዙሕ ደንቆሮ ኣሎ እሞ ከማኻ ተጣሒኑ ዘይጸሪ ጉርዲ ኣብ ዓለም የለን:: መን እዩ ናይ ትማሊ ውድብ ኣየሳግርን ዝበለ? ብምንታይ መዕቀኒ? ንምንታይማ ብናይ ጃንሆይ ሥርዓት እናተመራሕና ዘይምነብርና ብዕድመ ዝደፋ ፓርቲ ክመርሕ ግዴታ እንተኾይኑ?

  • @TikueShishay
    @TikueShishay Месяц назад +27

    ዛራ ሚድያ ኔትወርክ
    ኣብ ቀረባ ግዜ
    ትግራይ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን
    ከምዝበሃል ሙሉእ እምነት ኣለኒ።❤

    • @destagebre7551
      @destagebre7551 Месяц назад +1

      😛😛😛መንጀሪኖ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን ዶ

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 Месяц назад +5

    ጀግና ወዲ ህዝቢ ❤❤❤❤❤❤

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 Месяц назад +5

    ትኽክል!😢😢😢😢

  • @tesfaldetleghesse2679
    @tesfaldetleghesse2679 Месяц назад +4

    thanks

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki Месяц назад +9

    ክብረት የሐበልና ክቡር ሐውና ፅቡቅ ትንተና እዩ ንሕዝቡኹም ክምዚይ ጌርኹም ካብ ምጀመርታ ተትነግርዎ ነይኹም ውድብ አብዙይ ደረጁ አይምበፅሕትን ኒራ ❤❤❤❤

  • @tesfalamgebreyohannes3642
    @tesfalamgebreyohannes3642 Месяц назад

    Thanks for the detained information.

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 Месяц назад +4

    ኣታ ለካስ ዕድለኛታት ኢና አለውና እዮም! እድመን ጥዕናን ይሃብካ! ዘርእካከም አብርሃም መሬት ይኽደኑ::❤🙏

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb Месяц назад +21

    ገታቸው ረዳ ስልጣኑ ንምንዋሕን
    መሬትና ከይምለሰ አብ ነንሕድሕና
    ክንባላዕ ይሰርሕ አሎ ተልዓል
    ህዝበይ

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 Месяц назад +8

    ክብረት ይሀብካ ጅግና ተቃላሳይ ንበረልና ፅቡቅ ሐቂ ትንታነ ጅግና ተቃላሳይ ከማካ የብዝሐልና ።

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 Месяц назад +3

    Tegadalay Eyasu Tesfay ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @gengeb5610
    @gengeb5610 Месяц назад +2

    Thanks for your service ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiwotberane1375
    @hiwotberane1375 Месяц назад

    ጀግና ወዲ ህዝቢ እቲ ሓቅሓቂ ህዝቢ ትግራይ ብሙልኡነት ክፈልጦ ይግባእ

  • @yemaneberhane1199
    @yemaneberhane1199 Месяц назад +7

    ኣንበሳ ግልፅን ሓቕን መልእኽቲ ንበረልና ተጋዳላይ ኢያሱ።

  • @FjvVbh
    @FjvVbh Месяц назад +2

    Gigena ika♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️👍🎉👍

  • @lemlemwoldegerima3598
    @lemlemwoldegerima3598 Месяц назад

    Thanks ❤

  • @TesfayKahsay-yp8ut
    @TesfayKahsay-yp8ut Месяц назад +5

    ጀግና

  • @Biniamgebrehiwot
    @Biniamgebrehiwot Месяц назад +3

    ጀግን❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfaldetleghesse2679
    @tesfaldetleghesse2679 Месяц назад +1

    THANKS IYASSU !!
    AGHLTSUM EZOM LEYABU

  • @zelealemkassa133
    @zelealemkassa133 Месяц назад +4

    እሚገርም ሃጢያት ነው የተሰራበት የትግራይ ህዝብ ለምንድነው TDF ዝም እሚሉት

  • @freybare5825
    @freybare5825 Месяц назад

    I will be sand with TPLF❤

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu6214 Месяц назад +5

    50 ዓመት ዕድመ ዘለዋ ውድብ ብሓቂ ኣይተማህረትን ማለት ድዩ። ንህዝቢ ኣይሰማዕክሞን። ካብ ህዝቢ ክንመሃር ኢና ምባል ጨለ መደናገሪ ሓሶት ኢዩ።

