Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዶክተር ሻረነይ ንዓኺ ብፍልጠትን ብጥበብን ዝመልኣኪ እግዚአብሔር ይመስገን ብጣዕሚ ነመስግን ❤ንፈትወኪ
ኣዴታትናን ስዋ ጥዒመን ንጋሻ ክህባ ኸለዋ ሕቶ ይኾነኒ ነይሩ ኣብ ዝቀረባ ግዜ ምስ ተረዳእክዎን ብምስትውዓለን ግና ከድንቀን ጀሚረ።
ብሓቂ Dr እንጀራ ዓለም ብልዒ ክብርት ይሃበልና ኦ ጎይታይ ከም በደልና ዘይኮነስ ከም ምሕርትካ ካብ ዝርኣዩን ዘይራአይን ፅላእትና ሓልወና 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️
እታ ቐዳመይቲ መኸላከሊ ንእግዝኣቢሄር ምቅዳም እዩ ኣብ ፈተና ኣይተእትወና ትብል ዓባይ ሓይሊ ዘለዋ ጸሎትን መኸላኸሊ ኣጽዋር እዩ።ብሳይንሳዊ ኣገላልጻን ጥንቃቐን ስለዝገለጽክዮን ነመስግነኪ ድ/ር ሻሮን።
ካብ ፈታውየይ ሓልወኒ እንበር ጸላእየይስ ባዕለይ ክሕልዎ እየ ዝብል ምሳለ ሲ ነዝን ወዲከምዝን እዩ 🙏🙏🙏🙏
ዶር. ሻሮን ኣዝዩ ጽቡቅ ትምህርቲብፍላይ ንመንአሰያት ኣብ መዑብላት ዓለም ዘለናከምዝ ዓይነት ትምህርቲ ቅድሚ ኩነት ኣዝዩ ተቃሚ አዩDr sharon thank you so much.
ናይ ብሓቂ ዓባይ መድሃኒት ኣብ ፈተነ ኣይተእትወኒ ኢልካ ናብ ኣምላኽካ ምጽላይ ። የቀንየልና ድር ሻሮን
ኣሰይ ተባዕ ደክተር ካብ ክፉእ ሓልወኒ The best advice ever heard from doc.
ናይ ባሐቂ ኣንበሳ ቡዙሕ ኢና ንማሀር ካባኪ thank you
እግዚኣብሔር ንዓኺ ካብ ኩሉ ክፉእ ይሓሉኺ ዶክተር ሻሮን ሓፍተይ። ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኢዩ
Spiking : ምትንካፍ 🙏
ዶክተር ሻሮን ኩሉ ግዜ እትህብና መሃሪን ጠቃምን ኣስተምህሮ ብልቢ ምስጋና ይግብኣኪ እንታይ እሞ ካባይ ጀሚርካ ኣብ ክንዲ ከምዚ ዓይነት ትምህርታዊ መደባት ኣብ ምክትታል ነቲ ዘይጠቅም መደባት ኣብ ምክትታልን ምዕባይን ንርከብ ልቦና ዘድልዮ ኢዩ ንዓኺ ድማ እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ይባርኽክን።❤❤❤❤❤❤
Dr you are supporting your people GOD bless you I wish you all the best ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ብሓቂ ዓቢ ኣስተምህሮ God bless you DR
እዝግሄር ይሓልኺ ዶክተር ኣምላክ ግብረእከያት የርሕቀልና
ናይ በሓቂ ካብ ፈተና ኣድሕነና, ደክቶር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እዝጋብሄር ኣምላኽ ሰጉኡ የብዛሓልኪ ♥️♥️♥️
Amlak ybarki kem Noah sebakit tsidki eki dr shari❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ለባም ወረጃ ሓፍተይ ዶክተር ሻሮን ብሓቂ እዚ ዘሎ ግዚ ብጣዕሚ ኣሸጋሪ ዝኾነ እዋን እዩ ኸምኡ ድማ ብመንፈሳዊ ድማ ኸምኡ ስለዘሎ ኹሉ ሰብ ብሓይማኖቱ ክነፍዕ ከምዘለዎ ከዘክር ይፈቱ ፈጣሪ ይሓልወና.
