Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እሞ ' ሲ ዓዲ ሰለስተ ታይ ይግበሩ እዩ ዝበሃል ዘሎ ? ውዕሊ ፕሪቶርያ ምስተፈረመ ከይወዓሉ ከይሓደሩ እኮ ጉዕዞኦም ጠቅሊሎም ምካድ ጀሚሮም ነይሮም ግን ብኸይዲ ትግራይ ሰብ ከምዘይብላ ምስረአዩ ተመሊሶM ኣራጢጦም ታይ እማ ይግበሩ? ንሕና ሐዚ ክንብል ዘለና ደርፊ ኣያና ኪሮስ ኣለማዮ ሰብ ዶ የለን ሰB ዶ የለን ….ምቁዛም ጥራሕ። ብሰንኪ እዞም መራሕቲ ሕወሓት እዚኦም ልዕሊ ህዝብን መሬትን ትግራይ ስልጣን ዝዓብዮም።ኩሎም ጉጅለታት ሕዋሐት መሕፈሮ አዮም።
እት ተቀዉሞ እውን ግለጺዋ ሕሰዉቲ
Abyi midya