I feel sorry for the men and women who died in the same time. The people who are winded our heroes in the end. This is the result of war one thing I didn’t like what he said was they were killing the war prisoners I don’t care where they’re from if they were Ethiopian if they were Eritrean or.Tegrayen It is wrong to kill war prisoners this if there’s a justice you can come to court of flow one day and you’ll be prosecuted not only you not only you not only you the word leaders from both side God bless you and hope you get the treatment you deserve
Easy to say. He told you they were in no firkin position to treat prisoners of war. He is telling you they were outnumbered and eventually the prisoners would impose more treat to their survival. We all know it is wrong but it was by circumstance not by choice.
Wersay and wedi Tukul why all these lias,you can read from his face that he is liar. Stop copy and paste Tegaru,try to creat your own history please foooo temlas mxiyuni
ተጋዳላይ ገብረመድህን ተስፋይ 0914774978 (ቱኹል)
God bless you hero brother, God bless you 🙏 Amen 🙏 🙌
ዋይ እኒአኻ ሓቦ፣ ጅግንነት። ጽኑዕ!
እዋይ አሓተይ እዘኹሉ መከራ አሕሊፍኩምሲ ዞም ጠላማት ንቦድካ ወይ ውስኪ ኢሎም ክብርታትኩም ሓንሽሸሙዎ ግን ጀጋኑና ኩሉግዜ አብልቢ ህዝቢ ትግራይ አለኹም አጀኹም ጀጋኑና
ትሑት ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ እዚ ኩሉ ዋጋ ከፊልካ ኩነታት ትግራይ አብ ግምት ምእታውካ ለባም ጅግና ሙዃንካ እዩ ዘመላኽት
ዝተማረኸ እናቐተልና. ..... 😢
ዓኽ ጀጋኑና ተሳቕዮም
ኣጆኻ ዝሓወይ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን
ንዘይ ርበሕ ስራህኩም ንጀጋኑና ኣይሳቁዩልና😢😢😢😢😢😢😊
እዋይ ህዝበይ ንምንታይ ውቁዓት ኣሕዋትና ጠመተ ዘይ ትገብሩሉም ኣጀካ ጂግና ሓወይ
ጀጋኑና በብ ዝከኣልናዮ ክሳብ ዝወግሕ ምሕጋዝ ዘድሊ ምኳኑ ክንኣምን ኣለና
ተጋሩ ኢዶም ዘይረኽቡላ ትግራይ ከባድ እያ
እዋይ መራሕቲ ሕሰቡባ ንኽደይ ግዜ ንሰልጣን ከንቱዪ አጆኻ ዝሐወይ ጅግና ኢኻ።
Pure and genius tigrawot I l my nationalist Hiro I don't forget you forever, long-living for all tigrreans flighters,,tigray proud on you,
He is good the way he explaine Gegna..
ብሓቂ ጀግና ገሬ አጀዃ🎉🎉🎉
ንስኻ ጅግና ኢኻ። ጅግና መራሒ ይመፅእ ኣሎ❤❤❤
He is so hero.
እዋይይይይይ ወዲ ትኹል ሓወይ
ኣጆኻ ጅግና ኢኻ ዝሓወይ
💊❤️💊❤️💊❤️💊
ብናይ ካድራት ፕሮፖጋንዳታት ብቐሊሉ ብስምዒት ዝህንደዱ ዕሸላት መንእሰያት ብኽፉእ እናጠፍኡን ሰንኪሎም ዓዲ እናወዓሉን ፡ ስልጣን መራሕቲ ዝዋሓስ ምዃኑ ፡ ልሙድ ናይ ኲናት ባህሪ ኢዩ ። 😢
ዓድዋ አይትበል ብትግራውነትካ ተመካሕ
እቲ ጽገም ኮ እዙይ ዩ
ወይ ተጋሩ ዘኸለፋኩምዎ መከራ ጀጋኑ ጀጋኑ
❤❤
I feel sorry for the men and women who died in the same time. The people who are winded our heroes in the end. This is the result of war one thing I didn’t like what he said was they were killing the war prisoners I don’t care where they’re from if they were Ethiopian if they were Eritrean or.Tegrayen It is wrong to kill war prisoners this if there’s a justice you can come to court of flow one day and you’ll be prosecuted not only you not only you not only you the word leaders from both side God bless you and hope you get the treatment you deserve
Easy to say. He told you they were in no firkin position to treat prisoners of war. He is telling you they were outnumbered and eventually the prisoners would impose more treat to their survival. We all know it is wrong but it was by circumstance not by choice.