ፅቡቅ አለኪ አምላክዳ ባዕሉ ይሓሉ እንበር ንእከይ ዝሓስብ ሰብ ሓሊካ አይትሕልዎን ኢካ
ብሓቂ ክፈትወኪ ማዓት ንመንእሰይ ዝቆመት ዶክተር እግዝአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዶክተር ሻሮነይ❤🙏
ኣሜን ዶክተረይ ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እዩ ። እድመን ጥዕናን ሓይልን ጥበብን ይዓድልኪ ፈጣሪ ጅብዕተይ።
Thanks Dr Sharon for bringing this education video to our attentionGBU.❤❤
አድመን ጥአናን ይሃብኪ ዶክተረይ ንትህብና ትምህርትን ምኽርን እግዚአብሄር ጸግኡ የብዝሐልኪ ።
እግዚአብሔር ኣቦይ ካብ ኩሉ ክፉእ ይሰውረና ይሰውርኪ ሓብተይ መዓረይ❤
❤❤❤❤ tebareki kufuy ayrkebki .
ኣነስ ክትሕጉሰኒ እዛ Dr ኣብ ኩሉ active እያ ወላ እዚ film,ቤላ እያ ትከታተሎ ብሓፈሻ ኣብ ኩሉ ማስሚድያ active እየ❤❤❤❤ our blessed
ገልጽከዮ እግዚአብሔር ይባርኪ።🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልእክቲ doctor Please 🙏 ናይ ዙዕ ሕማም ብከመይ ይፍወስ እባ ስርሕልና thanks ❤
Sleti zihabkina mkri azye yemesgneki ezgabiher misaki ykun dr sharon ❤❤
ደ/ር ሻሮን ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ' ዩ ክብሪ ኣለኒ ናዓኺ !🙏🙌
ጽቡቅ ትምህርቲ ዩ ዶር ሻሮን፥ እቲ ኣስማት ናይቲ ኣብ መስተ ዘእትውዎ ተዘይነገርክና ዝሓሽዩ፥
GOD BLESS YOU BITAEMEY SUBUK TIMHIRTY, EGZABIHER MEMELISU YIWESIKELKI
ኣምላኽ ይባርኽኪ ዶክተር
ዶ/ር ሻሮን ንመሃርን ኣገዳስን ኣስተምህሮኺ አመስግነኪ።
Dr sharon Edmen teanan yhafi fetari❤❤
Amen.
Exactly Dr it's so powerful educational advice always i admire you thank you for your sharing yr idea
በሓቂ ሕማቅ ጊዘ በጺሕና ናብ መገዲ አምላኽ ይምለሰና ሰብ ከፊኡ::
የቀንየልና ዶክተር እዚ ትህብና ዘለኪ ኣስተምህሮ ሓደ ዓቢ ሃገራዊ ዕማም ኢዩ በርትዒ ዜጋታትኪ ኣንቅሒ
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልእኽቲ ክብርቲ ዶክተር 💪🏾❤
Amen❤Amenn ❤Amenn ❤kab kulu kufe ydhnena Egzabihier amlak ysewrena ❤
❤ብጣዕሚ ክብረት ይሃበልና ❤
Bahaqi doctor Sharon Egzabiher kab kulu kfue yhalwena ember himaq gize ena bexihna. Edmen tenan yhabki Fetari
Amen amen amen ❤ kab kulu kufie ydhnena egziabeher amlak ❤
አሰይ ሙቁርተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ አምላክ ጥበብ አብ ርእሲ ጥበብ አብዚሑ ይዓድልኪ ዝሓፍተይ
ዎው ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ የቀንየልና ! ኣዋዳድቓ ቃላትኪ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ይብለኒ ተባረኪ ምጭውቲ ሓፍተይ
Tanks dokter
Tahnk you so much nai bhaki ab fetena ayitwena Amlak mar habtey Doctor Sharon edmen tinan yhabki Fetari 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💕🌷💕
