Zinabu Abadi _ CherCher_ ዝናቡ ኣባዲ _ ጨርጨር_ New Tigrigna Raya Music (Offical Video) 2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 22 дек 2024

Комментарии • 767

  • @MengistuNigus
    @MengistuNigus 4 часа назад +1

    ጥዕም ብልኹም ዓርከዋ "ወጀራት" ብልኹም ስርሑልና ብጣዕሚ ንፈትዮኩም ጀግና ዋ እኹም።❤❤❤

  • @Mengstu-p4x
    @Mengstu-p4x 3 дня назад +55

    ብሉፅ ስራሕ ካብ ብሉፅ ሰብ 100 ብ 100 ተሰሪሑ ::
    ታ ክወፅኦ
    ብስም ወድ ኣባዲ like ግበሩ ተጋሩዋ

    • @Rewax-y6g
      @Rewax-y6g 2 дня назад +1

      ❤❤❤❤❤❤❤

    • @JjdjNzn
      @JjdjNzn День назад

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @AbeHabeshawit
      @AbeHabeshawit 4 часа назад

      😊😊000😊😊😊😊

    • @AbeHabeshawit
      @AbeHabeshawit 4 часа назад

      😊

  • @wmtech8448
    @wmtech8448 3 дня назад +66

    ራያ ማለት ባህሉ ዝዕቅብ ህዝቢ ትግራይ እዩ ንህዝቢ ራያ ዝፈቱ ላይክ ፅፍዕ ኣቡሎ❤❤❤

  • @JfhfjfTnfjjf
    @JfhfjfTnfjjf 3 дня назад +24

    ጨርጨር ዓደይ😢😢❤ያኢስ አርክ ወዲ አባዲ ያቀንየልና ደቅ ጨርጨር ዓበይ እነሐኩም ናገበዕኩም ረዐዩሉ ከይታሐፍሩና

  • @tsehaygalraya
    @tsehaygalraya 3 дня назад +21

    ያዕስስስ ወዲ ኣባዲ ማለት ወትሮ ትፈቃዒ ጎይታ ጉማየዋ እኳዕ ብሰላም መፃኻና🌷 ዓውዪ መልእኽቲ ድንሀዎ ሸገ ስራሕ ምስ ጥዑም ድምፂ እወ"ታ ጨርጨር ዓዲ ቓዳሙን ጀጋኑ ሃመይ ብላ ዳዳሓር ትቓሪ💪🎉❤❤

  • @HamHhhh-z7o
    @HamHhhh-z7o День назад +6

    ዘናዉ ኣባዲ ንበረልና ጥዕምዲምፅ ጨርጨር ብምላዓልኻ ብጣዕም ያመስግነካ❤❤❤❤❤❤

  • @አቤጓልትግራይ-70
    @አቤጓልትግራይ-70 3 дня назад +16

    ደቅ ራያ ተጋሩዋይ 🥰🥰🥰🥰💊💊💪💪💪💪

  • @NigusJashi
    @NigusJashi 2 дня назад +8

    ያዕስ ወድ ኣባዲ ጨርጨረቶት ኣበይ እንሀኹም ላይክ ሸር ሃብሉና 1000 ግዜ

  • @ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ
    @ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ 3 дня назад +14

    ወጀረተይቲ ወአ like ሃዉኒ ❤😂

  • @KokobMama
    @KokobMama 8 часов назад +2

    ወድ ኣባዲ ጥዕም ድምፂ ፅቡቕ ስራሕ 💪💪💪🌿🌿🌿

  • @ZCNM-vn7th
    @ZCNM-vn7th 2 дня назад +8

    ወድ ኣባድ ጥዑም ድምፅ ግርማ ራዩማ ኣይዛኻ ቡሉፅ ሓወይ ናተይ ኣበይ ኣለኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ ደሙርን ባ ብሽም Tdf ሓብን ትግራይ ላይክ ሸር ስሳክራብ ግብርለይ ተጋሩዋን❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ራያራዩማ-የ2ቀ
    @ራያራዩማ-የ2ቀ 2 дня назад +5

    ዝናቡ ኣባዲ ጨርጨር ካብ ቃደም ሕዝናየና ንፎትየካ ወዲ ኣባዲዋ❤❤❤❤❤❤

  • @ዲኒ3290
    @ዲኒ3290 День назад +1

    ያዕስ ራዮቶት ዝኒዬ ጅግና💚❤🙏

  • @aselin7015
    @aselin7015 День назад +3

    ዝንየ ወድ ዓበይቲ ወድ ሕብርቲ ራያና💛❤

  • @tarikubossena5155
    @tarikubossena5155 День назад +1

    Zedo, my favourite singer. Thank you.