    • @abrehaleyal
      @abrehaleyal Месяц назад +1

      ሕጂ መሬትና ነምልሰሉ ህዝብና ናብ ቤቱ ንመልሰሉ ጊዜ እዩ። ጭራም ክልል ሒዝካ ዴሞክራሲዶ ፍትሑ፣ መንግስትን ውድብን ምፍላይዶ ገለ ኣይሰርሕን እዩ። ኢትዮጵያ ብውልቀመላኺን ዓማጺ ስርዓትን እናተመርሐት ኽላ ኣብ ትግራይ ዝረጋገጽ ዴሞክራሲ የለን።

  • @isurafelkif
    @isurafelkif Месяц назад +1

    ኣሰይ ህዋህተይ መሰሰ ጀጋኑ ተጋሩ አንታ ግንባር ግንባሮም እንበር ልዙ ፁጉእ ጉጅለ ሰብኣይ ዶ ጠፊኡ ቦንቢ አንኳ ናረገፀ ነይሮም ተጋሩ በአድም ልሞፆም ልዙይ ፁጉእ ሀይሊ ጉጅለ ጌታቸው ረዳ ልጀነራል ፀይቂ ወዋይ ወይ ይጥፍኡ ካብ ምድሪ ትግራይ አዙ ጉጅለ ጌታቸውሠዳ ሉኡኽ ኦሆዴድ

  • @grsemychew-ek6hc
    @grsemychew-ek6hc Месяц назад

    💯 %raya shefatu support grytachew

  • @HailuGebretsadik-i2f
    @HailuGebretsadik-i2f Месяц назад

    አቶ አያሱ ጎበዝ መልሐሰኛ ኢከም ዘሕዝን እዞም ተሰዊኦም ዘለዎ ደቂ ትግራይ ተሐታቲ ሕወሐት እየ እዙየ ንምደፈን ዩ ብርግጽ ሕዋሐት ክጠፍእ አይደለነ ግን ሕማቃት ከዉገዱ አለዎም ስልጣን ርሰቲ አይኮን

  • @azebasfaw5937
    @azebasfaw5937 Месяц назад +3

    Very sad!!, how do you let go these inhumane criminals?!

  • @goitomkidanu7691
    @goitomkidanu7691 Месяц назад +2

    ብዕራይ ቀደም ሳዕሪ ይበል ለሙውን ሳዕሪ ይበልዕ ህወሓት ካድረ ሐሳብ የብለሙን 50ዓመት ደነቆሮ

  • @aaabbb-xx1tq
    @aaabbb-xx1tq Месяц назад

    ጀጋኑ ደንጒኹም ኢኹም ግን እንኳዕ ትሽርሒ ኣይዋሓጠኩም

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 Месяц назад +2

    ኣንቱሙ ዘበለ ብመስዋእቲ ዝመፀ ጅግንነት በዞም ቁንጣሮ ንብላሽ ክኸውን ዝተገብረ ሽርሒ እንተዘይነቒሕናሉ እዞም ኣራዊት ቀስብቐስ ከፅኑትና እዮም ጊዚያዊ መንግስቲ ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ጥፍኣትን ክሕደትን ኩሉ ትግራዋይ ክቃወሞ ኣለዎ