ወይጉድ ሕማቅ ግዜ በጺሕና አምላክ ይሐሉወና
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምተና ናይ ብሓቂ ናብ ፈተና ከይትኣትዉ ንቅሑን ጸልዩን ኣብዚኣብሄር ምውካል እዩ ናይ ብሓቂ ዶክተር ሳሮን ትምህርቲኪ ጽቡቅ እዩ ቀጽልዮ ንህዝብኪ በቲ ዝርድኦ ቋንቋ ከተረድኢ እግዚኣብሄር ይሓልኪ
እዋእ ብሓቂ ህላውነት ኣምላኽ ይርዳኣኪ ኢዩ በሊ እንቁዕ ናብ ልብኺ ተመለስኪ
ሰላም ናዓኺ ደክትሩ ❤ናይ መርዘን ርእሲ አባ ገለ ❤
Thank you doctor...zeynfelto aflitkna 🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
ሓቁ እባ እዩ መጽሓፍ ቅዱስ "ካብ ተጠንቀቑ" ማቴ 10፣17 ዝብለና። ክብረት ይሃበልና ድ/ር ሻሮን።
ካብ ፈታውየይ እምበር ጸላእየይሰ ባዕለይ ኽሕልዎ እየ እዩ ዝበሃል so ኹሉ ገሊጽክዮ ኢኺ ሻሮነይ❤
Good lessons dr sharon
nay behaqey dokter🎉🎉🎉🎉🎉
እግዚአብሔር ዝሀበና ሐፍትና ተባረኪ::🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️
Kibrti Doctor Sharon edmen tinan yehabki amlak betami kulu tehelfeyo mekren astmehron mesgana yegbaki
You're right nice advice.
Kbret yehabelna Doctor 👩⚕️ fltetki ysesn
Amen bhaqi egziabiher yhalwena qale senay ysmealna doctor Sharon egziabiher ybarki
ናይ ብሐቂ ደር ሻሮን እግዚ ይሐልወና ካብ ክፋእ
Dokter Sharon Thank you so much 💝 pls eba hagezki yedlyeni koynu bemntay kerkbeki
Bhaqi Dr. Sharon haftey Egziabher yhalwena eu zibahal gzieu kefieu eu. Thank you for sharing 💕🙏💕👍👍👍👍
ብሓቂ ኣምላክ ካብ ክፉእ ይሓልወና🙏🙏🙏 ዶክተረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤
You are blessed through christ!!Keep awaring us !!
❤Gbu dr
ይሓልወና አምላኽ ካብ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት።
God bless you Dr.❤
MashaAllah Dr. Sharon! Keep up the good work. I wish you have in English too. ❤
Nice with clear advice.❤❤❤❤
Thanks dr
God bless you dr
God bless you Dr.
Doctor Sharon Haftey brkty xbqty Neaki WN kab kufuat Sebat yhallweki nkluna kab kufuat ydhnena slety klu thbna mkrin tmrtin. Kbrin msganan YGBEAKI Goyta ybarki doctor sharoney 🙏🙏🙏❤️❤️❤️.
መርሓባ ኣቲ ዓይ መምህርን ሕልናዊትን ሳሮን ሃብተይ ጓል ኤረይ እንቃዕ ደሓን መጻኪ ተባረኪ ኣምላክ ብትኽክክክክክ ይብልኪ
Docter sharon shkor edmen tenan yhabki ❤
Yes amlak yhalwena
Admen teanan yehabki tebarki
Appreciate as usual Doctor ❤
ኣዚዩ ኣገዳስን እዋናውን ኣስተምህሮ!!! ዶ/ር ሻሮን ጓለይ ኣምላኽ ይባርኽኪ!!!