  • @diegrg4252
    @diegrg4252 3 дня назад +9

    ጨርጨር መሰረት ቃዳሙን❤

  • @SolomonGebit
    @SolomonGebit 2 дня назад +4

    ❤❤❤ድምፅኻ ኣብ ቦታኡ ይኡ ድነሆ ዜድ ወሳስኸልና ስራሕኻ ከረና ሸገ ይኡ ዲነሆዋ።

  • @ሳዓረ
    @ሳዓረ День назад +2

    ያዕስ ኣኮውኤይ ምዓሮ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ጡዑም ድምፅዋ ጎይታ ጉማየ ሸገ ስራሕ ድዎፆ ደይቡሉ❤🎉❤❤

  • @WedyRaya
    @WedyRaya День назад +2

    አየ ወዲ አባዲ ጎንጉል አንደኛ ኹልሻዕ

  • @TesfayeTesfaye-h3h
    @TesfayeTesfaye-h3h 3 дня назад +6

    ይዕሰሰሰሰሰሰ ብዓል ጥዑም ድምፅ❤❤
    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኩቡር ተጋዳላይ ዝናቡ አባድ ወድ ሕምብርት ዓድ ❤❤

  • @haftamu3598
    @haftamu3598 3 дня назад +6

    ዋውውውው ድገርም ስራሕ ብጉጉት ድፅበዮ ድነበርኹ መበሊ 11 ኮሜንት ባዕለይ

  • @rayaazebo2023
    @rayaazebo2023 3 дня назад +8

    I Have Not Words ! እጅግ የሚደነቅ ሰራ 🙏 ደይፅገብ ቱባ ባህልና ራያ ራዩማ❤❤
    ፎተይቲ ባህሊ ራያይ ራዮቶትይ በሉማ ድአነ ሓፍትኹምለ ደምሩኒ 1000 አብፁሑኒ👌

    • @rayaazebo2023
      @rayaazebo2023 3 дня назад

      I Have Not Words ! እጅግ የሚደነቅ ሰራ 🙏 ደይፅገብ ቱባ ባህልና ራያ ራዩማ❤ በሉ ሃየ ትለቃ እንሃዋ ሼር ላይክ ብምግባር ራዮቶት አርቲስትና አብ ዩቲዩብ viral ንግበሮም🙏ድአነ ሓፍትኹምለማ ደምሩኒ ራዮቶትዋ 1000 አብፁሑኒ🙏

  • @tarikubossena5155
    @tarikubossena5155 День назад +1

    I have almost stopped listening music, but the only music that I never stop to listen is Zinabu Abadi's music. Thank you, bro.

  • @AbeLijNey
    @AbeLijNey День назад +1

    ይበል ቡሉፅ ስራሕ ወድ ኣባዲ

  • @ይቱቭ
    @ይቱቭ День назад +1

    ኣስ ጨርጨር ዓድና ዓድ ጀጋኑ ኣሰይ ወድ ኣባድ ጥዑም ድምፂ❤❤❤❤

  • @mesihg
    @mesihg 2 дня назад +3

    ያዒስ ዝናው ኣባዲ በዓል ጥዑም ድምፂ በርተዐልና ቖላሕ በሊ ጨርጨር ዓዲ ፅጋብ ዓዲዞም ሸገታት

  • @እሙጨርጨረተይቲ
    @እሙጨርጨረተይቲ 3 дня назад +5

    ጨርጨር ዓደይ😢ዝናዉ ኣባዲ ያቀንየልና🙏 ሰምዕኻ ደይምነው ጥዕም ድምፅ❤❤🙏

  • @عععع-م8ل
    @عععع-م8ل День назад +1

    ወዲ ኣባድ ጥዑም ድምፂ ቓንጠብጠብ ደይፎቲ ኩቡር ናራያና ዕንቂ❤❤❤❤❤

  • @tdftigray1411
    @tdftigray1411 День назад +1

    የዕሰ ይበል ግርማ ድምፂ አቦቱኡ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @JfhfjfTnfjjf
    @JfhfjfTnfjjf 3 дня назад +4