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 Месяц назад

    ስራ ስራ ስራ ስራ መሬት መሬት ላይ ሉአላዊነት ያላት ሀገር መመስረት ያስፈልጋል ሪፋረንደም

  • @wyjci5558
    @wyjci5558 Месяц назад

    Hashawi ketelti hizbi tigray

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb Месяц назад

    ኢያሱ ጅግና አገላልፃ

  • @m-xh5uh
    @m-xh5uh Месяц назад

    ፕሮፈሽናል ሓሳዋ

  • @BerhaneGebreamlak
    @BerhaneGebreamlak Месяц назад +1

    ወይ ምሽጢር ግርም መታለሊ ዘረባ

  • @zenebeme1721
    @zenebeme1721 Месяц назад

    ሓሳዊ ምዃኑ በቲ ኢዱ የፍልጥ።
    አርአያ ተስፋማርያም

  • @Sisaybana
    @Sisaybana Месяц назад

    Wezhet😊

  • @AtakltAbebeKalkay
    @AtakltAbebeKalkay Месяц назад +4

    አቦይን አደይን ፀሎቶም ነንበይንቶም። ግምት ከም ዓብይ ዋኒን ዘይምእኹል ምሕደራን ዲሞክራታይዜሽንን እዙይ ዋና ዕላምኡ እቲ ውድብ ንምጉሳይ ኮይኑ እቲ ውድብ እውን አለኹ ኢሉ ፋሕጠርጠር ክብል አብ ማእኸል መሬት ትግራይ አብ ኢድ ፀላእቲ አሎ ከምኡውን ተመዛበልቲ አብ ስቓይ ይርከብ። ትግራይ እግዚአብሄር ይሓልዋ!

  • @zenebeme1721
    @zenebeme1721 Месяц назад

    ኣብዚ ዘሎ ተኸታታሊ መንፊት ዘይብሉ ሚሐ እዩ ከምዘሎ ዝቅበል።

  • @fthi3585
    @fthi3585 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack Месяц назад +8

    General Tsiki was the Treasonous against Our people. kula fintihtih abiluwom zemkahdamat.
    Yuhuda nayTigray.

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus Месяц назад +1

    እዚይ ንህዝቢ እንታይ ይጠቅም እያሱ መፍትሕንዶ ኣምፅዑን

  • @kibr7578
    @kibr7578 Месяц назад +3

    ኢያሱ ተስፋይ አብ ዋዕላ ህዝብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝተፈፀሙ ሕመቓት ብዝርዝር አቕሪቡ ንቐፃሊ ጀነሬሽን ብምሕሳብ መሊኡ ከምዝይተዛረበውን እናገለፀ ግን ፈፃሚኡ መን እንታይ ጌሩ ግን አይገለፀን መን እዩ ፈፃሚኡ ኢና ዘይፈልጥና እምበር ክንደይ ረሳሕ ዝኾነ ንትግራዋይ መንነት ዘይገልፁ ብዙሓት ሕማቕ ዝኾኑ ተግባርት ከምዝተፈፀሙማ ሰሚዕናን ደንፁዩናን ኢና ኸሪምናን ሓጊናን

    • @LeakeAregawi
      @LeakeAregawi Месяц назад

      እያሱ ፅቡቅ አቀራርባ እዪ, አነ ዝገረመኒ ግን ኩሉ ናይ አኼባ ሚስጥር ይኹን ናይ መኸተ ሚስጥር ዘውፅእ ዝነበረ ሓይሊ ካውንተር አታክ ዝገብርን ውዳበ ፈጢርኩም ንህዝቢ ግልፂ መብርሂ ከትህቡ አይግባን ነይሩ ማለት ድዪ ሐዚ'ውን ንቀፃሊ ክመሃረሉ ዝግባእ ይመስለኒ, ንዕንደራ ዕድል ከፊቱ እዪ።

  • @Vip65-rm7is
    @Vip65-rm7is Месяц назад

    እቲ ዝኻፈእ ናይ ሰብ ባርያ ምኸን እዩ

  • @moaz6007
    @moaz6007 Месяц назад

    TPLF criminals must be held accountable for the crimes committed under their leadership. Decades of lies and deception must end!

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 Месяц назад +1

    መን ከ ይኾን ንሕዝቢ ትግራይ ጠሊሙ ንሱዳን ክሓድም ዝፈተነ በየነ መኽሩ እዩ ዝኾን ኣብ ትግራይ እንተሓሊዩ ህዝብ ትግራይ ክፋረዶ ይግባዕ ህዝቢ ብዝመረጾ መንገዲ

  • @zelealemkassa133
    @zelealemkassa133 Месяц назад

    ማነው ስሙ ይህ ሰው ጀግና

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack Месяц назад +4

    Bejakum, Please please Send this to Reyot Media,

    • @tesfuleakemariam2023
      @tesfuleakemariam2023 Месяц назад +1

      ርዕዮት ሚድያ ልበ ስዉር ስለዝኾነ ኣጣሚሙ እዩ ዘቅረቦ ብሱሩውን ገጹ ትርሓቅ ኢትዮጵያዊ ስለዝኾነ ዉራይና ኣይምልከቶን።

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 Месяц назад

      Aynika zeykones lebika zeawerka niseka eka emo behimam denqoro​@@tesfuleakemariam2023