ኣነ ግዳይ ናይዚ ኩነታት'የ😢😢ብልቢ ኣፍቂረ ብልበይ ቀሪበ ከምነብሰይ😭🥲 ስለ ዝሓሰብክዎ ፍቅረይን ነብሰይን ከሲረ ልበይ ሴሩ ገዲፍኒ 💔🥺ታይ ከምዝገብር ኣይፈልጥን ታይ ትሕግዙኒኣምላኽ ካብ ክፉኣት ሰባት ኣይሓለወንን ኣነ ውን ብእምነተይ'የ ተገዲዐ😢
Egziabiher Kulu mstom qunat yu ajoki haftye or hawey 🙏
ሓቀኛ ግዳይ እንተኾይንኪ ከምኡ እውን እንተገይሩኪ ኣብ ልዕሌኺ ገበን ፈጺሙ ስለዘሎ ሓገዝ ትረኽብሉ ቦታ ናብ ቦታ ሕጊ ጥራይ እዩ::
kisesiyo
Ni xubuki eyu!!Miknyatu Amlak neti tenkolegna seb eyu bigihatu alyulki!!
@@rit6091 ተንኮለኛ'ወ🥺
Thanks Dr sharon ❤❤Thanks
ናይ በሓቂ ጽብቅቲ ሓሳብ
Eway nskis shkor beka Goyta ybarki Dr Sharon❤❤❤
Betami bezuh eu an zeabeye resturang zeserahkulu gize aziu bezuh speiling neru 90 talet higi gin Abe Habesha gedidu allo Buzuhat giday yikona 😢. Thank u G B U saroney haftey ❤❤❤
Egziabiher Amlak kab kulu kufu yhalwena btaemi lebam nfeti ❤❤❤Dockor ajoki bertie
Thank you so much Dr Sharon kab fetena yedhnena ❤❤❤❤🇪🇷
Thank you for sharing Dr.👍🏾
ሻሮን እግዝኣብሄር ይባርኺ ❤🙏
Egzio maharena kurustos Kab kufuh halwena amen
Egzabiher bereketun tsegiun ybzhalki doctor sharon kemaki qnuatin wfuyatn nhzbom yebzhalna🙏🙏🙏
Kab gebari kfue yhalwena fetary G.b.u. Dr Sharon
It very ,very a crucial thing ❤
ዶክተር ብእተህብና ሓብሬታ ኣቀዲም ኣዚየ ይመሰገን ቀፅሊ ሓንቲ ሕቶ ካሓተኪ ኣነ ስደት እየ ዘልኩ እና ጥንስቲ እየ 9ይ ወርሒይ ሎሚ ኣተየ ኣሎኩ እና እንጣጢዕ ምስታይ ቆንጆ እዩ ኢልናኒ ኣሕዋተይ ግን ካብ ማኣዝ እየ ዝጀመረ ምስታይ ብጃኪ ተገዲስኪ መለስልይ ❤
ሕጂ ምስታይ ክትጅምሪ ትክእሊ ኢኪ ብጣሚ ቆንጆ እዩ ኣነ ካብ 8ይ ወርሐይ እየ ጀሚረ ምስታይ እና እግዛቢሔር ይመስገን ብሰላም ተገላጊለ 🙏
@@Fhj-zj7eqዝተቆሎወ ዶ ዘይተቆለወ ዓቀኑከ ክንደይ ዛኣክል
@@Fhj-zj7eqእሺኒ እምቤተዋኒ
Fetari yhalwena thanks dr
True in deed.Peaople should not expose themselves.Stay safe the highest protection is Christ.Let him to be your lord and best friend.
love your comment!
Amen Amen Amen Dr.
