Kidane Dane (Misay) ኪዳነ ዳነ (ወድ ዳነ) ምሳይ / New Tigrigna Music 2024 (Official Video)
HTML-код
- Опубликовано: 16 сен 2024
- Kidane Dane (Misay) ኪዳነ ዳነ (ወድ ዳነ) ምሳይ / New Traditional Tigrigna Music 2024
goo.gl/e32poa
@LihamMelody
/ lihammelody
/ liham_melody
/ lihammelody
Any unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited.
Copyright ©2024 Liham Melody
#tigrignamusic #africanmusic #LihamTigrignaMusic #tigraywedding #ethiopianmusic
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ትግራይ እሰማለው ግን አልመልስም እኔ አማራነኝ ግን በጣም ነው የምውዳችሁ እንኳን አደርሳችሁ አደዮቼ❤❤❤
እናመሰግናለን 🙏ባይገባን ከተግባባን ጥሩ
🎉🎉🎉🎉🎉🎉@@user-mq7ud1il8f
፡፡😅፡፡😊😅😅፡፡፡፡ፐፐፐፀ😊?ፀፀፀፀፀፀ🎉🎉😂🎉🎉
ኣብሮ እንኳን ኣደረሰን ወንድማችን እኛም እንወዳቹሃለን ወንድማሞች ነን
ፅቡቅ ደርፊ ተጋሩ መዓረይ ፅቡቅ በዓል ሓዱሽ ዓመት ከኣ ኣብ ዝሃለኹም ሃሊኹም መፃኢ ሓዱሽ ዓመት ምንም ተኹሲ ለይንሰምዐሉ ብባህልናን ክብርታትናን ሓወይ ሓፍተይ ተባሃሂልና ንነብረሉ ዘመን ይግበረልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኪዳነ ዳነ (ወዲ ዳነ)ናይ ሕማመይ እዩ ዝፈትዎ ደራፊ ኣየ ግዜ ጥዑም ከይበልናዮ ጥዑም ግዜ ሓሊፊ ወዲ ዳነዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🌺🌺🌺🌺🥀🥀🥀🥀🌻🌻🌻🌻💖💖💖💖💖💘💘💘💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
I am listening to this from America in the eve of Geez new year.wedi Dane is one of the best Tigray traditional musicians.Happy new year everyone
ወዲሰንዓፈ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቅ ሓዱሽ ዓመት ናይ ሰላም ፍቅሪ ጥዕና ተፈናቃሊና ናብ መረበቱ ዝምለሰሉ ዘመን ይግበሮ ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ዳነ🙏🍀☘️💚❤️
ዝፎትዎ ደራፊ( ወዲ ዳነ) እንኳዕ ዳሕና መፃኻ በዓል ጥዑም ድምፂ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኩሉኹም ኣሕዋተይ ዘመኑ ናይ ሰላምን ቅሳነትን ናይ ሰሓቅን ናይ ደስታን ይግበረልና ኣሜን ኣብ ስደት ዘለኹም ኣሕዋተይ ኣጆኹም ኣውደኣመት ብዝመፀ ብጣዕሚ እዩ ዝጨንቀና ወለድና ኣሕዋትና እዮም ዝረአዩና ኣጆኹም ልኹሉ ግዜ ኣለዎ ❤👍 ሰናይ ዓመት በድጋሚ
ንእስነትን ግዜን ተይመነናዮም ርሑቅ ሰፊርና ይበል ኪዱ ሓወይ ኩሉ ግዜ ብሉፅ ተስፋ ንገብር ስደትና ሓፂሩ በቲ ድሙቅ ጋይላጋ ከም ቀደምና ንእስነትናን ወንናን ንምልስ ይግበረና ቀፅለሉ ጅግና ሓወይ ፈታዊ ሰቡ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ዘመነ ሰላም ዘመነ ራህዋ ተጋሩዋኒ ❤❤❤😍😍😍
ወዲ ዳነ ሓወይ ሓሪፍ ስራሕ ከም ወትሩ👏
ሓሳብ ልብና ዝሰምረሉ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ዓደይ💐💛
የዒስ ወዲ ዓይባ ዓደይ💕💕
ወዲ ዳነዋይ ብዓል ስሑል ጎሮሮ ናይሕማመይ ኩሉ ደርፍታቱ ሰሚዕካ ዘይፅገብ ለለ ናሕጅሞ ያበደነዉ ሰሚዐ ምምናዉ ስኢነያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታዋይ ኩሉ ግዜ ብሉፅ❤ ተጋሩዋይ ኣበየለኩም like ሼር ዳገበርኩም ነዚ ብሉፅ ጅግና ሓዉና ነተባብዐዬ❤️ መልካም ሓዱሽ ዓመትለ ይግበረልና🙏🌻
ታይ ክወፆ ሓወይ ባዓል ግርማ💛♥️
ኣዛንየኒ ድያ ዝበለት😂 ብዝኾነ ፅቡቅዩ ኪዳኑ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤🎉❤
ኪዳነ ዳነ ባዓል ጥዑም ድምፂ ቀፅለሉ ወዲ ዓይባ ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እሰይይይይ ክንደይ ይፅብቅ እቲ ባህልናስ ትግራዋይ ሞኻን እኮ ትዕድልቲ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤
wowwwwww Aseyyyy Zhawey Des Zbal Srha Edima Tina Yhabka Kiduye Hawey Meareyyyy❤
ኪዱዋይ ባዓል ጥዑም ድምፂ❤❤❤❤❤💛❤️❤❤❤❤❤
ተጋሩዋይ ፅሩያት ባህልና ይዓንብብ እሰይይይይ❤❤❤❤❤
ወዲ ዳነዋይ ወዲ ሩባይ እንኳዕ ዳሓን መፀኣካ❤
😍💜😍
ይመችካ ወዲ ዳነ❤❤❤❤❤
ኪዳነ ሓወይ ድሕሪ ከቢድ ኩነታት እንኳዕ ደስ በለና ቀፅለሉ ድማ ኣንታ ጀግና