  • @tewoldebrahangebremedhin523
    @tewoldebrahangebremedhin523 Месяц назад +1

    ናብ ሱዳን ክሃድም ፈቲኑ ዝነበረ በየነ መክሩን፤ሓጎስ ጎደፋይ....!ክንቅፅል ኢና።

  • @TilahunMulat
    @TilahunMulat Месяц назад +1

    እዉይ ክሕደት መሕፈሪ

  • @KflomGs
    @KflomGs Месяц назад

    ዋእ ዛራ ሚድያ ድዩ
    ዝሚድያ ?😮 እቲ ንሱዳን ክሃድም ዝተትሓዘ ኣመራርሓ ዝብል ተጠቂዑ ዘሎ ፅሑፍ ታእዩ ?

  • @amiraajeily5140
    @amiraajeily5140 Месяц назад

    Dem Sewatnna yifaredom Kahdamat

  • @teddyabadi
    @teddyabadi Месяц назад

    መዓዝ ንህዝቢ ሓሲብኩም ትፈልጡ?

  • @HailekirosDesta
    @HailekirosDesta Месяц назад

    እዚ ሚድያ እዚ ናይ ፉሉያት ተረባሕቲ ፡ ሕንቁቃት ፡ ዘርኢ ጨቆንቲ መሳፍንቲ እዩ ።

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 Месяц назад +1

    🧡🎉🧡🎉🧡🎉🧡🎉🧡🎉🧡🎉🧡🎉

  • @teklutesfay3073
    @teklutesfay3073 Месяц назад

    ዛራ ሚድያ ንምንታይ እዚ ንዝሰርሐ ወይን ኣፍልጦ ዘይትህቡ ሎጎ ተጥፍኡ?

  • @ፍሩት-ሰ8ኸ
    @ፍሩት-ሰ8ኸ Месяц назад

    እንታይ ዓይነት ደናቁር መራሕቲ ውድብ እዮም።ስለህዝቢ ድዩ ዘቀድም ስለ ውድብ😢 ህዝቢ ተዘይሀልዩ ከመይሉ ክውደብ ይክእል? እቲውድብ ካብ ኬንዳ ብቁርን ፀሓይን እናተሳቀየ ደዩ ዝውደብ እንታይ ዓይነት ጭቃ ርእሲ እዪ ዘለዋም ፍርቂ ትግራይ ሒዞም ስለዉድብ የጨንቆም አሎ። ህዝብራ ሮቆዶ ሱዳንን ኬንዳን ቢንቶን አለው ሰራዊትና ስአን መሐከሚ ናተሳቀዩ እዚ ረሲዖም ውድብ ወዲ ውድብ? ኮነይሎም ምእራብ ትግራይ ንከይምለስ ዝሰርሕዎ እንቅፋት ውድብ 😢😢😢 አረ ሕወሓት ውረዱልና ከብዳማይ ኤህ ድምፅ ብረፅየን ፈትለወርቅ ዝቀትሎም ዶ ተስአነ ሱሱዓት😢

  • @Sisaybana
    @Sisaybana Месяц назад

    Kirakinboo😊

  • @iamfree347
    @iamfree347 Месяц назад

    እዚኩሉ ጠራዕራዕ ንህዝቢ ትግራይ ንቀፃሊ 27 ዐመታት ንረብሐና ብከመይ ቅርጥም አቢልና ንብልዖ ኢዩ❌❌

  • @AyalewAlemu-m5y
    @AyalewAlemu-m5y Месяц назад

    ጀኖሳይድ አብ ትግራይ ህዝቢ ዝፈጸሙ እሱራት ወታደር ኢትዮዽያ ነጻ ዝሰደደ ጉጅለ
    ተድሂዞም አብፍርዲ ክቀርቡ አለዎም ጥፍአተኛ ኾይኖም እንተተረኺቦም ግና ሞት ፍርዲ ክፍረዶም አለዎ።

  • @JOHNRAYA-tk6vs
    @JOHNRAYA-tk6vs Месяц назад

    Mehferti

  • @wyjci5558
    @wyjci5558 Месяц назад

    Asha sya muwut yenafek

  • @TeamuSe
    @TeamuSe Месяц назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @AgameTigray
    @AgameTigray Месяц назад