Thank you for your advice
ዶክተር ሻረነይ ንዓኺ ብፍልጠትን ብጥበብን ዝመልኣኪ እግዚአብሔር ይመስገን
ብጣዕሚ ነመስግን ❤ንፈትወኪ
ኣዴታትናን ስዋ ጥዒመን ንጋሻ ክህባ ኸለዋ ሕቶ ይኾነኒ ነይሩ ኣብ ዝቀረባ ግዜ ምስ ተረዳእክዎን ብምስትውዓለን ግና ከድንቀን ጀሚረ።
ብሓቂ Dr እንጀራ ዓለም ብልዒ ክብርት ይሃበልና
ኦ ጎይታይ ከም በደልና ዘይኮነስ ከም ምሕርትካ ካብ ዝርኣዩን ዘይራአይን ፅላእትና ሓልወና 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️
እታ ቐዳመይቲ መኸላከሊ ንእግዝኣቢሄር ምቅዳም እዩ ኣብ ፈተና ኣይተእትወና ትብል ዓባይ ሓይሊ ዘለዋ ጸሎትን መኸላኸሊ ኣጽዋር እዩ።ብሳይንሳዊ ኣገላልጻን ጥንቃቐን ስለዝገለጽክዮን ነመስግነኪ ድ/ር ሻሮን።
ካብ ፈታውየይ ሓልወኒ እንበር ጸላእየይስ ባዕለይ ክሕልዎ እየ ዝብል ምሳለ ሲ ነዝን ወዲከምዝን እዩ 🙏🙏🙏🙏
ዶር. ሻሮን ኣዝዩ ጽቡቅ ትምህርቲ
ብፍላይ ንመንአሰያት ኣብ መዑብላት ዓለም ዘለና
ከምዝ ዓይነት ትምህርቲ ቅድሚ ኩነት ኣዝዩ ተቃሚ አዩ
Dr sharon thank you so much.
ናይ ብሓቂ ዓባይ መድሃኒት ኣብ ፈተነ ኣይተእትወኒ ኢልካ ናብ ኣምላኽካ ምጽላይ ። የቀንየልና ድር ሻሮን
ኣሰይ ተባዕ ደክተር
ካብ ክፉእ ሓልወኒ The best advice ever heard from doc.
ናይ ባሐቂ ኣንበሳ ቡዙሕ ኢና ንማሀር ካባኪ thank you
እግዚኣብሔር ንዓኺ ካብ ኩሉ ክፉእ ይሓሉኺ ዶክተር ሻሮን ሓፍተይ። ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኢዩ
Spiking : ምትንካፍ 🙏
ዶክተር ሻሮን ኩሉ ግዜ እትህብና መሃሪን ጠቃምን ኣስተምህሮ ብልቢ ምስጋና ይግብኣኪ እንታይ እሞ ካባይ ጀሚርካ ኣብ ክንዲ ከምዚ ዓይነት ትምህርታዊ መደባት ኣብ ምክትታል ነቲ ዘይጠቅም መደባት ኣብ ምክትታልን ምዕባይን ንርከብ ልቦና ዘድልዮ ኢዩ ንዓኺ ድማ እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ይባርኽክን።❤❤❤❤❤❤
Dr you are supporting your people GOD bless you I wish you all the best ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ብሓቂ ዓቢ ኣስተምህሮ God bless you DR
እዝግሄር ይሓልኺ ዶክተር ኣምላክ ግብረእከያት የርሕቀልና
ናይ በሓቂ ካብ ፈተና ኣድሕነና, ደክቶር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እዝጋብሄር ኣምላኽ ሰጉኡ የብዛሓልኪ ♥️♥️♥️
Amlak ybarki kem Noah sebakit tsidki eki dr shari❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ለባም ወረጃ ሓፍተይ ዶክተር ሻሮን ብሓቂ እዚ ዘሎ ግዚ ብጣዕሚ ኣሸጋሪ ዝኾነ እዋን እዩ ኸምኡ ድማ ብመንፈሳዊ ድማ ኸምኡ ስለዘሎ ኹሉ ሰብ ብሓይማኖቱ ክነፍዕ ከምዘለዎ ከዘክር ይፈቱ ፈጣሪ ይሓልወና.
ፅቡቅ አለኪ አምላክዳ ባዕሉ ይሓሉ እንበር ንእከይ ዝሓስብ ሰብ ሓሊካ አይትሕልዎን ኢካ
ብሓቂ ክፈትወኪ ማዓት ንመንእሰይ ዝቆመት ዶክተር እግዝአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዶክተር ሻሮነይ❤🙏
ኣሜን ዶክተረይ ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እዩ ። እድመን ጥዕናን ሓይልን ጥበብን ይዓድልኪ ፈጣሪ ጅብዕተይ።
Thanks Dr Sharon for bringing this education video to our attention
GBU.❤❤
አድመን ጥአናን ይሃብኪ ዶክተረይ ንትህብና ትምህርትን ምኽርን እግዚአብሄር ጸግኡ የብዝሐልኪ ።
እግዚአብሔር ኣቦይ ካብ ኩሉ ክፉእ ይሰውረና ይሰውርኪ ሓብተይ መዓረይ❤
❤❤❤❤ tebareki kufuy ayrkebki .