    እማን ትሾም ወድ አባዲ ያኢስ ጥዑም ድምፅ ጨርጨር ዓዲ ፅጋብ ሕና ደቅ ጨርጨር አብ ጎንካ ኢና ተሓቀቅ

  • @MaksjJdhd
    @MaksjJdhd 2 дня назад +4

    የዕስስስስስ ዝናቡ ኣባዲ መግለፂ ቃላት ሲኢነልካ ❤❤❤❤

  • @maymayorecordsandentertain5523
    @maymayorecordsandentertain5523 2 дня назад +2

    ቕድመኻ ዳኣና ዝናቡ ኣባዲ ኣቦ ጉማየ❤❤❤❤❤❤❤ንበርርርርርርርርርርርርርርርርርርርርርርርርር🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅
    ❤ብጉማየኻ ትዘረገ ኻብደ
    ❤ውን ላበለኒ ባህሊ ናወለደ
    ❤ቕድመኽኒ ደይትሙኖ ዓደ
    ❤እንጀራ ኽፉእ ትዓዝረይዶ ኸደ

  • @ቅድስትድንግልማርያም-ነ3ሐ

    መበቆል ዓበይቲ ዓድ ክብር ሃመይ ብላ
    ዳዳሓር ትቃርይ ጨርጨር ዓደይ ርእስ ኹለን
    ኹኒ ስምዕኻ ደይፅገብ ደርፊ ወዲ ኣባዲ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤

  • @አስልጓልወጀራት
    @አስልጓልወጀራት 2 дня назад +3

    ዝናዉ አባድ ጥዕም ድምፅ አታ እዝ ጉማየኻ ፊልይ እዩ ናይኻ ጉማየ ክሰምዕ ከሎኹ ስዕድ ኾነ ብምል ጎበታት ዓደ ይረኤን 😢
    አይይይይ ናፊቆት ማርያም ን 😢😢😢😢😢

  • @munatube2861
    @munatube2861 3 дня назад +3

    ያዕሰ ዝናው አባድ ባዓል ጥዑም ድምፅ በርትዕ ቃፅለሉ ❤❤ንወዲ አባዲ ፎተውቲ እሰክ አበይ አለኹም ላይክ❤🎉

  • @Tsigab-n8r
    @Tsigab-n8r 3 дня назад +5

    ይዒስስስስስስስስስስስስ ራያ ዓደይይይይይይይይይይይይ ዘመንኺ ክምለስ እዩ

  • @FggGf-l5k
    @FggGf-l5k 3 дня назад +3

    ይዕስስስስስስስ አነስ ስምዕ ደይሞንዮ ዝናው ኣባዲ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SamiRaya
    @SamiRaya 3 дня назад +1

    ብጨርጨር ሕዘኩም እነኹ ስብሰክራይብ👌

  • @hilufgirmay5315
    @hilufgirmay5315 2 дня назад +2

    ሃምዚ ዳበለ ጉማየ መአዚ ድቃረየ!!
    ያዕስ ሸገ ግጥሚ ምስ ጥዑም ላዛ ጉማየ!!
    ክብረት ይሃበልና ወዲናይ ቀፂሊሉ
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @haftomabadi
    @haftomabadi 2 дня назад +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ዝንየ በዓል ጥዑም ድምፂ ጨርጨረይ ዓዲ ዓበይት ብጣዕሚ ሸገ ስራሕ 💚💜

  • @MelakuKalay
    @MelakuKalay 2 дня назад +1

    ዝንየዋ ትኾነልኻ ያኣ ኣይዛኻ ኣብ መፃእ ለለ ጥዕምት ሙዚቃ ድራያና ብጥቕላሉ ንፅበየካ የና ጀግናና

  • @RhdbbSifsh
    @RhdbbSifsh 2 дня назад +3

    ጨርጨር ዓድል እያሱ በላይ❤❤

  • @selemonambaw802
    @selemonambaw802 2 дня назад +2

    ደስ ዝብል ሰራሕ ድምፃዊ ዝናቡ አባዲ ሀውና እድመን ጥዕናን ይሃበልና ❤

  • @NagosAltudi
    @NagosAltudi 2 дня назад +1

    ኣታ ሃማይ ልፈትዎ እንሆ ዶ ወዲ ኣባዲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ግጨይኒ