እሞ ጥፍኣት ካብ ክባ ኣውፂእካ ጅግና ዲና ክንብለካ ብኹት
Wedi tkul arekey
Ajoka zhawey. Gin lini menjorino. ( fetlewerk) mdhanka gega gerkum. Tdf hkimna yedlyena elkum twetsu telekum bitush. Btiytn tokisomlkum. 😢 tigray liletfea tengis lilimotela teward.
መራሐቲ ትግራየ ካበዚኦም ንልዕሊሰ መን ክነግረኩም ኢኹም ትደልዩ ካበዚኦም ንለዕሊ ንመነ ንመን ትሰመዑ
ናይ ቫዕቢያ ደርፊን ሽምን ክትፈትዎ
ይገርም ዮ"
እዚ ኹሉ ሽግርን መከራን ጸበባን ሓሊፉ ንስልጣኑ ክብል ትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ደብረጽየን ብወገነይ ተሪር ስጉምቲ ክውሰደሉ አለዎ፣
ከምኡ ውን ናይ ህወሓት ዕሱባት ዝኾኑ አድላያይ መቕጻዕቲ ይገበረሎም።
You Eritrean get out
እህህ ንዓኹም ዘይኾኑ ሌባብ መረሕቲ ፡
ኣጆካ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ጂግና ወዲ ህዝብ
ለባም ጀግና
እዞም ጠላማት ጉጅለ ደብረፅዮንን አለም ዋጋ ክኸፍሉ እዮም ፡፡
😢ፈጣሪ ምሳካ ይኹን
TPLF and PP criminals must be held accountable for the senseless war.
አታ አብኡ ገዲፍካያ ዘይምመጻእኻ ሰብ ኢልካ ጠላም በላዒት ሰብ ጎቲትካ አምጺእኻልና 😢
በረትዕ።ኣጆኻ፡ጅግና፡
ኣረበጃኹም፡ሓግዝዎም።❤❤❤
ሓወይ
❤🎉🎉🎉😢😢
ስልኪ ፃሓፍሉ
እንታዮ ዘረቡኡ ኢዮ ውጻእ ውረድ ትግርኛ አብ ትግራይ ሞይታ ተቀቢራ ፉእእእእእ
Entay emo alekum
ኣታ ነዚኦም እንዶ ራኣዩይ።
እንተኾነ ዘለኩም ኩሉ ነዚኦ መሀገርኩም ኣቱም መራሕቲ ትግራይ። ንዓኹም ክብሉ አዮም ከምዚ ኮይኖም ዘለዉ
Debretsio ktaz network hzbi tgray selam mrekebe
እንትታይወስደኩምአብዘይዓድኩም
ለባም ሰብ
❤️❤️❤️🌷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እዋይ !!! ከምዙይ ኣሕሊፍካስ " ሕጂ ንድሕሪት ፡ ከም ሽንቲ ገመል ! ነንሓድ-ሕድካ ከም ኣኽላባት ትባላዕ ?
ካብዙኦም ዳኣ ታይ ክንፅበ
መቸም ከም ሻዕብያ ጨካን ንንንንንንንን ንህዝቡ እኳ ዘይከውን
What about boy friend of Monjorino/ Haile Libanose /
ስለዚ ንዛ መጣጢት ደም መሊሳ ንህዝቢ ትግራይ ደም ክተፍስስ ዕድል ልሃብካያ ንስኻ ተሓታቲ ኢኻ😢
ብዊስኪ ክሕጸቡ እንዳወዓሉ ንስኽም ክኣ መድሃኒት ስኢንኩም ይገርም ንብላሽ ሰንኪልኩም
ኣዮኻ እዝ ሓወይ
ይህዝን ነስም ኣበይ ኣሎው ነሱ ክ ?
መድሃኒት ከማን ኣይሃብኹምን ንዓኣቶም ክትብሉ ሞይትኩም ሰንኪልኩም ንብላሽ
ማ/ኮሚቴ ኣይነበሩን፡፡ምስ ካሊእ ኣርሚ እዮም ነይሮም፡፡እቲ ብፃይ ቅድም ምስኦም ስለዝነበሩ ሽዑ እውን ምስኦም ዘለው መሲልዎ እዩ፡፡
Ata bseb txawet aleka mish nay menjerino zbelkayo abey alo,beka hakegna mesilka bhasot genzeb tkib aleka hmak
Bertie agoko wedi Tukul meles tetsawilolka
Those people don't stop lies
ሰላም ሰረት ሚድያ
ፀላኢ ንምስክርነት ዝጠቅም ሓሳብ ዘይትቆርፁዎ ንምንታይ እዩ?(ንካልኣይ ግዘ ሓሳበይ የቐምጥ ኣለኹ) ኩሎም ቃለ መሕትታትኩም ካብ ዝከታተል ርኢቶ ተቐበሉ
ጨካን ሓታትቲ
እዞም ጠላማት ሕወሓት ጥልመትን ክሕደትን ኣመሎም እዩ ንስኹም ኣቱም ስንኩላት ግን ናይ ህዝቢ ትግራይ ካብ ወርቂ ዝደምቕ መስዋዕትን ታሪኽን መዘከርታን ኢኹም
ንሰበስልጣን ክትብል ሰንኪልካ
Menjerino abey iya tekhibiba?