    ህውሓት በስቢሰ ኢየ ጨንየ ኢየ 'ሞ ክቅየር ኢየ ካብ እትብል 15 ዓመት ኮይኑዋ አሎ። ናይ መሪሕነት ቅድቀት አጋጢሙኒ ኢላ ጉባኤ ገይራ መሪህነት ከይቀየረት ንደብረጽንተንት መሊሳ መራሒ ኮንይኑ መጺኡ። ህውሓት ነቂዛ ኢያ። ዝነቀዘ ከዓ አይድህንን።
    አብ ትህቲ አመራርሐ ደብረጽንተት መሰረተልምዓት ትግራይ ዓኒዮም ፡ ሐድ ሚልዮን ተጋሩ ብግፍዒ ተቀቲሎም ፡ 148 ሽህ ደቂ አንስትዮ ተጋሩ ተዓሚጸን ፡ ትግራይ መንግስቲ ከይህልዋ ተገይራ ወዘተ። እዙይ ኢዩ እቲ ሐቀኛ ታርክ ደብሪጭ። ህውሓት ዝነቀዘትን ከቢድ ሸክሚ ህዝቢ ትግራይ ኮይና አላ ሳላ ደብሪጭ። ነዚ ኩሉ ጥፍአት ምክንያት ኮንይካስ ሐዚ ተመሊስካ ኣነ ተዘይ መራህኩካ ኢላ ንህዝቢ ትግራይ ጆሆ ምትሐዝ ተራ ሽፍትነት ኢዩ።

  • @destagebre7551
    @destagebre7551 Месяц назад

    ናይ ትእምት ቅርሺ ብዳዊት መንጀሪኖ ስለ ዝተኸፈለካ ክንዲዙይ ክትወርድ ግቡእ ኣይነበረን

    • @HaileGebre-fl8di
      @HaileGebre-fl8di Месяц назад

      ወራዳ ናይቱ በግዕ መራሕኻ ልዝዉሮ ዘሎ በየነ በኹሩ እዩ ዝመርሖ ትእምት ደንቆሮ

  • @mihretgebremariam3076
    @mihretgebremariam3076 Месяц назад

    ሕቶይ ሙሩኻት ንምንታይ ተሰዲዶም?
    ነዚኦም ዝሰደደ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ከምዚኾነ ዩ ዝሕሰብ ምኽኒያቱም (1) ጀኖሳይድ ትግራይ መርተዖ ከይረክብ (2) ስርዓት ኣብይ ኣሕመድ ዝከላኸል ዘበርትዕ (3) ኣዶ ትግራይ ደቃ ሲኢና ንባዕላ ተደፊራ ብHIV ተበኪላ ንፌስቱላ ሕማም ተቓሊዓ ኣካላ ጎዲላ እዚ ኹሉ ስቓይ በፂሑዋ ንዘለኣለም ናተሳቐየት ክትነብርን ናነበዐት ክትነብርን ጌሮማ ኣለዉ ማለት ዩ ስለዚ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ዩ ነዞም ወንጀለኛታት ዚሰደደ።

  • @Nega-b2s
    @Nega-b2s Месяц назад +1

    ብሄራዊ ትያትር ዘለኹ መሲሉኒ። script ሸምዲድካ ተአቱሞ ትውድኦ

  • @haregewoinebelay5206
    @haregewoinebelay5206 Месяц назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤w❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤o❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤w❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤H❤❤❤❤❤❤e❤❤❤❤❤❤❤❤r❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤o❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤T❤❤❤❤❤❤❤❤❤i❤❤❤❤❤❤❤❤❤g❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤r❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤a❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤y❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nabagade-i7z
    @nabagade-i7z Месяц назад +1

    አይበልናንዶ ጎሮበታሺን ባዕሉኩም ዝገበርኩሞ ናብ ካልእ ክትልግቡ ፈትንኩም ፈሸከላትኩም ጎሮባታሺን ኢትዮጵያ ካብ ቀትርይ ጦ። እቆላ ወፅኩም ሀገር ኩኑ በሰላም ጎሮበታሺን