  • @JohnMurael
    @JohnMurael День назад +1

    አነ ግርም ድብለኒ ነገር ግን ተዲ አፍሮ ሃምኾነ እዝ ደራፊ like ብምግባር ኣማእት views ሃማብፃሕናዮ እስኪ ድዚ ወዲ ሓደ ሚልዮን ናብፅሖ

  • @yekaleenat6552
    @yekaleenat6552 2 дня назад +1

    ያዕስ ጨርጨር ዓደይ ዎለላ ዝኔዋ ያቐንየልና እዚ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 2 дня назад +1

    Perfect great job Znabu Abadi I'm proud of you brother ❤❤❤💞💞💞💞💞💞💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐👍👍👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏

  • @RamoRaya-tv8qw
    @RamoRaya-tv8qw 2 дня назад +3

    እንካዓ በስለም መፀኣኻ ጎይታ ራያ

  • @solomonhaftu9120
    @solomonhaftu9120 7 часов назад

    Marvelous work!!!

  • @JohnMurael
    @JohnMurael 3 дня назад +2

    ያዕስ ወዲ አባዲ ትሰምዑ ድይፅገብ ድምፅኻ ለለ መፅአ. እስኪ እዝ ድምፅ ድትመቸዮ ንሓግዞ like share በቃ በርትዕ ወዲ ራያ ይበል ድምፅ

  • @KhanKhan-kj2fj
    @KhanKhan-kj2fj 3 дня назад +5

    ጡዑም ድምፁ

  • @habtamukasaye4983
    @habtamukasaye4983 2 дня назад +1

    Znabu Abadi is the best Rayan musician. Lets do together to be viral the music.

  • @Rayumeyti
    @Rayumeyti 3 дня назад +2

    ወግ ባህሉ የ ጠበቀ original ባህል ራያና ደስ ብሃል ይኡ በርትዑልና❤

  • @احمدالحمد-ض8ب
    @احمدالحمد-ض8ب 2 дня назад +1

    ወድ ኣባድ ባዓል ጥዑም ድምፅ
    ጨርጨር ዓደይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SlamhhHapshi
    @SlamhhHapshi 2 дня назад +2

    ዋውውው ፅቡቅ ስራሕ ወድ ራያዋ ወድ ጨርጨረይ ጀግናዋ❤❤❤❤

  • @MohamedBabi-g9n
    @MohamedBabi-g9n 2 дня назад +2

    ያዒስ ኩሩዕ ትግረዋይ ጀግና ወዲ ራያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅

  • @UffhmdBfye
    @UffhmdBfye 3 дня назад +2

    ጨርጨር ዓድ ኹልና❤🎉🎉❤❤
    ወዲ ኣባድ ኽብር ትወንዘፍ❤❤❤❤❤

  • @SeyidShukru
    @SeyidShukru 3 дня назад +1

    ኣብ ቃፃሊ ለለ ድሃላማጣ ሃም ትደርፈላ ተስፋ ይገብር::🤙

  • @سارهمحمد-ث1س
    @سارهمحمد-ث1س 2 дня назад +1

    ይለዉጠን ሓፊትኻ ወድኣባድዋ ጅግና TDF🌾❤️💛😘😘🌹

  • @היילהאנבייה
    @היילהאנבייה 3 дня назад +2

    ዝናው ዋ ቃፂሉ ጥዕም ድምፅኻ እምባሕ በል ሰላም ንትግራይ ዓድና❤️💛❤️🇻🇳

  • @HaftomGabir
    @HaftomGabir День назад

    Yeeeessss boooo what a sound!!!!