Afrikaans mrahyi telamat e I om ndolar e u om zkalesu hzbi nkhalom amha r u yhshkum hzbi tgray weyane aytemonwo
ዋይ ወዲ ትኹል በቃ ኣሕ
ኣይሲምዕን እይ ኢምቢ ኢዚአምጺዩ ሚሐሪት ይዉሪደለኹም ዲቅ ቁሉዑ ትጌራይን ኤርትሪዊያና ጪጣን ዋያን 🇪🇷 ❤🇪🇹❤👋👋👋👋❤
Wersay and wedi Tukul why all these lias,you can read from his face that he is liar. Stop copy and paste Tegaru,try to creat your own history please foooo temlas mxiyuni
አቱም ናይ ግሊ ዩትበራት ትበሃሉ አብ ሚድያ ዝበሃልን ዘይበሃልን, ዝሕተትን ዘይሕተትን ፍለጡ
ን ናይ ውልቀ ረብሓኩም ኢልኩም ታሪክ ተጋዳላይናን ህዝብናን አይተበላሽዉ.
ብስርዓት በግንባር ወይ እውን ብአርሚ እዩ ክስነድ ዘለዎ.
ትርቡእ ሚድያ ፋራ ኮካኮላ ኦሮማይ ትግራይና ካብ አቃምና ፈተክ አይንብልን eliminated for ever we are ready online to destroyed you for ever 😂 ድትባያት
ዘይሓተቱኻ በሉ እንደርታ!! እንታይ ገደደካ ንዞም ፋሺስቲ ክትብል አካላትካ ክትስእን? ሕዚ ኣይፍለጠካን፤ ዕድመ እንዳደፋእካን ጊዜ ምስ ወሰድካን ረዳኢ ምስ ሳኣንካ “ክትናሳሕ ኢኻ” ፡፤ እዛ ደንቆሮ ማሃይም እዚኣ ትሽቅጠልካ ኣላ እምብር ኣይትዕንግለካን። ካልኦት ልቢ ግበሩ። ዳሓር ምንሳሕ ኣይቐርን። ከመይ ኢልና እሞ ክንምዕደኩም ካብ’ዚ ዝበለ መምሃሪ።ሕሽክርና ፋሺሰታዊያን ግደፉ።
ብሃንግን ዓመጽን ስርቅን ዝቀትለኩም ዘሎ ሕጂኸ ሻዕብያ ድዩ ሃሃሃሃ
ህወሓት እንድሕር ለይጠፍአት ወለዶ ካብ ወለዶ ሃምዙይ ላረእና ኢና ንሃልቅ። ደቆም ኣብ ዉጪ ዕምበባ መሲሎም ደቅማቶም ተጋዳል ላበሉ የኾስትርዎምለዉ። ኸዚለ ኻሊእ ዉግእ ኢዮም ደሊዮም አአ ክኣትዩ ምስ ሻዕብያይ ፋኖይ። ኣብይ ይሐሸና ካዞም አጋንንቲ እዚኦም።
ማይ አቅርብ
ንሰነድ ዘይኮነስ ንዘይረብሓ ቅርሺ ክትብሉ ክብርታት ህዝቢ ሃደሽደሽ ተብልዎ ኣለኹም ሐዚ ወቅቱ ድዩ እቲ ዝገርም እሴትን ጀግንነትን ህዝብና ናብ ኣደባባይ ብምውፃእ ንፀላዕትና ዕጥቂ መሲሉ ይረአየኒ?
ከምታ ብሓሶት 4 ታንኪ ኣቃጺላ ዝተባህለት ሕጂ ኽኣ ንዓኻ ዘቃልዕ ክመጽእ እዩ ኣብዛ ክልል ዘየለ ሓሶት የለን
እንታይ አይነት ሀስውቲ ኢኹም