    • @almazgiday9935
      @almazgiday9935 Месяц назад

      ጨው ዘይቡሉ ፅሕፈት ፈሽካል ናበይ ናብ ትናጣጠሪ ።

    • @nabagade-i7z
      @nabagade-i7z Месяц назад

      @@almazgiday9935 ጨው ሺዋ ክትረክቢይ ኢኪይ ኢንሻአላህ ጨው የት አለ?እንጃ ይባላል

  • @mihretgebremariam3076
    @mihretgebremariam3076 Месяц назад

    ሰላም ስታርሊን
    የቐንለይ ብዛዕባዚ ሓዉና ኣቕሪቡዎ ዘሎ ፕሮፖዛል ብጣዕሚ ንፁር ግን ዝገረመኒ ክልተ ተፃራሪ ዓላማ ዝነበሮ ማእኸላይ ኮሚቴ ዚኹሉ ኣኽባታት ኣብ ሓፂር ግዜ ከይዉዳእ ፋሕ ክብል ዝገብሩ ዝነበሩ ሕጂ ተረዲኡኒ ዝገርምዩ ሕቶ ግን ኣለኒ

  • @tesfueyob9211
    @tesfueyob9211 Месяц назад +4

    Talk, Talk and more Talk. It never ends 😁

  • @awetmana
    @awetmana Месяц назад

    ዛራ ሚዲያ : ናይ እንጀራ ምብላዕን ዘይብላዕን ነገር ኮይና ኣላ እዛ ምድያኻ።

  • @awetmana
    @awetmana Месяц назад

    ምንም ነቲ ዘሎ ኹነታት ዘይምጥን ፡ ሓሜት እምበር ጭብጢ ዘይበሉ ምልፍላፍ ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ለውጢ ደላይ ወለዶ ናብ ዝገደደ ጥፋኣትን ህዝቢ ዝብትን : ትግራይ በቲ ሐዚ ትገብርዎ ዋዕላ ክትድሕን አይትኽእልን! እዚ ዋዕላ እዚ : ኣብ ታሕቲ ዝርከብ ህዝቢ ኣደናገርካ ነቲ ንኣስታት 50 ዓመት ብደም ትግራዋይ ዝተጨማለቐ ደብሪ ንምንጋስ ዝፅዕር ዘሎ ፡ ግን ሑቑኡ ዝተሰበረ ገበል እዩ።

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot Месяц назад

    ስንቂ ነሰራዊት ከይበፅሕ መኸተ የዕንቅፉ'ን ነይሮም; ተሳዒርና ኢና ተበተኑ ተመለሱ; ዝሓዝኩምዎ ኣብ ጣብያታት ኣረግፉ ...

  • @BrhaneWeldy
    @BrhaneWeldy Месяц назад

    እቲ ሓሳብ ፅብቅ እዩ እቶም ሰርቅቲ ናብ ህዝቢ ዕላው ዘይትገበርወ ንምንታይ ኢኩም ብድፎኑ ዘርባ ጥራሕ

  • @zerayaflegne3557
    @zerayaflegne3557 Месяц назад +2

    Just it’s repetitive. Nothing new. It looks like Zara is doing business.

  • @mezgebek.3367
    @mezgebek.3367 Месяц назад

    All around the horn, all conflicts are resolving in a bullet language. But not in Tigray.

  • @BerhaneGebreamlak
    @BerhaneGebreamlak Месяц назад

    እሮሮ

  • @Assefa1976
    @Assefa1976 Месяц назад

    አታ ብዞም ደናቑር እዚኦም ድዩ ላተመራሕና ነይርና?

  • @m-xh5uh
    @m-xh5uh Месяц назад

    ደንቆሮ ኢካ

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack Месяц назад

    So sad,😭😭😭😭

  • @TesfuGEREKIDAN
    @TesfuGEREKIDAN Месяц назад +2

    ኣነ ንመኸተ 90 00 $ ኣበርክተ የሕመኒ ናብዝኦም ምብርካተይ

    • @hgfana6731
      @hgfana6731 Месяц назад +1

      ሂበ ዝብል አይሀብካ👉ሕማቅ ቶዃቢ

  • @A.abraha3712
    @A.abraha3712 Месяц назад

    ናይ ደደቢት ዘርባን አረአእያን ሂዝኩም እቱ መድረክ ህዝቢ አይትቀልዱ መራሕቲ ህወሕት

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie Месяц назад

    አታ እዞም ተቢየን ንዘዝጸ ካድረ ዲዪ ዘጣቅዑ ?