ፅቡቅ ዕድል ሓወይ መዓረይ
ደቂ ሪመይ ነይ ኪዱ ወዲማ ዉለዲ ማሳማሰየ ትበል እባ ሓብሩኒ በይዛኩም ስኢነያዋ🙏
ኣነስ ክፈትዎ መዓት ወዲ ዳነ ኣብ በረካ ከለዉ 50 ግዜ ሰሚዐ ዘይሞንዎ ደርፉ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዓደይ መዓረይ ዓዲ ጥበብ
One of best Oromo, Oromiaa child 🙌🙌🙌🙌🙌☕🍕✅💕💕💕💕💕💕👍
ቀፅለሉ ወዲ ዓደይ🥀💜🥀❤❤❤❤
እንቋዕ ትግራወይቲ ኮንኩ። ዘለኣማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና።❤🎉
ኪዱዋይ ባዓል ጥዑም ድምፁ🥰😘💘
Very beautiful traditional song of ours
Wooow like this 😂❤
Esey esey 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
ወዲ ዳነ ባዓል ጥዑም ድምፂ❤❤❤🎉🎉
ምጥዓሙ ባህልና ❤
ፅቡቕ ስራሕ👌 እና ርሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና💕
ኪዳነ የቐንየልና !! ብሓቂ ባህሊ ትግራይ ንቕድሚት ትወስዶ ኣለኻ !! ትኹረትካ ኣብ ባህላዊ ደርፊ ትግርኛ ግበር ምስቱ ዘለካ ኩሉ ዘጠቓለለ ክእለት !! ክብረት ይሃበልና ምስ ኩሎም ኣብዛ ደርፊ ዝተሳተፉ !! ሠላምን ምዕባለን ነዛ ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ።
ወዲ ዳነ ሓወይ ማዓረይ ሓደ ክንዲ ሽሕ💛♥️
ፅቡቅ ስራሕ ሰሪሕካ ወዲ ዳነ ጡዑም ድምፂ ❤❤❤❤❤
ውነኻ ዝመልስ ደርፊ ቀፅለሉ ወዲ ዳነ ❤❤❤
ፅቡቅ ስራሕ 👌🥰💘💞💞💘💞🥰🥰
ፅቡቅ ስራሕ 🎉🎉🎉🎉
𝐖𝐞𝐝𝐢 𝐝𝐚𝐧𝐞 𝐧𝐟𝐞𝐭𝐰𝐞𝐤𝐚 𝐢𝐧𝐚🥰❤️
ዋውውው ፅቡቅ ስራሕ
ባዓል ጥዑም ድምፂ እንካዕ ብሰላም መፃካ
ፅቡቅ ስራሕ
ወዲ ዳነ ባዓል ጥዕም ድምፂ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣሰይ ዝሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤
ኪዳነዋይ ፅፍፍ ስራሕ ወዲ ዓደይ ዝናይ ቀደም ጥዕም ግዜ ይዝክር ጥዕም ሓልፊ ጥዕም ከይበልናዮ❤ናይ ሰላም ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ዓደይ🎉
ዝፈትዎ ደርፈ ፅቡቕ ስራሕ😍❤❤❤❤
ኪዱዋይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢
ፅቡቅ ስራሕ ኪዳት❤❤❤
ደስ ይላል እድሜ ጤና ይስጥህ ጋሼ ኪዳነ😘😘😘
ደስ ይላል😘እንካን ኣደረሣቹ❤❤
ተጋሩዋይ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ወዲ ዳነ ፅብቁ ደርፊ
Wow gerami
ሰላም ይግበረልና ❤❤❤❤
❤❤❤❤ዝፎትዋ ደራፊ እንካዕ ዳሕና መፃካና
Good job
ፀፅቡቅ ስራሕ ወዲ ረመይ❤
wawu Amazing video 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Wawwwwwww des bahali music
ተጋሩዋይ💛❤💋🌹🌹
Ztebareke hadush amet ygberlna deki adey
ኪዳነየ ሓወይ ናተይ ኩርዓት ጉለ ፅቡቅ ሰራሕ ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ያምራል
ስናይ ሰራሕ ይግበረልካ ሓወቦይ 🥰❤
ታይ ክወፆ ሓወይ ባዓል ግርማ❤❤
❤❤❤❤ኪድዋይ
ድስ ክብለኒ ዝደራፊ🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ባዓል ጥዕም ድምፂ🤴❤👑
ሰናይ ስራሕ broway❤
❤❤❤❤❤ nic pic
ንስካ ማ የትድገምይ ብስሩ ቀፅለሉ 😮🎉
ኪዱዋ 🥰😍
ኪዱ❤
ወዳ ዳነ ሽኮር❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ዳነዋይ❤❤
ደስ በሃሊ ባህሊ ትግራይ ብወዲ ዳነ❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉
❤️🙏🏿
ሰናይ ዘበን ይግበረልና
❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤
ዝሓወይ ቡሉፅ💚
♥️♥️💜🌹
❣️❣️❣️❣️🥰
🎉🎉🎉❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊
🌻🌻 መልካም 🌻🌻️
🌻🌻 አዲስ 🌻🌻
🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️
🌻️🌹🌾🌻💐🌷🌻
🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ዠተጋሩዋ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🥰🥰😍😍
❤🥰
❤❤❤❤😊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደቂ ትግራይ ሽካሪናትት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🦋🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😊😊
🥰🥰🥰🥰🥰🥰