  • @RahmaIbrahim-sd2wi
    @RahmaIbrahim-sd2wi 3 дня назад +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ዝናው አባድ ጥዑም ድምፅ🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sarg-r9e
    @Sarg-r9e 2 дня назад +2

    ዝናቡ አባዲ ቦዓሊ ጡዑሙ ድምፅኢ በርተዐሊና ❤❤❤

  • @የራያዋጂንታ
    @የራያዋጂንታ 3 дня назад +3

    ፅገዐታይ ባዓል ጥዑም ድምፅ🥰😋😋

  • @EyasuBerh
    @EyasuBerh 2 дня назад +1

    ወዲ አባዲ ጎይታ ራያ አቦ ራያይ 100

  • @Xzs-k3g
    @Xzs-k3g 2 дня назад +1

    ይዕሰ ብዓል ጥዑም ድምፅ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @kirosgirmay6003
    @kirosgirmay6003 2 дня назад +1

    እምባሕ በል ራየታይ ወድ ኣባድ

  • @tuemaybirhnu-t3t
    @tuemaybirhnu-t3t 3 дня назад +1

    ይበል ዝናዉ ኣባዲ ፅቡቕ ስራሕ ይኡ በርትዕ ገና ዘርዝርኻ ደይዉዳእ ታሪክ ድነሀዋ የኣ ጨርጨር ዓድና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @DfG-q3d
    @DfG-q3d 2 дня назад

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ይዕስስስ ጨርጨር ዓደይ ያቀንየልና ዝናቡ አባድ❤❤❤❤

  • @AzuYube
    @AzuYube 3 дня назад +3

    ይዓስስስስስስ ፉላያት ፉጣረት ራያተት❤❤

  • @TheonlythingThe-h6f
    @TheonlythingThe-h6f День назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZahraMaslm
    @ZahraMaslm День назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉አይ ጨርጨር ዓደይ❤❤❤❤❤ናፍቆት ብቻ😢😢❤❤❤

  • @መሲየድንግልልጅነኝ
    @መሲየድንግልልጅነኝ 3 дня назад +1

    ዋዋዋ ዝናብ አባዲ ❤❤ቆንጆ ስራሕ በርትዐልና 🎉🎉🎉🎉አውው ዓደይይይይ አቤት ፋቀዕ😢 ❤

  • @vvmmvvmm8441
    @vvmmvvmm8441 3 дня назад +1

    ይዕስስስስስ አነስ ሰምዕ ደይሞንዮ ና ዚናዉ ኣባዲ ጉማየ💚👌❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zenaanena1832
    @zenaanena1832 3 дня назад +2

    ዋውውውው ራዮቶት ዝናው ኣባዲ ባዓል ጡዑም ድምፅ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @مسي-م2ش
    @مسي-م2ش 2 дня назад

    ብሉፅተይ ደስ ክትብሉ አስሊታት ጨርጨር❤❤

  • @ይቱቭ
    @ይቱቭ День назад

    ሪዮቶት ኣቱም ጀጋኑ በሩቱዕና ዳኣ❤❤

  • @DukjvcgGGkifg
    @DukjvcgGGkifg День назад

    ጥዑሚ ድምፅ❤❤

  • @Ahmad-g2o3t
    @Ahmad-g2o3t 3 дня назад +1

    ያዕስ ወድ ኣባድ ጥዑም ድምፅ ግይታ ጉማየ መገን ራዮቶት💚💚🥰🥰🥰🥰🥰

  • @SaSa-nc1un
    @SaSa-nc1un 3 дня назад

    ዋዉ ዝናዉ ኣባዲ ባዓል ጡዑም ድምፅ እንኳዕ ብስላም መፀኻ ❤💚💐

  • @RayaRayuma-v7o
    @RayaRayuma-v7o 3 дня назад +1

    ወዲ ኣባዲ ማለት ጥዑም ድምፅ የኻዋ ❤ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ጎይታ ኣነ ☺💪

  • @GfGvb-c9v
    @GfGvb-c9v День назад

    ራዮቶትትትትት ስትሆን መታደል ነዉ❤❤❤❤❤

  • @1lAlem
    @1lAlem 3 дня назад

    ኹርዓት ራያና እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ሸገ ስራሕ ንበረልና 🎉 ❤❤❤

  • @ry8319
    @ry8319 3 дня назад +1

    _ያዕስ ጨርጨር ዓደይ ዝናዋ አባድ ሓወይ ናባዕለይ ያዕስ አጎተ እያሱ በላይ ምስ ሓፍቱ ተኻ በላይ ከለ ጋልሞ እያሱ ተብ ብኻ ቃይሕ ተኽል ሓው አቦታተይ መኮነን ዘነበ ሃፍቱ ዘነበ ዕድመን ጥናን ይሃኹም ፈጣሪ ❤❤❤❤(ምናለ አባቴ ብኖር ብየ ተመኘሁ ሃፍቱ ረዳኢ ምስ ኻበረኡ) 😢_