ኣነስ ክትሕጉሰኒ እዛ Dr ኣብ ኩሉ active እያ ወላ እዚ film,ቤላ እያ ትከታተሎ ብሓፈሻ ኣብ ኩሉ ማስሚድያ active እየ❤❤❤❤ our blessed
ገልጽከዮ እግዚአብሔር ይባርኪ።🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልእክቲ doctor
Please 🙏 ናይ ዙዕ ሕማም ብከመይ ይፍወስ እባ ስርሕልና thanks ❤
Sleti zihabkina mkri azye yemesgneki ezgabiher misaki ykun dr sharon ❤❤
ደ/ር ሻሮን ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ' ዩ ክብሪ ኣለኒ ናዓኺ !🙏🙌
ጽቡቅ ትምህርቲ ዩ ዶር ሻሮን፥ እቲ ኣስማት ናይቲ ኣብ መስተ ዘእትውዎ ተዘይነገርክና ዝሓሽዩ፥
GOD BLESS YOU BITAEMEY SUBUK TIMHIRTY, EGZABIHER MEMELISU YIWESIKELKI
ኣምላኽ ይባርኽኪ ዶክተር
ዶ/ር ሻሮን ንመሃርን ኣገዳስን ኣስተምህሮኺ አመስግነኪ።
Dr sharon Edmen teanan yhafi fetari❤❤
Amen.
Exactly Dr it's so powerful educational advice always i admire you thank you for your sharing yr idea
በሓቂ ሕማቅ ጊዘ በጺሕና
ናብ መገዲ አምላኽ ይምለሰና ሰብ ከፊኡ::
የቀንየልና ዶክተር እዚ ትህብና ዘለኪ ኣስተምህሮ ሓደ ዓቢ ሃገራዊ ዕማም ኢዩ በርትዒ ዜጋታትኪ ኣንቅሒ
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልእኽቲ ክብርቲ ዶክተር 💪🏾❤
Amen❤Amenn ❤Amenn ❤kab kulu kufe ydhnena Egzabihier amlak ysewrena ❤
❤ብጣዕሚ ክብረት ይሃበልና ❤
Bahaqi doctor Sharon Egzabiher kab kulu kfue yhalwena ember himaq gize ena bexihna. Edmen tenan yhabki Fetari
Amen amen amen ❤ kab kulu kufie ydhnena egziabeher amlak ❤
አሰይ ሙቁርተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ አምላክ ጥበብ አብ ርእሲ ጥበብ አብዚሑ ይዓድልኪ ዝሓፍተይ
ዎው ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ የቀንየልና ! ኣዋዳድቓ ቃላትኪ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ይብለኒ ተባረኪ ምጭውቲ ሓፍተይ
Tanks dokter
Tahnk you so much nai bhaki ab fetena ayitwena Amlak mar habtey Doctor Sharon edmen tinan yhabki Fetari 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💕🌷💕
ወይጉድ ሕማቅ ግዜ በጺሕና አምላክ ይሐሉወና
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምተና ናይ ብሓቂ ናብ ፈተና ከይትኣትዉ ንቅሑን ጸልዩን ኣብዚኣብሄር ምውካል እዩ ናይ ብሓቂ ዶክተር ሳሮን ትምህርቲኪ ጽቡቅ እዩ ቀጽልዮ ንህዝብኪ በቲ ዝርድኦ ቋንቋ ከተረድኢ እግዚኣብሄር ይሓልኪ
እዋእ ብሓቂ ህላውነት ኣምላኽ ይርዳኣኪ ኢዩ በሊ እንቁዕ ናብ ልብኺ ተመለስኪ
ሰላም ናዓኺ ደክትሩ ❤ናይ መርዘን ርእሲ አባ ገለ ❤
Thank you doctor...zeynfelto aflitkna 🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
ሓቁ እባ እዩ መጽሓፍ ቅዱስ "ካብ ተጠንቀቑ" ማቴ 10፣17 ዝብለና። ክብረት ይሃበልና ድ/ር ሻሮን።
ካብ ፈታውየይ እምበር ጸላእየይሰ ባዕለይ ኽሕልዎ እየ እዩ ዝበሃል so ኹሉ ገሊጽክዮ ኢኺ ሻሮነይ❤
Good lessons dr sharon
nay behaqey dokter🎉🎉🎉🎉🎉
እግዚአብሔር ዝሀበና ሐፍትና ተባረኪ::🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️
Kibrti Doctor Sharon edmen tinan yehabki amlak betami kulu tehelfeyo mekren astmehron mesgana yegbaki
You're right nice advice.