  • @iamfree347
    @iamfree347 Месяц назад

    ትግራይ ዐድዋን ሸረን ብሐቲ አይኮነትን በዚሒ ህዝቢ ትግራይ ናብ ወሰን ደፊእካ ዐጣሮ ዐድዋን ሸረን አክብካ ዋየይ ዋየይ አይቅምን❌❌

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 Месяц назад

      ዐሱብ ባንዳ ተረፍ መረፍ ደርጊ, ደርጊ ክሃድም ከሎ ናብ ዒባ ሸይኑኩም ዝኸደ, ህግደፋውያን , ቆምጭ

  • @BerhaneGebreamlak
    @BerhaneGebreamlak Месяц назад

    አረ ትዓፍር ኣለኻ

  • @tadessetadesse8104
    @tadessetadesse8104 Месяц назад

    Where are all the Tigray media who resides in Tigray during this event

    • @abadittadesse5892
      @abadittadesse5892 Месяц назад +1

      ንሶም እኮ እናመረፁ እዮም ዝዝግቡ መጣቓዕቲ እዮም💔

  • @tsigabgebreanenia4532
    @tsigabgebreanenia4532 Месяц назад

    Shameless! Baelkum tigaletsu alekum, halewlew eyu ziblo

  • @teddyabadi
    @teddyabadi Месяц назад

    ችዱ ሓሰውቲ በይና ንብላዕ ኢልኩም ምስተፈነቅሐኩም። ከምዘይንፈልጠኩም ኣይትቀደዱ።

  • @BerhaneGebreamlak
    @BerhaneGebreamlak Месяц назад +1

    ወይ እኔኻ ዓንዛር

    • @grsemychew-ek6hc
      @grsemychew-ek6hc Месяц назад

      100% raya shefatu support getachew banda of aby

  • @Sisaybana
    @Sisaybana Месяц назад

    Tegaghha wala tseteogamana madiiatitka keney gerna kenrimo

  • @woldemirach5669
    @woldemirach5669 Месяц назад

    What did people learn from this angry hard to see his face?

  • @teddyabadi
    @teddyabadi Месяц назад

    ኣቤት ድድብናኻ ህዝቢ ደቡብ ኣይቃለስን ማለትኻ ድዩ።

  • @fessehazeru1946
    @fessehazeru1946 Месяц назад

    ናይ ወያኔ መመለያ ህዝባውነትና አዪ ይብል።
    ወያኔ ህዝባዊ አዪ ዝብል ሓሶት ከዪ።
    ምኽንያቱ መራሕቲ ወያኔ አገደስቲ ካድራትን ከመይ ገረመ ሃብቲ ዝድልቡ ከማቻችአ ኔሪ።
    መራሕቲ ወያኔ ንህዝቢ ትግራይ ተጸባይ ረዲአት ገሩ
    ኢዱ ናብ ኢድ ወያኔ ከምዝጥምት ተገሩ።
    መሪሕነት ወያኔ ካብ ሃብትን ሰልጠን ሪሒቁ ናብ መቀለ ምስ መጸ ፣ ዝጥረይዎ ሃብቲን
    ዝነበሮም ሰልጣነን ናፊቆም።
    ከመይ ገሮም ናብ አዲስ አበባ ይአቱ መደብ አውጺኦም
    አብ ህዝቢ ትግራይ ሰፍ ዘይብል ዋጋ ዘኽፈለ ውግአ
    አካይዶም ፣ ኢዝ ሕጂ መጺኢ ዘሎ ከነታት መጺኡ።

  • @woldemirach5669
    @woldemirach5669 Месяц назад

    Unless someone is sick, I don’t think others can have patience to listen this insane guy! He should see physician!

  • @SelamFistum
    @SelamFistum Месяц назад +1

    ኣነ ሕጁ ሰልጣን እንተዝህልወኒ ን2 ጉጂሌ አሰረ ናይ ህዝቢ ትግራይ ፀገም ምሰተፈተሐ ብነፃ በሉ ሕጂ ተካትዑ ክብሎም ነይረ አብዚ ሕጂ እዋን ናብዚ ኩሉ ክርክር ኣቲኩም ዕድሜኩም አይተሕፅሩ

  • @s0lovon
    @s0lovon Месяц назад +1

    🙏👍👍👍👍👍