  • @عليصالح-ذ6ه3ز
    @عليصالح-ذ6ه3ز 17 часов назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HAYELOMKASSA-g4x
    @HAYELOMKASSA-g4x 2 дня назад

    ያዕስ ጨረጨረቶት፡፡ወዲ ኣባዲ ሕንግድ Thank you

  • @selambest7691
    @selambest7691 2 дня назад +1

    ዝናው ኣባዲ ጥዑም ድምፂ ❤🎉
    ጨርጨር ዓዲ ዓበይቲ ❤

  • @ዓሳዲዓዘዎtube
    @ዓሳዲዓዘዎtube 3 дня назад +1

    የዕስ ዝናዉየ ጡማዓይ ድምፅ ኣየወአይ ጨርጨር ድፎትያ ዓድ❤🥰

  • @tglove7635
    @tglove7635 2 дня назад

    ብሉፅ ስራሕ ፈታዊ ባህሉን መንነቱን ዘይተበረዘ ባህሊ ኣብ ራያ እዩ 💛❤️🥰🥰❤️❤️ share like ንግበረሉ ደቂ ሪመይ❤️💛

  • @teweye3569
    @teweye3569 2 дня назад

    ✅ይበል ስራሕ ወዲ ኣባዲ❤❤❤

  • @ማርያም-ኰ7ጸ
    @ማርያም-ኰ7ጸ 2 дня назад +1

    ሃም ናማተይ ዶ ቃንአይ አይአነይይይይይ❤❤❤❤❤

  • @ቀበጥጋልራያሞኾኒ
    @ቀበጥጋልራያሞኾኒ 3 дня назад

    ዋዉ እንኮዓ ብሰላም መፀኻ ዝናዉ አባድ ጥዑም ድምፅ 🥰🥰🥰

  • @ራያብለሽነይ
    @ራያብለሽነይ 3 дня назад

    ዉዉዉዉ ብጣዕም ደስ ዳብል ስራሓ ይኡ ያቀንየልና ዝናዉ አባድ ባዓል ጥዑም ድምፅ ደቅ ጨርጨር አበይ እንአኹም ሃየ በሉ ሓቦ ገብርኹም አሓግስዎ ከይታሕፍርና ደቅ ዓበይዋ ጨርጨር ዓድ ዓበይት አወ ❤❤❤🙋🙋

  • @GnatGnat-en2ky
    @GnatGnat-en2ky 2 дня назад

    ይዕስ ዝናው ኣባዲ ጥዑም ድምፂ እንኳዕ ብዳሕና መፃኻ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ዓሳድዕባይምኸን
    @ዓሳድዕባይምኸን 3 дня назад +1

    ዝናዉ ኣባድ ኹራዓት ህዝበብ ራያ ሳብክራይብ በሉን ብሱም ጨርጨር ደቅ ጨርጨር ኣበይ እነአኹም ላይክ ላይክ ሩጉፁ🥰💚🥰

  • @ትግራይ-ተ7ዀ
    @ትግራይ-ተ7ዀ 3 дня назад

    እንካዕ ብስላም መፃእኻ ተጋዳላይ ዝናው ኣባዲ ❤🎉🎉💊👌

  • @getahuntesema2021
    @getahuntesema2021 3 дня назад

    ወድነይ እንኳዕ ናባዕልና ኾንኹም ያዒስ ራየቶት ቅድመኸትኹም ድኣነ ዝናቡ ኣባዲ ባህሊ ራያ ዓዲ ለጋሰት ዓዲ መኽበርቲ ጋሻ ዓዲ ብላዕ ስተ ኣመላቶም ጨለ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BbB-hf3qz
    @BbB-hf3qz 3 дня назад

    ኡካዕ ብሰላም መፀኻ ዝናቡ ኣባድ ድምፃዊ ባዓል ላዛ ❤❤❤❤❤

  • @TheonlythingThe-h6f
    @TheonlythingThe-h6f День назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉

  • @zed8332
    @zed8332 2 дня назад

    ይዒስስስስስ ጥዑሙ ድምፂ ወድ አባድ ሸጋ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ራያ ዓደይ ሰላምኽ ይመለስ🙏🙏🙏💞💞💞💞