Kbret yehabelna Doctor 👩⚕️ fltetki ysesn
Amen bhaqi egziabiher yhalwena qale senay ysmealna doctor Sharon egziabiher ybarki
ናይ ብሐቂ ደር ሻሮን እግዚ ይሐልወና ካብ ክፋእ
Dokter Sharon Thank you so much 💝 pls eba hagezki yedlyeni koynu bemntay kerkbeki
Bhaqi Dr. Sharon haftey Egziabher yhalwena eu zibahal gzieu kefieu eu. Thank you for sharing 💕🙏💕👍👍👍👍
ብሓቂ ኣምላክ ካብ ክፉእ ይሓልወና🙏🙏🙏 ዶክተረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤
You are blessed through christ!!Keep awaring us !!
❤Gbu dr
ይሓልወና አምላኽ ካብ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት።
God bless you Dr.❤
MashaAllah Dr. Sharon! Keep up the good work. I wish you have in English too. ❤
Nice with clear advice.❤❤❤❤
Thanks dr
God bless you dr
God bless you Dr.
Doctor Sharon Haftey brkty xbqty Neaki WN kab kufuat Sebat yhallweki nkluna kab kufuat ydhnena slety klu thbna mkrin tmrtin. Kbrin msganan YGBEAKI Goyta ybarki doctor sharoney 🙏🙏🙏❤️❤️❤️.
መርሓባ ኣቲ ዓይ መምህርን ሕልናዊትን ሳሮን ሃብተይ ጓል ኤረይ እንቃዕ ደሓን መጻኪ ተባረኪ ኣምላክ ብትኽክክክክክ ይብልኪ
Docter sharon shkor edmen tenan yhabki ❤
Yes amlak yhalwena
Admen teanan yehabki tebarki
Appreciate as usual Doctor ❤
ኣዚዩ ኣገዳስን እዋናውን ኣስተምህሮ!!! ዶ/ር ሻሮን ጓለይ ኣምላኽ ይባርኽኪ!!!
ኣነ ግዳይ ናይዚ ኩነታት'የ😢😢
ብልቢ ኣፍቂረ ብልበይ ቀሪበ ከምነብሰይ😭🥲 ስለ ዝሓሰብክዎ ፍቅረይን ነብሰይን ከሲረ ልበይ ሴሩ ገዲፍኒ 💔🥺
ታይ ከምዝገብር ኣይፈልጥን
ታይ ትሕግዙኒ
ኣምላኽ ካብ ክፉኣት ሰባት ኣይሓለወንን ኣነ ውን ብእምነተይ'የ ተገዲዐ😢
Egziabiher Kulu mstom qunat yu ajoki haftye or hawey 🙏
ሓቀኛ ግዳይ እንተኾይንኪ ከምኡ እውን እንተገይሩኪ ኣብ ልዕሌኺ ገበን ፈጺሙ ስለዘሎ ሓገዝ ትረኽብሉ ቦታ ናብ ቦታ ሕጊ ጥራይ እዩ::
kisesiyo
Ni xubuki eyu!!
Miknyatu Amlak neti tenkolegna seb eyu bigihatu alyulki!!